Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ብዘይ ምግናን ነዛ ደርፊ ልዕሊ ደቂ ሑመራ ሰሚዐያ ይኸውን'የ ብሰንኪ እዛ ደርፊ ቃንዛን ስቓይን ተጋሩ ብፍላይ ደቂ ሑመራ ዝያዳ ከቐንዝወኒ ክኢሉ። ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ደቅኻ ኣድሕን 🙏🙏🙏
Me too bitaemi des
ልዕሌና ክትሰምዖ ኣይትኽእልን ሓወይ ቁርሲ ምሳሕ ድራር እዚ ደርፊ ኢና ንሰምዕ
ደቂ ሑመራ ሽኮር like ሃቡኒ ጥንሰቲ እየ 😍😍😍
ካብ ወዲ ሑሞራ ድዩ 🙄
ሊ ሊ ማርያም ሑመራ ብሰላም ትግላግልኪ
@@bsreman6822 ewe
@@philemonkiros7503 amen 😍
Wedi weldimo mels belyo meles ❤️😀
Love from Eritrea 🇪🇷 ጥዑም ዜሜ ደስ ዝብል ቃና። ሰላም ይፍጠለና ኣብ ዘለናዮ ህዝቢ ኤርትራ፤ ትግራይን። ☮️ ✌🏾
Tg
🙏
ብሉጽ ብዓል ሕልና💙💙
🙏🙏🙏
አሜን 😢
ዘይፈልጣ ኮለኹ ናፊቐያ ሑመራ ❤
ዋላ ኣነ❤
ሑሞራይ ተናፋቂት ♥️😘ዓወት ንስራዊትና ትግራይ ትስዕር።♥️💛
Eritea🇪🇷🙏 Tigray 😢😢 ane Tigray hiwetey eya Selam kitrekib kela Selamey u zimla ❤❤❤❤❤❤
ማክ ሓወይ በዛ ብልፅቲ ስራሕኻ ከይደያ ዘይፈልጥ ሑመራ ንክፈልጣ ገይርካኒ::ይበል ግጥምን ዜማን😍✌ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ጸበባ ህዝብና ሓጺሩ ዝተማዛበለ ህዝቢ ሑመራ ናብ መረበቱ ተመሊሱ የርእየና🙏
አይዞኩም ደቂ ሑመራ አሕዎተይ ነፃ ከየዉፃእናኩም ኩላትና ተጋሩ ደቂስና አይንሓድርን ቃል ንሰማይ ንምድር 😢🙏
ደናቁር ካድረ ና መፅእሃ ፈትን
ዓጋመ እንታይ ዝበልኩም ፍጥረት ኢኩም በጃኩም ሑመራ ናይ ወልቃቶት እዩ ናትኩም ኣይኮነን ለያቡ ምሽ ሑመራ ኣስመራ ኢልኩም ፈኪርኩም ኔርኩም ግንሲ ወላ ሓቲ😂😂😂
@@RahelDebesay-ju7vx kidi ab daski saesie yehwatki dleyi stupid dormant mind on your business beach
ይመቸካ
ወድዛ ደንቆሮ ፅባሕ ናባካ እዮም
ዘይትሙኖ ደርፊ ን ዘይትሙኖ ሑመራና 💛❤️💛
ናፊቀ ክዞራፈቃር መፈጠራዓደየ ሕሞራዘይትምኖ ዘይትምኖየ ተናፉቂት እያ ዓደይ ዘይትምኖ2ዘይትምኖ ተናፋቂት ፃሓይ ብምዕራብ ትግራይ በሪቃሳላ ፍረሳላ ፍረ አብራካ ሎምስ ድማ ደሚቃጓና ዘይትፈልጦ የዋህ መረበታዓዲ ዉን ከም ሰባትይንፈቀ ድዩ ታናፊቀ ክዞራ ፈቃር መፈቀራዓደየ ሕሞራዓደየ ሕሞራ ዓደየ ናትኪ እንድየ ወሲደመን እሞ ንፍቅሪ ከማየሉምሉምዩ ከርስኪ ዓዲ አዝመራ ሽሻየፀጋ ተፈጥሮ ታዓዲልክዮሳላኪ ዓደይ ኩሉ ሪኦዮአይንተርፍን ተፋላሊናክወግሕ እንዶ ክንራከብ ኢናዓደየ ናተይ አነ ዶ ተከዘ ዕባየጥሪ ማርያም ኮይኑከመይ አለኩም ሰብ ራዉያነየከመይ ኢለ ክርስዕሰብ ባዕከር ሰብ አዳባየኩስሚ ንማይካድራአዉነ አረጋዊ ፃሓየበረከት ዘለዎ ሕሉፍ ጣዕሚ ሕሉፍ ሽሻየፉል ሓጃ ነብሲ ምስ ሞነክያ ንብል ነበርና በሊዒካ ጉያ2ስጋይ ስጋካ ገዛይ ገዛካ ንብል ነበርናሰበይ ከቢድ እዩ ምፍላይ ካባካ2ታይ በልኒ ታይ በልኒ ተይ በልኒ ዓደይ ታይ በልኒከላዕሎ መረባኪ ዝዕበየኒታይ በልኒ ዓደይ ታይ በልኒተከዘ ባዓባይ እምኒ ዘክሪ ፈዚዘባቢሎን ዓይጋ አፍሪካ ፍትሕ ኢልና ዚሕለት ሳምረ ምክአል አቢኒ ሓምለ ዘኪረዳባፂን ዳማርያም ኮይነ ኩሉ ጠሚተሕሞራ ፊኪዑመር አለዉኒ ዝያራዓደየ ተናፋቂት ዓደይ ትግራየ2ዓደይ ክብላ ዓደይዳመተና ዘክረወ ዝዓበኩላዓደይ ክብላ ሕሞራይ ክብላፈቃር እንዶ ሰብኪ ሓላልዓደይ ክብላ ሰቲተይ ክብላሕለት ግርሽ ምስ ኩዳር ኩሉ ብኩላፍለይ ዝበለ እግሪ አሪሒቁመን ዘይተመልሰ ሰብኪ ናፊቁመን