Breaking ዶ/ር ደብረጽዮን ሓደሽቲ ሚስጥራት ዘቃለዐሉ ኣዘራራቢ መግለጺ september 21 2024

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 12 ноя 2024

Комментарии • 47

  • @henoshabtemariam2196
    @henoshabtemariam2196 Месяц назад +14

    ዘረባ ናይዚ ዓሶ ደብረጼን ክንሰምዕ ሰዓት ምሉእ ኣይከኣልን እዩ ። ናይ 10 ደቒቕ ጌርካ ኣቕርበልና።

  • @MFish7980
    @MFish7980 Месяц назад +4

    😢 ብጣዕሚ ዘሕዝን ዘረባ እዩ። እዚኹሉ ሕዝቢ አጥፊእኻስ : ቖሎ ጥጥቖ ዘረባ !!

  • @tesfa-eyu-snqey
    @tesfa-eyu-snqey Месяц назад +7

    ዋላ ዘረባ ኣይኻል ፥ ደብረጽየን ሓቀኛ እዩ። ብሄራዊ ጥቕሚ ህዝቢ ትግራይ ኣሕሊፉ ዘይህብ ሰብ እዩ

  • @humhum3511
    @humhum3511 Месяц назад +2

    ሆስፒታል መሲላ ኣኼባ ። ኡሁ ኡሁ ኡሁ ፡ብኽያት ቆልዓ ፡ ሰዓል በዚሑ ዋይ ።

  • @liyashikor9097
    @liyashikor9097 Месяц назад +2

    Tigray wake up if you love your people and your land make peace with Eritrea 🇪🇷 simple is that

  • @wewe5688
    @wewe5688 Месяц назад +3

    ቕንዕናኻ ሪኦም ብዓል ጌታቸው ንኽጻወትልካ መልሓሶም ለይለይ ዋላ ተበሉ ሓቂ አብ መውዳእታ ክትዕወት ሙዃና ርጉጽ እዩ እሞ ቕንዕናኻ ይሓግዝኻ እንበር እዞም ዕንቅሪብት ተመን ሰብ አይኮነን ብሓሶት ትግራይ ዓብሊኾማ እዮም ንሽግር ከቃልዕዋ እዮም ህዝቢ ይሃብትም

  • @kamkefey
    @kamkefey Месяц назад +2

    ዘለና ኣጽዋር ኣብ ልዕሎኦም ክንፍሰሶሎም ኢና 😂😂😂 ዝበልካ ረስዕካዶ ደብረ ዕደ😂😂😂

  • @nisri1567
    @nisri1567 Месяц назад +2

    ወግሐ ጸብሐ ጉባኤ ናይ ዝገበርካ ኣይኮነንን ወፊርካ እንታይ ኣምጻእካ'ዩ ? ነዋርሕ ኣብ ዓለም ተራእ'ዩ ዘይፈልጥ ኣብ ሆቴላት ኣንጉዕ ህዝቢ እንዳመጸኹ ወሪሒኩም ፍሬኹም ግን ካብ ሓሞኽሽቲ ዝሓይሽ ኣይኮነን ተሕዝኑ!

  • @abraham9731
    @abraham9731 Месяц назад

    They should call him "DEPRESSION" instead of Debretsion.

