Welalo Mahisentya. I am Tigrian. I used to live in Somalia 4 years ago I used to listen Axmad Zaki and Halimo . ruclips.net/video/lu3PF5Udg2I/видео.htmlsi=8tHVjMMuchBfjWKR
Wow እንዴት ደስ ይላል so beautiful incredible Amazing Voice I just can’t stop listening this singer May God bless Tigray’s people and Officers the blessed land of Tigray Thank you brother 😘🙏💙 Much love my beloved Tigrayan’s
Wow wow what a song 🎵, What a melody, What a voice 👌, What a talent 👏, This song is beyond perfection and the artist is exceptional for that position 👏, Job well done my fellow Tigrayan Brother, May God Bless the great people of Tigray with all his blessings 🙌 Amen 🙏.
ሰሚዕካ ዘይትምኖ ደርፊ ምሰ መልእክታ እምብዛ ጅግና ሓወይ ንበረልና ንትግራይና❤🎉
በጣም እየገረመኝ ነው ከዚ በላይ ሙዚቃ ከየት ይመጣል ለምንድነው ትንሽ view ያለው።come on tegaru❤❤
I am a Somali 🇸🇴 boy, I greet the people of Tigre Because the people of Tigre are brothers and sisters, I wish all of you success and freedom ❤❤
Welalo Mahisentya. I am Tigrian. I used to live in Somalia 4 years ago I used to listen Axmad Zaki and Halimo .
ruclips.net/video/lu3PF5Udg2I/видео.htmlsi=8tHVjMMuchBfjWKR
Thank you for good wishes. We kindly appreciate you! Take care my love❤
Wow እንዴት ደስ ይላል so beautiful incredible Amazing Voice I just can’t stop listening this singer
May God bless Tigray’s people and Officers the blessed land of Tigray
Thank you brother 😘🙏💙
Much love my beloved Tigrayan’s
ድምፂ ,ግጥሚ, ዜማ, ቕንብር ድምፂ ይኹን ምስሊ ኩሉ እንታይ ክወፆ! ዝገርም ስራሕ እዩ!
እምብዛ ሓወይ በርትዕ! 👏👏👏👏
ርዝነት እቲ ግጥሚ ዕምቆት እቲ መልእኽቲ ኣደናቒ እዩ
አብ ስራሕ ዘይወዓለ መን እዩ ምሳሕ ዝበለ ❤❤❤ ታተወልዋላይ ዓደይ በሃላይ ናዓ በል ሕጂ ምፀላ ትግራይ ⛱⛱ ብደሙ ከይመሓለ መን እዩ ዓደይ ዝበለ ⛱⛱⛱ ዝገርም ጥበብ ❤ ብቡዙሕ ዝተገለፀት ስራሕ :: መንነት ❤ ስራሕ ❤ልምዓት ዘጣመረት ደርፊ ሰሚዕካ ዘይትምኖ ሙዚቃ 😍😍⛱⛱⛱ ትግራይ ዓደይ ንበርለይ ።
This song deserves more than million views
"ተለዓልየ
ተልዓል ተለዓልየ
ፀምካ ኣይሕደር
ዳቖጸርካ በልዓየ!😊🥰
ፅብቅ ስራሕ እዩ ወዲ ሪመይ💙