ዘይተመልሰ ማይኪ ናፊቁታይ በልኒታይ በልኒ ታይ በልኒ ዓደይ ታይ በልኒከላዕሎ መረባኪ ዝዕበይኒታይ በልኒ ዓደይ ታይ በልኒመዋልድአፍወርቂ ኢለ ሚካኤል ክከድዳጋብርሽምዓ ሓቢርና ንግሲ ክናሓድር ሓዉዜናኩዕሶ ሜዳ ክንደይ ዘሊልና መስቀልና ናብ አዳባባይ ታአካኪብናሓሊፉ እዉ ክንደይ ጡዑም ሓሊፉ ዕርክነትአብ ሃይሱኩል ክንደይ ዝክሪ ገዲፉምሕዝነት አብ ሃይሱኩል ክንደይ ዝክሪ ገዲፉዓደይ ክብላ ዓደይ ክብላዳተቡሆይ ከዋልካ ኩሉ ቡኩላዓደይ ክብላ ሕሞራይ ክብላጎደና ቀሺ ገብሩ ክዞራዓደይ ክብላ ሰቲተይ ክብላረደም ምስ መናፈሻ ኩሉ ብኩላዓደይ ክብላ ሕሞራይ ክብላፈቃር እንዶ ሰብኪ ሓላልዓደይ ክብላ ሰቲተይ ክብላዳገዮረገስ ምስ ጉና ኩሉ ብኩላፈሊ ዝበለ ሰብኪ አሪሒቁ መን ዘይተመለሰ ሰብኪ ናፊቁመን ዘይተመልስ ማይኪ ናፊቁ
ደቂ ሑመራ ሽኮሪናታት ተጋበዙለይ❤❤❤
ተጋሩ ትደርፍዎ ደርፊ ሲ ናይ ብሓቂ ንኹሉ ዝገልጽ ነገር እዩ ተዓዲልኩም❤❤❤❤❤
ሑማራ ክንመልሳ ኢና! ትግራይ ክትዕወት እያ!!
ናይግድን💪
😂😂😂600 ሚኢት ሰብ ርሽንኩም ከይድኩም ናበይ ክትምለስ zeyrsae ቁስል አለና ወልቃይት ይፅብየቁማሎ 💪💪
@@ጆዬMan idiot
ሞኬ አስላዊ ወዲ ሑመራ አጆና ክወግሕ እዩ ባቢሎን አፍሪካ ዓይጋ ክሳብ ርደም ሆቴል ሓውዜን ሃያስኩለይ ሓሊፍ ግዜ ንድሕሪት ረጂዕካኒ ናይ ብሓቂ ነቢዕ ደቂ ሑመራ ደቂ ዓደይ አለኩም ዶ አጆና ፅባሕ ካልእ ግዜ እዩ ትግራይ ትስዕር
ሓራ ክትወፁ ኢኪ ብTDF ብጀጋኑ ደቅኪ ሐመራዋይ እወ ዘይትምነው 💛✊❤🙏
Bokirki kab tdf si, kal'e zemed yeblkn?😄😄😄😄
ጅግና ዓቢ መልእኽቲ ዝሓዘ ሑመራ 💜🥰❤️ ወዲ ሰሜን ትግራይ (ኤረትራ ) ትግራዋይ
ሑመራ ማዕረግ'ትግራይና ኣጆና ክወግሕዩ'ፅቡቅድምፂ
ብዛደርፊ ዘይፈልጣ ሑሞራ ክሪአ ብሂገ❤
ሑመራይ ወለላ ዓይኒ ሃገረ ትግራይና 💛❤🙏✅️
ሰላምኪ ይመለስ ትግራይ ዓደይ ሑመራ ሽኮር ብሓቂ ዘይትምኖ ጽቡቕ ስራሕ ወዲ ዓደይ💔💔
ይበል ስራሕ ይበል ግጥሚ ይበል ዜማ ይበል ኢዲት እምባሕ በሉ ደቂ ሑመራ ዓይኒ ትግራይ በዚ ግሩም ድምፅን አቀናባርን እግረ መንገድኻን ን ሸራሮ ቃፍታ ሸራሮን አይትጋደፈና ሸራሮ አብዞም ዱሁላት ወዲቃ ኣላ እሞ አይተጋንይዋ 😢❤
ትግራዋይ ዉን ዶ እምባሕ ይብል እዩ? ንሱስ ንቶም ከፍቲ
We Miss you - Humera ❤💛 We Miss you - West Tigray ❤💛We will meet you SOON! ✌You will meet us SOON! ✌Thank you Mekonen Ezra for this Beautiful Music. 💙
ዓደይ ሑመራ ብሉፅ ሰራሕ ዝሓወይ ኽብሪ ንዓኩም ከየንቲ ተጋሩ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏ትግራይ ትሰዕር✊
ረዚን መልእኽቲ...ሑሞራ ተናፊቂት እያ ብሓቂ !!! እዝራ🙏😍🙏
i love you tigray people from eritrean💙💙💙💙💙
ሰሚዕ ዘይጸግባ ደርፊ ንኹሉ ገላጺት ኣምላኽ ሰላምን ፍቕርን የውርደልና ተስፋ ይገብር ሑመራ ባዓይነይ ክሪኣ :: ኣውኩም ሰብ ሕልና እየ 💙💙💙
_ሰላምኪ ይመለስ ነፃነትኪ የርእየና ሑመራ ዓዲ ኹሉ ትግራዋይ ይበል ስነ ጥበብ ሞኬ ጅግና: ኣዬኹም ናይና ሸጥ ማዓንታና ከም ቀደምና ቀሪብና ኢና ትግራይ ትስዕር 💪✊💛❤🌻🙏💙_
እስኪ መን እዩ ከማይ ነዛ ብልፅቲ ስራሕ ምስ ህልዉ ኩነታት ኣዛሚዱ ደጋጊሙ ዘስተማቐራ?? ዓደይ እወ ህዝበይ እወ ራህዋኹም ኣብ ቀረባ የርእየና። ኣሜን የቐንየልና ሞኬ
Ane wen
ዘይትምኖ ሑመራ ❤💛❤💛
እዛ ደርፊ እንትሰምዕ አብ ኩሉ ነብሰይ ትዝራእ፡፡ ዝዓበኩላ ዓደይ ብምኳናን አምሂራ አብዚ ዘለኩዎ ሂወት ክበፅሕ ስለዝገበተኒ.........