  • @SamiLondon
    @SamiLondon Месяц назад +3

    ደብሪጽዋይ መዋጽኦ ይፍጠረልኩም እስከ ።እንበር እዛ ናይ ማይክ ሃመር መንገዲ ዉግእ ንወርሒ ሕዳር ወይ ጥሪ ክጅመር እዩ ተወሲኑ ዘሎ።ኣነ እዚ ህዝቢ ትግራይ ግን እንታይ መርገም ኣለዎ ገለ ዘይንፈልጦ እንድዒ።ካብ ደርጊ ጅሚሮም ብኣየር ህዝቢ ክድብድቡ ናብ ሰለማዊ ሰብ ገጾም ተሓጺቦም ከም ስራሕ ይወፍሩ ኔሮም።ኣብቲ ግዜ እቲ ብሸነኽ ሱዳን ዝትሰደደ ናብ ኤርትራ ዝኣተወ ከም ብዓል መለስ ቁሩብ ዝነቅሐ ከኣ ናብ ሳሕል ክቃለስ ዝወፈረ ስለ ዝትበደለ ዝተቀጥቀጠ እዩ።ስለዚ ካብ ጥንቲ ጥቅምቲ ሕጊ ይኹን ከም ወድ ሃገር ይትረፍ ከም ጓና ዉን ሰብኣዉነት ኣይገበሩን መን እዞም ኢሊት ግን ከኣ ኢቶፕያዉያን ፡እንተ ሃገር ናይ ቅዱሳን ቦታ ድዩ ክይኑ እቲ ሸይጣን ኣብዚ ቦታ ህዝቢ ክጸንት ዝደሊ ዘሎ ወይ ፖከቲካዊ ጸላዊ ቦታታት ደዩ ኮይኑ ስለምንታይ እዚ ናይ ሰሜን ህዝቢ ግዳይ ይኽዉን ኣሎ ብዘይ ዕረፍቲ ንዉግእ ክርድኣኒ ኣይከኣለን።ናይ ሕጂ ከኣ እቲ ዝኸፍአን ወሳንን ናብ ምጽራይ መራሕቲ ቅርኒ ኣፍሪቃ ዝጸርዩሉ ኣንፈት ይኸይድ ኣሎ።መን ክትርፍ እዩ ክትግምግሞ ዉን ከቢድ እዩ።ኣቢይ ኣሕመድ ምስኪናይ ይድፋእ እዩ ዘሎ ግበር ኣይትግበር ዝብሉ ዋናታት ክሳብ ብኣካል ብጋህዲ ንርእዮም ኣለና።ህዝቢ ኢቶፕይያ ኣብ ኩሉ መሬቱ ሰላም ስኢኑ መነባብሮ ከጸልሎ ደልዩ ኣብዘሎ ግዜ ንዉግእ ክሳብ ክንድዚ ምድፍፋእ ብሓቂ ድሌት ናይቲ ህዝቢ እዩ ክንብል ፍጹም ኣይንኽእልን ኢና።እቲ ዝኸፍአ ጥፍኣት ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ዘሳስዩ ዘለዉ ከኣ ካብ ከርሲ ትግራይ ዝወጹ ጉዳመኛታት እዮም።ትማሊ ትማሊ ብዙሓት ዕሸላት ትግራይ ንዕዖም ክሕልዉ ከትርፉ በጃ ኮይኖም ሎሚ ምስ ኣቢይ ኣሕመድ ወጊኖም ክእዘዝዎ ምስኡ ክመሳሰሉ ምምራጾም እታ መሬት ስዉኣት ቆልዑ ዉን ኣይክጥዕሞምን እዩ።ብዝኾነ ሰራዊት ኢትዮፕያ ሆ እንዳበለ ኤርትራ ክኣቱ ተኽእሎ ኣሎ።ኣትዩ ግን ዝቅጽል ኣቢይ ኣሕመድ የለ ዝቅጽል ጻድቃን የለ ምኽንያቱ ብዙሓት ሃገራት ኢደን ኣትየንኦ ኣለዋ ነዚ ዝዳለዉሉ ዘለዉ ዉግእ።ኣባ ዘወንጌል መንግስቲ ሻዕብያ ወደብ ከፍቅደሎም እዩ ብኡ ዝኣትዉ ጸላኢ ኣለው ህዝቢ ብጥይት እኳ ኣይኮነን ክቐትሉ ብሳንጃ ካራ ጎዞሞ እንዳቀተሉ ደዉ ዘብል ሓይሊ የለን ኣዲስ ኣበባ ክኣትዉ እዮም ዝበልዋ ግዜ ብኢዳን ብእግራን መጽያ ኣላ።ድሮ ቱርኪ ቅያር ሱዑዲ ዓረብ ንህቂት እያ ኢዳ ተእቱ ዘላ።ንሳቶም ከኣ ወረርሺኝ ሓማም ኣትዩ ንሶም ዉን ኣይክጥዕሞምን እዩ።መወዳእታ ኣሲንባ ተራራ ብዙሕ ምስጢር ሒዙ ኣሎ ትግራይ ኤርትራ ምደረ ኣጋእዚት ዓለም ሙሉእ ዝደልየን ስፍራ ቅዱሳን ክኾና እየን ንሰምዕ ኔርና ።ስለዚ መራሕቲ ቅርኒ ኣፍሪቃ ንኹሉ ግዜ ኣለው ሕጂ ህዝቢ ዘይኮነ ካብ ላዕሊ ዝተወድአ ይምስል ኣሎ ፡ይዋእ ህዝበይ ከይረሃወካ ካብ ዉግእ ናብ ዉግእ ኤርትራ ትብሃል ሃገር ብደም ዝቦቐለት ሃገር ዕድል ኣይገበርናን እሳ ኮይና መፈጠርና።ስለዚ ትግርዋይ ሕጂ ዉን ኣስፊሕካ ሕሰብ ንዶክተር ኣቢይ ኣምሓራይ ኪድ ኦሮሞ ሒዝካ ኤርትራ እቶ ንሕና ከኣ ናብ 4 ኪሎ ክንጎዪ ኢና ኢሎም ኣፍንጭኡ ኣኹሪፎም ረብሕኦም ክዕቅቡ ኮለዉ፡ትማሊ ትማሊ ብድሮን ክትሃልቕ ኣጽዋራት ጽዒኑ ዝስደደን፡ህዝቢ ብሓለንጊ ጥሜት እንዳተገርፈ ዝፈረሰ ገዝኡ ከየጣየሰ ኣብ ጥፍኣት ህዝቢ ትግራይ ላዕለዋ ኢድ ዝሓዘ ጉጅለ ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ ዉሑዳት ዕሱባት በዓል ጌታችዉ ንኸብዶም ሃብቶም ንብረቶም ከምልሱ ዋጋ1.5ሚሊዮን ኣብ ማይ የእቲኻ ከመይ ከመይ ዝበልዎም ኣዛብእ እዮም ግን እዝጊዮ ከምዚ ዓይነት ቀልዲ ብደንጎላ ጥራይ ኢኻ ትሰሃሎም።ተኾነ ግዜ ባዕሉ ክሰሃሎም እዩ።ንኣቢይ ምእማኖን ንባዕሉ መርኣያ ዉድቅቶም እዩ።መብራህቲ ክጥፍእን ክበርህን ማይ ዘለዋ ሃገር ማይ ክጠፍእን ክመጽእን ኣብ ሓደጋ ወዲቃ ዘላ ሃገር ኢትዮፕያ ብሃቂ ባሕሪ ድዩ ተደልዩ ንሙዃኑ።ኣይኮነን ስተዉዕል ዋናታት ኣለዉዎ እዚ ዉግእ ተሓንጺጹ ዘሎ።ሶማል ብግዲ ተደፊኣ እያ ናብ መጋርያ ክትኣቱ ዝግበር ዘሎ።ቁጽሪ ህዝቢ ኢትዮፕያ ብብዝሒ ክሃልቕ እንተኾይኑ ምስ ብዙሕ ሰራዊት ክራኸብ ሱዳን ይሃልቕ ኣሎ ብዘይ ጸላኢ ኢቶፕያ ሶማልያ ግብጺ እንተኾይንሎም ዉን ጁብቲ ክጽንብርዋ እዮም።ኣባይ ግድብ ነዚ ኣንዊሖም ክዋዳእ እቲ ህዝቢ እዩ ካብዚ ኩሉ ተፋሰስ ዓበይቲ ወንዝ ዝበዝሓ ኢትዮኦያ ፡ ሂወት ግብጻዉያን ዝበሃል ኣባይ ክተናኸፍ ተጀሚሩ ኣብ መወዳእታ ከኣ ናብቲ ዝድልይዎ ይኣትዉ ኣለዉ ከይፈተዉ። ብዝኾነ የሕጽረልና ካብ ወረደና ።ህዝቢ ትግራይ ዕጫኻ ፈቲኻ ጸሊእካ ሓደ እዩ ምስ ህዝቢ ኤርትራ።ኩሎም ትግሬ ኢሎም ካብ ከጥፍኡና ድሕር ዘይብሉ ጨካናት ምኹኖም ግዜ ደርጊ ኣብ ክልቲኡ ህዝቢ ዝወረደ ብደል ኩላትና ታሪኽና ንንፍልጥ ኢና።

