#Dedebit_2024

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 27 дек 2024

Комментарии • 46

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 День назад +1

    Mojoreno. I aam. PROUDE ❤️ OF You, You. are. So. 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 GOD. BLESSING. YOU. OUR. WAERONA. THANKU. SO. MUCH.❤

  • @ነፃነት-ቈ7ነ
    @ነፃነት-ቈ7ነ День назад +3

    We wish you 🎉🎉🎉🎉 As President of Tigray !!!!❤❤❤❤

  • @kidanesolomun8753
    @kidanesolomun8753 День назад +2

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 День назад +3

    አጆኹም ወየንቲ ከም ኩሉ ቓልስኹም ክትዕወቱ ኢኹም።❤❤❤❤💙💙💙💙

  • @weykefetek3020
    @weykefetek3020 День назад +1

    ንኣንበሲት ሞንጆሪኖ ትምጥን ደርፊ እያ፣ ብሓቂ ስርዓት ኣፍሪሳ ስርዓት ዝሃነፀት ህያው ጀግኒት።

  • @YemaneYemane-yc6nm
    @YemaneYemane-yc6nm День назад +3

    ሴት ጀግና ሞጆሪኖ አጆኪ ዋእሮ ከጎንሽ ነን

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 День назад +3

    The king of TIGGER TIGREYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGREYANS TDF❤ Absolutely regardless tough Genius faster fighter in the world our GENERALS CORNELIS long live state TIGGER TIGREYANS TIGRAY❤❤❤ ብቅልፅምና

  • @rishanbitow3197
    @rishanbitow3197 День назад +2

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @zefengorhawaria8526
    @zefengorhawaria8526 День назад

    ❤❤❤

  • @SteveGb-l5b
    @SteveGb-l5b День назад +2

    Ajokum keribina ena victory ✌️ is coming

  • @SteveGb-l5b
    @SteveGb-l5b День назад +1

    3000yrs tigrai victory ✌️

  • @shiwethagos8714
    @shiwethagos8714 День назад

    Selme selme dedebit media 👍

  • @almazyehdego4802
    @almazyehdego4802 День назад

    ❤💥❤️💥❤️💥❤️💥❤️💥❤️💥👋

  • @AtakltiAmare
    @AtakltiAmare День назад

    ሸይጦም ወዲኦም እዮም

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 День назад +1

    ህዝቢ ትግራይ ህዋህት እዩ ምክንያቱ ህዋህት ተዘይትፍጠር ህዝቢ ትግራይ አበይ ምስሓለና ? ስለዚ ውድብ ህዋህት ንፅብየኪ አለና ንኪድ ስጉምቲ ንውሉድ ግዜ አይንሀቦ ዘይድቁሱልና ፀላእቲ አለውና ሁቂኦም ንስበሮም ስም ክንረክብ ታይ እዩ እቲ ፀገም ስጉምቲ ዘይንወስድ ?መርትኦ አለና ንምድርአም

  • @kahsayghezehegn8092
    @kahsayghezehegn8092 День назад

    I am a short of words how come Abiy will be a problem solver to Tegaru?

  • @kahsayghezehegn8092
    @kahsayghezehegn8092 День назад

    But I did see the Pretoria agreement...May be if it helps...as our land is at hand of enemies....
    ...

  • @SteveGb-l5b
    @SteveGb-l5b День назад

    Banda Humera sheytu ayinebirin

  • @workehagos4663
    @workehagos4663 День назад

    Ni siltanom kiblu eyyom!

  • @tegryohafte2933
    @tegryohafte2933 День назад

    Dedebit nidia ደክተር ሃይለ ኩሉግዜ ተኸታታሊኻ እየ በመረጃ ዝተደገፈ ብመርተዖ ኢኻ ተምፀኣልና ነዚውንየ ዝከታተለካ ግን እንታይ ይፅበዩ ኣለው መራሕትና ሰራዊት ትግራይ ወየኣምኑ መራሕቲ ኮፍ ኣቢልካ ኣብስልጣን ታይማለትዩ ሰራዊት መድሕን ህዝቢ ትግራይ እዩ እቶም ኣመሪሕነት ተቐሚጦም ዘለው ግምት ውን ንህዝቢ ትግራይ ክመርሑ እዮም ተቐሚጦም ነየናይ ህዝቢ ነቲ ብሰራዊት ትግራይ ዝደሓነ ህዝቢ ነስተውዕል እንድሕር ሰራዊት ትግራይ ዘየኣምንዎ ኮይኖም መን ዘፅነሓሎም መን ዘድሐኖ ህዝቢ እዮም ክመርሑ ብግልፂ ይነግሩና ኣለው ብኸቢድ መስዋእትን መቕሰልትን ዝተረፈ ህዝቢ ኣሕሊፍና ንበላዕቱ ክንህቦ ኢና እዮም ዝብሉና ዘለው ብፍጥነት ክእለዩ ጥራሕዩ ትዘሎ መማረፂ

