'ሃገራዊ ዕርቂ፡ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ህግደፍን ክሓቑፍ ኣለዎ’ ዘተ ምስ ፕሮፌሰር ዓወት ተወልደ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 26 дек 2024

Комментарии • 237

  • @hailebrhane-w3g
    @hailebrhane-w3g День назад +8

    ኣፈኛ ኢሳያስ!!! ብኸመይ መንገዲ ኢኻ ሃገራዊ ዕርቂ ትብል ዘለኻ ?ንሕና፡ምስ ዝኾነ ፖሎቲኻዊ ባእሲ የብልናን።ምስ ሓደ ውልቀ መላኺ ኢዩ ጥምጥምና። ታ'ምስጢር ውልቀ-መላኺ ፡ናይ፡ምፍናው ሰዓቱ ስለ ዝተረደኦ፡ዕርቂ ግበሩለይ " ሽዑ ብኣኻትኹም መንገዲ፡ድሕነት፡ክረኽብ። ዕርቂ ምስ ተፈጸመ ኣብ ዓለም ፖሎቲኻዊ ለውጢ ኣምጺኤ ዝብል ምስምስ ኸቅርብ ካብ ገበን፡ነጻ ናይ፡ምውጻእ፡ዕድላቱ፡ክገፍሕ። ድሕሪ፡ዕርቂ፡ምግባሩ ውልቀ መላኺ 'ተረኸብቲ ምሕደር ኣብ ኢድኹም ክኣቱ። ነቶም ፍትሒ ዝደልዩ ከም ዝሓለፈ፡ከተሕቅቅዎም፡መደብ ዘግህዶ፡ሓቂ'ዩ። ሓቂ በጨቅ ኣቢልኻያ መራሕትና'ዶ በልኻ ሒዝናኻ ኣለና ።ሰዓትኻ፡ተጸበ !

  • @gergishgergish1130
    @gergishgergish1130 2 дня назад +4

    ጸማም መንግስቲ ከም ዘሎና ዘይ ምፍላጥካ ክሳብ ሎሚ ንሓዝን።

  • @gebreyohannes1497
    @gebreyohannes1497 2 дня назад +9

    This guy was send by HEGDEF to test our thoughts on this issue. We are well aware of their motives and we will bring them to justice. From the top to the bottom criminals.
    No RECONCILATION!

    • @Massawa2002
      @Massawa2002 День назад

      @@gebreyohannes1497 I agree with you , we must bring all people that who committed crimes against the Eritrean people.

  • @fissumgebremichael3029
    @fissumgebremichael3029 2 дня назад +4

    ከምዛ ትብላ ዘለካ አብ ትቪ ኤረ ከይድካ አቅርባ መጀመርታ ፡ድሓር ክንሓስበሉ ኢና።

  • @maebel94
    @maebel94 2 дня назад +9

    እዚ ሕጂ ፕሮፌሶር ዲና ኽንብሎ? ናይ መን መኻን ኣእምሮ ኢዚ፥ ነዚ ኣዲኡ ኣይትኣምኖን ኢያ።

  • @becool4344
    @becool4344 День назад +3

    Eritrea doesn’t need a professor like you. We just need someone with a big heart and humanity ❤

  • @BitanyaBereket-g2o
    @BitanyaBereket-g2o 3 дня назад +11

    Let us learn. How transitional justice works and prepare ourselves for future action. Insulting has no fruit.

  • @nsiebhotube8255
    @nsiebhotube8255 2 дня назад +4

    ከምዛ ናይ ሶርያ እያ ክትከውን ፈቲኻ ጸሊእካ። ህግደፍ ንዘበናት ገዚኡናስ ካልኣይ ግዜ ዕድል ክወሃቦ፥ ህግደፍን ኮራኹሩን ይቕፈዱ ጥራሕ እዮም።

  • @Senicho
    @Senicho 2 дня назад +8

    ዋሕለልና ክቭላስ ጻሕሊ ይዓጥና ጌርካዮ ዓወታ 😂😂😂😂

  • @mesfinabraham6412
    @mesfinabraham6412 3 дня назад +6

    * ፕሮፈሰር - ማቶ *
    ** ዓወት- ዘይኮነስ ዕንወት ኢኻ ወሽላኽ ጥሪት ህግደፍ **
    ** ብዘተን ብፈኸራን ዝተዓለየ ዲክታቶር አብ ኣለምና የሎን - ብብረትን ፣ብጎነጽን ፣ ምስጨፍለካ ጥራይ'ዩ ዲክታቶር ዝወድቅ ። ⭐️ ቅዎም ⭐️ መሰጋገሪ መንግስቲ ⭐️ ዘተ ምስ ህግደፍ ትብሉ ሰባት ኣምሰሉታት ኢኹም ።
    ** ንኢሳያስ ተመን ወዲ ተምቤን ሓሪድካ ምስ አቃጸልካዮ * ምስ ህዝብኻ ተዛቲኻ ቅዎምካ ትገብር መንግስቲ ተቑም - ፊኒቶ ።

    • @hagerey-c6q
      @hagerey-c6q 2 дня назад

      ቅድም ቀዳድም ኢሳያስ ዘመድካ ምዃኑ ፍለጥ (ወድ 40 አዩ) ኢሳያስ ነዚ ውዲት ይደልዮ ኢሌ ኣይኣምንን፡ ምክንያቱም ነታ ስልጣን ንወዱ ከተሃላልፍ ስለዝድልይ፡ ደቅ 40 ተቃወምቲ ነበር ከም በዓል ኣብርሃ ገብሬ፡ ቴድሮስ ኩሊትን፡ ይኻኦሎ ኣካኪቡ ካድሬታት ይገብሮም ኣሎ። ቀንዲ ተጻባአቲ ነዚ አርቂ ንሳቶም አዮም ዝኾኑ። ንስካውን ጁንታ ስለዝኾንካ አርቂ አርትራውያን ከብድካ ክቆርጸካ አዩ።

