Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
❤❤❤❤❤
ሕዝቢ ጨኒቅዎ አብዝአትዎ ጠፊእዎ ቦርጭን ጉንጭ ይፃወቱ አልው ጌች ፃድ ትግራይ አብ ምብታን ይግዕሩ አለው ፅባሕ ክንሪኦ ።
Gecho is always right
እዋይ አሕዋተይ መራሕትና ከይሞቱ ኢሎም በጃ ኮይኖም ዝሞቱ ቀያሕትን ጸለምትን ደቂ ትግራይ መንግስተ ሰማያት የዋርስኩም አንቱም አካልኩም ዝሰአንኩም ነዚ ኩሉ ጉድ መራሕትኩም እትሪኡ ዘለኩም እሞ ነዞም ስልጣኖም እምበር ብዛዕባ ህዝቦምን ዐዶምንዘይግድሶም ምኻኖም ግልጺ ኮይኑ አሎ
ህዝብ ትግራይ መሰረታዊ ለውጥ ትግራይ ክታምፅእ አብ ጎኒ ግዚያዊ መንግሰት ጠጠው ንበል ጥራሕ ዘይኮነሰ ንደግፎ ካብዚ ግዜ ዝሐለፎ አደመ ጉጅለ ካብዚ ነፃ ንውፃእ፣
ኣድላዪ እንተኾይኑ ከኣ ምስቲ ግዝያዊ ባንዳታት ዘለኹም ደገፍቱ እውን ትውገዱ።
ችድ ሓሳዊ ኣብቲ ሓቂ ኣይትዛረብን
Kab zesenkelu gugelie Ghetacew rebeha aimezeune tenekakie yiedelia.
Klte hwhat yelen aythasu hanti eya hwhat
ኣድላዪ እንተኾይኑ ዞም ግዝያዊ ባንዳታት በዓል ጌታቸው ዝመርሑዎ ግዝያዊ ባንዳታት ብሓይሊ'ውን ክውገድ ክውገዱ ኣለዉም
ሐሳዊ ሚድያ ሐቂ አልፍ ክንመልክተካ
ህወሓት ካብ 2005 ዓ/ም ጀሚራ መራሕቲ የብላን። መብዛሕቶም ፖለቲካዊ ዓቕሚ ዘይብሎም፣ ለያቡን ሓሰውትን፣ ናይ ስልጣን ፅምኢ እምበይ ናይ ህዝቢ ዘይፍትሑ መራሕቲ እዮም። ግምት ምስተመስረተ ተሓጋጊዞም ካብ ምስራሕ ጉጅለ ደብረፄን ዕንቅፋት ምፍጣር፣ ጉጅለ ጌታቸው ረዳ ዝሓዝዋ ስልጣን ኣይንለቅቕን ብምባል ሓንጊዱ ይርገብ። ግዝኣት ትግራይ ኣተመለሰን፣ ግዝኣት ትግራይ ብዘይምምላሱ ተፈናቐልቲ ይሳቐዩ ኣለው ። ብተወሳኺ ካብ ዝተፈላለየ ቦታ ተፋናቐልቲ ይባረሩ ኣለው። ክልቲኦም ጉጅለ ተቐራሪቦም ክፈትሕዎ ኣለዎም በተላይ ጉጅለ ደብረፄን ብውሽጣዊ ዓረቕቲ ክቕበሉ ኣለዎም። ክልቲኦም ግን ዓናቕፅ እናኾኑ ህዝቢ ይጎድኡ ኣለው ይኣክል በሉልና።
Getachew must return the displaced people of Humora and the regions of Welkit Tsegede as soon as possible. If you are not able to return the displaced, you better resigned.
