ኣይበዝሐን ዶ ጸለመ ዳርጋ2ይዓመት ዕጽፊ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ በየነ ውፉይ ድኻሙን ብርቱዕ ጉኑን ከበርትዕን ክእርምን ዘይጠቅም ህልኽ ወለዶ ጸለመ ተፈጺምዎ ኢዩ!

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 18 янв 2025

Комментарии • 78

  • @militenegasi172
    @militenegasi172 21 день назад +1

    ኩቡር ሐወይ ክብረት ይሃብካ ናቱ ሂብካዮ ብጣዕሚ ገሊጽካዮ ንበየነ በትሩ ዘየውደቅሉ ዳርጋ ይክርሰስ ብሰንኪ ህግደፍ ከም እቲ ስድራና መንጢሎምና ሊስትሮ ገሌና እንዳ ሰብ ከይተረፈ ተቛጺርና ስድራና ሐጊዝና ብሰንኪ ህግደፍ ዘውሮ'ዶ'መከራ ገሊጽጋ ዘይውዳእ ንሱ ስሪቁ ናብሩኡ አይመርሐን

  • @zufanermias3589
    @zufanermias3589 27 дней назад +1

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ሓሳብ አስሚዕካና ጽቡቕ የስምዕካ ክቡር ሓው ከማኻ የብዝሓዮ ፈጣሪ ። ንበረልና 💐💐👏👏💯💯💯 💙💙💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙

  • @bitsumalakasgedom2898
    @bitsumalakasgedom2898 28 дней назад +2

    አግዚኣብሄር አባርካ ምስ ነብስኻ ሰላም ፈጢርካ

  • @miriamhabtemichael2393
    @miriamhabtemichael2393 29 дней назад +4

    Thank you. Lebam zereba, ab lbi kulna yehdro, btami abnetawi.❤ izi wuxue hzbna rahwa zrekbelu hadish amet yikunelna. God bless you❤❤❤

  • @teklechimar7401
    @teklechimar7401 28 дней назад +4

    ናቱ ሓወይ Good explain

  • @ShumayHailege-do7ms
    @ShumayHailege-do7ms 26 дней назад

    ቡጣዕሚ ንፉዕ ኣብ ልዕሊ ዉፉይ ዝግበር ጸለመ ክኹነን ዘለዎ እዩ ሕስድና እዩ በየነ ክጻረፍ ሰሚዕናዮ ኣይንፈልጥን ።

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 27 дней назад +2

    100%ዝድገፍ ሃሳብን መግለጽን በርትአ ክብለካ ይደሊ፥

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha4978 27 дней назад +1

    ጽቡክ መደብ ኣጀካ ዉፉይ ቡኰአ ኣንጻር ባርነት ጉቡኡ ዚገቢር ብሉጽ ውላድ አሪትራ አዩ ኒኡኡ ንሚድናን ለትን ማአልትን ይጸአሩ አዞም ትህቲ ፍትረት

  • @kubromtekle4785
    @kubromtekle4785 28 дней назад +1

    ደስ ዚብል ኣገላልጻ ኩቡር ሓው

  • @SeluBehabelom
    @SeluBehabelom 26 дней назад +1

    ጽቡቅ መልእኽቲ ኢኻ ዘሕለፍካ ይቕረታ ምባል ናይ ለባማት ኢዩ ንፉዕ እሞ ኣብዚኣ ሳብስክራይብ ግበረለይ ኢኻ ኣነ ጌረልካ ኣለኹ 🙏✅

  • @Kuflom-yo3xi
    @Kuflom-yo3xi 28 дней назад +2

    Jegna haway btami busul maglaxi yu buruk hawe .💙💙💙💙💙👏👏

  • @mdanielghebretensa7248
    @mdanielghebretensa7248 29 дней назад +2

    Well lovely you bany

  • @Tesfieguesh
    @Tesfieguesh 29 дней назад +2

    ትክክል ዩ ሕልሚ ኣለና ሕዝና ንዓዲ ክከይድ

  • @mekonentefferi3871
    @mekonentefferi3871 26 дней назад +1

    Well said natu

  • @FHaile-yf4ub
    @FHaile-yf4ub 29 дней назад +3

    Glad you made this video to say “STOP to Wufuy’s ጸለመ”. I wish other RUclipsrs can do the same.
    Let us stay focused on positive and productive way to go forward.
    God helps!🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @TewodrosGhebrezghiabiher
    @TewodrosGhebrezghiabiher 29 дней назад +2

    ይቕረ ዝብል እግዚኣቢሄር ኣብ ልቡ ሓዲሩ ኣሎ ማለት ኢዩ ሞ ጽቡቅ ጌርካ ኩቡር ሓው ። ኩሉ እቲ እናፈለጠ ባህ ኣይበል ዝገብር ሰብ ከይተረድኦ ሰይጣናዊ መንፈስ ስለዝዓሰሎ ጥርሕ ኢዩ ።

  • @Jelateiskrim
    @Jelateiskrim 26 дней назад

    Wufuy hero jgna.