ፅቡቅ ስራሕ ጅግና ሓውና🙏🙏🙏💛💛💛❤❤❤💪💪💪💊💊ሀገረ ትግራይ ትስዕር💊💊እወ ዘይትመኖ ሑመራና ትግራይ ኹላ💋💋💔💔🌻🌻🌻
ዓድ ኣቦኻ የርግፅካ ዝሓወይ። ውሽጥኻ ዝትንክፍ ደርፊ፣ ምእዝዉ ኣጠቓቕማ ቃላት፣ ኮታስ ዝወፆ የብሉን። ኣነ ካብ ኩሉ ንላዕሊ ዘናስሐኒ፣ ክንድቲ ነታ ሰናዕ ዓዲ ዝፈልጣ ትግራይ ዓደይ ዘይፈልጣ ምዃነይ እዩ። ተስፋ እገብር ድማ ድሕሪ ናፅነት ዓደይ ብምልእታ ዘይረ ኣብ ሕልናይ ከስፍራ። #ትግራይሃገርእያ።
እዛ ደርፊ ንነብሰይ ወዲ ሑመራ ገይረ ክሳብ ዝቆፅራ እየ ዘስተማቕራ🥺ማክ ቀፅለሉ...እና ካባኻ ብዙሕ ክንፅበ ኢና✌️
Welcome 💊❤💛 ኣነ ዕባይ ገራዓልታ እየ ግን ብዛ ደርፊ ገይረ ሕሞራ ማዓር ክንደይ ተፈታዊት ምካና ፈሊጠ ዋላ ኣነ ክሪኣ ነፊቀያ 😢
I am from Eritrea but I love tigray people our brother and sister Humera is tigray land forever
🙏❤
❤❤
🥺❤️🙏🏽
Terewai agamme
@@F.mebratu view zelezehabkana betami ena nemesgen😂😂resahhh sijemer nementay eka nab videona teatu 😂😂
ዝክርታት ቁልዕነትና ተዘኻኽር ናይ ኩሉ ወዲ ሑመራ ድምፂ ተጋውሕእስኪ ሰላምና ይመልሶ SETIT HUMERA 🤗🤗🤗
እግዚአብሔር ሰላምና ይምለሰልና ይኣካክበና ደቂ ዓደይ 💛❤️⛱🙏
Amen
#ሕሙራና ዓይኒ #ትግራይና😢😢😢መን ኣሎ ከምዝ ከመይ ሕሙራ ክበሃል እንከሎ ንብዓት ዝቕድሞ😢😢😢😢
ሰበይ ከቢድ ዩ ምፍላይ ካባኻ! ይበል ግጥሚ! ኣጅኹም ደቒ ዓድይ! ዝገርም ብቕዓት ናይ ምድራፍ ኽእለት ኣለካ፡ ቐጽለሉ! ብዙሕ ንጽበ ኻባኻ ሓው፡ ገለ ገለ ተጋሩ ዝገርም ብቖዓት ኣለኩም! እቲ ግጥምኻ ውን ስጥም ዝበለ ዩ ብጣዕሚ ሓሪፍ።
ምቅርቲ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ትግራይ ዓደይ ስላምኪ ይሰመዐና ሑሙራ❤❤❤❤❤
ሑመራ ብኣካል እካ ተዘይፈለጥኩዋ ብዛ ደርፊ ግን ፈሊጠያ እየ ህዝበይ ፈጣሪ ብቅልጡፍ ናብ መረበተካ ይምለስካ ❤❤❤❤❤
አወ ይዓኪ ለይትምኖ ሑመራይ 💛❤️🥰
ኣጆና😢
ሑመራ 😍❤😍😍ዓይኒ ትግራይና
ሑመራ ርስትና ረስቲ አቦታትና✊ ዘይትምኖ 😍❤💖💖
የትኛው አባትሽ ነው ባክሽ
ሞኬ ኢዝራ 💖ዘይትምኖ ደርፊ ንዘይትምኖ ትግራይ💊💊💊 ደሪፉካላ💖ክብረት ይሃበልና ወድኖ💖💖💖
ዘይትምኖ ብሓቂ ተናፋቂት ሑመራይ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይምለሶ
ሑመራ ናፃ ትወፀሉ ግዜ አይርሕቅን ኣጆና ዓወት ንስራዊና
ሰላምኪ ይምለሰልኪ ዓደይ ትግራይ ሑመራ❤❤❤❤❤
ሰላምኪ ይመለስ ሑመይ ዓይነ ትግራይና❤💛✊😢
ብሓቂ ብዓል ጡዑም ድምጺ ዜማን ሙዚቃ ቅንብርን ቀጽለሉ ካባካ ጽቡቅ ነገር ንጽበ 100% ሂበካ ኣለኩ ብወገነይ
ማይ ምስሓለፈ ናብ ባዕቲ ከይኮነኩም ሑመራ ናይ ወልቃይት አምሓራ እምበር ናይ ትግራይ ኮይኑ ኣይፈልጥንዩ ወልቃይት ናፅነትና ረኪብና እና ሰላም ኩኑ ብርሑቁ ብዝኮነ ብዛዕባ ዓድና ስለ ዝደረፍካልና ነምስግነካ ንደሊ ነፃነትኩም ንባዕልኩም ኣይከፍኣናን እዩ ተመቺውና እዩ ዘሎ ካብ ሑመራ ወልቃይት አምሓራ❤❤
ዋላ እንዳነባዕኹ ሰሚዐዬ 😢✊️ኣጆና ተጋሩዋይ ክወግሕ ዩ 💛❤️
ሕሞራ ዘይ ፈልጣ ከለኩስ ብዚ ደራፊ ጥዑም ልሳኑ ናፊቀያ missed you too ሕሞራ❤❤❤❤❤
ሑመራ ተናፋቂት ኣጅኹም ክንራከብ ኢና 💛❤ ✊Mak Thank you for this amazing work for our hometown Humera.