ኣታ እዚ ዝመስል ድምፂስ ክሳብ ሕጂ ሓደ ሚልዮን ዘይተረኣየት ኣበይ ኣለኹም ተጋሩ ላይክ ክጨውኒ እስቲ ነዚ ሓውና ድማ ነተባበዓዮ ፅን ኢልኹም እሞ ስምዕዎ እቲ መልእኽቱ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ጀግና ክቡር ድምፀ ጥዑም ወርቂ ሓውና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ጊዚኡ ዘሓለወ ስራሕ እዩ ንበረልና ክቡረይ ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛😍😍😍😍😍😍 ኣብ ኩሉ ዓለም ትርከቡ ተጋሩዋኒ ደመይ ክቡራተይ. ፅሩያተይ ጎይታ ኣምላኽ ዘይሓሰብኩሞ ሲሳይ ያሓብኩም ሰላም ፍቅሪን በብዘለኹሞ ይብዛሓልኩም 🙏🙏🙏🙏🕊😍😍😍😍😍😍❤❤❤❤❤❤ ሙልእ ሰላም ነቲ ጀግና ፀዋር ለዋህ ህዝብና ይፍጠረልና🙏🙏🙏🙏🕊 ትግራይ ዓደይ ወለላ ትንሳኤኪ. የርኤና🙏🙏🙏❤💛❤💛❤💛❤💛🕊🕊🕊
ደስ ዝብል ስራሕ👌👌👌
አብ መዓልቲ ክንደይ ግዜ ይሰምዓለኩ 🥰🥰
Wala ane
ን ሰሜን ተመልከት ዝብል ጥራይ ጡዒምኒ ብሓቂ 💙👑
😅😊
ፅዮን ማርያም ሓደራክ ሰላም ናይ ህዝብ ትግራይ ኣሰመዐና ተጋሩዋን ምቅራት ይበል😢😢😢 ፅብቅ ጅማሮ እንኳዕ ተጋሩ ኮንና ክንደይ ግዜ ንነብዕ ንንቃሕ ተጋሩዋን ትግራይ ዓደይ ኣድ ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛❤❤❤❤❤❤እሰይ ጅግና ሓዉና ይበል 100%❤
Amen haleluya 🙏🙏
😢😢😢😊❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋው ፅፉፍ ስራሕ ምስቲ ጥዑም ድምፂ ወዲ ትግራይ መዓረይ 💊😘😍
waw Zgerm srah eu amezing song tigray 🙏
Wow ! Excellent job ናይ ትግረዋይ ባህግን መንነት ትገልፅ እዋናዊ ትሕዝቶ ዘለዋ ...( lLIKE IT) ጎበዝ እምዛየ....
ደማይት ተትከውን ዛ መርየት ዓድና ደማ ምወደአት💯ዋው ብልፅ ስራሕ ጅግና ሓወይ💛❤️🥀
ደማይት ማለት እንታይ ማለት እዩ
Dmayt malet daa tdemi tetkewn malet eyu 😢❤❤❤
" ደማይት ተትኸውን እዛ መሬት
ዓድና ደማ ምወደአት " ናይ ብሓቂ
" ተመልከት ተመልከት...ንሰሜን ተመልከት
ተመልከት ተመልከት....ንትግራይ ተመልከት
ዓዲ ጓና ኼድካ ኣይትመነ ሽመት
ንዘይደሌካስ ብሓይሊ ሕውነት "
ብጣዕሚ ረዚን መልእኽቲ ዘለዎ ጥበብ ዝመልኦ ስራሕ። ምንም ኣበር ዘይብሉ ሙዚቃ ቅንብር 🙏 ማሙሽ ። ቪድዮ ክሊፕ እስቲፍ ሓወይ ከምቲ ኩሉ ሻዕ ትሰርሖ ናይ እማን ብጣዕሚ ቆንጆ ስራሕ። ብጣዕሚ የመስግን 🙏 ክበረለይ
ዋው ጊዙ ዝሓለወ መልእክቲ እንከን ዘይብላ 👌ደርፊ❤💛 ትግራይ መዓረይ
ዝገርም ወቕታዊ ስራሕ ብስለት ዘለዎ ግጥምን ዜማን ሙሉእ ዘይጎደሎ ናይ ሙዚቃ ስራሕ ተባረኽ።
ናይ ክልተ ሹሐን ዓሰርተሽዱሽተን ዓ/ም ብልፅቲ ደርፋ አያ ዝሐወየ ኒበረላ ን ትግራይና
ዋው ካብ ቃል ንላዕሊን እዋናዊን ዝገርም ስራሕ!! ደቂ ትግራይ እዛ ስራሕ ሙዚቃ ጥራሕ ዘይኮነትስ መስርሒ ኩሉ ትግራዋይ ትኹነልና። ዓድና ሃኒጽና ኣብ ዓድና ፈጨጭ ኢልና ንንበር ኩሉ ዝምነያ ትግራይ ንፍጠር። በዚኣጋጣሚ እዛ ስራሕ ዝፈተኹም እዛ ዓባይት ቻነለይ ሳብስስክራይብ ብምግባር ትግራዋይ ፍቅርኹም ለግሱለይ።
ፅቡቅ ስራሕ let's go 10 million viewer
ተለዓልየ
ተልዓል ተለዓልየ
ጾምካ ኣይትሕደር
ዳቖጸርካ በዓልየ
10.million እዮ ዝገበአካ ጀግና ❤❤❤❤
Exactly 💯
❤👌👌
ብጣዕሚ ፅቡቕ ሰራሕ ነዚ ዘለናዮ ኩነታት ትገልፅ
Woww ይበል ድምፂ ይበል ዜማ ይበል ግጥሚ ይበል ቅንብር በሓፈሹኡ ይበል ስራሕ ዋውውው ሙሉእ ማዓልቲ ሙሉእ ለይቲ ሰሙዕኻዮ ዘይሙነ ደርፊ 👍👍👍🌺🌼🌺💪🙏🙏🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ጥዕምቲ ደርፊ 👍👍👍👍👍👍
ብዝገርም ግጥሚ ድምፂ ቀፅለሉ ወድኖ!!
