ኣድህቦ መንእሰያት ኣብ ጥንታዊ ቋንቋ ግእዝ | ERi-TV

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 8 янв 2025

Комментарии •

  • @Mmmm-h7g2g
    @Mmmm-h7g2g 2 года назад +1

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ። ብዝበለጸ ክቅጽል ተስፋ ይገብር። ቀጽዎ። ንሃገርና አምላክ ይሓልወልና። አሜን።

  • @ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ
    @ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ 2 года назад +1

    ኣሰይይይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ፡ ብጣዕሚ ደስ ኢልና ኣጆኩም ኣምላክ ጥበቡ ይግለጸልኩም። ኣምላክ ህዝብናን ሃገርናን ይሓሉ ❤❤❤

  • @geeznation9932
    @geeznation9932 2 года назад +8

    ተስፋጽዬን ጅግና እንቃዕ ሓጎሰ Eri-Tv ቦንቂርካ ኣቲኻ 💪

    • @awettesfa6461
      @awettesfa6461 2 года назад +5

      ኮለጅ ዓዲ-ቀይሕ ትምህርቲ "ቋንቋ ግእዝ" ካብ ትጅምር ልዕሊ 5 ዓመታት ኣቑጺራ ኣላ።
      ገዳማት ከኣ ኩሉ ግዜ ምስ መሃራ ኢየን።

  • @natnaelnega6657
    @natnaelnega6657 2 года назад +22

    ሓደ መዓልቲ ኣብ ቲቪ ዕለታዊ ዜና ክስረሓሉ ተስፋ ይገብር

  • @kabmiela3373
    @kabmiela3373 2 года назад

    ብሓቂ ብሓቂ ብሓቂ..... እግዚኣብሔር ሃገርና ይባርኽ

  • @tumzgitesfay2040
    @tumzgitesfay2040 2 года назад +4

    ግእዝ ፊደል ወይ ቋንቋ ጥራሕ ኣይኮነን መንነትንና ኢዩ፡፡ንሕና ውን ምድረ ኣጋእዚ ኢና ንባሃል።

  • @maazaaraya8776
    @maazaaraya8776 2 года назад +2

    ዋውውውው ታሪኻዊ ቋንቃና ደስ ዝብል ዛንታ፡ ቀጽልዎ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩ !!!🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🙏🙏🙏

  • @habtomabraham3331
    @habtomabraham3331 2 года назад +1

    ናይ ቢሃቂ ደስ ዘብል አዪ ኢወ ጊኢዝ ኢወ ኣጋዚያን ኢና መንነትና ኣጋዚያን ኢና ።መንነትኩም ተጋሩ ኢኩም ኢንዳበሉ የጥፉኡና ኣለዉ በጃኩም ጊኢዝ ድፉኡላ ኣምላክ ይሓግዝኩም

  • @fafufafufafu9982
    @fafufafufafu9982 2 года назад +5

    ብጣዕሚ ኢዩ ደስ ዘብል ከምዚ ምብጋስኩም ኦርቶዶኩ ቶዋሁዶ ቡዙሕ ሃብትን ፍረን ዘለዋ ኢያ ኣምላክ ይመስገን ካብዛ ቅድስቲ ሃገር ዝተወለድና

  • @ERITREAMEDIA
    @ERITREAMEDIA 2 года назад +2

    ዋዉ ቀጽልዋ :: ተስፋጽዬን ፍረ ጻዕርኻ እዪ🇪🇷

  • @rigatgirmay2958
    @rigatgirmay2958 2 года назад +16

    ቅድሚ ገለ ዓመታት ቋንቋ ግእዝ ኣብ ከም በዓል ጀርመን ዩኒቨርስትታት ትምህርቲ ይዉሃብ እዩ ምስ ሰማዕኩ ኣስደሚሙኒ ምስ ኩሉ ብድሆታትና መዓስ ኮን ንጅምሮ ንከዉን ዝብል ሕቶ ካብ ዝመላለሰኒ ኣይዉሓደን።ምምሃር ቋንቋ ግእዝ ሓደ ካብቲ ከሰክፈና ዝጸንሓ ተወንዚፉ ዝጸንሓ ዝዓበየ ስራሕ እዩ ።ብጀካኣብ ቤተክርስትያናት ተዘይኮይኑ ካብኡ ወጻኢ ክንሰምዖ ኣይጸናሕናን።ሕጂ ግን ብናህሪ ክድፍኣሉ ኣለዎ።እዚኦም ንሪኦም ዘለና መማህራንን ተማሃሮን እንዳናኣድኩ እቶም ዝተማሃሩ መማህራን ቋንቋ ግእዝ ኮይኖም ናብ ካልኦት ከማሓላልፉዎ ትጽቢተይ ብዙሕ እዩ።
    ሰላም ንቀርኒ ኣፍሪቃ
    ዓወት ንሓፋሽ
    ኤርትራዉነት ክቡር መንነት።

