Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ክሐልፍ ዩX . . . ክሓልፍ'ዩ
Any one who stands with the people of Tigray who suffered so much is a hero!!!
እወ "ይኣክል"።
ያኣክል ❤️❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ክደይ ግዝየ የአክል ዘይስሞዖ መሪሕነት ልዕሊ ክልተዓመት ጨሪስና ኢና ስለ ተመዛበልቲ እና ተብሃለ
ራራራራራራራ ክሓድን ጠላምን ሚድያ ኢኹም።
ክደይ ግዝየ ናይ መወዳእታ እዩ ተባህሉ ብአይተ ገታቸዉ ሓዚ ዉን ዘይሓፍር ናይ መወዳእታ እዩ ይብል አሎ
ሓሳዊ ጌታቸው ረደ ምሆሳዉ አመልካ እዩ
ጉጅለ ኣደመ [ ጉጅለ ደናቑር] ሲ እምቢ ንጌታቸው ይፅበዩ ፤ ንሕና ድማ እምቢ ንጉጅለ ቆራዲድ፣ እምቢ ንወንበር ጉጅለ ሰድራ፣ እምቢ ንወንበርን ረብሓን ጉጅለ ደብረፂዮን ፣ እምቢ ንወንበር ጉጅለ ርስሓት ነጋን ንብል!!!
@@ፀሊምሓድጊ አየየየየ ጉጅለ ክሕደትን ጥልመትን መሕፈሪ ዘይብልኩም ከም ቆርቆሮ ጠራዕራዕ ጥራሕ ሐዝስ ተነቂሕልኩም እዩ አንቱም ከደዓትን ባንዳታትን
አጆኹም ክሐልፍ ዩ
ጌታቸው ከዳዕ እዩ ንህዝቡን ውዱቡን ፣ዓዱን ዝሸጡ እዬም ምስ እቶም ጀጋኑ እንብሎም ንዒስራ ዓመታት ለካ ንዓመታት ብቂም እዩ
ሰይጣን ይመሊሲካ ገተቸው ረዳ
ተማዛበልቲ አይምለሱን እዬም ። ምክንያቱ ጀነራል ፃርቃንን ጌታቸውን ሳዓብቶምን መሬት ትግራይ ምዕራብን ፣ ሰሜን ምዕራብን ፣ ራያን ምስ ጆኖሳይደር ኮይኖም ብቢልየን ቅርሺ ተቀቢሎም የሸይጦም እዬም
ግምት ለማስ እዩ ። ወዲ ወረደ ናይ ትዲፈ መራሒ ክኸዉን ዋላሐንቲ ብቅዓት ይኹን ሞራል ፈጹሞ የብሉን ።ጌታቸዉ ሐሳዊ ብረትካ አረኪብካ መን ክመልሰካ ትጽበ ????ትግራይ ዓዉ ኢሉ ዝዛረብ ናይ ምዉሳን ክእለት ዘለዎ ከም መዲድ ክመርሖ ይግባእ።
ግምት/ዕምት/ ትግራይ ናብ ደልሃመትን ፀልማትን የእትዋ አሎ። ሞት ንግምት/ዕምት/ን ኮራኩራቱ ከዳዓትን
Hasawi. Ezi sebeay. Nibelu whiskey n kitfon enablea beza nieshtoy riesu hizbi kedanagir yideli. Banda