    • @mesfinabraham6412
      @mesfinabraham6412 2 дня назад

      @hagerey-c6q ደቀ 40 😂 ትርጉም ደቀ ኣርብዓ ንክርዳኣካ 1885 ብለባማት ኣቦታትና ዝተወሰነ ሓደ ፍጻመ'ዩ ንሱ ድማ ሰራዊት ተጋሩ (ዮሓንስ) ካሳ ምራጭ በኣሉላ ዝምራህ አብ ልዕሊ ሰራዊት ግብጺ ( ነባይ ተርኪ ) አብ ከባቢ ቤይሉል ኣብ ዝገበሩዎ ውግዕ ዝተማረኹን ዝቆሰሉ ሰራዊት ኣሉላ ቁጽሮም 10 ሽህ ዝግመት ን አማሓደርቲ አድታት ( ኤርትራ ) ነቲ መቅጻዕቲ ባዕልኹም ድሌትኩም ግበሩ ኢሉ ሰራዊት ግብጺ ዘረከቦምዮም ።
      ** ኣመሓደርቲ ጭቃ ኣዲ ከበሳ (ትግርኛ) ድማ ካብ ኩሉ ኣድታት ነዚ ፍርዲ ክህብ ዝኽዕል ዕድመዑ ካብ 40 ንላዕሊ ዝኮነ ተወካላይ ብምስዳድ ( ልዕሊ ኣርብዓ ማለት ዝወለደ ፣ ድዘመደ ፣ ፍርሓ እግዚአብሔር ዘሎዎ ፣ ብህጊን ብዕምነትን ጽንኣት ዘለዎ ሓቂ ክፈርድ ዝኽዕልማለት'ዩ )* ዕዚዖም ሙሩኻትን ቁስለኛታትን ድማ ንዓዶም ንትግራይ ይኹን ናብ ኣሉላ ተመሊሶም ክኸዱ ዝለዝኣበዩ ኣቦታትና * ኣብ አዲ ተክላይን - * ኣዲ ገብራይን ብዝወሰኑዎ ኹላ ኣዲ ሓደ ወይ ክልተ ካብዞም ተጋሩ ወሲዱ ሓኪሙ ከም ናቱ ቤተሰብ ክሪዖምን በቲ ህጊ ናይእቲ ዝኸዱሉ ኣዲ በፍቅሪን ብሰላምን ክኘብሩን ክወልዱን ክዝምዱን ዘፍቀደ ኣቢ ፍጻመ'ዩ ኔሩ ። ጥሊያን ድማ 1889 ናብ ኤርትራ ስለድመጸ ኩልና ኤርትራውያን ተባሂልና ,* " ታሪክ ኣድኻ ፍለጥ ስድራ ቤት ኢሳያስ ግና ኣብ ጊዜ ጥሊያን ወረቀት ዘይነበራ መድህን በራድን ናይ አስመሪኖ ወረቀት ዘይነበሮ አፈወርቂ ኣብረሃ ዝተወልደ ኢሳይያስ * ILLEGAL REFUGE ዩ ነዚ'ዩ ድማ ብሕጊ ክመሓደር ዘይደሊ * አብ ኤርትራ ዝለዝተወለድካ ፣ ስለዝተጋደልካ ዜግነት ትረክብ ዝብል ሕጊ የብልናን ። ኣንብብ ፣ ተመሓር 🙏

    • @lilymogess3081
      @lilymogess3081 5 часов назад

      This interview can help us to revignize enemies of 🇪🇷ians like you

    • @lilymogess3081
      @lilymogess3081 5 часов назад

      This interview can help us to revignize enemies of 🇪🇷ians like you we 🇪🇷ians love each other when it comes our country‼️

    • @hagerey-c6q
      @hagerey-c6q Час назад

      @@mesfinabraham6412 ኢሳያስ ካብ ደቅ 40 ምዃኑ ኣይጠራጠርን። ክልተ ኣይነት ደቅ 40 ኣለዉና። አቶም ቀዳሞት ንደቆም ኤርትራውያን ኢኹም ኢሎም ዘዕበዩ። ደቆም ንኤርትራ መስዋአት ዝከፈሉላ፡ ናትና ንብሎም አዮም። ገሊኦም ድማ ንደቆም ተጋሩ መበቆልኹም አንዳበሉ ዘዕበዩ፡ ኣብ ደቅ ኣባት ጽልዒን ቅርህንቲን ዘለዎም፡ ኢሳያስ ካብዞም ጽልዒ ዘለዎም ሰብ ስለዝኾነ ኣብታ ስልጣን ዞዓካከቦም ዳርጋ ኩሎም ደቅ 40 ኾይኖም፡ ኣብ ምጽናት ደቅ ኣባት ዝተዋፈሩ ጓሃላሉ አዮም። ብሽም ኤርትራ ዝሽቅጡ ግን ኤርትራ ኣፍሪሶም ምስቶም ጉጅሌ ኣድዋ ሃጺያዊ መንግስቲ ንክሃንጹ ድሌት ዘለዎም ተዃሉ አዮም። አቲ ዘሕዝነኒ ድማ ሕጂ ኣብ አዋን አርበቶም መዓድናት አርትራ ብቁልጡፍ ንክወዳአ፡ ምስ መሳርቅቶም ቻይናውያን ኣቢ ፕሮጀችት ፈጢሮም ጉያ ጉያ ይብሉለዉ። ኣብ መወዳአታ ግን መጻዒ ወለዶ ብዘይ ቅሪት ኣትሪፎም ከም ኣሳድ ክሃድሙ ምዃኖም ፍሉጥ አዩ።

  • @samsonm.m.5949
    @samsonm.m.5949 17 часов назад

    Reconciliation is not ONLY about FORGIVENESS. It includes JUSTICE and RESTITUTION.
    It is not right to try to interchange reconciliation with forgiveness only. It is far deeper and broader.
    Professor Awet has explained it well. I’m grateful HE IS OURS.

  • @adikeyh7770
    @adikeyh7770 2 дня назад +5

    ክክክክ ከዳዓት ደመኛታት ጸላኤቲ ህዝቢ ኤርትራ መን መርዓት ምስ በለኬን ትኴሓላ

  • @tekleyohannes8918
    @tekleyohannes8918 2 дня назад +4

    Very disturbing idea to hear from so called professor?

  • @tareketesfamicael4793
    @tareketesfamicael4793 2 дня назад +3

    ዕርቂ ጽበቅ እዩ::ይኹን እንበር ኤርትራውያን ጸገም አለና ግደፍ'ዶ ምስ ህግደፍ 'ዶስ እዚ ኩሉ ሽግር ህዝብና እንዳበጽሖ ከሎ እቲ ሓንቲ ፍልልይ ዘይብሉ ተቃውሞ ውድባት ሓይሊ አብ ሓደ ክመጽእ እይከአለን::

  • @GoitomKibrom
    @GoitomKibrom 3 дня назад +3

    ህግደፍ ድዮም ሊክምካ ። ዝተኣስረ ቢተስብ ይብሉኒ፥ ሰነፊ ፕሮፊስተር ወረቅት የብሉን።

  • @MehariUkbu
    @MehariUkbu 2 дня назад +2

    ኣይተካእለን እምበር ንሱ እዩ እቲ ፍታሕ ከም ሃገር ክንቅጽል እንተ ኮይና

  • @abrahamneghassi6530
    @abrahamneghassi6530 2 дня назад +1

    Long live Eritrea

  • @KirosFissihasion
    @KirosFissihasion 2 дня назад +1

    Did u understad this guy u know how much damage happen 33 years damge please come different idea dont be stupid ok

  • @Elmike2022
    @Elmike2022 2 дня назад +7

    በየናይ መለኪዒ እዩ ሃገራዊ ዕርቂ ምስ ደም ዜጋታት ዳሰተየ ዝመጸ እሞ ካኣ ማእለያ ዘይብሎም ንጹሃን ዜጋታት ብዘይፍርዲ ንዓመታት ዳጉኑ ንዕርቂ ኢልካ ኣብ ሓደ ጣውላ ኮፍ ክትብል???? ስነ መጎታዊ ኣይኮነን። ንጨፍላቒን ዲክታተራዊ ስርዓት ንዘበደሎ በደል ኣብ ፍርዲ ቀሪቡ ዝተበደለ ፍትሒ ክሰፍን እዩ እቲ ሓቂ።

