Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
መምህር ተስፋብርሃን ኣቐዲሙ ዝተረዶኦ መንእሰይ ኣስተዉዕል ግዳይ😭 ከይ ትኾኑ ኢሉ ዝነገርካና👌👏👏መምህር ተስፋብርሃን ኣይ ሰጉግ ኣይ ስጎግ።👍🤣🤣🤣
ዛውለታይ ጥዕናኻ ብደሓንዶ. እምበር. ኣሎኻ እንታይ. እዩ. ክንደዚ ኣንጻር ኣሕዋት. ኣግኣዝያን. ህልኽን ጸለመ. ዘደፋፍኣካ. ዘሎ ብመሰረቱ ኣግኣዝያን ነቶም. ሓደለቢ ኣይተበኣሱ ኣብለዘይ ጉዳይኩም ኣይተብሱ ክብልዎም ኢና ንሰምዖም ዝነበርና እምበር. ደቂ. ሓደ ልቢ ይቀተሉ ኣይበሉን እንተደኣ ምስ የሕዋት ኣግኣዝያን. ባእሲ ሃልዩካ ብውልቅኻ ገበሮ. ሓላይ ደቂ. ሓደ ልቢ መሲልካ ግን ኣይትቕረብ ንሓዋሩ ኣብቲ ፖለቲካዊ ቃልስኻ በኣሉታዊ እዩ ከባላሽወልካ ስለዚ ልቢ ግበር ኣይትዓሹ.
መምህር ተስፋብርሃን ኣቐዲሙ ዝተረዶኦ መንእሰይ ኣስተዉዕል ግዳይ😭 ከይ ትኾኑ ኢሉ ዝነገርካና👌👏👏
መምህር ተስፋብርሃን ኣይ ሰጉግ ኣይ ስጎግ።👍🤣🤣🤣
ዛውለታይ ጥዕናኻ ብደሓንዶ. እምበር. ኣሎኻ እንታይ. እዩ. ክንደዚ ኣንጻር ኣሕዋት. ኣግኣዝያን. ህልኽን ጸለመ. ዘደፋፍኣካ. ዘሎ
ብመሰረቱ ኣግኣዝያን ነቶም. ሓደለቢ ኣይተበኣሱ ኣብለዘይ ጉዳይኩም ኣይተብሱ ክብልዎም ኢና ንሰምዖም ዝነበርና እምበር. ደቂ. ሓደ ልቢ ይቀተሉ ኣይበሉን
እንተደኣ ምስ የሕዋት ኣግኣዝያን. ባእሲ ሃልዩካ ብውልቅኻ ገበሮ.
ሓላይ ደቂ. ሓደ ልቢ መሲልካ ግን ኣይትቕረብ ንሓዋሩ ኣብቲ ፖለቲካዊ ቃልስኻ በኣሉታዊ እዩ ከባላሽወልካ ስለዚ ልቢ ግበር ኣይትዓሹ.