    • @mamanatey1731
      @mamanatey1731 Месяц назад

      Ata men kenbbo Eka ezi kulu xihifkayo nay debrix 1 seat bezihu endabelnas natka Kea dgedede😂😂😂😂😂😂

  • @getahunteka9442
    @getahunteka9442 Месяц назад +1

    ደብረፂዮን ጀግና እዩ
    ምክንያቱ ቶም ሕጂ ዘለው ብጉራ እዮም ዝነብሩ ብኡልክዕ ናይ አብይ መልእክተኛ እዮም

  • @hasammohammed7684
    @hasammohammed7684 Месяц назад +1

    ህዝብ ትግራይ ንቓሕ
    እዚኦም ሕጂውን ንውግእ ካእትውኻ እዮም 100%።
    ካብሓደ ስድራ 3 ሲእና አለና !! ያኣክል በሎም። 😢

  • @eritreanFunnyTigrinya
    @eritreanFunnyTigrinya Месяц назад +3

    Really

  • @Paulos-zh5gc
    @Paulos-zh5gc Месяц назад +2

    ኣቢይ ተጻዊትልክን። ንጌታቸውን ጻድቓንን ኣብ ትሕቲ ቁጽጹሩ የኢቲዩዎም እዩ።
    ትግራይ ኣብ ትሕቲ ግዝኣት ኦሮሞ ወዲቃ እያ።

  • @rushbush7320
    @rushbush7320 Месяц назад

    ኣነ ናይ ክቡር ደብረጽዮን ትግርኛ ዘይርድኣኒ😮

  • @mosdses
    @mosdses Месяц назад +2

    You need to retire. Give the new generation a chance

  • @atakltikassa7296
    @atakltikassa7296 Месяц назад

    Enough enough...change + new generation leadership.

