May God bless you, your sacrificial effort and contribution is highly appreciated. It was nice of you of including the summaries of each book, I believe they will help listeners to grasp the fundamental ground what the book is all about or why it is written for. Thanks
Amlak zemene agelguletka yibarik aboy Qeshi!
ኸም ቃል ኣምላክ ዝጥዕም ቃል ሲ ኣሎ ዶ፡ ወትሩ ሓድሽ ምግላጽ ዝህብ ዘይውዳእ ወሓዚ ማይ ሂወት፡ ከም ጥፉእ ውሉድ ኣብ ቤተይ ሓቂቅ ማይ ከሎ ዓመታት ካብቲ ዓይኒ ማይ ወጻኢ ኮብለል ይብል ነበርኩ።
❤
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
Amen Amen Amen.
ቃለ ህይወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ይመስገን ❤❤❤❤
1 Thessalonians 5 (ትግ) - 1ይ ተሰሎንቄ
15: እቲ ሓደ ነቲ ሓደ ኽፉእ ከይፈድዮ፡ ተጠንቀቑ። ግናኸ ኵሉ ሳዕ ንሓድሕድኩም ንዅሉን ሰናይ ንምግባር ተጋደሉ።
16: ኵሉ ሳዕ ተሐጐሱ።
17: ከየባተኽኩም ጸልዩ።
ቃል ሂወት ይስማዓልና ❤
God Bless you Brother. Great Job Hzkias.
Tebarek❤🙏
ክብሪ ንኣምላክ ይኩን ቃል ህይወት የስምዕና
0:14 መእተዊ
3:30 ምዕራፍ 1
5:32 ምዕራፍ 2
9:27 ምዕራፍ 3
12:15 ምዕራፍ 4
15:44 ምዕራፍ 5
1 Thessalonians 5 (ትግ) - 1ይ ተሰሎንቄ
1-2: ግናኸ፡ ኣሕዋተየ፡ እታ መዓልቲ ጐይታ ኸም ሰራቒ ኰይና ብለይቲ ኸም እትመጽእ፡ ባዕላትኩም ኣርጊጽኩም ትፈልጡ ኢኹም እሞ፡ ብናይ ዘመናትን ጊዜታትን ክንጽሕፈልኩምሲ ኣየድልየኩምን እዩ።
3: ሰላምን ደሓንን እዩ ኺብሉ ኸለዉ፡ ንጥንስቲ ቕልውላው ከም ዚሕዛ፡ ሽዑ ጥፍኣት ብድንገት ይመጾም፡ ከቶውን ኣይከምልጡን እዮም።
May God bless you, your sacrificial effort and contribution is highly appreciated. It was nice of you of including the summaries of each book, I believe they will help listeners to grasp the fundamental ground what the book is all about or why it is written for.
Thanks
Dttydss,,,
DFYU8UYUIJI8KVHFYJJjiKji
Q
Q
Q
Q
Q
096654q11aaaas❤😂😂😂😂😂😅😊
Thanks Brother. God bless you
God Bless You.
Amennnn Amennnn Amennnn
1 Thessalonians 4 (ትግ) - 1ይ ተሰሎንቄ
3: ፍቓድ ኣምላኽ እዚ እዩ፡ ቅድስናኹም። ካብ ምንዝርና ኽትርሕቁ እሞ፡
4-5: ከምቶም ንኣምላኽ ዘይፈልጡ ኣህዛብ ብፍትወት ትምኒት ዘይኰነስ፡ ነፍሲ ወከፍኩም ንሰበይቲ ኺዳኑ ብቕድስናን ክብርን ምሕላይ ኪፈልጥ፡ እዚ ፍቓድ ኣምላኽ እዩ።
6-7: ኣምላኽሲ ንቕድስና እምበር፡ ንርኽሰት ኣይጸውዓናን እሞ፡ እግዚኣብሄር ብዅሉ እዚ ነገርዚ ሕነ ዚፈዲ ስለ ዝዀነ፡ ንሕናውን፡ ቀደም ከም ዝበልናኹምን ዝመስከርናልኩምን፡ ሓደ እኳ ንሓዉ በዚ ነገርዚ ኣየናሽዎን ኣይበለጸሉን።
ተባረክ ንበረክት ኩን
Kbret ehabelna haww
🙏🙏🙏🙏
🙏
Tebarek❤❤❤🙏
Blessed
Amen Amen Amen
Amen Amen Amen❤