  • @BirhanKokob
    @BirhanKokob Месяц назад

    ሰላም ንህዝቢ ኣግኣዚያን ።

  • @mehariyemane3289
    @mehariyemane3289 2 года назад +2

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ደስ ዘብል መደብ ቀጽልዎ ናብ ቤት ትምህርቲ ክተኣታቶ ድማ ተስፋ ንገብር

  • @መኃረነእግዚእ
    @መኃረነእግዚእ 2 года назад

    ኣዝዩ ደስ ዘብልዩ♥️

  • @elsayohannes4693
    @elsayohannes4693 2 года назад +3

    WELL DONE 💯ERITREAN .THIS IS VERY IMPORTANT LANGUAGE FOR ERITREAN PEOPLE. GOD BLESS ERITREA AMEN. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷.

  • @teklia3701
    @teklia3701 2 года назад +8

    ዋዉዉዉ ደስ ክብሉኻ ነዚ ታሪኽ እዚ ንምጥፋእ ከኣ ይሰርሑ ኣለዉ

    • @Kdkdhehjdje
      @Kdkdhehjdje 2 года назад +3

      Bitaemi tahagusna ezi neger ezi bitbki ksrahalu alewo akal mininetna sle zkone nikulna eyu zmlket biwegen tigre wn kmaharulu alewom nikuluna hade eyu zbxahana🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @solomonsolomon3639
    @solomonsolomon3639 2 года назад +2

    ብጥዕሚ ጽቡቕ ተበግሶ አግዚኣብሄር ይሓግዝኩም ግና ኣሕጺርኩማ

  • @bellighebremedhin9462
    @bellighebremedhin9462 2 года назад +4

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኾነ መደብ🇪🇷 ቀጽልዎ🙏 ብወገነይ ኣብ ቤት ትምህርቲ እንተዝቐርብ ኣከዳሲ ኮይኑ ይስመዓኒ

  • @eritreafirst7329
    @eritreafirst7329 2 года назад

    Eritrea 🇪🇷 ♥️ 🇪🇷 ♥️ 🇪🇷 ♥️ 🇪🇷 ♥️ 🇪🇷 ♥️ 🇪🇷 ♥️ 🇪🇷 ♥️ 🇪🇷 xubuk medeb deki eri jeganu.

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 2 года назад +10

    @ Eri-TV, a very interesting program 🙏👍👌. As a suggestion,if possible,it would be nice if we could have a long series movie/drama or something else with Geez every week so that we all can learn it. Also, it would be nice to start using subtitles in Geez on the already existing series drama on Eri-TV & mara Entertainment & etc; i.e., Enda Zmam, Mengiel, Hilna, Qelebet Lbi, Seb Elomo and many others.

  • @sebseb1795
    @sebseb1795 2 года назад +2

    የቀንየልና ኤሪ-ቲቪ፡ ነዚ ዝመስሉ መደባት ከተብዝሑ ድማ ሓደራ እብል።

  • @habtomteklemariam8813
    @habtomteklemariam8813 2 года назад +2

    እንቃቅ ፍረ ጻማኩም ረአኩም መርጊታ ሄኖክ ንልዕሊ ዓሰርተ ዓመት ብቁሩብ ተመሃሮ ጀሚርኩም ደኪመ ከይበልኩም መጻሕቲ ንዕዑ መምሃሪ ዘዳለኩም ሕጂ ሓላፍነቱ ካብ ቤተክርስትያን ሓሊፉ ናይ ሃገር ሃብትን ንብረትን ሙካኑ ኣፍልጦ ክሳብ ምርካብ በጺሕኩም ጸግኡ የብዝሓልኩም

  • @huruykesete4927
    @huruykesete4927 2 года назад

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል አዩ
    ብምቅጻል ነዞም ኣብ ደገ ዘለና ብ online zoom ትምርቲ አንተ ትጅምሩና ከመይ ጽቡቅ ኔሩ

  • @michealhaderaadam5417
    @michealhaderaadam5417 2 года назад +10

    🇪🇷The Ge'ez language is believed by scholars to be circa 5,000 years old, making it the oldest of all languages (considered the "Father Language").❤️🙏🏿

    • @letneugusaria7426
      @letneugusaria7426 2 года назад +1

      L0l

    • @hizbawiginbarginbarghinda3872
      @hizbawiginbarginbarghinda3872 2 года назад +1

      @@letneugusaria7426 Geez is a very old language but it is hard to say it is the oldest language since Tamil is estimated to be eight thousand years old. Tamil have no affinity to Geez as its roots is completely different.