ጌታቸውን ፃድቃንን ዝተጋደልሉ ቓልሲ ኣብ መወዳእታ ምስሌነ ኣብዪ ኾይኖም TDF ንኽፈርስ ዝገብርዎ ዘለዉ ፃዕሪ , 50% ግዝኣታት ትግራይ ኣብ ኣምሓራን ኣብ ኤርትራን ኣትዩ ተወሲዱ ኸሎ ዓመት ዓመት ነቲ ዝተፈናቐለ ህዝቢ ዝመለሰሉ ጊዜ ተስፋታት ኣሎ እናበልካ ዋጋ ዘይብሉ መብፅዓ ምእታውን, ህዝቢ ምድንጋርን ይኣኽለኩም:: ኣነ ጌታቸውን ፃድቃንን ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎም ኣብ ግዝኣት ትግራይ ምምላስ, ዝተፈናቐሉ ናብ መረበቶም ኣብ ምምላስን ኣብ መወዳእታ ድማ ሰናይ ምምሕዳር ትግራይ ከምፅኡ 'ዮም ተተስፍየ ነይረ:: ኣብ መወዳእታ ስልጣኖም ንምፅናእ ናይ ኣብዪ ምስሌነ ኾንካ ምግልጋል ኣማራፂ ጌሮም ምውሳዶም ንህዝቢ ትግራይን ንፈታዊ ህዝቢ ትግራይን የሕዚኑ እዩ::
ሕዝብ ትግራይ ንቓሕ ጀነራላት ኢዶም ተዕቲዮ ሕቶ ሕዝቢ ጨዊኻ ኣልሚስካ ኣሰልቺካ ቓልሲ ከይቕፅል ክገብሩ ኢዮም፡፡ mark My Word ብፍፁም ከይንኣምኖም። ሚዲያታት ትግራይ ናይ ዝኮነ ጉጅለ ደገፍቲ ካብ ምዄን ጠጠዉ ኣቢልኩም ንሕዝቢ ወግኑ፡፡ጆን መዲድ እዙይ ዝተዛረባ ቅድሚ ሰሙን ኢዮ ሕዚ ነዚኣ ምግዋሕ ናሬቲቭ ኣቐሚጥካ ሕዝቢ ነቲ ኣጀንዳ ክቅበል ምኳኑ ይርድኣና ኢዮ። ኣገብ ሓሻክር ዉልቀሰባት ካብ ምኳን 👌
ጆን መዲድ ይኣክል ክትብላ ዝግበአካ ነታ ምስ ኣብ ዓለምና ዘለው ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ትዛረብ ኔርካ ብሰንኪ ነቃፅን ድሑርን ኣካይደኣ ኣብ ቄሸት ዝሸኮዐትካ ህወሓት እዩ ክከውን ዘለዎ
ክሐልፍ ዩX . . . ክሓልፍ'ዩ
Any one who stands with the people of Tigray who suffered so much is a hero!!!
እወ "ይኣክል"።
ያኣክል ❤️❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ክደይ ግዝየ የአክል ዘይስሞዖ መሪሕነት ልዕሊ ክልተዓመት ጨሪስና ኢና ስለ ተመዛበልቲ እና ተብሃለ
ራራራራራራራ ክሓድን ጠላምን ሚድያ ኢኹም።
ክደይ ግዝየ ናይ መወዳእታ እዩ ተባህሉ ብአይተ ገታቸዉ ሓዚ ዉን ዘይሓፍር ናይ መወዳእታ እዩ ይብል አሎ
ሓሳዊ ጌታቸው ረደ ምሆሳዉ አመልካ እዩ
ጉጅለ ኣደመ [ ጉጅለ ደናቑር] ሲ እምቢ ንጌታቸው ይፅበዩ ፤ ንሕና ድማ እምቢ ንጉጅለ ቆራዲድ፣ እምቢ ንወንበር ጉጅለ ሰድራ፣ እምቢ ንወንበርን ረብሓን ጉጅለ ደብረፂዮን ፣ እምቢ ንወንበር ጉጅለ ርስሓት ነጋን ንብል!!!