ደማይት ተትኾን ዛመሬት
ዓድና ደማ ምወደኣት❤💛
1 million view this music 👌
√
ፆምካ ኣይትወዓል እንዳቆፀርካ በዓል ታይማለትዩ
@@alekarafayne1344 ማለት ደኣ 100% ሓቂ ክበሃል ዝግበኦ ንሕብረተሰብና ሓሊኹ ሒዝዎ ዘሎ ልምዲ 20 መዓልቲ ባዓላት እንዳቖጸረ ካብ ስርሑ ቦኺሩ ስለ ዝውዕል ,ዩ። እዚ ከኣ ኣካል ድኽነትና ,ዩ።
Atume dunkro eritryn eko no have leder 😂😂😂😂
3million ይገባል
ተመልከት ትግራይ
Tegefeti ember gefaeti aykonnan ❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ባሃሊት ደሪፊ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
💯%color
💯%video
💯%music
💯%poem
Embiza 💯💯
ትግራይ የለን ተኮሓላይ ወዲ👌
gobez zhawey keeps it forward this good job
Zigerim gitmiy Demayit Tetichon za Meret Dema niwedeet !!!❤🎉🎉🎉
እምብዛ ሓወይ ደስልብል ስራሕ ብሓቂ ደጋጊምካ ለይምኖ ስራሕ ገራሚ ቀጽለሉ 🙏❤
Excellent work. Scored 111/100. Tigrigna music is so powerful when it is sung by the right people like Embza.
ዋውው ሸገ ስራሕ🎉🎉🎉🎉😢😢❤
ይበል ጅግና ዘያማይ ገጣማይ ድምፃዊ ወዲ ኣሊጋዝ
ዋው ሸለል ኢለ ክሓልፋ ሓሲበ ኔረ እዚ ትመስል ደርፊ😢 በዓላት እንዳቀጸርካ ጾምካ ኣይትሕደር'ዩ ዘሎ እቲ ወረ ❤❤❤❤❤❤
ተዛሪብካ ሞይትካ ዲኻ፡ ባዓላት ከይቆፀርካ ሰሪሕኻ ዘፍረኻዮ እስኪ ንገረና ተልዩካ ???
ብሉጽ ስራሕ እብዛ ንፉዕ ስነጥበባዊ ብሓቂ 💙🥰👏
🙏🙏🙏🙏
Wow wow what a song 🎵,
What a melody,
What a voice 👌,
What a talent 👏,
This song is beyond perfection and the artist is exceptional for that position 👏,
Job well done my fellow Tigrayan Brother,
May God Bless the great people of Tigray with all his blessings 🙌 Amen 🙏.
ፅቡቅ ሰራሕ ❤️💛❤️💛
Let's go tgraway kulka 1 milloin view... Gn lmntay ena zeyntehagagez
ናይ ትግራዋይ ፀግዒ ዝበፀሐ ደርፊ ዘመክሕን ዝብለፅ ዘይብሉን ሙዚቃ ዩ 🎧 ዝገርም ኣገላልፃ
እዚ ድምፂ እዚ ሒዙ ኣበይ ፀኒሑ ቀፅለሉ ይበል ድምፂ❤❤❤❤❤❤
ዝገርም ድምፅ አዩ ዘለካ ❤❤❤❤
This song describes Tigray so well. This is what Tegaru are going through 😢❤️💛 jeganu deki adey
🙏🙏🙏🙏
Who's from Tiktok Rise ur ✋️ 🤚 🙋♂️
Me
🤚
Good job 💛❤️ Selam lhagerna💛💛💛
ፕእ ከይረኣክዋ ኣምሊጣትኒ ኣርባዕተ ሰሙና ውድእቲ ደረፊ ❤❤❤❤❤❤❤
ይበል ድምፂ ግጥሚ ብሓፈሻ እታ ቪድዮ ብጣዕሚ ትምህርቲ እትህብ ደርፊ 💊😘😘😘😘😘
Best music keep it up brother
ክለብ አትየ tedegagami ዝሰምዖ ደርፊ ዛመረት ❤️😍😍❤️
Des behali derfi keep it up
ደጋጊመ ሰሚዐ ክመንዋ ዘይክኣልኩ ደርፊ❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏 ..solll
Proud of you man! keep shining Tigraway where ever we are.