  • @teklutadese5094
    @teklutadese5094 2 года назад +8

    ብጣዕሚ ጽብ ክምዚ ኣብ መዛይክ ኣቅርብክሞ ዘለኩም ኣብ ዜና E R i TV 30 ደቂቅ ኣብ ማዓልቲ ክዋሃቦ ተስፋ ይገብር

  • @micealmiki4053
    @micealmiki4053 2 года назад +12

    ኤሪ ቲቪ ሎሚ ጸቡቕ መደብ ኣቕሪብኩም፡ ብፍላይ ምስ ቋንቋ ግእዝን ታሪኽ ቤተክርስቲያንን ንምልላይ ብጣዕሚ ድሕርና ኣሎና፡ከምዚ ዓይነት መደባት ኣስፍሕኩም ቀጽልዎ ምኽንያቱ ዝበዝሕ ታሪኽ ባህልን ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ናይ ቤተኽርስቲያን መጻሕፍትን ትውፊትን እዩ ዘሎ፡ ስለዚ ሃይማኖታዊ በዓለት ክመጽእ ከሎ ኣብ ክንዲ ደረፍቲ እትምጽኡ ናይ ሃይማኖት ምሁራት ኣምጽኢኹም ትርጉም ናይ ትበዓል ንህዝቢ መብርሂ ከምዝወሃብ ምግባር ኣድላዩ እዩ።

  • @henokandom194
    @henokandom194 2 года назад +1

    እፎ ወኣልኩሙ ሙሁራነ ኣበው በሃልየትክሙ ወበ መካንክሙ እስመ ዘኣርኣይኩሙነ እጹብ ነገረ ወትረ ይሴባህ ስመ እግዚኣብሄር ኣንትሙ ንበሩ እስከ ጥንት እምእስከ መዋእል
    መምህር ሄኖክ ጸጉኡ የብዘሓልኩም ኣብ ዝሓጸረ ናብ ቤት ትምህርቲ ተዝጁምር ዝበለጸ ኔሩ

  • @abeltadese2125
    @abeltadese2125 2 года назад +6

    እዚ ቋንቋና ኣብ ቤት ትምህርቲ መንግስቲ ተዛኣታትዎ ክንደይ ጽቡቅ ነይሩ

  • @Wedinakfa77712
    @Wedinakfa77712 2 года назад +2

    ጽቡቕ ተብግሶ ደጋግምዎ መጽሓፍ ሕተምዎ ክሕይል ን ክልመድን

  • @musazghiasfha8361
    @musazghiasfha8361 2 года назад

    Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍❤️🌸🌷

  • @tadeseyonas9130
    @tadeseyonas9130 2 года назад

    merhaba burukat sdrabietey muqurat yehwatey maarey amlak msakum ykun amien bahaqi edmen tenan yhabkum fetari aboyy

  • @luwamtewelde2767
    @luwamtewelde2767 2 года назад +3

    ጀርመን ሕክምና ዝበለጸ ከምዚህቡ ኩልና ንፈልቶ ኢና ቀደም ኣቦታትና ብ ባሕላዊ ሕክምና ዚፍውስዎ ዚነበሩ ብ መልክዕ መጽሓፍ ሰሪቆም ወሲዶም ይጥቀሙሉ ኣለው ። ህዝቢ ሓበሻ ግና ኣይተረደኣናን ን ምንታይ ኣብ ዩኒቨርስቲ ግእዝ ትምህርቲ ክም ዚህቡ።

  • @danayabrham1249
    @danayabrham1249 2 года назад +2

    መንነቱ ሕጂ ኣይዓቀበን ዘሎ እሞ ካብ ሕጂ ክንዕቅቦ ብሓባር ክንጋደል ኣለና።

  • @mihretabtewelde9813
    @mihretabtewelde9813 2 года назад +2

    ኣግኣዝያን ምህርትኩም ትሓፍስሉ ማዓልቲ ቀሪባ ብፍላይ መምህር ተስፋጽዮን ከምታ ዝበላ ERi TV ብጎሮርኣ ሒዝዋ ኣጀንዳ ተቀባልት ኮይና ሃልየ ልውያ። ንሕነ ከመ ኣቦውነ።

  • @nebunebu262
    @nebunebu262 2 года назад +1

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ሳኣን ቃንቃ ትርጉም ናይ በቴክርስትያን ስብከት ይኩን ፃሎት ኣይርድኣናን ብሰንኪ ዚ ውን ቡዙሕ ሰብ ጠፉኡ ናብ ምንፍቅና ክይዱ ወፃእተኛታት ካብ ሃገርና ብዘበን ማሓመድ ግራኝ ዬዲት ጉዲትን ክምእውን ኣብ ዝተፈለየ ግዜ ዝወስድዎ መፃሕፍቲ ን ገድልን ኣብ ላይብረሪ ኣሎ ነዝን ካልእን ክትርጉሙ ዬም ብኻልእ መገዲ እቲ በረኽት ናይ ዓድና ፈሊጦሞ ኣለው