  • @ኣብዘይክውንነት-sz6ie

    ኣቢ ተመሪጽዎ ሕጂ ብከመይ ስነ ሞገት ዳኣ 1 ክድመር 50 ትብሉ እዚ ንህዝቢ ዘላለልኩም ገታጀው ዘይኮነ ደብረጽየን መንጀሪኖን ኢኩም ንስኩም ንመርሕነት እምበር ሓሊት ህዝቢ ኣይከነት ጥልመት ዚገበርኩም ባዓልኩም ጉጂለ ደብረጽየን ኢኩም ሕዋሓት

  • @MustafaMustafanur
    @MustafaMustafanur День назад

    Chigiru ab hiwahit aykonen abtom Halefti hiwahit ena tiblu eyu ena bejakum nahatkum meninet nidhrit temeliskum riayu kem hagerkum tegaru ekum ena kalie tigraway (siltan keykones) halafnet wesidu nay hizbna chiger mefthi midlayin mimhdarin mebtu eyu emo erefti wusedu .

  • @FissahaRezene
    @FissahaRezene День назад

    Mechem ህወሐት ዜራ ዜራ ኣብ ቲ መጀመርያ ዝኣበየቶ ፈደራላዊ መንግሰቲ ተምበርኪኻ ክትተራመስ ትውዕል ኣላ።

  • @GidayNayzgi
    @GidayNayzgi День назад

    ኤርትራ ንቀፃሊውን ዕዳናያ፣ሽከምናያ፣አብዝባንና ባርያ ገይራ ፣እንተደልያ ተፅንት እንተደልያ ዑጉም እቶናብውግእ ፣ወዘተ።።።ሽከምናያ መጥፊኢትናያ።ምስኢትዮጵያ።ይሐሽና።

    • @tesfutsegay9236
      @tesfutsegay9236 День назад

      ክክክክክክክ መሕፈር ክሳድካ ቆሪጹ ኣብ ዕንጨይቲ ከም ባዴራ ብሓዊ ዘቃጸለካ ረሲዕካዮ ኣለኻ ክድሞ ክትስሕና ህዝቢ ኤርትራ ደላዪ ሰላም እዩ ሕጅውን

  • @GidayNayzgi
    @GidayNayzgi День назад

    ምንድንዩ ፅግዕተኛ?ሓቢርና አብመቀለ መንግስት አጣይሽና ንስራሕ እንዳበለትስ፣፣፣፣ፅግዕተኛ ቂቂቂቂ

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 День назад

    Waw. Shame. Of. Them. They. are. Real. Tselaete. TIGERAY. Real. Real. They. are. Banedatate.shame. shame😂

  • @kahsayghezehegn8092
    @kahsayghezehegn8092 День назад

    The main mistakes and very wrong beliefs are the Tplf leaders seem they considered the so-called pm of Ethiopia as he is doing right to wards tplf and tigray people, which I don't think so. Abiy will not be loyal to the tigray people it is 0%. I don't know how they will cope him..God knows.
    I am believing my TDF only as saver of Tegaru.
    Endie embey!