ደጊመ ደጋጊመ ክመንዋ ኣይከኣልኩን ይበል ድምፂ 🙏🙏🙏🙏
ዓይኒ ትግራይ - ናይ ብሓቂ
Love it
መፀባዓ የኩነኑ ካብ ስደት መስተመለስኩ ሕሞራ ከሪኣ ተስፊ ኣለኒ 😢😢😢😢😢😢
ሁመራ አደይ ተናፋቂ ነች የፍቅር ሀገር ነች
ሰሚዕካ ዘይትምኖ ሙዚቃ 🥰ናፊቀ ሕሙራ 🥺
ደጋጊመ ሰሚዐ ዘይመንዎ ኩሉ ጊዜ ናነባዕኹ እየ ዝሰምዓ ኣምላኽ በቃ በለና ኣኻኽበና ትግራይ ህዝበይ ኣይንተርፍን ተፈላሊና ክወግሕ እዩ🙏🏾
መዝሙር ሑመራ ክንገብራ ኢና ።❤❤
ሑሞራይ መረበተይ ርሑቅ ኣይኾነን ብርሃንኪ ክበርቅ ♥️💛🙏
ሑመራ ሓበን ትግራይ ኣጆና ክወግሕዩ ብደቃ#TDF'ሓራ ክትወፅእያ!! ተጋሩ ኣይትሕመቁ ለይክ ሽር ግበሩሉ
ኣሰይ ተጋሩዋይ ድምፆም ጥዑም ሰረሖም መሐበኒ ፈቃራት የዋሃት እንካዕ ናትና ኮንኩም ትግራይ ትስዕር💛❤🙏
ጅግና ትግራዋይ ❤💛
I m ertrean and Humera for tigray and his land . I love my people ❤❤❤love .
Wow it's wonderful song keep it up my brother ኣጆካ ካዓ ድሕሪ ፀልማት ብርሃን ኣሎ ክወግሕ እዩ ፀልሚቱና አይነበርን Tigray will prevail God bless tigryans and Tigray
ዝገርም ድምፂ ወድ ዓደይ
ፅቡቅ ስራሕ ወዲ ሪመይ 🤴❤💛❤✊ሑሞራና
ሑመራ፡ ኣኻኻቢት ኩሉ፡ ፈቃር ህዝባ፡ The best city in Ethiopia ever.
ዝገርም ስራሕ ዝገርም ድምፂ ዘደንቕ ምስልን ዝኽርን ሞኬ ዓርከይ😘❣️😘❣️
ሰላምኪ ይመለስ ትግራይ ዓደይ ሑመራ ዘይትምኖ🥰🥰🥰💛❤
እንኳዕ ብሰላም መፃካ
ኣብዚ ዘለኹም ኩለኹም ፈጣሪ ኩሉዓለም ሰናይ ሓሳብ ልብኹም ይምለአልኹም።🤲
ሑመራ ዓደይ ክትወፂኽ ሓራ♥🙏
ሕሞራይ ናፍቆተይ ሰላምኪ ይስመዐና ህዝበይ ናተይ😢❤
እዞም ጀጋኑና ዕደመ ጥዐና ሃበልና ፍጣር
I'm from Eritrea but love this music I remember my childhood city ❤
እንኳዕ ብስላም መፃእኻ ውድኖ ፅብቅ ስራሕ ተናፍቂት ምድርገነት ዓደይ
ወዲ መቐለ እየ ግን ,i love this song❤
Good job bro ❤❤ ፈጣሪ ንዓድናን ንህዝብናን ናፃ የውፅአልና
ዓደየ ሑሞራ ዓደየ ሑሞራ ዋላ ኣነ ናፊቐያ ዝዓደየ እዛ ሓብሓቢት ስድራሓብሓቢ ስድራ
Bravo Mak!!ቀጽለሉ!!
ፅቡቅ ስራሕ ዝሓወይ ማዓዝ ኮን ትኮን ሓራ ትወፂ ሑሙራ ዓይኒ ትግራይና❤😢🙏
Let's spread this song on every platform Tegaruwani❤
ሑመራ ዓደይ እስኪ 1m ነብፅሓያ !
እንኳዕ ብደሓን መፃኻ ሓውና ይበል ምቁር ድምፂ በርትዕልና❤❤❤❤❤
ሞሉኩያ በሊዕ ካ ጉያ ዓደይ ማዓረይ ክወግሕ እዩ ፁቡቅ ስራሕ
እግዚአብሔር ኢዱ ያንብረልኪ ዓደይ ሀገረ ትግራይ
ሰላም ኪ ይመለስ ትግራይ ዓደይ ብሓቂ ፅቡቅ ስራሕ ይበል ድምፂ ማሻአላ
አንካዕ ብሰላም ምጸካ ሓዉና ጽብቅ ስራሕ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ትግራይ/ሑመራ ዓደይ another face of Tigray.