  • @amaweld8055
    @amaweld8055 2 года назад +1

    ወዋ ጥቀ ሠናይ ውእቱ።

  • @wedihdri9031
    @wedihdri9031 2 года назад

    ዝድነቅ ተበግሶ ማለት ሃብቲ ሃገርና ንምንታይ ብጸዓዱ ይግደሱሉ ወናታት ኮለና እዚ ቃንቃ ግእዝን ዓረብን ብሰፊሕ ክንመሓሮ እዩ ዘለና እሞ ነመስግን።ዓወት ንሓፋሽ።!!!

  • @hagostesfamarian2753
    @hagostesfamarian2753 2 года назад +6

    እቶም ብናይ ሓሶት ታሪኽ ምጅሃር ዝፈትዉ ብደቡብ ዝርከቡ ጎረቤትና ነቲ ቋንቋ ከም ናቶምን ንሳቶም ከም ዝመሃዝዎን ጌሮም እዮም ንዓለም ዘፍልጡ ዘለዉ። ንሕና ኤርትራውያ እቲ ቋንቋን ጽሑፉ/ፊደላት ቅድሚ ኢትዮጵያ ናትና ምዃኑ ርዱእ እዩ፡ እንተኾነ ንሕና ኤርትራውያን ኣይሰራሕናሉን። ካብ ሎሚ መሰረቱ ናይ ኤርትራውያን ምዃኑ ተረዲእና ንነብስና ፈሊጥና ንዓለም ውን ከነፍልዕ ኣለና።

    • @titigaltgray1535
      @titigaltgray1535 2 года назад

      ማዓረይ ኣይተሓስዉ መበቀሉ ኣክሱም እዩ

  • @tsigewynitesfay7855
    @tsigewynitesfay7855 2 года назад

    Good job keep going ❤❤

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 2 года назад +2

    🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @michealhaderaadam5417
    @michealhaderaadam5417 2 года назад +1

    ❤❤❤❤❤

  • @Festivalmedia1942
    @Festivalmedia1942 2 года назад

    Great job

  • @Wetruhagerey
    @Wetruhagerey 2 года назад +1

    ውጽኢት ተስፋጽዬን 100%

  • @tekleweiniyesab4235
    @tekleweiniyesab4235 2 года назад

  • @rezeneatsbeha6080
    @rezeneatsbeha6080 2 года назад

    Amlak ymesgen, kemey Amlak ybarikum anes ezia ab hagerna meas tjmr tkewn endabelku bharerta eye yxbe nere, lomi xbuk were asmikuni, bejakum haderakum ab hagerna keltifu kemzbazah gberu haye mharuna Amlak yhagzkum.

  • @yaqobkidane5933
    @yaqobkidane5933 2 года назад +2

    Interesting 🤔

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 2 года назад

    @ Eri-TV, just to let you know, there was kind of an echo in some of the interviews throughout the video.

  • @micealmiki4053
    @micealmiki4053 2 года назад +3

    ቋንቋ ግእዝ ኣዝዩ ሃብታም ቋንቋ እዩ፡ ብፍላይ ኣብ ሃገርና ዘለዉ ናይ ጥንቲ ታሪኻት ብግእዝ ስለዝኾኑ ብትምህርቲ ደረጃ ተሰሪዑ ካብ መባእታ ክጅመር ጽቡቕ መኾነ።

  • @micealmiki4053
    @micealmiki4053 2 года назад +1

    ቋንቋ ግእዝ ምዝራብ ይከኣል እዩ፡ ዝጸሓፍ ቋንቋ እንተኣኮይኑ ክዝርበልውን ይኽእል እዩ።

  • @marawigide9478
    @marawigide9478 2 года назад

    👏👏👏👏👍👍👍👍

  • @awetkidane1507
    @awetkidane1507 2 года назад

    ታሪኽና ብኢትዮጳውያን እንዳ ተወርሰ፡ ወላሓንቲ ተበግሶ ዘይብሉ ድርባይ ስርዓት፡፡

  • @leakeweldemicale2081
    @leakeweldemicale2081 2 года назад

    Btami xbuk dehey geez zemxeakumo Eri tv

  • @HolaBruv
    @HolaBruv 2 года назад +1

    Geez language hold most of Our people Eritrea till northern Ethiopia history and Christianity ✝️ religious secrets
    Hopefully Geez language will be restored as it was before so we can unfold the old fathers knowledges
    Because of colonization many of our history and knowledge was pillaged by them knowing Geez Language we can know our roots and identity
    We know Tigre and Tigrinya people are 85% of Eritreans and have great effect on all southern Red Sea region.

