24/09/2024 Public TikTok Discussion - ህሉው ኩነታት ፖለቲካ ኤርትራውያንን ሕድሕድ ተነጽሎን Part 3/4

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 12 ноя 2024

Комментарии • 2

  • @azeibyobiyo2258
    @azeibyobiyo2258 Месяц назад

    ሰላም ሰላም, ምድረ ዜን መረት ጻድቃናን አለ ሰርሔዩ ነይረ አብ ዩ ትዩበይ፣ ብብለን ሐርማዝ እዩ እልካዩ ደስ ይብል ቀጽሉ። Thank you

    • @harabet
      @harabet  Месяц назад

      ሰላም ክብርቲ ሓብቲ። ቪድዮታት ናትኪ ኣዝዮም ሃብታማትን ምሃርትን እዮም። ኣዝየ እየ ዘድንቐኪ። ብዙሕ ዕምቆት ዘለዎም እዮም።
      ኣብዚ መጺእኪ ርእይቶ ምጽሓፍኪ ኣዝየ የመስግን።
      ብዛዕባ ኣስማት ዓድታት ኤርትራ ብፍላይ ግዝኣት ምድረ ባሕሪ መሰረቶም ቋንቋ ብሌን እዩ። ክሳብ 16 ክ/ዘ ቋንቋ ብሌን ኣዝዩ ዝውቱርን ሰፊሕ ዝስግሐ ዝነበሮን እዩ። ኣብ ከተማ ድባርዋ ሰረት ዝገበረ ምስ ምምዕባል ቋንቋ ትግርኛ ግና ቋንቋ ብሌን ኣብ ውሱን ከባቢ ተሓጺሩ።
      ኣብቲ ኣነ ዝዓበኽሉ ከባቢ ዒላበርዕድ፣ ኣስማት ዓድታትን ቦታታትን ስንጭሮን ብብሌን እዮም ስሙያት።
      ንኣብነት፣
      ተረንኳ = ምልዖ
      ጃን-ላላቚሷኽ = ሓርማስ ዝተሓነቐሉ
      ኮዲ = ወስኽ
      ወስ-በንስፘኽ = ከብቲ ዝተሓርደሉ
      ወዘተ....
      ኣብ ደንበ- ዛን (ጃን)ን ካርነሽምን ብዙሕ ኣስማት ዓድታት ብብሌን እዩ።
      እታ ኣነ ዘውጋዕክዋ ምድረ - ዜን ዘይኮነትስ ደምበ-ዛን እያ። እታ ዛን ብኣደማምጻ ግእዝ/ትግርኛ ኮይና መሰረታ ምድረ - ጃን/ዣን እያ። ብብሌን ጃን ስም እንስሳ ኮይኑ "ሓርማዝ" ብህለት እዩ። ኣብ ኣርትራ ብብዙሒ ሓረምዝ ከም ዝነበሩ ሰነዳት ታሪኽ ይሕብሩ። ኣብ 6ይ ክ/ዘ ንኣብነት ኣክሱም ኣብ የመን ኣንጻር ፈሪሳውያን ኩናት ክትገብር ከላ ሓረምዝ እይ ትጥቀም ኔራ። ኣብ ታሪኽ እስልምና "ኲናት ሓርማዝ" ይበሃል። ኣብርሃም ድማ ይመርሖ ኔሩ።
      እታ ምድረ - ዜን ዝበልክያ ከምቲ ዝበልክያ ክትከውን ዝኽእል እያ።
      ንሎሚ ኣብዚ ይእከለና። ኣብቲ ዘለኪ ሃብታም ፍልጠት ንእሽቶ እንተወሰኽኩ ብምባል እየ።