ሑመራይ መዓርግ ትግራይና❤💕🙏
😭😭😭😭😭😭😭👍👌❤️❤️❤️💛💛💛💛❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ናይ በሐቂ ብጣዕሚ ዘይትምኖ ዐድና ሑመራና ተናኺፍካዮ ልብና ቡሉፅ አርቲስትና ጅግናና ።
ሑሞራና ዘይትሙኖ❤💛
ብዙሕ ጥዑም ኣሎ ሞ ግን ኣይከም ሑመራን የዓኽ!ቃንዛ ስቓይና ባ ኣሕፅረለና ኣንታ ጎይታ!ነዚኣ ብዝሰማዕና ቁፅሪ ስቓይና መመሊሱ ይብእስና።
God Bless and Protect for Tigray and Tigrigna People and TDF ❤🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤💛❤💛❤
ተባረክ ማክ ሓወይ ሑሞራ ኣብ መቀለ ኮይነ ኣፋሊጥኻኒ
ብዘይ ምግናን ነዛ ደርፊ ልዕሊ ደቂ ሑመራ ሰሚዐያ ይኸውን'የ ብሰንኪ እዛ ደርፊ ቃንዛን ስቓይን ተጋሩ ብፍላይ ደቂ ሑመራ ዝያዳ ከቐንዝወኒ ክኢሉ። ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ደቅኻ ኣድሕን 🙏🙏🙏
Me too bitaemi des
ልዕሌና ክትሰምዖ ኣይትኽእልን ሓወይ ቁርሲ ምሳሕ ድራር እዚ ደርፊ ኢና ንሰምዕ
ደቂ ሑመራ ሽኮር like ሃቡኒ ጥንሰቲ እየ 😍😍😍
ካብ ወዲ ሑሞራ ድዩ 🙄
ሊ ሊ ማርያም ሑመራ ብሰላም ትግላግልኪ
@@bsreman6822 ewe
@@philemonkiros7503 amen 😍
Wedi weldimo mels belyo meles ❤️😀
Love from Eritrea 🇪🇷 ጥዑም ዜሜ ደስ ዝብል ቃና። ሰላም ይፍጠለና ኣብ ዘለናዮ ህዝቢ ኤርትራ፤ ትግራይን። ☮️ ✌🏾
Tg
🙏
ብሉጽ ብዓል ሕልና💙💙
🙏🙏🙏
አሜን 😢
ዘይፈልጣ ኮለኹ ናፊቐያ ሑመራ ❤
ዋላ ኣነ❤
ሑሞራይ ተናፋቂት ♥️😘
ዓወት ንስራዊትና
ትግራይ ትስዕር።♥️💛
Eritea🇪🇷🙏 Tigray 😢😢 ane Tigray hiwetey eya Selam kitrekib kela Selamey u zimla ❤❤❤❤❤❤
ማክ ሓወይ በዛ ብልፅቲ ስራሕኻ ከይደያ ዘይፈልጥ ሑመራ ንክፈልጣ ገይርካኒ::
ይበል ግጥምን ዜማን😍✌
ኣብ ዝሓጸረ እዋን ጸበባ ህዝብና ሓጺሩ ዝተማዛበለ ህዝቢ ሑመራ ናብ መረበቱ ተመሊሱ የርእየና🙏
አይዞኩም ደቂ ሑመራ አሕዎተይ ነፃ ከየዉፃእናኩም ኩላትና ተጋሩ ደቂስና አይንሓድርን ቃል ንሰማይ ንምድር 😢🙏
ደናቁር ካድረ ና መፅእሃ ፈትን
ዓጋመ እንታይ ዝበልኩም ፍጥረት ኢኩም በጃኩም ሑመራ ናይ ወልቃቶት እዩ ናትኩም ኣይኮነን ለያቡ ምሽ ሑመራ ኣስመራ ኢልኩም ፈኪርኩም ኔርኩም ግንሲ ወላ ሓቲ😂😂😂
@@RahelDebesay-ju7vx kidi ab daski saesie yehwatki dleyi stupid dormant mind on your business beach
ይመቸካ
ወድዛ ደንቆሮ ፅባሕ ናባካ እዮም
ዘይትሙኖ ደርፊ ን ዘይትሙኖ ሑመራና 💛❤️💛
ናፊቀ ክዞራ
ፈቃር መፈጠራ
ዓደየ ሕሞራ
ዘይትምኖ ዘይትምኖየ ተናፉቂት እያ ዓደይ
ዘይትምኖ2
ዘይትምኖ ተናፋቂት ፃሓይ ብምዕራብ ትግራይ በሪቃ
ሳላ ፍረ
ሳላ ፍረ አብራካ ሎምስ ድማ ደሚቃ
ጓና ዘይትፈልጦ የዋህ መረበታ
ዓዲ ዉን ከም ሰባት
ይንፈቀ ድዩ ታ
ናፊቀ ክዞራ ፈቃር መፈቀራ
ዓደየ ሕሞራ
ዓደየ ሕሞራ ዓደየ
ናትኪ እንድየ ወሲደ
መን እሞ ንፍቅሪ ከማየ
ሉምሉምዩ ከርስኪ ዓዲ አዝመራ ሽሻየ
ፀጋ ተፈጥሮ ታዓዲልክዮ
ሳላኪ ዓደይ ኩሉ ሪኦዮ
አይንተርፍን ተፋላሊና