  • @abdela8062
    @abdela8062 2 года назад

    haye giz

  • @eyobtekle4542
    @eyobtekle4542 2 года назад +3

    መንግስቲ ኤርትራ በዲሉና ኢዩ....ብገዛእ ቋንቋ ኣባዋትና ንኸይንፈልጦ ባብ ኣይከፈተልና።

    • @TheLandByTheSea
      @TheLandByTheSea 2 года назад +1

      All the Monasteries and Churches never closed their doors; if you are interested.

    • @ephraimtik920
      @ephraimtik920 2 года назад

      ሃሳዊ!!!

  • @danayabrham1249
    @danayabrham1249 2 года назад +3

    ቋንቋ ግዕዝ ብጣዕሚ ቀዳማይን ጥንታውን እዩ እሞ ከም መልክዕ ትምህርቲ ሳብጀክት ኣብ ቤትምህርትታት ሃገርና ክተኣታቶ ዘለዎ እዩ ግዕዝ ምስ ታሪክ ኤርትራ ቀዳምነት ዘለዎ ስለዝኮነ ኣብዚ ጸቂጡ መንግስትን ህዝብን ክሰርሓሉ ኣለዎ

  • @asmeralove4327
    @asmeralove4327 2 года назад

    Qanka zeykune zedelya zelo Eritrea Egzabiher memlase eyu Tv Eri ka nezi medebe tebahilo deyu neti yusus zeble dasagoka nezi weldena bezey feltewu geze giremu merahti haymanot hezbena atifimo hjie Enter nemgbare eyu Asmra kytfrsena geday zethanxewu Asmra hezbna mese rakwa betami eyu tesmine be akale mese rakyu eika teamen be ayneye mese raku amine ab resi zelewo akiba dabelo zebo zelewu keyaklo kendey ka zetamo teri sebe delewu arafidu yemewet deka sebe ka ab seger Egzabiher mesaka yekune hezbey yesus goyt eyu 🙏🙏🙏 I love my country ❤

  • @helensolomon402
    @helensolomon402 2 года назад

    Bitami sbuk medeb Eritv. Qanqa gize kea kisrehaluen kisfehen tesfa ygber

  • @selamneritranaselamneritra3954
    @selamneritranaselamneritra3954 2 года назад +1

    በጃኹም ቀጽልወ ዋላ 15 ደቕቕ ሱረቑላ እኽልቲ እያ

  • @user-sb3qq7fy6p
    @user-sb3qq7fy6p 2 года назад

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @lettyabrha9491
    @lettyabrha9491 2 года назад

    SEYE TEZEMITU ZNEBERE TEMELISU NAB WANATTU🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🏝🌏🌏

  • @abrahamyohannes
    @abrahamyohannes 2 года назад

    Ab Eri tv Katamxaw tesfa negaber

  • @tesfismertaeb6295
    @tesfismertaeb6295 2 года назад

    ኣብ ባዓል ጀራመን ኣብ ይንበራስቲ ይምሃራዋ ኣለው

  • @ዳህላክደሴት-ሠ3ዸ
    @ዳህላክደሴት-ሠ3ዸ 2 года назад +2

    ኣብሃገርና ክንዛረበሉ እንተዝጅመር ክንደይ ሰናይ ኔሩ ካብዞም ርጉማት ጎረቤት እኳ ምተፈለና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @airo8416
    @airo8416 2 года назад +1

    Ge'ez is branch of arabic language.
    It's not like Saho or Afar.
    The cushait language is the oldest language.

  • @ዳህላክደሴት-ሠ3ዸ
    @ዳህላክደሴት-ሠ3ዸ 2 года назад

    ነዛ ሂዋን ኣብዚ ተረኺባ ዝተባህለት ሉሲ ኢሎም ቀይርምላ ስማ ሓደ መምህር ክዛረብ ከምዝሰማዕክዎ ሉሲበር ማለት እዩ ክብል ሰሚዐ ኣለኹ ቅንይ ኢሎም ካብ ዘርኢ ሉሲፈር እዩ ናይሰብ ኣማጻጻኣ ክይብሉና ጥራይ