    • @AwetNHafash291
      @AwetNHafash291 2 дня назад

      እሞ ፕ/ዓወት ከ እንታይ ድዩ ኢሉ፡ ወይስ ናይ ቋንቋ ሕጽረት ኣለካ።

  • @andebrhanhaile7418
    @andebrhanhaile7418 День назад +1

    ብዓል ንስኻ ከይተወለድኩም ብርቱዕ ውግእ ሕድሕድ ነይሩ። ዓራቂ ዘይብሉ ኣብ ብዓል ማርያ ጸላም ብዙሓት ተጋደልቲ ካብ ሻዕብያን ጀብሃን ተሰዊኦም እዮም። እዞም ናይ ሓድነት ስዉእት ሓድነት ኣምጺኦምልናስ ነጻነትና ረኺብና። ኣብ ደገ ዘለኹም ኤሪትራውያን ኣብ ማሕበረኮም ሓድነትን ማሕበረ ዕርቅን የፍልየኩም ኣሎ። ናታትኩም ባእሲ ናይ ሃገር ባእሲ ኣይኮነን። ገሌኹም ደገፍቲቭሃገር ገሌኹም ናይ ጸላዕ የዕሩኽ ስለዝኾንኩም፡ ፋሕ ብትን ኣቲኩም እምበር ኩልኹም ንሃገር ተተቐፍሙ ባእሲ ኣይምሃለውአን።

  • @GoitomKibrom
    @GoitomKibrom 3 дня назад +4

    ብጃኩም ነዚ ሰብ ኣትፍልና ን erisat ኣይተቀሞምን ረሳህ ስብ !!!

  • @faet9285
    @faet9285 3 дня назад +2

    ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝብሃል ሰይጣን ምሕረት ምሃብ ማለት በቶም ኣብ ፍቖዱኡ ኣሳቕዩን ኣጸሊሉን ዝቐተሎም ኣሽሓት ደቂ ህዝቢን በቲ ዘጽነቶ ምልዮናትን ምልጋጽዩ:: ኢሳያስ ኣብ ጽርግያ ተጎቲቱ : ኣብ ኣደባባይ ክሕነቕ ኣለዎ::

  • @mebbruk
    @mebbruk 2 дня назад +2

    anta entay eyu zibil zelo ,esseyas heray kivbleka tihasib,tekales tekales tekales akele

  • @tewoldeseyum9181
    @tewoldeseyum9181 2 дня назад +1

    ❤ጽቡቅ ሓሳብን ደስዝብልን አዩ የግዳስ ዶ/ር ዓወት ምስ ናይ መንግስቲ ሕግደፍ ተወከልትን ካሎኦት ናይ ተቃውሞ ሓይልታትን ተዝኸውን

  • @Halawat-y5l
    @Halawat-y5l 5 часов назад

    ዶ/ር ዓወት እቲ ትብሎ ዘለኻ ናይ ተባዓት'ዩ እቲ ስርዓት ዘለዎዉን ኩነታትዉን ንዕኡ መሙሎቂት ነታ ሃገርዉን ካብ ሕንፍሽፍሽ መድሓኒ ክትከዉት ትክእልያ እንተኮነ ግን እዛ ትብዓትዚኣ መን ይድፈራ ብወገን ዓማጺን ብወገን ተዓማጺን
    እዞም ዋዕዋዕ ዝብሉ ዘለዉ ኣብዚ ናትኻ ሪኢቶ ሓንቲ ባጂላ ከቅርቡ ዘይክእሉ ምካኖም ካብ ቃላቶም ከም እተረጋግጽ ኣይጠራጠርንየ ምክንያቱ ኣብ ርእሱ ናይ መኻታዒ ነጥቢ ዘይብሉ እታ ኣብ ቀረባ ሓንጎሉ ተሰሪዔን ተከዚነን ዝረክበን ደናጉላ ኢየን ስለዚ እዚኣቶም ይትረፍ ዶ ኣብ ምፍታ ሽግር ሃገርና ክዋስኡስ ኣሚንካ ከማት ጥሪት (እንስሳ) ክሕሉዉልካ ኣይተፍሮምን ስለዚ ኣይትሓዘሎም ዓቅሞም ንሳያ

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi День назад +1

    ኢቲበዳሊኸ አሚነዲ ከሓዲ ገሉ ።ቢደም ይሒተት ኒ60ዓመት ደም ዚፈሰሰ መን ይሒተት ።ዒሪቂ መን ሓቲቱ መን ይቲጊቢር ።ወዲ ተንቤን ኢትዮጱያ ዒሪቂ ከቢዲ ኢዩ ዋላ ሚሲ አህዛቢ ኢትዮጲያ ዒሪቂ ከቢዲዩ።ዚተጋገየ ተጋጊየ ኡይበለን ።።።ጎጉዲይና አሎና ።።።።

  • @kebrontedmer6581
    @kebrontedmer6581 2 дня назад +1

    Reconciliation is a process that unfolds gradually, but when you have genuine people and leadership, it can be more effective. The regime supporters and so called clean EPLF like prof. Awet often decorated the brutal atrocities committed by the Shabia during the struggle and after independence till now. The Eritrean people, especially our parents and grandparents, have made efforts to reconcile with the current regime but the answer was brutal response and prison and even threatening. In the contrary, the Issayas group and its loyal supporters continue to cling to the Shabia ideology indefinitely.
    All of this will only be resolved when the current totalitarian regime is brought to justice by Birges Nihamedu. Otherwise, asking the genocidal regime in Eritrea to start reconciliation is a deception to 98% of Eritreans; it will only benefit the 2%, which includes the Shabia elites and no more than 1,000 people, along with their supporters. Giving the chance to the brutal regime to lead reconciliation will be adding salt on 98% Eritreans wounds.

  • @merebaiestifanos6792
    @merebaiestifanos6792 2 дня назад +2

    Professor Awet; you have no clue about the subject on hand! I listened all the record and unfortunately I could not get any point. You said national reconciliation should be taken place under the supervision of the perpetrators! Had it been that simple government could have provided the people a platform or freedom to express their concerns before the people flee the country in mass!, I think you are confessing giving up with recognition; “we have no options or leverage so we have to forgive and give up” that that make a sense!

  • @muluezerezgi4747
    @muluezerezgi4747 День назад

    መን ተበዲለ ኢሉካ? መን ከ በዳሊ የ ኢሉካ? "መን መርዓት ምስ በለክን ትኲሓላ"?

  • @adonairm2252
    @adonairm2252 3 дня назад +2

    እዚ ስርዓት ምስ ወደቐ ዩ ሕድገት(reconciliation) ዝብሃል እምበር ከም ኢሰያስ ዝበሉ ዕሉላት ውልቀ መለኽቲ ሰይጣናዊ ሓሳቦም ኣይቅይሩን። እታ ፍታሕ ተቓሊስካ ቀይርካ ሕጊ ትተክል :ፍትሒ ምንጋስ።

  • @RedaeZemichael
    @RedaeZemichael 17 часов назад

    መን ምስ መን ኢዩ ኢሉ ምስ ሓተቶ፡ "ኤርትራዊ ምስ ኤርትራዊ" ኢሉ መሊሱሉ። ግጭት ኣብ ሞንጎ ህዝብና ከም ዝነበረን ከምዘሎን ገይሩ ኣቅሪቡ፡ ንህዝቢ ከናቁት ኢዩ ሕልምታቱ፡ ቅንጣብ ፍልጠት የብሉን፡ ተማሂረ ኢሉ መሰረት ዘይብሉ ምጉት ዘቅርብ፡ ሰብ ከናቁት ዝተማህረ መልሓስ ናይ ተመን ዝተሰከመ፡ መርዛም ውልቀሰብ።

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 2 дня назад +1

    ~ፍትሒ ን ህዝቢ ኤርትራ

  • @kibromsolomon5613
    @kibromsolomon5613 2 дня назад +1

    Eway mesakin? Nskas profeser?