ክወግሕ እንዶ ክንራከብ ኢና
ዓደየ ናተይ አነ ዶ ተከዘ ዕባየ
ጥሪ ማርያም ኮይኑ
ከመይ አለኩም ሰብ ራዉያነየ
ከመይ ኢለ ክርስዕ
ሰብ ባዕከር ሰብ አዳባየ
ኩስሚ ንማይካድራ
አዉነ አረጋዊ ፃሓየ
በረከት ዘለዎ ሕሉፍ ጣዕሚ ሕሉፍ ሽሻየ
ፉል ሓጃ ነብሲ ምስ ሞነክያ
ንብል ነበርና በሊዒካ ጉያ2
ስጋይ ስጋካ ገዛይ ገዛካ ንብል ነበርና
ሰበይ ከቢድ እዩ ምፍላይ ካባካ2
ታይ በልኒ
ታይ በልኒ
ተይ በልኒ ዓደይ ታይ በልኒ
ከላዕሎ መረባኪ ዝዕበየኒ
ታይ በልኒ ዓደይ ታይ በልኒ
ተከዘ ባዓባይ እምኒ ዘክሪ ፈዚዘ
ባቢሎን ዓይጋ አፍሪካ ፍትሕ ኢልና ዚ
ሕለት ሳምረ ምክአል አቢኒ ሓምለ ዘኪረ
ዳባፂን ዳማርያም ኮይነ ኩሉ ጠሚተ
ሕሞራ ፊኪዑመር አለዉኒ ዝያራ
ዓደየ ተናፋቂት ዓደይ ትግራየ2
ዓደይ ክብላ ዓደይ
ዳመተና ዘክረወ ዝዓበኩላ
ዓደይ ክብላ ሕሞራይ ክብላ
ፈቃር እንዶ ሰብኪ ሓላል
ዓደይ ክብላ ሰቲተይ ክብላ
ሕለት ግርሽ ምስ ኩዳር ኩሉ ብኩላ
ፍለይ ዝበለ እግሪ አሪሒቁ
መን ዘይተመልሰ ሰብኪ ናፊቁ
መን ዘይተመልሰ ማይኪ ናፊቁ
ታይ በልኒ
ታይ በልኒ
ታይ በልኒ ዓደይ ታይ በልኒ
ከላዕሎ መረባኪ ዝዕበይኒ
ታይ በልኒ ዓደይ ታይ በልኒ
መዋልድ
አፍወርቂ ኢለ ሚካኤል ክከድ
ዳጋብር
ሽምዓ ሓቢርና ንግሲ ክናሓድር
ሓዉዜና
ኩዕሶ ሜዳ ክንደይ ዘሊልና
መስቀልና
ናብ አዳባባይ ታአካኪብና
ሓሊፉ እዉ ክንደይ ጡዑም ሓሊፉ
ዕርክነት
አብ ሃይሱኩል ክንደይ ዝክሪ ገዲፉ
ምሕዝነት አብ ሃይሱኩል ክንደይ ዝክሪ ገዲፉ
ዓደይ ክብላ
ዓደይ ክብላ
ዳተቡሆይ ከዋልካ ኩሉ ቡኩላ
ዓደይ ክብላ ሕሞራይ ክብላ
ጎደና ቀሺ ገብሩ ክዞራ
ዓደይ ክብላ ሰቲተይ ክብላ
ረደም ምስ መናፈሻ ኩሉ ብኩላ
ዓደይ ክብላ ሕሞራይ ክብላ
ፈቃር እንዶ ሰብኪ ሓላል
ዓደይ ክብላ ሰቲተይ ክብላ
ዳገዮረገስ ምስ ጉና ኩሉ ብኩላ
ፈሊ ዝበለ ሰብኪ አሪሒቁ
መን ዘይተመለሰ ሰብኪ ናፊቁ
መን ዘይተመልስ ማይኪ ናፊቁ
ደቂ ሑመራ ሽኮሪናታት ተጋበዙለይ❤❤❤
ተጋሩ ትደርፍዎ ደርፊ ሲ ናይ ብሓቂ ንኹሉ ዝገልጽ ነገር እዩ ተዓዲልኩም❤❤❤❤❤
ሑማራ ክንመልሳ ኢና! ትግራይ ክትዕወት እያ!!
ናይግድን💪
😂😂😂600 ሚኢት ሰብ ርሽንኩም ከይድኩም ናበይ ክትምለስ zeyrsae ቁስል አለና ወልቃይት ይፅብየቁማሎ 💪💪
@@ጆዬMan idiot
ሞኬ አስላዊ ወዲ ሑመራ አጆና ክወግሕ እዩ
ባቢሎን አፍሪካ ዓይጋ ክሳብ ርደም ሆቴል ሓውዜን ሃያስኩለይ ሓሊፍ ግዜ ንድሕሪት ረጂዕካኒ ናይ ብሓቂ ነቢዕ
ደቂ ሑመራ ደቂ ዓደይ አለኩም ዶ አጆና ፅባሕ ካልእ ግዜ እዩ ትግራይ ትስዕር
ሓራ ክትወፁ ኢኪ ብTDF ብጀጋኑ ደቅኪ ሐመራዋይ እወ ዘይትምነው 💛✊❤🙏
Bokirki kab tdf si, kal'e zemed yeblkn?😄😄😄😄
ጅግና ዓቢ መልእኽቲ ዝሓዘ ሑመራ 💜🥰❤️ ወዲ ሰሜን ትግራይ (ኤረትራ ) ትግራዋይ
ሑመራ ማዕረግ'ትግራይና ኣጆና ክወግሕዩ'ፅቡቅ
ድምፂ
ብዛደርፊ ዘይፈልጣ ሑሞራ ክሪአ ብሂገ❤
ሑመራይ ወለላ ዓይኒ ሃገረ ትግራይና 💛❤🙏✅️
ሰላምኪ ይመለስ ትግራይ ዓደይ ሑመራ ሽኮር ብሓቂ ዘይትምኖ ጽቡቕ ስራሕ ወዲ ዓደይ💔💔
ይበል ስራሕ ይበል ግጥሚ ይበል ዜማ ይበል ኢዲት እምባሕ በሉ ደቂ ሑመራ ዓይኒ ትግራይ በዚ ግሩም ድምፅን አቀናባርን እግረ መንገድኻን ን ሸራሮ ቃፍታ ሸራሮን አይትጋደፈና ሸራሮ አብዞም ዱሁላት ወዲቃ ኣላ እሞ አይተጋንይዋ 😢❤
ትግራዋይ ዉን ዶ እምባሕ ይብል እዩ?