  • @hambel_ag8769
    @hambel_ag8769 2 года назад +2

    ክውንነት እቲ ዘይምሕር ሓቂ እዩ: እቶም ፕሎቲካን ድሕረ ባይታ ሕብረተሰብ ኤርትራን ዘይርዳኣኩም ማሃይም ካድረታት ይዋኣኹም ንብለኩም:: ኤርትራ ሃገራዊ መንነታ ግእዝ እዩ: ነዚ መንነት ሒዛ እያ ተዓዊታን ትዕወትን:: ሃገረ ሓማሴን ሃገረ ፍትሕን ርትዕን ስልጣነን እዩ: ነዚ ስልጣኔ ምርኩስ ጌርና እንተተጢቕምና ናብ ዝላዓለ ደረጃ ከብጻሓና ይኽእል: ምኽንያቱ እቲ ክውንነት ናይ ህዝቢ ኤርትራ ንሱ ስለዝኾነ:: ማኣረምታ ነቶም ነዛ መደብ ዝቐረብኩም ክኣ: ግእዝ ብኹለንተናኡ ህያው እዩ ዘሎ:: እቲ ናይ ሕጊ ፍልስፍና: ኣነባብራ ካልኦትን ክሳብ ሎሚ የገልግሉ ኣለው: ግእዝ ክኣ ናብ ትግረን ትግርኛን sub-civilised ስለ ዝኾነ እዩ ከም ቃንቃ ሃሲሱ እንበር::

  • @ephraimtik920
    @ephraimtik920 2 года назад +1

    አርም!!
    ሃበሻ ዝብሃል የሎን አርም!!
    ግእዝ መቦቆሉ አብ ኤርትራ እዩ!!
    ብደረጃ መጽናአቲ ከምእውን ህዝቢ ክጥቅመሉ ይግቦእ!!
    ትግረ ትግርኛ መሰረቱ ግእዝ እዩ!!
    *** ገለ ዱኩማት ሰብት ምስ ሃይማኖተ አታሂዞም መብክይ ከይጥቀሙሉ። ብፍላይ ሞራሎም ዝወደቀ አብ ፈቆዶ ቤተክርስቲያን ጾሎቲ ዝብሉ። ኮልእ አላማ ዘይብሎም።
    ደረፍቲ ተዋእሳእቲ ጸሃፍቲ ተመራመርቲ ወዘተ ተገዲሶም ይስርሁ!!

  • @shamsalhuriashamsy6912
    @shamsalhuriashamsy6912 2 года назад +1

    The Ge'ez language is Not dead yet , Ge'ez is Tigre ::

    • @hizbawiginbarginbarghinda3872
      @hizbawiginbarginbarghinda3872 2 года назад

      Geez is not Tigre because the two languages are not mutually intelligible. However, Tigre is very close to Geez; so, in that sense you are right. If you are Tigre speaker, you can learn Geez on the fly.