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 Месяц назад +2

    Welcome KB

  • @maschf6577
    @maschf6577 Месяц назад +1

    ሓሻው ለባ በላዕ ሰብ ሕዋሓት ሓው ይብላኹሙ

  • @dawithabtamu9797
    @dawithabtamu9797 Месяц назад +1

    ከባሪ ብርዕኻ ትሰስን

  • @eritreanFunnyTigrinya
    @eritreanFunnyTigrinya Месяц назад +2

    Debrtsi enkilalo 😢

  • @sifisosiyabonga4434
    @sifisosiyabonga4434 Месяц назад

    ሲዒርና ከም ዘይስዕሩና ስለ ዚፈለጡ እዮም ፕረቲርያ ፈሪሞም ኢልካ ኣሎ ዘረባ። ጌታቸው ይመስክር ።እንተዘይፈሪምኩም በቃ ከምዘይበልካስ። ሰላም ሃቦ እዚ ህዝቢ።

  • @berhaneabreham618
    @berhaneabreham618 Месяц назад

    አድሑንና ኢልካ ለሚንካ ዕጥቂኻ ፈቲሕካ

  • @AsdfghZxcv-jl8vk
    @AsdfghZxcv-jl8vk Месяц назад

    ጆኖሳይድ አይተፈፀመይ ማስረጃ የለን ኢልካ ናይ ሎሚ ፖሎቲካ ድሕር ሓሙሽተ ዓመት እናተረደአካ አብ ዝማዕበለ ግዜ ልድሕሪት ላጎተተ ህዝቢ ትግራይ አብ ለመና አሎ

  • @ebrahimabebe4820
    @ebrahimabebe4820 Месяц назад +1

    ሓሽዉ ልቢ 😊ናይ ሓፅን መፅን

  • @danielghide3631
    @danielghide3631 Месяц назад +2

    Debrisi enkilalo wiredi enough

  • @زكرياعبود-س4ت
    @زكرياعبود-س4ت Месяц назад

    ኣይትቀርቀሩ ኣይትሸምረሩ :ክሳዳ ንምብታኽ ቀላል 'ያ...

  • @weddihager
    @weddihager Месяц назад +1

    ደብረሸንኮለል😂😂😂 መቸም ሓታቲ ዝይብልካ ካብ ኢሳያስ ኢድ ሃብ 🤣🤣🤣 ጀሚርካ ስጋዕ ሒጂ ኣብ ቆሎ ጥጥቆ ፍረ ዘይብሉ ዕንክሊል ???

  • @eritrea63
    @eritrea63 Месяц назад

    ኣየ ባዓል ሰማያዊ ጓንቲ ንስኻን መሰልትኻን ዘይመሬትኩም ን20 ዓመት ወሪርኩም ዝሓዝኩም ሕጂ ፈጺምካ ሕቕኻ ምስተሰበርካ ን ምስተሳዓርካን ሕጂ ጻድቕ ክትመስል ትፍትን ዘለኻ ።ዎዮ እከይ ተግባራትኩም ናባና ዝሓስብኩሞ ናባኹም ተጠውዩ ይልብልበኩም ኣሎ ሳሓኑዋ ዳኣ።

  • @sreritrean2043
    @sreritrean2043 Месяц назад +1

    Aye debrich hankas kolel kibil neza kilil hamiswa

  • @SemiSemi-f2r
    @SemiSemi-f2r Месяц назад

    ሓሸው በል ሕወሓት ናበለ ክነብር ኢሉ

  • @RussomTsegayweldu
    @RussomTsegayweldu Месяц назад +1

    እዚ ህቢ ትግራይ ሲ ሕጂ ከኣ መጻወቲ ገርክሞ እሞ ከኣ በዚ ለኻት ደብሪጽ ክንደይ መደርቲ ከለውኹም ኣነስ ንደብረጼን ክሰሚዕ ከለኹ ዓሶ ገብገብ የብለኒ ተምላስ ዝኮነ ሰብኣይ