  • @hagerey-c6q
    @hagerey-c6q 2 дня назад +2

    ኣወት፥ ቀንዲ ፍልልይ ናይ ሳውዝ ኣፍሪካን ሩዋንዳ ድሌት ጸዓዱ ከም በኦል ኣሜሪካ አዩ። ደቡብ ኣፍሪካ ዝነበረ ናይ ጸኣዱ ኣመራርሃ ብሰላማዊ መገዲ ክፍታህ ስለዝደለዩ ነቲ አርቂ ብሰላም ክዛዘም ኣፍቂዶም። ኣብ ሩዋንዳ ግን ነቲ ዝነበረ መንግስቲ ኣልዮም ንዓዓቶም ዝምወል ካጋሜ ናብ ስልጣን ከደይብዎ ስለዝደልዩ ነቲ መንግስቲ ኣልዮም አርቂ ፈጺሞሞ። ኣርትራ ዘድልየና ከምቲ ኣብ ሳውዝ ኣፍሪካ ብሰላማዊ መገዲ ክፍታህ አዩ።

  • @KirosFissihasion
    @KirosFissihasion 2 дня назад +1

    There is no deal with this mafiya group becouse 3 4 milion people is victem now too late oredy the damage is happen

  • @chaeyge8486
    @chaeyge8486 3 дня назад +3

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ከምዚ ዓይነት ምዝርራብ ምስ ዝህሉ ኢዩ ካብ'ዚ ኣቲናዮ ዘለና ከጋላግለና ዝኽእል።
    ኣንጻር ሓሳብ ናይ ፕሮፌሶር ዓወት ዘለዎ ኤርትራዊ ኣምጺኩም ድማ ብኣኽብሮት ክካትዑ እንተ ዝግበር ኣዝዩ ጽቡቕ ኔሩ።

    • @lilymogess3081
      @lilymogess3081 5 часов назад

      አስዉዒልካ ዶ? እቶም ዘይ🇪🇷ያን ሰላም ዘይምነዩላ አለ ልዩም😳

  • @andebrhanhaile7418
    @andebrhanhaile7418 День назад

    መሳርሒ ናይ ጸላኢ ዝኾነ ኤሪትራዊ። ተጣዒሱ ናብ ህዝቡ ክምለስ ኣለዎ እምበር ሃገራዊ ዕርቂ ዝበሃል ንኤርትራ ኣይውክልን እዩ። ሃገራዊ ዕርቂ ጌርና ነጻነትና ኣምጺእና፡ ናጽነትና ኣዓቂብና፡ ሕጂ ከኣ ሃገርና ንሃንፅ ኣለና። ውግእ ሕድሕድ የብልናን። ብሃይማሞት ወይ ብኣውራጃ ፍልልይ የብልናን። ንኢትዮጵያ ግን ሃገራዊ ዕርቂ የድልዮም ኣሎ።

  • @Massawa2002
    @Massawa2002 3 дня назад +2

    ብናተይ እምነት ሃገራዊ ዕርቂ ማለት ሕዋሓትን ሻዕቢያን ብሓባር ንተጋድሎ ሓርነት ጆነሳይድ ብምፍጻም እዩ : ስለዚ በዚ ጉዳይ እዚ ሕዝቢ ኤርትራ ዘተ ክግበር ዝሓሸ ይመስለኒ :

  • @nsiebhotube8255
    @nsiebhotube8255 2 дня назад +3

    ኣሽንኳይ ዶ ንህግደፍ ንዓኻ ከማን ኣይሓቊፍን እዩ

  • @teametesfamariam8283
    @teametesfamariam8283 3 часа назад

    "ዕርቂ"ዶ በልካ " ፕሮፈሰር"። ጥዑም ዘረባ። ዝኣኽለን ጥሒነንስ፡ በዓለማርያም ይብላ ኢዩ ነገሩ። ከምቲ ዝበልካዮ፡ "መጀመርያ ምስ ነብስኻ ምትዕራቕ" ኢዩ። እትን ምስ ቐበጸ፡ እትን ምስ ነቐጸ፡ ግርም እባ ለባም ለባም ምጽዋት። ስለዚ እዋኑ ምስ ነብስኻ ተዓሪቕካ፡ ተናሲሕኻ ሃገርካ ትኣትወሉ እዋን ኢዩ። ምስ ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ወጊንካ ንሃገርን ህዝብን ከተድሚ ጸኒሕካ፡ ሕጂ ጸወታ ምስ ተወድአ፡ ገበንካ መሸፈኒ ዝኸውን "ዕርቂ" ምባል ጣቋ የብሉን ሰበይ። ዕዳኻ ኣብ ዝባንካ ኢዩ ዘሎ'ሞ፡ እታ እንኮ ኣማራጺ ዘላትካ ትብዓት እንተለካ፡ ገበንካ ኣሚንካ ተናሲሕካ ዓድኻ እቶ። ነቲ ብነጻ ዘምሃረካ ሃገርን መንግስትን ክሓሶ። ካልእ ኣማራጺ የብልካን።🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Massawa2002
    @Massawa2002 3 дня назад +2

    ብናተይ ርእይቶ ፕሮፌስር ዓወት ናይ ሕግደፍ ደጋፊ ከምኡውን ተቆርቃርን መሲልካኒ :

  • @filmonyemane4772
    @filmonyemane4772 3 дня назад +2

    ዓወት ሃሱስ ህግደፍ mendef

    • @hagerey-c6q
      @hagerey-c6q 2 дня назад

      ፊልሞን የማነ ጁና ዋሂድ

  • @KirosFissihasion
    @KirosFissihasion 2 дня назад

    U came media to heart to people

  • @nsiebhotube8255
    @nsiebhotube8255 2 дня назад +1

    በዳሊ፥ ገበነኛ ከምኡ ውን ኮራኩሩ ዓስቢ በደሎም ጥራሕ እዮም ክረኽቡ ዘለዎም። ናይቶም ንዓመታት ብዘይፍርዲ ተኣሲሮም ዘለዉ ቦታ ንሶም ብግዴኦም ክኣትዉዋ ዘለዎም።

  • @abrahamneghassi6530
    @abrahamneghassi6530 2 дня назад +1

    Awet nhafash

  • @shishayhadsh547
    @shishayhadsh547 2 дня назад +1

    ክንቡርክት ከይንቡትክት ኣብ ማይ ዘለዎ ንብጻሕ፡ እዚ ስርዓት ከይደኸመ ወይ ከይወደቐ ናብዚ ትብሎ ዘለኻ፡መድርኽ ኣየብጽሐናን ኢዩ። ስለዚ መጀመርታ ነውድቆ ድሕሪኡ ሃገራዊ ዕርቂ ይግበር። ስለዚ እዚ ኣርእስቲ ቅድሚ እቲ ፈረስ ሰረገላ ኢዩ።