  • @user-xz6eu6gd9z
    @user-xz6eu6gd9z 2 года назад

    ሕጂ ግርም

  • @alexkidane5932
    @alexkidane5932 2 года назад

    Xbuk tebeguso eu qexalnet khlwo ygba

  • @bellaeritreanclub3276
    @bellaeritreanclub3276 2 года назад

    Dmtsi hmaq teqeduhu

  • @hizbawiginbarginbarghinda3872
    @hizbawiginbarginbarghinda3872 2 года назад

    ጌጋ ሓበሬታ ሳዕቤናቱ ድንቁርና ኢዩ። ድንቁርና ድማ መርበብ ናይ ተባህለ ትባሂሉ ዝዳጋገም ተላባዒ ሓሶት ኢዩ። ብዝይዳ ንኽገልጾ ኣብ ታሕቲ አብነታት ሓሶት ክጠቅስ ኢየ።
    #1 ሓሶት፣
    ትግርኛን ትግረን ካብ ግእዝ ዝመንጨዋ ቃንቃታት እይኮናን። ብኻልእ አዛራርባ ክልቲኤን ቃንቃታት ብፍላይ ትግረ ምስ ግእዝ ጵዑቅ ቅርበት ዘለወን ኮይነን አብ ጎኒ ግእዝ ብማዕረ ዚስራዕ ርእስን ዚኻአላ ሰለስተ ቃንቃታት ኢየን።
    #2 ሓሶት፣
    እቲ ሰነዳት ተስሪቁ ዝባሓል ዘሎ ብቅንኢ ዚሓበጠ ሓሶት እዩ። ዝተሰርቀ ሰነድን ቅርስን ጱሑፋትን እንተሎ አብዝተወስዶ ቦታ ተዕቂቡ ስለዘሎ ግለጽዎ፥ ክምለስ ይካአል ኢዩ። ስጋዕ ንሱ ዝትርግበር ግን ብሽም ዝይትጠቅስዎም ሕዝብታት አይተናሽዉ።
    # 3 ሓሶት፣
    ስነ ቃንቃዊያን (linguistics) ስነፍልጠታዊያን (scientists) ተማራምርቲ ቃንቃ እዮም፥ ክም ተማራምርቲ ቃንቃታት ኽአ ኹሉ ቃንቃታት ኢዮም ዘጽንዑ። ሰነ ቃንቃዊያን ንግእዝ ዝጽንዕዎን ዝማራምርሉን ፍሉይ ስሕብት ብዚዓቆሮ ምስጢር ዘይኾነስ ክምሓደ ክብተን ዕስራ ዝበጹሓ ርእሰን ዝኸኣላ ድብብዊ ሰሚቲክ ( Southern Semitic) ቃንቃታት ስለዝኾነ ኢዮ።
    # 4 ሓሶት
    ግእዛዊያን ኣብሓጎታትኩም አይኮኑን። ግእዛዊያን ኣብ ዓለም ቅጻልነት ሂወቶም ከራጋግጹ ተኽእሎ ስለዘይነበሮም ብባህሪ ተሳዒሮም ዚጠፍኡ ሕዚቢ ኢዮም። ግእዛዊያን ስጋብ ሕጂ ዚዝክሩ ዘሎው በዘን ፊደላት ግእዝ ኢዮ። ፊድላቶም ተጠቂምካ ማለት ግን ግእዛዊያን አባሓጎታትካ ኢዮም ማለት አይኮነን። ኢቲ ኣገዳሲ ክሕተት ዘለዎ ብናተይ ርኢይቶ ምኽያት ህመት ወይ ጥፍአታዊ ጸነት ሕዝቢ ግእዝ እዩ። መልሱ ኻኣ ብስነ ፊልጠት ዚተራጋገጸ ቀጻልነት ህላዊዮኣም ንከረግጋጽ ተኽአሎ ጉድለት ሲለዚነበሮም ኢዮም ጸኒቶም። ብዙሓት ቃንቃታ ክም ሳባዊን ፋሮኣዊ ግብጺ ዛአመሰሉ ቃንቃታት ከም ግእዝ ብተማሳሳሊ ምኽንያት ጸኒቶም ኢዮም።
    መተሓሳሰቢ፣
    እትዮፒያ ንኤርትራና ክትወራ ኢንኮላ ሓደ ዚተጠቅመትሉ መጋበሪያ ብኸዳዕ ቀሺ ዲፕጥሮስ ዚምራሕ ጎስጋስ በተክርስቲያን ተውሃዶ ኢዩ። ኢቲ ቀንዲ ተልአኾ ከዳሚ ኸዳዕ ቀሺ ዲፕጥሮስ ዚነብረ ዝተፍኤ አጥፊአካ ዝተረፈ ኣምሓሪኛ ምሂርካ ቃንቃን ባህልን ህዝብታት አርትራና ምጸናት ኢዩ ነሩ።
    መተሓሳሰቢ ንትካላት እምነት፣
    ትካልት እምነት ኣብ ጥንታዊ ታሪኽ ዘለዎም ተግዳስነት ርዱእ ይኹን እንብር ብሰነፍልጠታዊ ኣገባብን ምርተዖታትን ክጱናዕን ክስነድ ይግባእ።
    ዓወት ንሓፋሽ
    ኽብርን ሞግስን ንስዉኣትና
    ሻዕቢያ ሻዕቢያዊያን ሻዕቢያዊነት
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @hizbawiginbarginbarghinda3872
      @hizbawiginbarginbarghinda3872 2 года назад

      @@mzuzu1414 What the heck are you talking about? I am a Shabiyan and Shabiyan Eritrean nationalist. I am a staunch supporter of a soveriegn , self reliant and neutral Eritrea. Shabiya is science. What I have written about is Geez language. LInguists have uncovered a lot about the Geez language and as a result we know its roots but we don't know much about Geez people yet. We need to do much archelogical research which actually Eritrea is indeed doing with astonishing results.

    • @nohgeb7017
      @nohgeb7017 2 года назад

      😂እዚ ስም ቀይርካ ታቅያ ዘይተግድፍዎ ደቂ ሶማልያ። መዓስ ኢኩም ከም ሰብ ኣንጻር ጸላኢ ተቃሊስኩም። ኩሉ ግዜ ባራዩ። ቀሺ ድሜጥሮስ ድማ ንኤርትራ ካብዞም ዓብድ ባራዩ ናይ ኣዕራብ መንጢሉ ዘድሓና ኢዩ

    • @nohgeb7017
      @nohgeb7017 2 года назад

      @@mzuzu1414 ንስካ ሰደተኛ ዲካ ነታ ሃገር ተከላኪልካላ ሃሃሃሃሃ

  • @RimesRemo
    @RimesRemo 2 года назад

    Agaazyan da Qes bqes srehom jemirom ab Eritrea oww belu qexlu geez nchristiyan tray aykonen zbxho leli man MS quanqana Tigre eyu zmesasel gud eyu eta zerebana ewen nay Christian tray eya Beluna emberi