ንሱስ ንቶም ከፍቲ
We Miss you - Humera ❤💛
We Miss you - West Tigray ❤💛
We will meet you SOON! ✌
You will meet us SOON! ✌
Thank you Mekonen Ezra for this Beautiful Music. 💙
ዓደይ ሑመራ ብሉፅ ሰራሕ ዝሓወይ ኽብሪ ንዓኩም ከየንቲ ተጋሩ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏
ትግራይ ትሰዕር✊
ረዚን መልእኽቲ...ሑሞራ ተናፊቂት እያ ብሓቂ !!! እዝራ🙏😍🙏
i love you tigray people from eritrean💙💙💙💙💙
ሰሚዕ ዘይጸግባ ደርፊ ንኹሉ ገላጺት ኣምላኽ ሰላምን ፍቕርን የውርደልና ተስፋ ይገብር ሑመራ ባዓይነይ ክሪኣ :: ኣውኩም ሰብ ሕልና እየ 💙💙💙
_ሰላምኪ ይመለስ ነፃነትኪ የርእየና ሑመራ ዓዲ ኹሉ ትግራዋይ ይበል ስነ ጥበብ ሞኬ ጅግና: ኣዬኹም ናይና ሸጥ ማዓንታና ከም ቀደምና ቀሪብና ኢና ትግራይ ትስዕር 💪✊💛❤🌻🙏💙_
እስኪ መን እዩ ከማይ ነዛ ብልፅቲ ስራሕ ምስ ህልዉ ኩነታት ኣዛሚዱ ደጋጊሙ ዘስተማቐራ?? ዓደይ እወ ህዝበይ እወ ራህዋኹም ኣብ ቀረባ የርእየና። ኣሜን
የቐንየልና ሞኬ
Ane wen
ዘይትምኖ ሑመራ ❤💛❤💛
እዛ ደርፊ እንትሰምዕ አብ ኩሉ ነብሰይ ትዝራእ፡፡ ዝዓበኩላ ዓደይ ብምኳናን አምሂራ አብዚ ዘለኩዎ ሂወት ክበፅሕ ስለዝገበተኒ.........
ፅቡቅ ስራሕ ጅግና ሓውና🙏🙏🙏💛💛💛❤❤❤💪💪💪💊💊ሀገረ ትግራይ ትስዕር💊💊እወ ዘይትመኖ ሑመራና ትግራይ ኹላ💋💋💔💔🌻🌻🌻
ዓድ ኣቦኻ የርግፅካ ዝሓወይ። ውሽጥኻ ዝትንክፍ ደርፊ፣ ምእዝዉ ኣጠቓቕማ ቃላት፣ ኮታስ ዝወፆ የብሉን። ኣነ ካብ ኩሉ ንላዕሊ ዘናስሐኒ፣ ክንድቲ ነታ ሰናዕ ዓዲ ዝፈልጣ ትግራይ ዓደይ ዘይፈልጣ ምዃነይ እዩ። ተስፋ እገብር ድማ ድሕሪ ናፅነት ዓደይ ብምልእታ ዘይረ ኣብ ሕልናይ ከስፍራ። #ትግራይሃገርእያ።
እዛ ደርፊ ንነብሰይ ወዲ ሑመራ ገይረ ክሳብ ዝቆፅራ እየ ዘስተማቕራ🥺
ማክ ቀፅለሉ...እና ካባኻ ብዙሕ ክንፅበ ኢና✌️
Welcome 💊❤💛 ኣነ ዕባይ ገራዓልታ እየ ግን ብዛ ደርፊ ገይረ ሕሞራ ማዓር ክንደይ ተፈታዊት ምካና ፈሊጠ ዋላ ኣነ ክሪኣ ነፊቀያ 😢
I am from Eritrea but I love tigray people our brother and sister Humera is tigray land forever
🙏❤
❤❤
🥺❤️🙏🏽
Terewai agamme
@@F.mebratu view zelezehabkana betami ena nemesgen😂😂resahhh sijemer nementay eka nab videona teatu 😂😂
ዝክርታት ቁልዕነትና ተዘኻኽር ናይ ኩሉ ወዲ ሑመራ ድምፂ ተጋውሕ
እስኪ ሰላምና ይመልሶ SETIT HUMERA 🤗🤗🤗
እግዚአብሔር ሰላምና ይምለሰልና ይኣካክበና ደቂ ዓደይ 💛❤️⛱🙏
Amen
#ሕሙራና ዓይኒ #ትግራይና😢😢😢
መን ኣሎ ከምዝ ከመይ ሕሙራ ክበሃል እንከሎ ንብዓት ዝቕድሞ😢😢😢😢
ሰበይ ከቢድ ዩ ምፍላይ ካባኻ! ይበል ግጥሚ! ኣጅኹም ደቒ ዓድይ! ዝገርም ብቕዓት ናይ ምድራፍ ኽእለት ኣለካ፡ ቐጽለሉ! ብዙሕ ንጽበ ኻባኻ ሓው፡ ገለ ገለ ተጋሩ ዝገርም ብቖዓት ኣለኩም! እቲ ግጥምኻ ውን ስጥም ዝበለ ዩ ብጣዕሚ ሓሪፍ።
ምቅርቲ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ትግራይ ዓደይ ስላምኪ ይሰመዐና ሑሙራ❤❤❤❤❤
ሑመራ ብኣካል እካ ተዘይፈለጥኩዋ ብዛ ደርፊ ግን ፈሊጠያ እየ ህዝበይ ፈጣሪ ብቅልጡፍ ናብ መረበተካ ይምለስካ ❤❤❤❤❤
አወ ይዓኪ ለይትምኖ ሑመራይ 💛❤️🥰
ኣጆና😢
ሑመራ 😍❤😍😍ዓይኒ ትግራይና
ሑመራ ርስትና ረስቲ አቦታትና✊ ዘይትምኖ 😍❤💖💖
የትኛው አባትሽ ነው ባክሽ