  • @عبدهسعيد-ف4ز
    @عبدهسعيد-ف4ز 2 дня назад +1

    እዚ ሓሳብዚ ብኣጉኡ ግዝያዊ መንግስቲ ምስ ቆመ ዚተፈላለያ ፓለቲካውያን ሓይሊታት ብኢማሜ ደረጃ መጸዋዕታ ኣቕሪበን ኢየን ኢንተኾነ ግን ግዝያዊ መንግስቲ ይኹን ሙሁራን ኢና ባሃልትን ጸማም ኢዝኒ ሂብኩሞ ሕጂውን ዳሓን እጃምኩም ኣበርኪቱ

  • @nasdam926
    @nasdam926 2 дня назад +1

    እቲ ቅኑዕሲ ንሱ እዩ እንተኾነ ግን ብቅዓት ኣይተዓደልናን::

  • @LamdaAlpha65
    @LamdaAlpha65 2 дня назад

    ናይ መስፉን ሓጎስ ኣይትብላዕኒ ኣይትስተኒ መጽሓፍ ጽሒፍካ፣ ብኣ ገርካ ምስ ሃጠምካ ሕጂ ሰላም ረኺብና ኢለ ነረ። ለካስ ንስኻ ከም ጽልልቲ ዑፍ መስቀል ሓንሳብ ኣብ ዓመት እናመጻእካ ውኒ ተጉርዕኒ ከተስክረና ትመጽእ ምዃንኳ ዘንዒዐ ነረ። በጃኻ ተሓባእ፡ ኣብዚ መድረኽ እዚ ክትህቦ እትኽእል ምኽሪ የልቦኒ።

  • @መዓሾመሓረዝጊ
    @መዓሾመሓረዝጊ 2 дня назад +1

    😢😢😢 Ata ezi seb tuena Alowo doke

  • @becool4344
    @becool4344 День назад

    He must be one of them!!!

  • @efs7766
    @efs7766 2 дня назад +1

    Hateftef dude living in dreamland😅 kemzi aynet ab theory zitefuu muhurat bias kof elka saat mimugat I admire the hosts petience.. in simple this man here trying to humanize esayas undermines our Intelligence.. what a waste🤮

  • @hagerey-c6q
    @hagerey-c6q 2 дня назад +1

    ኣብ ኤርትራ ብብሄር ወይ ድማ ብሃይማኖት ኣብ ማአከል ህዝቢ ደም ምፍሳስ ኣይነበረን። ፖሊቲካል ጽንተት ዝተፈጸመሎም ሰባት ኣለዉ፡ አዚ ድማ ኣብ ኩሉ ሃገር ዘሎ ንቡር አዩ። ስለዝኾነ አርቂ ኣብ አርትራ ናብ ምቅትታል ክብ ዘይበለ ግን ይድህብ ዘሎ ስለዝኾነ፡ ካብ ሕጂ ጠጠው ንክግበር ቀሊል አዩ።

  • @KinfeWeldegeorgis-mt4uo
    @KinfeWeldegeorgis-mt4uo День назад

    እቲ ዝገርምሲ እዚ ዶክተር ዓወት ዝዛረቦ ዘሎ ሕማቕ ኣይኮነን። ሃገራዊ ዕርቂ ማለት ጽልእን ቅርሕንትን ባእስን ገዲፍና፣ ኣብ ዓብን ዕላማውን ናይ ርሑቕ ሃገራውን ወሎዳውን ዕላማ ኣድሂብና ንሕሰብን ንስራሕን ከይጠፋእና ከለና ማለት እዩ። ውዚኣ ግና ከም ደጋፊ ህግደፍ ዶ እንታይ ዶ ዝብል ኣስማት ምሃብ እምበር ኣብቲ ሓሳቡ ተመርኲሹ ሓሳብ ዝህብ ኣይራኣኹን። ንሕና ኣብ ጽልእን ህልኽን ንነብር ህዝቢ ኢና። ዶክተር ዓወት ውን እኮ ካብ ህልም ዝበለ ጽልኢ ህግደፍን ደገፍቱን ጽኒዑ ትግራይ ትዕወት ትግራይ ትስዕር ዝብል ወያኒያዊ ጽልዋ ሒዙ ብጽልኢ ህግደፍዩ ይጭድር እዩ ነይሩ። ስለዚ በጃኹም ፍትሕን ርትዕን ናይ መጻኢ ህልውን ራእን ክህልወና ንጽዓር።

  • @nsiebhotube8255
    @nsiebhotube8255 2 дня назад +1

    እቶም ኤርትራውያን ኮይና ሃገራውያን ዘይኮና ከ ዓዲ ዲኻ ከተቐይረና። ኣብኡ ጥራሕ የብጽሓና።

  • @adiammulugeta
    @adiammulugeta 2 дня назад +1

    Aytbkey eyu zebkiyeni zello hizbi Eritrea baelu alewo gudayu eti ab wushti hager zello Kkkkkkkk ice cream kitlhisa kerimknis nab siltan behamat ekum.

  • @teamegerie1653
    @teamegerie1653 День назад

    A good example why we are suffering and why the idiots are crushing the way they want. that is why being educated is not enough to produce brilliant ideas.

  • @noahbisrat7205
    @noahbisrat7205 3 дня назад +2

    Ata ezi meshmuah professor new endo I belo! Luti koinu eyu zesemeka! President kebel hewetu melu zemeshmeshe mehur denkoro! Ezi bezaba erki kezareb aykonen hadaru kemerh zeykel senef seb eyu!

  • @nsiebhotube8255
    @nsiebhotube8255 2 дня назад +1

    ከምዛ ናይ ሶርያ እያ ክትከውን

  • @abrahamneghassi6530
    @abrahamneghassi6530 2 дня назад +1

    Please don't bring this man again. He is just trying to impress people

  • @GEO.16
    @GEO.16 2 дня назад +1

    ረሳሕ ሓሳዊ ባርያ ዓወት ዒራዒራ የእቲኻ ተጥፍኦ ይላገጽ ኣሎ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ካኣ ምበር ይብል ክንደይ ይሕሱ ኸ

  • @kflezionzerazion3369
    @kflezionzerazion3369 3 дня назад +2

    እዚ ደንቆሮ እዚ ድዝረረሉ ደሎ ሓሳብ ተልኡኾ ናይ ጀበርትን ቀቢላታታት እዩ. ካልእ "ካብ ምህሮ ኣእምሮ" ምስላ ህዝቢ ትግርኛ.
    ብዛዕባ ሃገርን ህዝብን መሪሒነትን ክትዛረብ ከለኻ ዶክተሬኤት ወይ ችፕሮፌሰር ምዃን ኣይድሌካን እዩ.
    እዚ ቀቢላ መዓርጉ ፕሮፌሰር እዩ.ግን ደረጃ ሓሳባቱ መኽን ምዃኑ ባዕሉ ይነግረና ኣሎ.