@@ፀሊምሓድጊ አየየየየ ጉጅለ ክሕደትን ጥልመትን መሕፈሪ ዘይብልኩም ከም ቆርቆሮ ጠራዕራዕ ጥራሕ ሐዝስ ተነቂሕልኩም እዩ አንቱም ከደዓትን ባንዳታትን
አጆኹም ክሐልፍ ዩ
ጌታቸው ከዳዕ እዩ ንህዝቡን ውዱቡን ፣ዓዱን ዝሸጡ እዬም ምስ እቶም ጀጋኑ እንብሎም ንዒስራ ዓመታት ለካ ንዓመታት ብቂም እዩ
ሰይጣን ይመሊሲካ ገተቸው ረዳ
ተማዛበልቲ አይምለሱን እዬም ። ምክንያቱ ጀነራል ፃርቃንን ጌታቸውን ሳዓብቶምን መሬት ትግራይ ምዕራብን ፣ ሰሜን ምዕራብን ፣ ራያን ምስ ጆኖሳይደር ኮይኖም ብቢልየን ቅርሺ ተቀቢሎም የሸይጦም እዬም
ግምት ለማስ እዩ ። ወዲ ወረደ ናይ ትዲፈ መራሒ ክኸዉን ዋላሐንቲ ብቅዓት ይኹን ሞራል ፈጹሞ የብሉን ።
ጌታቸዉ ሐሳዊ ብረትካ አረኪብካ መን ክመልሰካ ትጽበ ????
ትግራይ ዓዉ ኢሉ ዝዛረብ ናይ ምዉሳን ክእለት ዘለዎ ከም መዲድ ክመርሖ ይግባእ።
ግምት/ዕምት/ ትግራይ ናብ ደልሃመትን ፀልማትን የእትዋ አሎ። ሞት ንግምት/ዕምት/ን ኮራኩራቱ ከዳዓትን
Hasawi. Ezi sebeay. Nibelu whiskey n kitfon enablea beza nieshtoy riesu hizbi kedanagir yideli. Banda
ጌታቸውን ፃድቃንን ዝተጋደልሉ ቓልሲ ኣብ መወዳእታ ምስሌነ ኣብዪ ኾይኖም TDF ንኽፈርስ ዝገብርዎ ዘለዉ ፃዕሪ , 50% ግዝኣታት ትግራይ ኣብ ኣምሓራን ኣብ ኤርትራን ኣትዩ ተወሲዱ ኸሎ ዓመት ዓመት ነቲ ዝተፈናቐለ ህዝቢ ዝመለሰሉ ጊዜ ተስፋታት ኣሎ እናበልካ ዋጋ ዘይብሉ መብፅዓ ምእታውን, ህዝቢ ምድንጋርን ይኣኽለኩም:: ኣነ ጌታቸውን ፃድቃንን ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎም ኣብ ግዝኣት ትግራይ ምምላስ, ዝተፈናቐሉ ናብ መረበቶም ኣብ ምምላስን ኣብ መወዳእታ ድማ ሰናይ ምምሕዳር ትግራይ ከምፅኡ 'ዮም ተተስፍየ ነይረ:: ኣብ መወዳእታ ስልጣኖም ንምፅናእ ናይ ኣብዪ ምስሌነ ኾንካ ምግልጋል ኣማራፂ ጌሮም ምውሳዶም ንህዝቢ ትግራይን ንፈታዊ ህዝቢ ትግራይን የሕዚኑ እዩ::
ሕዝብ ትግራይ ንቓሕ ጀነራላት ኢዶም ተዕቲዮ ሕቶ ሕዝቢ ጨዊኻ ኣልሚስካ ኣሰልቺካ ቓልሲ ከይቕፅል ክገብሩ ኢዮም፡፡ mark My Word ብፍፁም ከይንኣምኖም።
ሚዲያታት ትግራይ ናይ ዝኮነ ጉጅለ ደገፍቲ ካብ ምዄን ጠጠዉ ኣቢልኩም ንሕዝቢ ወግኑ፡፡
ጆን መዲድ እዙይ ዝተዛረባ ቅድሚ ሰሙን ኢዮ ሕዚ ነዚኣ ምግዋሕ ናሬቲቭ ኣቐሚጥካ ሕዝቢ ነቲ ኣጀንዳ ክቅበል ምኳኑ ይርድኣና ኢዮ። ኣገብ ሓሻክር ዉልቀሰባት ካብ ምኳን 👌