ሞኬ ኢዝራ 💖ዘይትምኖ ደርፊ ንዘይትምኖ ትግራይ💊💊💊 ደሪፉካላ💖ክብረት ይሃበልና ወድኖ💖💖💖
ዘይትምኖ ብሓቂ ተናፋቂት ሑመራይ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይምለሶ
ሑመራ ናፃ ትወፀሉ ግዜ አይርሕቅን ኣጆና ዓወት ንስራዊና
ሰላምኪ ይምለሰልኪ ዓደይ ትግራይ ሑመራ❤❤❤❤❤
ሰላምኪ ይመለስ ሑመይ ዓይነ ትግራይና❤💛✊😢
ብሓቂ ብዓል ጡዑም ድምጺ ዜማን ሙዚቃ ቅንብርን ቀጽለሉ ካባካ ጽቡቅ ነገር ንጽበ 100% ሂበካ ኣለኩ ብወገነይ
ማይ ምስሓለፈ ናብ ባዕቲ ከይኮነኩም ሑመራ ናይ ወልቃይት አምሓራ እምበር ናይ ትግራይ ኮይኑ ኣይፈልጥንዩ ወልቃይት ናፅነትና ረኪብና እና ሰላም ኩኑ ብርሑቁ ብዝኮነ ብዛዕባ ዓድና ስለ ዝደረፍካልና ነምስግነካ ንደሊ ነፃነትኩም ንባዕልኩም ኣይከፍኣናን እዩ ተመቺውና እዩ ዘሎ ካብ ሑመራ ወልቃይት አምሓራ❤❤
ዋላ እንዳነባዕኹ ሰሚዐዬ 😢✊️ኣጆና ተጋሩዋይ ክወግሕ ዩ 💛❤️
ሕሞራ ዘይ ፈልጣ ከለኩስ ብዚ ደራፊ ጥዑም ልሳኑ ናፊቀያ missed you too ሕሞራ❤❤❤❤❤
ሑመራ ተናፋቂት ኣጅኹም ክንራከብ ኢና 💛❤ ✊
Mak Thank you for this amazing work for our hometown Humera.
ደጊመ ደጋጊመ ክመንዋ ኣይከኣልኩን ይበል ድምፂ 🙏🙏🙏🙏
ዓይኒ ትግራይ - ናይ ብሓቂ
Love it
መፀባዓ የኩነኑ ካብ ስደት መስተመለስኩ ሕሞራ ከሪኣ ተስፊ ኣለኒ 😢😢😢😢😢😢
ሁመራ አደይ ተናፋቂ ነች የፍቅር ሀገር ነች
ሰሚዕካ ዘይትምኖ ሙዚቃ 🥰
ናፊቀ ሕሙራ 🥺
ደጋጊመ ሰሚዐ ዘይመንዎ ኩሉ ጊዜ ናነባዕኹ እየ ዝሰምዓ ኣምላኽ በቃ በለና ኣኻኽበና ትግራይ ህዝበይ ኣይንተርፍን ተፈላሊና ክወግሕ እዩ🙏🏾
መዝሙር ሑመራ ክንገብራ ኢና ።❤❤
ሑሞራይ መረበተይ ርሑቅ ኣይኾነን ብርሃንኪ ክበርቅ ♥️💛🙏
ሑመራ ሓበን ትግራይ ኣጆና ክወግሕዩ ብደቃ
#TDF'ሓራ ክትወፅእያ!! ተጋሩ ኣይትሕመቁ ለይክ ሽር ግበሩሉ
ኣሰይ ተጋሩዋይ ድምፆም ጥዑም ሰረሖም መሐበኒ ፈቃራት የዋሃት እንካዕ ናትና ኮንኩም ትግራይ ትስዕር💛❤🙏
ጅግና ትግራዋይ ❤💛
I m ertrean and Humera for tigray and his land . I love my people ❤❤❤love .
Wow it's wonderful song keep it up my brother ኣጆካ ካዓ ድሕሪ ፀልማት ብርሃን ኣሎ ክወግሕ እዩ ፀልሚቱና አይነበርን Tigray will prevail God bless tigryans and Tigray
ዝገርም ድምፂ ወድ ዓደይ
ፅቡቅ ስራሕ ወዲ ሪመይ 🤴❤💛❤✊ሑሞራና
ሑመራ፡ ኣኻኻቢት ኩሉ፡ ፈቃር ህዝባ፡ The best city in Ethiopia ever.
ዝገርም ስራሕ ዝገርም ድምፂ ዘደንቕ ምስልን ዝኽርን ሞኬ ዓርከይ😘❣️😘❣️
ሰላምኪ ይመለስ ትግራይ ዓደይ ሑመራ ዘይትምኖ🥰🥰🥰💛❤
እንኳዕ ብሰላም መፃካ
ኣብዚ ዘለኹም ኩለኹም ፈጣሪ ኩሉዓለም ሰናይ ሓሳብ ልብኹም ይምለአልኹም።🤲
ሑመራ ዓደይ ክትወፂኽ ሓራ♥🙏
ሕሞራይ ናፍቆተይ ሰላምኪ ይስመዐና ህዝበይ ናተይ😢❤
እዞም ጀጋኑና ዕደመ ጥዐና ሃበልና ፍጣር
I'm from Eritrea but love this music I remember my childhood city ❤
እንኳዕ ብስላም መፃእኻ ውድኖ ፅብቅ ስራሕ ተናፍቂት ምድርገነት ዓደይ
ወዲ መቐለ እየ ግን ,i love this song❤
Good job bro ❤❤ ፈጣሪ ንዓድናን ንህዝብናን ናፃ የውፅአልና
ዓደየ ሑሞራ ዓደየ ሑሞራ
ዋላ ኣነ ናፊቐያ ዝዓደየ
እዛ ሓብሓቢት ስድራ
ሓብሓቢ ስድራ
Bravo Mak!!
ቀጽለሉ!!
ፅቡቅ ስራሕ ዝሓወይ ማዓዝ ኮን ትኮን ሓራ ትወፂ ሑሙራ ዓይኒ ትግራይና❤😢🙏
Let's spread this song on every platform Tegaruwani❤
ሑመራ ዓደይ
እስኪ 1m ነብፅሓያ !