#ክብረ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 11 дек 2024

Комментарии • 34

  • @InduTahaye
    @InduTahaye 21 день назад +1

    ናይ ቅዱስ ሚካኤል በረከት ይሕደረና ዝማሬ መላእክት የስምዓልና መምህር ❤❤❤

  • @Footballyoutube12
    @Footballyoutube12 22 дня назад

    ጥዑም ድምጺ እግዝኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓዉናን መምህርናን የኔታ ሰለሙን❤❤❤❤🎉🎉🎉❤🎉🎉

  • @Mhretabgebretnsae-tr8fv
    @Mhretabgebretnsae-tr8fv 23 дня назад

    Ezgabiher edmen tienan yhabkum mrigeta hawey

  • @danielgebrengus
    @danielgebrengus 21 день назад +1

    🙏🙏🙏❤❤❤

  • @FthawiWeldekidan
    @FthawiWeldekidan 23 дня назад

    Kal hiwet mmherachn

  • @Tiumqal
    @Tiumqal 21 день назад

    ቃለ ሕይወት የኔታ ሰለሞን

  • @Binibin654
    @Binibin654 23 дня назад

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና የስመዓልና

  • @hagosGurja
    @hagosGurja 22 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @DejenOkbazghi-z9o
    @DejenOkbazghi-z9o 23 дня назад

    ድምጸ መረዋ የኔታ ሰሎሞን
    ያኑርልን ❤❤❤

  • @ShewitLibseqal
    @ShewitLibseqal 23 дня назад

    Thank u መምህር ደሌያ እየ ኔረ ዋዜ ቅዱስ ሚካሌል

  • @joeri1946
    @joeri1946 23 дня назад

    ክብረት ይሃበልና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም❤🙏⛪️

  • @TekleweldBrhane
    @TekleweldBrhane 21 день назад

    👏👏👏👏💖💝

  • @WeldeMical
    @WeldeMical 23 дня назад

    Kbri namlak ykun❤

  • @WeldeMical
    @WeldeMical 23 дня назад

    Egziabhier Edman tenan yehebkum Margita ❤❤

  • @Teqwamemahitot
    @Teqwamemahitot 21 день назад

    ዝማሬ መላእክት የስምዐልና መምህር ሰሎሞን!
    እዛ የኔታ ትብል ብመምህር ትብል እንተ ትትካእ ክንደይ ምጠዓመት።

    • @MergietaXgie
      @MergietaXgie 21 день назад +2

      መጀመርታ እቲ መምህር ሰለሞን ዝብል ዘሎ ኣስተካክሎ ደነዝ፡የኔታ ሰሎሞን ከምዚ ኢዩ ዝጸሓፍ ፊደል ዘይቆጸርካስ ንሊቃውንቲ መምህር ዶ ገለ ግበሩ ትብል፡ንመን እንታይ ይበሃል ፍለጥ፡ካብ ነቐፌታ ርእስካ ኣውጺካ ተመሃር ክሰበሎም

    • @Teqwamemahitot
      @Teqwamemahitot 21 день назад

      @MergietaXgie ኣንቱም መሪ-ጌታ ብመሪ-ጌታኹም ክንድዚ ትጻረፉ፧ ልዝብ ብዝበለ ቃላት ክትእርሙ ወይ ሓሳብኩም ክትገልጹ ኣይትኽእሉን፧ ብላሽ!
      ደሓር ከኣ ንሓንቲ ናይ ፊደል ጌጋ ረኺብኩም ንጸርፊ ካብ ትህንደዱስ፥ ነቲ ጌጋ ኣሪምኩም ኣብቲ ተዋሂቡ ዘሎ ርእይቶ ሓሳብ ዘይትህቡ፧ መሪ-…………! መሪ- ጌታ ማለት ብቋንቋና መምህር ኣይጻረፍን ዩ።