ንስኻ ደሞ ጥዑይ ዜና ዘሓዝካ መሲሉናስ ገማት አኻ ለካ ሠራዊት ይፍረስ ናበለስ ድንቁርና መሊኡ ፈሲሱ
ጌተቸው ሕውሐት ከየኮነሥ ብልፀግና እዩ ጌታቸው መራሂ ሕወሐት አይኮነን አይትሠምእን
ጌታቸው አይንደልዮን ወላ ኳናት ያሀሉ ክንገጥም ኢና
ፈሽካል
ደንቆሮ ውግእ ኣይረኣኻያን ዲኻ?
❤❤❤❤❤
ሕዝቢ ጨኒቅዎ አብዝአትዎ ጠፊእዎ ቦርጭን ጉንጭ ይፃወቱ አልው ጌች ፃድ ትግራይ አብ ምብታን ይግዕሩ አለው ፅባሕ ክንሪኦ ።
Gecho is always right
እዋይ አሕዋተይ መራሕትና ከይሞቱ ኢሎም በጃ ኮይኖም ዝሞቱ ቀያሕትን ጸለምትን ደቂ ትግራይ መንግስተ ሰማያት የዋርስኩም አንቱም አካልኩም ዝሰአንኩም ነዚ ኩሉ ጉድ መራሕትኩም እትሪኡ ዘለኩም እሞ ነዞም ስልጣኖም እምበር ብዛዕባ ህዝቦምን ዐዶምንዘይግድሶም ምኻኖም ግልጺ ኮይኑ አሎ
ህዝብ ትግራይ መሰረታዊ ለውጥ ትግራይ ክታምፅእ አብ ጎኒ ግዚያዊ መንግሰት ጠጠው ንበል ጥራሕ ዘይኮነሰ ንደግፎ ካብዚ ግዜ ዝሐለፎ አደመ ጉጅለ ካብዚ ነፃ ንውፃእ፣
ኣድላዪ እንተኾይኑ ከኣ ምስቲ ግዝያዊ ባንዳታት ዘለኹም ደገፍቱ እውን ትውገዱ።
ችድ ሓሳዊ ኣብቲ ሓቂ ኣይትዛረብን
Kab zesenkelu gugelie Ghetacew rebeha aimezeune tenekakie yiedelia.
Klte hwhat yelen aythasu hanti eya hwhat
ኣድላዪ እንተኾይኑ ዞም ግዝያዊ ባንዳታት በዓል ጌታቸው ዝመርሑዎ ግዝያዊ ባንዳታት ብሓይሊ'ውን ክውገድ ክውገዱ ኣለዉም
ሐሳዊ ሚድያ ሐቂ አልፍ ክንመልክተካ
ህወሓት ካብ 2005 ዓ/ም ጀሚራ መራሕቲ የብላን። መብዛሕቶም ፖለቲካዊ ዓቕሚ ዘይብሎም፣ ለያቡን ሓሰውትን፣ ናይ ስልጣን ፅምኢ እምበይ ናይ ህዝቢ ዘይፍትሑ መራሕቲ እዮም።
ግምት ምስተመስረተ ተሓጋጊዞም ካብ ምስራሕ ጉጅለ ደብረፄን ዕንቅፋት ምፍጣር፣ ጉጅለ ጌታቸው ረዳ ዝሓዝዋ ስልጣን ኣይንለቅቕን ብምባል ሓንጊዱ ይርገብ። ግዝኣት ትግራይ ኣተመለሰን፣ ግዝኣት ትግራይ ብዘይምምላሱ ተፈናቐልቲ ይሳቐዩ ኣለው ። ብተወሳኺ ካብ ዝተፈላለየ ቦታ ተፋናቐልቲ ይባረሩ ኣለው።
ክልቲኦም ጉጅለ ተቐራሪቦም ክፈትሕዎ ኣለዎም በተላይ ጉጅለ ደብረፄን ብውሽጣዊ ዓረቕቲ ክቕበሉ ኣለዎም። ክልቲኦም ግን ዓናቕፅ እናኾኑ ህዝቢ ይጎድኡ ኣለው ይኣክል በሉልና።