    • @arayaelma1647
      @arayaelma1647 2 дня назад +1

      ካብ ምንቃፍ ናትካ ሓሳብ ምሃብ እዩ ዝግባእ ምክሽማሽ ጽቡቕ ኣይኮነን ሓሳብ ዜብሉ እዩ ዝጻረፍ።

  • @afomftwi7810
    @afomftwi7810 3 дня назад +1

    ከምዚ ዓይነት ደንቆሮ ስቅ ኢሉ ዓንጃል ምሁር ርኤ ኣይፈልጥን። ዓውት ተረዋኢ!

  • @RedaeZemichael
    @RedaeZemichael 16 часов назад

    ናይ ብሓቂ እዚ ሰብዚ ፕሮፈሶር ክብሃል ይክኣል?

  • @GEO.16
    @GEO.16 3 дня назад +1

    ሳጉኡ ዲዩ ፕሮፌሰር ኮርማም ሓኽሊ ድሙ ብልቡ ዲዩ ምስ ኢሳይያስ ክዕረቕ ዝደሊ ዘሎ። ኢሳይያስ ብገበን ስለ ዝተጣለቐየ ዕርቂ ኣይዋጻኦን ኢዩ ኣይውዕሎን ውን ከምዚ ሕተት ስለ ዝፈልጥ

  • @bashayk8170
    @bashayk8170 3 дня назад +2

    My dear young professor; you are a good instance or example for an idea፦ A scholar does not necessarily mean a revolutionary. ክቡር መንእሰይ ፕሮፌሰር ጽቡቅ መረዳእታ ናይ ናይ ሓደ ሓሳባት ኰንካ ኣለኻ። ንሱ ከኣ፦ ምሁር ናይ ግድን ናይ ለውጢ ባእታ ከምዘይኰነ እዩ። ብመሰረቱ ኣብ መንጎ ሃገራዊ ዕርቅን ኣብ መነጎ መሳርሒ ናይ ሃገራዊ ዕርቅን ዘሎ ፍልልይ ብኣምር ደረጃ ተሓዋዊሱካ ኣሎ። Fundamentally you are in a state of confusion to define the concept of national reconciliation. ከም ተመራማሪ እንደገና ክትመራመር ከድልየካ እዩ።

    • @hagerey-c6q
      @hagerey-c6q 2 дня назад +1

      ክንደይ ዝተጨፋጨፉ ሳውዝ ኣፍሪካን ሩዋንዳን አርቂ ተጌሮም፡ ክሳብ ሎሚ አዋን ደም ዘይፈሰሰላ ኤርትራና ሃገራዊ አርቂ ንክትገብር ንምንታይ ይጽግማ? ትግራዋይ ስለዝኾንካ ጥራይ አዩ ናትና አርቂ ዘሕርቀኻ፡ ኣልግስ ጁንታ!

  • @GoitomKibrom
    @GoitomKibrom 3 дня назад +2

    ኣብ ማርስ ድለያ ኡኮ ኢልካ ኢዩ

  • @senaytesfay6655
    @senaytesfay6655 День назад

    I like him

  • @mikitekle295
    @mikitekle295 2 дня назад +1

    Kkkkkk. Nay. Nechiwas. Ab. Lukota. Dya. Zbeletooo

  • @MFish7980
    @MFish7980 День назад

    ዶ|ር ዓወት ነታ አብ ሃገርና ዘሎ ሽግር ብመጠኑ ገሊጽዎ እዩ። እንተ ኾነ ግን ዘቀመጦ "ፍታሕ የለን " ምኽንያቱ : እዚ ኣረመናዊ ስርዓት ኣብ ዕርቂ የለን !!

  • @ኣነንንስኹምን
    @ኣነንንስኹምን 2 дня назад +1

    This person is delusioned- out of touch with reality😅

  • @tesfaymeles4614
    @tesfaymeles4614 2 дня назад +1

    በቃ፡ዘበለ፡ፓለቲከኛ፡ትባሂሉለይ፡እኮዩ።

  • @ሰብደየለይ
    @ሰብደየለይ День назад

    እዞም ሓውና ፕሮፌሰር ሲ ኣይተዛረብኩምን ነዊሕ ጠፊእኩም ከይባሃሉ መታንሲ ነቲ ካብ ድሕረባይታኦም ዝነቐለ ዝመስል ድሕረትን ድንቁርናን ግዕዘይን ክተፍኡልና ምምጸኦም የሕዝን. ሕነ ምፍዳይ ክውገድ ከምዘለዎ ግን ናይ በቡ ፍልጠትዩ::

  • @Yohannes098
    @Yohannes098 2 дня назад +1

    Erky mes men aikowennen eyu

  • @Massawa2002
    @Massawa2002 3 дня назад +2

    ፕሮፌሰር ዓወት ብጣዕሚ ዝድነቅ ትንታኔ ብምሃብ ክብረት ይሃበለይ : 🌹🌹🌹🌹

  • @Dembeselam1
    @Dembeselam1 День назад

    ሃገራዊ ዕርቂ ክብሃል ከሎ ምስመን ዝብል ሕቶ ምምላስ ኣገዳሲ ጉዳይ ኢዩ።ነዚ ንምምላስ ብዙሕ ጊዜ ዝበሃል ዘረባ ኢሳያስ ከምዘይቅበሎ ክኸውን ኣይክእልን ዝብል መንፈስ ኢዩ ዝመጽእ።እዚ ግን ግጉይ ኣረዳድኣ ይመስለኒ።ቅድሚ ኩሉ ንሃገራዊ ዕርቂ ከም መትከል ክኣምነሉን ክጉስግሰሉን ዘለዎ ብቐዳምነት እቲ ንፍትሒ ወይ ለውጢ ከምጽእ ዝቃለስ ዘሎ ክፋል ሕብረተስብ ኢዩ።ብርቱዕ ድኢፕሎማስያውን ህዝባዊን ጸቕጢ ክገብር ክኽእል ኣለዎ።በዚ ቃልሲዚ ነቲ ስርዓት ከተዳኽሞን ኣብ ዕርቅን ኣብ ጣውላ ኮፍ ኢልካ እቲ ትደልዮ ሕቶታት ኣነጺርካ ንምዝታይ ከምዝከኣል ክፍጠር ይከኣል ኢዩ።እቲ ፍሉጥ ክኸውን ዘለዎ ኢሳያስን ጉጁለኡን ናብ ዕርቂን ናብ ምርድዳእን ክመጹ እንተኮይኖም ስዕረቶም ኣብ ዝረኣዮም ጥራይ ኢዩ።ናብዚ ኩነታትዚ ክንበጽሕ ግን ነዊሕ ጉዕዞ ይተርፈና ኣሎ።ብቐዳምነት ደምበ ፍትሒ ኮነ ብዙሕ ክፋል ሕብረተ ሰብ ነቲ መስርሕ ክደፍእሉን ክዕወተሉን ኣለዎ።ስለዚ ነዚ ስርዓት ንምውዳቕ ክንጥቀመሉ ዘለና መስርሕ ኢዩ።ልዕሊ ጽልኢ ንኢሳያስ ፍቕሪን ድሕነትን ህዝብና ክዓዘና ኣለዎ።ህዝብና ንምድሓን ምስ ሰይጣንውን ክንሰርሕን ክንቃለስን ንግደድ ኢና።ካብ ኢሳያስ ዝዓበየ ሰይጣን ስለዘየለ ክንገብሮ ዘለና ይመስለኒ።