    • @MergietaXgie
      @MergietaXgie 21 день назад

      ተቅዋመ ጽልመት፡ ኣብ ጸልማት እንዳተቀመጥካስ ተቅዋመ ማኅቶት ከኣ ይብል/ነጊረካ እኮ መምህር እንተዝብል መጠዓመ፡ካብ ትብል ካብኦም ንላዕሊ ስለ ዘይትፈልጥ ንዝጠዓመ ኣይተበላሹ እብለካ ኣለኩ፡ ካብዚ ንላዕሊ ብውሽጢ መስመር ጽሓፈለይ፡ብላሽ!!ኣይርድኣካን ኢዩ ደኣ እምበር

    • @GudIsAlwaysWithMe
      @GudIsAlwaysWithMe 21 день назад

      @Teqwamemahitot ሰላም ኣምላክ ምሳካ ይኩን ክቡር ሓው ቅሩብ ደኣ ዘይተብረሃልና ንምንታይ ደኣ የኔታ ኣይጠዓመትን?

    • @Teqwamemahitot
      @Teqwamemahitot 21 день назад +1

      @@MergietaXgie ወሓጥዮ እንተበልክዋስ ትጎስሞ" ኣንታ ሓወይ ብጸርፊ ዲኻ ተመሪቕካ፧ ብዘይ ዘለፋ ክትምልስ ኣይትኽእልን፧
      ደሓር ከኣ ኣነ ሓሳበይ ክህብ መሰለይ እዩ መስለኒ፣ ኣብ ልዕሊ ሰሌ ሕማቕ ቃል ኣይወጽኣንን፣ ካብቶም ኣዝየ ዝሕበነሎም ሊቃውንቲ ሓደ ከኣ እዩ ንኣይ።
      እቲ ካብኦም ንላዕሊ ስለ ዘይትፈልጥ ሱቕ ቢልካ ተመሃር ዝበልካዮ፥ ንኣኻ ተጠቀመሉ! ድንቁርናኻ ኣባይ ክተስርጽ ኣይትህለኽ! ንኣኻ ውን ክነግረካ፥ እቲ መርጌታ ቢልካ ንርእስኻ ሰይምካዮ ዘለኻ ስም ብሓቂ በቒዕካዮ እንተኾንካ ብመምህር ዝብል ኣርሞ፣ እዚ ልማዳዊ ስም ኣምሓራ እምበር እቲ ቅኑዕ መጸውዒ ናይ ሓደ ናብ ምስትምሃር ደረጃ ዝበጽሐ ሰብ መምህር እዩ ዝውክሎ። እዚ የኔታ ዶ መሪጌታ ዶ ጅንዕፍሪት ንበዓል ንዓኻ ከም ሓደ ዓቢ ሲይመት ናይ ቤተክርስትያንና ኮይኑ ይስምዓኩም ይኸውን፡ ኣብዚ ዛዕባ ሓሳብ እንተለካ ሓሳብካ ሃብ ኣይኮነን ኣብ መርጌታ ዝብል ሲይመት ተሓቢእካ ክትድህለኒ ኣይትፈትን ንሱ ኣብ ዝለመድካዮ ኋላ ቀሪ- ጌታ!!
      ጠርሸ'ለኹ!

  • @GudIsAlwaysWithMe
    @GudIsAlwaysWithMe 21 день назад +1

    ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ክቡር መምህርና ! ፍቃድ እንተ ኮይኑ ደኣ ዚቁ ብ ቁም ዘይትመልኡልና።

  • @grmaywelday8561
    @grmaywelday8561 23 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤

  • @tomasn5343
    @tomasn5343 23 дня назад

    ❤🎉

  • @BereketDawit-q8o
    @BereketDawit-q8o 23 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤kale hiwet yeneta❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @dngleywahseydngleywahsey4351
    @dngleywahseydngleywahsey4351 23 дня назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @WakaGmeskel
    @WakaGmeskel 23 дня назад

    የነታሎቱስብሓትብዜማበሉናምስይቅርታግንየንታድፍረትእዩ

  • @MedhaneHabtemaryam
    @MedhaneHabtemaryam 22 дня назад

    Xbuq

  • @MekonenAbrahale
    @MekonenAbrahale 23 дня назад

    ❤❤❤

  • @WeldeMical
    @WeldeMical 23 дня назад

    ❤❤❤

  • @segenhabtegergish8234
    @segenhabtegergish8234 23 дня назад

    🙏🙏🙏