  • @brhaneberakie5670
    @brhaneberakie5670 Месяц назад

    ኣንታ ደክተር ንስኻስ በተ ኣዛራርባኻ ዉዱብ ኣይኮነን ማሕበር ምራሕ ኢለ ኣይምመረጽኩኻን

  • @yalmsthuyabebe106
    @yalmsthuyabebe106 Месяц назад +1

    ዓዘር ቆዘር ።

  • @bahlbikessete306
    @bahlbikessete306 Месяц назад

    Entay u anta zi esis president way tigray tobae😋🤣

  • @fessehazeru1946
    @fessehazeru1946 Месяц назад

    ደብረ ጽዮን ውድብና ደሞከራሳዊ ሰለዝኾነ ሰሩዕ ጉባአ ይገብር ኢሉ።
    ሓደ ናይ ህዝቢ ሃብቲ ናብ ናይ ወልቀ ረብሐኦም ዘወዓሉን ዳርጋ መብዛሕትኦም
    ሚልዮነራት ዝኾኑ ዝመርሕዎ ፣ መስ ናብራን ከነታትን ህዝቢ ትግራይ ሪኢኻ ከኸውን ዘይብሉ።

  • @saratsegay2309
    @saratsegay2309 Месяц назад

    ርእሲ ሳርማ ክክክክክክ በቅሽትንን ብመሻይክን ተለሚንሊ ዝኣበኪሲ ንስሊ ዶ ኣይኮንክን ትሕሲዊ ፣ እዋይ ብስብእነት ብልማኖ ዶ ኣይኮንክን ፒሮተርያ ስምምዕ ዝመጸ ፣ እቲ ትፍርምዎ ትፈልጥዎ ዶ ኔርኩም ኢኩም ፣ ናትኩም ሓሶትን ፈከራንሲ ኣይውዳኣን እዩ ፣። ምካን ህዝቢ ትግራይ ደንቆሮ እንዲዩ መልሓስ እንዳቀያየርኩም ተጻወትሉ ።

  • @mehreteabgebreyesus8208
    @mehreteabgebreyesus8208 Месяц назад

    ኣቱም ሓሶውቲ መራሕቲ ህዝቢ ሰመን ኢትዮፕያ ንኤርትራ ዝሓሰብኩሞ እዚ ኩሉ ክፍኣት ናብ ባዕልኹም ተገምጢሉ።ግፍዒ ኣብ ኤርትራ ዝፈጸምኩሞ ሕጂ ንባዕልኹም ብኽፍኣትኩም ኣብ ርእሰኹም ተገምጢሉ ገና ሽግርኩም ክጋለጽ እዩ፡ካብዚ ዝኸፈኤ ክትረኽቡ ኢኹም ጠባይ እንተዘይገበርኩም ፡ንዓመታት ናትኩም ህዝብን ናይ ጎረቤት ሃገራት ጸገም ነርኩም ፡ንሃገር ኤርትራን ንሃገር ሰማልያን ኣዚኹም ዲሂኩሞም ኢኹም ን USA እንዳከደምከም ፡ንህዝቡኹም ንህዝቢ ኣምሓራ ዋልቃይት ጸገደን ጸልምትን ድማ ኣጽኒትኩሞም መረቶም ዎሪስኩም ምዕራብ ትግራይ ኢልኩም ሰይምኩሞ ንራያ ዓዘቦ ንህዝቢ ኣጽኒትኩም መረቶም ገቢትኩም እዚ ሕማቕ ተግባር ሕጂ ትፍደይዎ ኣሎኹም ።

  • @MulugetaGirmay-dl3sr
    @MulugetaGirmay-dl3sr Месяц назад

    ወላሓንቲ ዝብላዕ ዘረባ ኣይተዛረብካን
    ጆባይደን ጆባይደን ጆነሳይድ ኢልካ ወጪጭካስ ዉዑል ፕሪቶርያ ብቅልጽምና ኣምጺናዮ ትብል
    ሒጂ ከኣ ዕድሚኦም ዝዓኮከ መንእሰያት ረኪብካዶ ክይንካ

  • @teweldemehari9250
    @teweldemehari9250 Месяц назад

    ዓቢዱ እዩ ኣማኒኤል ሆስፒል ወይ ፅፅራት ውሰድዎ .

  • @yalmsthuyabebe106
    @yalmsthuyabebe106 Месяц назад

    41:07
    እኔ የምለው የኼ ሰውዪ ግን ከይደለም የህወሓት የሆነ የመን

  • @thegunners185
    @thegunners185 Месяц назад

    Depris nayna 😂ayoka