  • @ExesterestialWorld
    @ExesterestialWorld 29 дней назад +2

    Berte zehawey❤❤❤

  • @Bilu689
    @Bilu689 26 дней назад

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @DawitMhretab-l9w
    @DawitMhretab-l9w 3 дня назад

    ❤❤❤❤❤

  • @dawitgg9400
    @dawitgg9400 26 дней назад +1

    ኣቶ በየነ ንብዕሎ ካብቶም ዝስቕጡ እዮ። ኩሎም ተቃለስቲ ክጽረፎ ክጽልሙ ኣፍ ኸፍቱ ኢይፈልጥን ዓገብ ብሃሊ ኢይኮነን።😊

  • @ntmtvnatishowtube710
    @ntmtvnatishowtube710  26 дней назад

    Subscribe share ኣይትረስዑ oll frindes

  • @mussielegese8072
    @mussielegese8072 29 дней назад +2

    Yes sbuq aleka ❤❤

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 29 дней назад +2

    💙💚💙

  • @merachelsawi2275
    @merachelsawi2275 26 дней назад

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @negsamedhane6423
    @negsamedhane6423 28 дней назад +2

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SemretAsgada
    @SemretAsgada 29 дней назад +2

    👍👍👍✅✅✅👌👌👌

  • @ntmtvnatishowtube710
    @ntmtvnatishowtube710  26 дней назад

    ጸርፊ ኣብዚ ፈጺሙ ኣይፍቀድን ርእይቶኹም ክብሪ ሰብ ዝሓለወ ይኹን

  • @nomoredictator7172
    @nomoredictator7172 25 дней назад

    ብአይን ሓቂ ከም መ / ም በይነ ውፉይ መዲሩ ዘስምዕ ወላ ሓደ የለን ጽሪፎም ዘምጽእዎ የለን አቅሞም እዮም ዝገብሩ

  • @birhanenegash2382
    @birhanenegash2382 28 дней назад +4

    ዝሓወይ ኣነ ንዓኻ ይኩን ንውፉይ ኣይፈጠኩምን እየ ግን በዚ ትዛረቦ ዘለኻ ድማ ጽቡቅ ዘረባ ትዛረብ ኣለኻ በየነ ሰብ እዩ ከም ኩሉ ውልቀ ሰብ ኤርትራዊ እዩ ንፍት ድልው እዩ ንስኻውን ጽቡቅ ትዛረብ ስለ ዘለኻ ጽቡቅ ቀጽሎ....

  • @zufanermias3589
    @zufanermias3589 27 дней назад

    👍👍👍👍👍

  • @yonastsegay7340
    @yonastsegay7340 29 дней назад +1

    ብሓሳብ ምክፍልላይ ብምክብባር ቁቡል እዩ

  • @MenkemGoshu-ke7yv
    @MenkemGoshu-ke7yv 26 дней назад

    Kibret yhabeka

  • @testagiorgisasgedom4735
    @testagiorgisasgedom4735 28 дней назад

    WUfuy is a bright Eritrean politician star.

  • @arefainealem9233
    @arefainealem9233 29 дней назад +1

    💙💙💙💙💙💙

  • @ntmtvnatishowtube710
    @ntmtvnatishowtube710  27 дней назад

    Subscribe share

  • @lifeisgoodlg
    @lifeisgoodlg 21 день назад +1

    ልክዕ'ዩ ክቡር ሓው። ውፉይ ካብ'ቲኦም ኣብ ደንበ ፍትሒ ኣፉ ብጸርፊ ዘየርስሐ እንኮ ሰብ'ዩ። ክቡር ሰብ'ዩ በየነ። የናስ ማስቲካ ምንቅስቃስ መንእሰያት ብርጌድ ንሓመዱ ክፈርስ ኣለዉ ዝብሉዮ'ምኮ ዝዛረብዎ ዘይፈልጡ ንጽባሕ ዝሕፍሮም።

  • @MenkemGoshu-ke7yv
    @MenkemGoshu-ke7yv 26 дней назад

    Wufuy king yes::