  • @eyobsequar8587
    @eyobsequar8587 3 дня назад +2

    ሃላው! ሃለውሎው ኣይትበል:: ህግደፍ ከልግስ ኣለዎ 'ዶ ትብል ኣይነበርካን: ሕጅድኣ እንታይ ተረኽበ: ምስ መን ዕርቂ: ምስ ወጣጡ: በቲ ዝነበርካዬ ድኣ ቀጽል:: "ናይ ታሪኽ ተመራማሪ"! ምሁር ደንቆሮ::

  • @Senicho
    @Senicho 2 дня назад +1

    WA ata ezi mhur mkuan kemzi dyu koynu beka ahhh😂😂😂😂

  • @dawitdebena8513
    @dawitdebena8513 День назад

    Dr Henok, might meant it, but he doesn’t know because he was not born in Eritrea. He doesn’t know Eritrea. He just have a sentiment of his own country( Eritrea) he doesn’t get it. He’s talking theoretically or scientifically of what his study is doesn’t work that way.. this has to go now in negotiation only by force.

  • @berihunaizghi2740
    @berihunaizghi2740 3 дня назад +1

    ATA nibaelka telale mis hzbi

  • @shishayhadsh547
    @shishayhadsh547 2 дня назад +1

    ወላ እታ ኣርእስታ ኢያ" ምስ መን ሃገራዊ ዕርቂ? መጀመርያ እቲ ስርዓት እኮ ተቓውምቲ ወይ ምስኡ ዝከራኸር ኣካል ከምዘልን ክፈልጥ ኣለዎ። ተቓዋሚ የብለይን፡ ህዝቢ ፈትዩ ኢዩ ዝግዛኣኒ ዘሎ እንዳበለስ፡ ምስ መን ኢዩ ዕርቂ። ህግደፍ እኮ ኣይበደልኩን ኢዩ ዝብል ዘሎ፡ መጀመርያ ይብድል ኣለኹ ንብሎ እሞ ድሕሪኡ፡ ብዛዕባ ዕርቂ ንዛረብ።

    • @mesfinabraham6412
      @mesfinabraham6412 День назад

      @@shishayhadsh547 * ዕርቂ ፣ ዘተ ድገበረ ዲክታቶር ኣብ አለምና አይተራዓየን ** ዲክታቶር ብብረት ብአመጽ ጥራይ'ዩ ዝወድቅ ✅
      * ሸይጣን ኣዲ ሓሎ - ተመን ወዲ ተምቤን ድማ ከም ጋዳፊ ፣ ሳዳም ፣ ተጨፍሊቁ ስጋብ ቅላ ተምቤን ክጉተት ኣሎዎ 🙏

  • @mustafasirag6659
    @mustafasirag6659 3 дня назад +2

    እዝ ምሁር ሰብ ዝዛረቦ ዘሎ እንድ አክበርኩ: እስያስ ክሳብ ዘሎ ወላሓደ ንሰላም ዝግበሮ ነገራት የለን:: ምክንያቱ ስለዝተፈተነ::

    • @lilymogess3081
      @lilymogess3081 5 часов назад

      Why not try? If you really dream of a peaceful future

  • @መዓሾመሓረዝጊ
    @መዓሾመሓረዝጊ 2 дня назад +1

    😢😢😢😢

  • @senaiGoitom
    @senaiGoitom 2 дня назад +1

    Eway hateftef , kem neqefeta khlef alewo ybel kemey aynet seb eyu , geben zgebere merahi kemey nab biet Ferdi zey qereb

  • @akiyor3615
    @akiyor3615 3 дня назад +1

    ውጅቡር ክሳብ ሎሚ ዘይ ተቀየርካ ኢሰያስ ዘይ ደልዮን ዘይ ሓስቦን ከተማካንየሉ ጸሓይ ዓሪቡካ።

  • @tesfakibrom2447
    @tesfakibrom2447 3 дня назад +1

    ጋዘጠና ማሃይም ወገናዊ

  • @belaihagos741
    @belaihagos741 День назад

    ዓጀዉጀዉ ኢዩ ዝብል ዘሎ ብዛዕባ ነብሱ እንታይ ዘይኮኑ ብሃገርን ህዝብን ዝሓስብ ኣይኮነን።
    ናይ ወረቐት ነብሪ!!!

  • @alemghebremedhn2191
    @alemghebremedhn2191 15 часов назад

    Regime change!!! Plz!!! Stop jocking professor otherwise you'll step down from prof.

  • @ibrahimsiraj9906
    @ibrahimsiraj9906 3 дня назад +2

    Senkullan 1994 ke?

  • @AbiTecle-i6g
    @AbiTecle-i6g 20 часов назад

    ናይ ፕሮፈሰር ዓወት ናይ ሃገራዊ ዕርቂ ስነ-ሞጎት ንስርዓት ሕጊ-ግደፍ ዘመነ ስልጣን ንምንዋሕ ዝገብሮ ዘሎ ትንታኔ ኮይኑ ኢዩ ዝስመዓኒ!
    ገፋዓይሲ በየናይ መዓቀኒ ኢዩ ዓራቓይ ኮይኑ ዝቐርብ ? ይትረፍ እዚ ኩሉ በደል ዝፈጸመ ስርዓትሲ ሰብኣይን ሰበይትን ተባኢሶም ከማን ናይ ዕርቂ ሽማግለ (ሞንጎኛ) የድልዮም።
    ስነ-ሞጎት ፕሮፈሶር ዓወት ግን ብጣዕሚ የሕዝን። ምስዚ ኩሉ ትምህርቱ ከምዚ
    ዝኣመሰለ ስነ-ሞጎት ሒዙ ምቕራቡ ካኣ የተሓሳስበካን የሕዝነካን።

  • @GhebrezghiShimhalal
    @GhebrezghiShimhalal День назад

    ሓቂ፥ ንኽውንነትና ክንቅበሎን፡ ንሽግራትና ነባሪ ፍታሕ ክንረኽበሉን፡ ንመጻኢና'ውን ክንቅይሮ ዘኽእለና ኣምር እዩ። ምስሉይነት ግና ፈውሰይ ፈውሲ ዓሻ እዩ፤ ፋይዳውን የብሉን።
    ሓቀኛ ዕርቂ ዝመጽእ፡ ንሓቅን ጭብጥታትን ተረዲእካን ተቐቢልካን፡ ብተግባራትካ ሓላፍነት ምስ ትወስድ ጥራይ እዩ።
    This professor is out of sync and detached from the reality of Eritrea and the magnitude of crimes committed by the criminal gangs in Eritrea.

  • @becool4344
    @becool4344 День назад

    He doesn’t have something to share!!!!!!!!