  • @ZerayGebretnsa
    @ZerayGebretnsa День назад

    መድረክ ዓጣሮ ሓስውቲ

  • @RahelTikue
    @RahelTikue День назад

    ውድብና1993ፈሪሳየላንሕጂ መንጀሪኖእናአለም በሊናይሕጂዘላውድብPLCእያ

  • @danielasfha8898
    @danielasfha8898 День назад

    ሐሳዊት ቲዲኤፍ እዩ አድሒኑኪ " ካሕዳማት"

  • @MustafaMustafanur
    @MustafaMustafanur День назад

    Dedebit mehferi koynkum

  • @GenetWsillasie
    @GenetWsillasie День назад

    ንስኺስ እንታይ ኢኺ ደሊኺ ንስኽን ውድብክን ኣዶ ትግራይ ጥራሓ ተሪፋ መናእሰይ ከምቆፅሊ ረጊፎም ኣካላቶም ጎዲሎም ዝተረፈውን እግሩ ናብዝመርሖ ይጠፍእ ኣሎ ካብገዝኡ ተፈናቂሉ ሓምሻይ ዓመቱ ኣብ ቸንዳ እናነበረ ህዝብና ክይጠፍእ ዘይኮነስ ውድብ ከይትጠፍእ ኢልኩም እቲ ዝቀረየ ክትጭርሹ ድቃስ ሲኢንኩም ኣነ ክነግረኪዶ ትግራይ እትድሕን ካብ ሕዋሕትን ካብ ኢትዮጵያን እንትትወፅእ እያ ፈጣሪ ብደግን ኣብውሽጥን ዘለኹም ፀላእትና ይጓሓፈልና ኣሜን ባዕልኺተቃለሲ ዘላኣለም መንእሰይ ትግራይ እናጥፋኹም ክትነብሩ እስኪ ንትግራይ እንታይ ገርኩምላ ነፃ ኣውፂኹማ ?ቅድም ክብል ኣብሽዋ ኮይኑኩም ንብሄራት ኢሊኩም ብቤሄራት ኣጭፍጭኩምና ምስባረርኹም ድማ እናፈከርኩም ፀላኢ በሊዑና ንበረኻ ደብሪኹምና ከይድኩም ህዝቢ ተቃሊሱ ናዓኹምን ንህዝቡን ኣዲሒኑ ሃሎውሎው ኣይትበሊ ትግራይ መንግስቲ የብላን ፈጣሪ እንበር ምርጫ ኮ ክመይ ክምዝነበረ ንፈልጥ ሓሳዊት ኩሉ ሰብ ዶ ዝጠፍአ መሲሉኪ ኩሉ ክግበር ዝረኣና ኣሎና ፈጣሪ ይፍረደልኪ

  • @GenetWsillasie
    @GenetWsillasie День назад

    እና ዘይ ደም ምፍሳስ ካሊእ እንታይ ገራትላ ከምኡ እናበልኩም ሚኢት ዓመት ክትመልኡ ዲኹም የለን ባዕልኹም በይንኹም ዝደለኹሞ ግበሩ ህዝቢትግርይ ግንባኣኹም እናጠፍአ ኣይነብርን ጉዳማት ከዳዓትስ ባዕልኹም ናታስያ ናሓሜታ ውድብኩም ስልጣንኩም ንስኹም ገደል እተው

  • @ኣብዘይክውንነት-sz6ie

    መንጀሪኖ ትብሎ ዘላ ቅቡል ኣይኮነን ቤሄራዊ ክሕደት ትብሎ ዘላ ቀዳመይቲ ክሕደይምት እታ ቃል ንገታጀው ኣቢ ብምርጫኡ ኣብ ናይ ኣብርሃም በላይ ምርጫታት ርኡ ኢዩ ገምጊሙ ከቀምጦ ወሲኑ ዚበለቶ ቃል ኢዩ ክሕደት ባዕሉ ኣቢ ዘቀመጦ ምካኑ ተፈሊጣ ንምንታይ ሕጂ ክትምጉት ተደሊዩ ባዕሉ ተሰቂሉዎ ባዕሉ ኢዩ ዘውርዶ ኣቢ ሕጂ ኣኮነትን ክትምኩት ነይርዎ እታ ዚሰቀሉላ ማዓልቲ ኢዩም ኪሒዶማ ንትግራይ ባዓል መንጀሪኖ ደብረጽየን እዮም ክሕደት ብሄራዊ ዓቢ ብሰፊሒ ገይሮም ሕጂ ክታኣምንዎም የብልኩምን ሕጂ ንሕልፍነት ንምርሒነት ዚከድዎ ዘልርዉ እምበር ሓሌት ህዝቢ ኣይኮነን

  • @TekeleyTeklay
    @TekeleyTeklay День назад

    ተወጋሪት ቆምጬ ደረቅ ፋራ

  • @Gyoutubeme
    @Gyoutubeme 18 часов назад

    ❤❤❤❤