  • @MebrahtomAbraha-j3n
    @MebrahtomAbraha-j3n 28 дней назад +1

    Nay behaqi lbey tegodie hzbi Eritrea msmetka trah yu zekbreka😢

  • @Godiswithus5557
    @Godiswithus5557 28 дней назад

    ናቱ ብጣዕሚ ሓዚነልካ ፡ ካብ ኣብ ኣምላክ ምውካልሲ ኣብ ውድባትን ሰባትን ተወኪልካ ክትነብር መሪጽካ ብጣዕሚ የሕዝን ። ጸጋ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ።

    • @gergishmebrahtu8552
      @gergishmebrahtu8552 26 дней назад

      ነቲ ምሳኻ ዘሎ ሓቀኛ ሰብ ክትኣምንን ክትሓብርን ዘይክኣልካ ነቲ ዘይራካዮ ኣምላኽ የፍቅርየ እንተበልካ ሓሳዊ እካ ::ኣማኒ ውን ኣይኮንካን እምነት ብተግባር ንሓቂ ምስትቃለስ ጥራይ እካ ናይ ውሽጥካ ሓቀኛ ሕልናኻ ክተዕግብ ትኽእል ::እንተዘይኮይኑ ኣምሰሉነት ኣየድሕነካን እዩ ::

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 29 дней назад +1

    Haki haki eya nsikawin kem kedemka msSeltene srah broo

  • @adunyazemen3157
    @adunyazemen3157 29 дней назад +2

    Ane wn yednqo eye

  • @zufanermias3589
    @zufanermias3589 27 дней назад

    👍👍👍👍👏👏👏👏👏👏

  • @gergisandemariyam7039
    @gergisandemariyam7039 28 дней назад +1

    Yes knue tekalasay u wufuy

  • @Knrakebena
    @Knrakebena 25 дней назад

    Klae beyene hakli dumu wereda kmerh keman akmi yeblun

  • @Metkelhabrom4231
    @Metkelhabrom4231 29 дней назад +1

    💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿

  • @elilta70
    @elilta70 29 дней назад +1

    👌👌👌👌👍👍👍🌿💙🌿💙🌿💙

  • @MusluyAykonkun
    @MusluyAykonkun 26 дней назад

    ብታተ እንዳተጋዕዘ ክንዲ ጎቦቦቦ ዝከውን ጌጋ እንዳፈጸመ - ዘብዘብ ኢሉ ንዝጎዪን ዝሰርሕን ዉፉይ ክንዲ ፍረ ጣፍ ጌጋ ክጸባጸብ ዝዉዕል ሰብ ሰነፍዩ።
    ሰብ ድላዩ ክዓፍር ይክእል ይከውን ብቅዓት ዉፉይ ግን ምንምምም ክትብርዞ ኣይክእልንዩ። ፍጹም ሰብ ስጋብ ዘይሃለወ ንዉፉይ ፍጹም ክከውን ምጽባይ ድማ ንተፈጥሮ ሰብ ዘይምፍላጥዩ።
    ዉፉይ ከም ቀደምካ ብዛዕባ ዉልቀ ሰባት ቀንጠመንጢ ከይመለስካሎም ጉዕዞካ ጥራይ ቀጽል

  • @Jossi_Mashi.
    @Jossi_Mashi. 26 дней назад

    ንስኻ ሓደ ካብቶም ብ'እንዳ-ረጂ፣ንዉፉይ ክጽረፍ ዓገብ ክንዲ ምባል ከበሮ-ሓምሓም ትሃርምን ተራስንን ዝነበርካ ሰብ ኢኻ ስለ'ዚ ዉፉይ ዝጽረፎ ዝነበረ ጸርፍታት ክትነግረና ኣይትኽእልን። ከምታ ዉፉይ ዝበላ ተቃለስቲ ኣብ ዝበዝሕሉ በራዩ ይውሕዱ። ስለ'ዚ ቀጽል👍

    • @ntmtvnatishowtube710
      @ntmtvnatishowtube710  26 дней назад

      ኣነ ይሃርም ዘይኮንኩ ርእሰይ ወኪለ ኢየ ዝጽሕፍ ስለ ውፉይ ዝጽሕፎ ካብ ርእሰይ
      ካብ ዝዕዘቦ ውን ዩ ክጽረፍ ባህ ኢሉኒ ኣይፈልጥን

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 28 дней назад

    Nawur mexai melsi yeblun tehxibka nab xka eu mmlas malet

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 28 дней назад

    Antay eu xgemkum nab wufuy txagagau zelkum yaklekum botakum hzulna hmamkum Kay legna rhakulna