ተመልከት ተመልከት ንትግራይ ተመልከት
ዓዲ ጓና ከይድካ ኣይትመነ ሽመት
ንዘይደልያካስ ብግዲ ሕውነት
ኣታ ባዓል ሽመት ገዛካ ህዝቦካ ተመልከት ። ልዕሊ ሓደ 1000000 ላይኪ የድልያ ዛሙዝቃ
ከምዛኣሉ ዝተመቸወቲኒ የላን
ዝገርም ጹፉፍ ስራሕ ዓብዪ ትሕዝቶ ዘለዎ ደርፊ
ወዲ ሪሞይ ጅግና ኣብየት ድምጺ💪
ከብ ባኮ ዶዩ ወፁ እዚ ድምፂዊ ውዲ ትግራይ ❤❤❤❤🎉
How did I miss this amazing song until today. I like this wonderful singer
ይበል ስራሕ ቀፅለሉ 💛❤️
Finally I found out who is the singer, amazing song, melody dominant on tiktok
ብሉፅ ስራሕ
ጥዑም ደርፊ🎉🎉🎉 🎉🎉❤❤❤
ዋው ፅፉፍ ስራሕ ምስቲ ጥዑም ድምፂ ወዲ ትግራይ
ብልፅቲ ስራሕ ቀፅልሉ ትግራይ ዓደይ ሙሉእ ራህዋኪ የርእየና ፈጣሪ 🙏❤❤❤❤❤❤❤
This song deserves 10 million views let’s go 🔥
tsebuk serhe eiyu keselelu❤💛
Uffff yekenyelna mearey lgerm srah eyu respectttttt
Well done 👏👏👏💊
ዋው ይበል ስራሕ ደምጽ
ተጋሩ ንዓኹም ዝኽውን ቃላት የብለይን ንበሩለይ ጥራሕ❤❤
Great job bro🙏
ይለያል የምር❤
ዓብ ደደቢት ሚድያ ምስረዓኹዋ መፂዕ ዋዉ መልዕኽቲ👌💊
❤❤❤Beautiful,Tigrai, proud bin from Tigrai, God bless my country Tigrai.
ዝገርም እዋናዊ ስራሕ❤
ዋዉ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣረ ሼር እንዳገበርና 1000000+ ነብፀሓያ 🙏
ሓወይ ብጣዕሚ ግርም ዝኾነ ስራሕ ።
OMG! Amazing song I love it❤️🤌🏾🔥💯 ትግራይ ዓደይ እዚኹሉ ናይ መከራን ፀበባን ግዜ ሓሊፋ ራህዋን ቅሳነትን ይግበረልና ዛዓደይ🙏🏾🙌🏾
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ Like ግበሩ
ጡዑም ዜማ waw ❤❤❤
ትግራይ የለን ተኳሓላይ ወዲ 👌👌👌👌👌👌👌👌👌
ስሑል ወዲ ስሑል❤
ዘሐብን ስራሕ ብጣዕሚ ❤❤❤❤
Zgerm srah bro ❤✌️
You have a unique voice. Very beautiful!!!!💙💙💙💙
ትግራይ የለን ተኮሓላይ ወዲ
What a wonderful voice!! Where have you been keeping this amazing talent. Love the lyrics and melody. Keep up the wonderful job.❤💛
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ንሰሜን ተመልከት ብሓቂ 😍😍😍😍😍ሙሉኡ ሰላምን ራህዋን ንትግራይ ዓድና
ፅቡቅስራህ ጀጋኑ❤❤❤❤❤
ጡዑም ዜማ❤❤❤👍👌
ተባእታይ ዝኮነ ደርፊ ❤❤❤❤
What a great Song!
love it keep it 👆