    • @awetkidane1507
      @awetkidane1507 2 года назад

      እዝንኻ ኣይሰምዕን ድዩ፡ ትግረን ትግርኛን መበቆሎም ግእዝ እዩ ትብለካ ኣላ፡ መንነቶም ድማ ኣግኣዝያን እዩ፡።

    • @me-msd9407
      @me-msd9407 2 года назад

      Riesi adgi zbluka delewu simaeyo

    • @RimesRemo
      @RimesRemo 2 года назад

      @@me-msd9407 Resi derho kkkkkk Respekt yhalweka

  • @gulhoy25
    @gulhoy25 2 года назад

    ኣገው መራሕቲ እንታይ ቕንቓ ይጥቀሙ ነሮም ግእዝ ኢዮም ዝጥቀሙ ነሮም መስለኒ ሰማዋያን ዝበሃሉ ከኣ ትግሪኛን ትግረን ኢዮም ካብ ኤስያ መጺዮም ዝበሃል ስለዚ እቲ ቓንቓ ምስኦም ድዩ መጽዩ እቶም ኣገው ይጥቀሙሉ ነሮም ዶ ኣይተጠሙሉን ኣብርሁልና ተሓዋዊሱና ኣሎ በጃኹም።

    • @HolaBruv
      @HolaBruv 2 года назад +2

      Agews are Cushitic people which existed in Ethiopia and Eritrea like bilen and Qemant people found in Tigray and Amhara lands
      They used to fight with Geez for centuries until they were weakened by Geez people and cultures
      So nowadays they use Geez languages like you said like Tigrinya and Tigre in Eritrea and also in tigray(Ethiopia)
      Most of Agews were assimilated and are being assimilated into Geez culture and Traditions.

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 2 года назад +1

      ብዝተሓተ ትግረን ትግርኛን እንተዝደማመር ምስቲ ኣብዚ ከባቢና ዝዕብልል ዘሎ ኣምሓርኛ ክዳረግ ምስከኣለ መስለኒ፡ ድሮ ውን ካብዚ ቃንቃታት ዝተወርሰ ብዙሕ ቃላት ኣሎ ኣጨይፍካ ዝዝረብ በምሓርኛ

    • @ephraimtik920
      @ephraimtik920 2 года назад

      አጋው ምስ ግእዝ አይራከብን። አጋው ፊደል የብሉ ከምእውን አደማማጸ ናቱ ምስ ግእዝ አይሳነይን።
      ተዛረቢት ትግረ,ትግራኛ ከምእውን አረብ አብ ኤርትራ ዘነበረ እበር ኮብ ወጻኢ አየመጸን።
      ግእዝ ምስ አረብ ቁርአን ዘረብ, ሂብሩ አብ ቃላት ተዛማዲ እዮም ብ ታሪክ ዝተአሳሰሩ።
      መሃመድ እየሱስን ጉሂፍኮ!! ብደረጃ ቋንቋ ምትእስሳር አለወም።
      ኢትዮጵያ ምስ መቦቀል ግእዝ ዘራክብ የብሎምን።
      አብነት!
      ቋንቋ እንግሊዝ መቦቆሎ እንግሊዝ እዮም, ኮይኑ ግን አብ ኢትዮጵያ ወዘተ አበይቲ መጽሃፍቲ አብ ቤተ ንባብ ይርከቡ። እዚ ማለት እንግሊዝ ኛ መቦቆሎ ኢትዮጵያ ክንብል አይንክእልን።
      መጽሃቲ ግእዝ አብ ኢትዮጵያ ስለዘለው አብ ሰሜን ኢትዮጵያ ትግራዋይ ሃዊስኮ ምስ ግእዝ ዘራክብ ታሪክ የብሉን።
      ብፍላይ አማህራኛ ከምእውን ትግራዋይኚ ብተለምዶ አጋሜ ትግራዋይ አሌቱ ኩሽቲክ ሃፈጽ ኒሌትክ ከምእውን ብተለምዶ ጨዋ ዘየኮነ አሌት እዩ።
      ስለዚ ጨዋ ዘይኮነ አሌት ስልጡን ጽህፈት ቋንቋ የብሉ።
      ህቶ??
      130 አመት ዝገበረ ብ አማህርኛ ከምእውን ብ ትግራዋይኛ ዝተጸሃፈ መጽሃፍ አሎ ዶ?????
      አወት ን ትስኤ አብ መቦቁሉ ይምነይ!!!!

    • @gulhoy25
      @gulhoy25 2 года назад

      @@HolaBruv ግእዝ ካበይ ኢዩ መበቖሎም መን እዩ ቕደም ዝመጸ ኣገው ድዮም ወላ ግእዝ?

    • @gulhoy25
      @gulhoy25 2 года назад

      @@HolaBruv zagwe daynasty was using geez 1137-1270 so how doest have relation I can't undestand?

  • @ksanetgualgolij
    @ksanetgualgolij 2 года назад

    ❤️❤️❤️