  • @alemghebremedhn2191
    @alemghebremedhn2191 15 часов назад

    ኢሰይያስ ኣብዘይብሉ ወይ ድሕሪ ኢሰይያስ ዘድሊ ነገር'ዩ እንተዝብል'ኮ ኩሉ ሰብ ዝሰማምዓሉ ሓቂ ኢዩ። ምስ ኢሰይያስ ግን ጽንጽዋዩ ዝነግረና መስለኒ።

  • @BlueRevolution-j8i
    @BlueRevolution-j8i 3 дня назад +1

    እዚ ሰብ ኣይነጸረን ኣሎ። ኣብታ ዳሕረወይቲ ኣብቶቡስ አዩ ዘሎ ገና ።

  • @andebrhanhaile7418
    @andebrhanhaile7418 День назад

    መን እዩ በደለኛ ? እቲ ኣብድፋዕ ዘሎ ሰራዊት ድዩ፡ ዋላስ ጥንጢንዎም ካብ ንሃገሩ ንነብሱ ኣቐዲሙ ዝሃደመ?
    ሃገራዊ ዕርቂ ኣብ ኤርትራ 100% ፈፈጺሙ እዩ። ኣብ ስደት ዝነብር ኤርትራዊ ግን ሃገራዊ ዕርቂ ወይ ማሕበራዊ ዕርቂ የድልዮ እዩ።

  • @lilihadgu
    @lilihadgu 3 часа назад

    ኣታ ሕፈሩ በዚ፣ ትዛረቡዎ ዘለኹም ህዝቢ ኤርትራ ምሳኻትኩም ዕርቂ ኣይደልን እዩ። ብህዝብን ሃገርን መንግስትን ኤርትራ ትቋመሩ ኔርኩም፣ ሕጂ ቁማር ምስተበላዕኩም ክትዕረቑ እሞ ብኸምዚ ትብሉዎ ዘለኹም ናይ ትቛመርቲ ኣታሓሳስባ ብጥራጥኩም እውን ኣይንስሕቕን ኢና። ኪዱ ጥራሕ ናብ ትግራይኩም።

  • @ሰሚርሓምድ
    @ሰሚርሓምድ 2 дня назад

    ኣብዚ ነዚ ሓሳብ ናይ ሃገራዊ ዕርቂ ትቃወሙ ዘለኹም ኣብነት ክህበኩም ..ከምቲ ነቲ ኣስላም እንዳ ተጻረፈ ንኣስላማይ ኣጥቂዑ ብኻራ ሃሪሙ ተኣሲሩ ዘሎ ተኣክብኩም ገንዘብ ተዋጽእሉን ከም ጅግናኹም ትርእይዎ ዘለኹም ዋዜማ ዝብሃል ..ኮምኡ ድማ እዞም ኣብ ኤርትራ ህዝቢ ዘጋፍዑ ዘለው ኣብ ገለ ክፋል ይውሓድ ይብዛሕ ሕብረተሰብና ከም ጀጋኑ እዮም ዝርአዩ ..እሶም ከ ስቕ እሎም ይርእይኹም ዶ ብዝኾነ ሃገራዊ ዕርቂ ካብ ኩናት ሓድሕድ እዩ ከድሕነና ሳክት ኣብ ጥራይ ማዓኮርኩም ንፕሮፈሰር ዝኣክል ኣይትዘናጠሉ ሕቶ ተለኩም ኣቅርቡ ...ብኽመይ እዩ ክፍጸም እቶም ብሂወት ሰብ ዝሕተቱ ገበነናታት ከ ወይ ኣብቲ መፍትሕ ቦታ ስልጣን ዝነበሩኸ እልኩም ሕተቱ

  • @Hlnachannel1
    @Hlnachannel1 9 часов назад

    1 መስርሕ ሃገራዊ ዕርቂ፡
    እዚ ዘሎ መንግስቲ ኣብ ስልጣን ከሎ ውን ክትግበር ይኽእል እዩ ይብል ኣሎ፡በቲ ሓደ ድማ ልዕሊ 10 ዓመት ጽዒሩሉ ይብል፡እሞ ልዕሊ 10 ጽዒርካ ክተስምዖ ዘይክኣልካ ስርዓት ድኣ ንዓና እንታይ ግበሩ ኢኻ ትብለና ዘለኻ ? ንሕና ውን እኮ ዘይሰምዕ ስርዓት ስለ ዝኾነ ኢና ብሓይሊ ክውርድ ኣአዎ ንብል።
    ዶስ ቃልስኹም ደው ኣቢልኩም ኣላሙኒኒ ኢኻ ትብል ዘለኻ ፕሮፕሰር ዓወተ።
    2ይ ቀንዲ ስክፍትኻ እቲ ስርዓት ምስ ተሳዕረ ናይ ሕነ ምፍዳይ ስጉምቲ ከይብርትዕ እምበር ንግዳያት ህግደፍን ንህሉው ኩነታትናን ብግቡእ ኣብ ግምት ዘእተወ ኣይኮነን።
    ኩነታት ኡሰራት፡ኩነተ ዝስደድ ዘሎ፡ህዝቢ፡ኩነታት ሃገርን ሰራዊትን ከ ቁሩብ ሓሲብካሉ ዶ ?
    3ይ ሕጂ ውን ዕርቂ ዝሰምዕ እንተኾይኑ እቲ ስርዓት ቅድመ ኩነትት ክትግብር ንስኻን ጉጅለኻ ሕተትዎ።
    1 ኡሱራት ይፍታሕ
    2 ነጻ ሚድያታት ኣብ ውሽጢ ሃገርና ብዉሑስ መገዲንክነጥፋ
    3 ተወዳደርቲ ውድባትን ነጻ ማሕበረትን ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብሑስ መንገዲ ክንቀሳቀሳን ቤት ጽሕፍተተን ክኸፍታን
    4 ሃገራዊ ቅዋምን ሃገራዊ ሰራዊትን ከቅውም ንትግባራ ድሉው ይኹን።
    ወዘተ

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta6954 3 дня назад +2

    ዝገርም ኤዮ ዝህዝን ኤዮ ይፍትን ክርደካ Prof Awet politics consensus agreement with amonga group of people .

    • @ChangeInEritrea
      @ChangeInEritrea 2 дня назад +1

      እቲ ስርዓት ዳኣ ካብዚ ሓሊፉ እንታይ ገይሩ?
      ከምቲ ስርዓት ዝገብሮ ንግበር ዲኻ ትብል ዘለኻ?
      እንተ ኽኢልካ፣ ነቲ ርእይቶ ብዝሓሸ ርእይቶ መክቶ።
      ብሩኽን፣ ዘላቒ ሰላምን ዝዕድም ልደት ይኹነልካ!

    • @akiyor3615
      @akiyor3615 2 дня назад +1

      @@ChangeInEritrea
      ሓይሊ ዘይ ብሉ ሕራይ ይብል እምቢ ይበል ትርጉም የብሉን ሓይሊ ዘሎዎ ነቲ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ኢዩ ነቲ ዕርቂ ክጠልቦ ዘሎዎ።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi День назад

    አነን ህዚሲ ኢትዮጲያ ሓደና ኢሊካ አነ ኢትዮጲያዊ ኢዩ ኢሊካ ትኾሊፍና ሚሲ ስርዓት ኢትዮጲያ ሚስ ህዚቢ ኤርትራ አተዓረቂን ኢዚ ወዲ ተንቤን ኢትዮጲያ ኢዩ።።።።