  • @jackwelday649
    @jackwelday649 28 дней назад

    Entay dae b seltenen wufuyin gemiru ezi sebay

    • @ntmtvnatishowtube710
      @ntmtvnatishowtube710  28 дней назад

      ቪድዮታተይ ርኣዮ ምስ ብዙሓት ይሰርሕ እዋኑ ዝጠልቦ የዳሉ

    • @Knrakebena
      @Knrakebena 26 дней назад

      Gexu trhaq kabzi mas media tekewel elom kemakrwo zkielu beteseb yeblun mesleni zektam eyu zmesl💯😂😂 ms Febu kserh afetinato niera gudayu ms reana guhifnayo guhaf akibom tetekimom mdrbay zfetwu Gebrayn Beyene hakli dumun kea akibemo ngzieu😂😂

  • @ntmtvnatishowtube710
    @ntmtvnatishowtube710  27 дней назад

    ኣብዚ ቻነል ጸርፊ ዝንጠላ ኣይፍቀድን ሳዕቤናቱ ሕሰቡ ዘየድልየኩም እንተኾይኑ ሕለፍዎ ብዘለፋን ጸርፍን ዝህነጽ የሎን

  • @danisolomon3750
    @danisolomon3750 26 дней назад

    እንበርከ ህዝቢ ኤርትራ ድኻ መደኽደኽ ክነሱ ሊስቲሮ ኢሉ ዝንዕቆ ክህሉ እዞም ደናቁር ሊስትሮ ጓሳ ኢሎም ክጻረፉ ከለዉ ንህዝቦም ይጸርፉ ከምዘለዉ ይርዶኦም ዲዩ 80% ህዝቢ ኤርትራ ድኻ ኢዩ ነዚ ይጸርፉ ከም ዘለዉ ኣይርዶኦምን ዩ

  • @qelhi7922
    @qelhi7922 16 дней назад

    ሃለውለው ዘድከመና ፖለቲካ እንዳዕስለ ደቂ ባህታ ቆሓምቲ ፋፋ ተለከይቲ ቫዝሊን።ንስኻ ኻኣ ሓዱሽ ላሕሲ ማዓኮር ናይ ዉፉይ፡እንታይ ክትኮሓሕሎ ዳኣልካ ነዚ

  • @meazesahle9973
    @meazesahle9973 29 дней назад

    "ጸለመ ያ በለ"
    ዕንድዒ ንስኻ እምበር ንሕናስ ኣየጸለምናዮን እኳ ደኣ ናቱ ኢና ህብናዮ

  • @danielweldeyesus3230
    @danielweldeyesus3230 28 дней назад

    Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk
    ኪድ ለሓሶ እግሩ ሙሽሙሽ
    ን ሓደ ከዳዕ ጠላም ሸያጥ ሀገሩ ነዞም ዶንጐላ ደርቢዪ ዝበሎም ቀልዑ አብ ሽግር አትዬም ቊሊሕ አይበለሙን
    እዚ ሓክሊ ድሙ ሀገር አይኰነን ንነቡሱ ከመሓድር አይክእልን ዕሱብ ወያነ ድኣምበር ናይ ኤሪትራ ሓሳብ የብሉን.

  • @ntmtvnatishowtube710
    @ntmtvnatishowtube710  24 дня назад

    Subscribe ግበሩ ruclips.net/video/ZER-U42u9N0/видео.htmlsi=nUoD_alKllG28Ae3

  • @Tesfieguesh
    @Tesfieguesh 29 дней назад +3

    ትክክል ዩ ሕልሚ ኣለና ሕዝና ንዓዲ ክከይድ

  • @RutaKidane-o3j
    @RutaKidane-o3j 28 дней назад +1

    💙💙💙💙💙💙💙

  • @dawitgg9400
    @dawitgg9400 26 дней назад

    ኣቶ በየነ ንብዕሎ ካብቶም ዝስቕጡ እዮ። ኩሎም ተቃለስቲ ክጽረፎ ክጽልሙ ኣፍ ኸፍቱ ኢይፈልጥን ዓገብ ብሃሊ ኢይኮነን።😊

  • @meronkiflu2825
    @meronkiflu2825 28 дней назад

    💙💙💙💙💙💙🩵🩵🩵🩵🩵🩵

  • @zufanermias3589
    @zufanermias3589 27 дней назад +1

    💐💐💐💐👍👍👍👍👏👏👏👏👏👏👏👏👏💯💯💯💯💯💯💯💯💯

  • @militenegasi172
    @militenegasi172 21 день назад +1

    👏👏👏💙💙💙💦💙💦💙💦💙💦🌿💦💙🌿💦💙🌿💦💙🌿💦💙🌿💦💙