Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
Very nice dear broContinuesለንቅነ መምህረይ ከምዚኣ ጌራ ኣረዲኣትኒስልርዚ መምህር ኢለካ ኣለኩ።
Wawww ንፉዕ ብግቡእ መርዳእታ ኣረዲካኒ ኣንበሳ ቀጽሎ ሰብ ኣብ ግዜኡ ንፉዕ ቀጽሎ እንተበካዮ ክነፍዕ ዝኽእል
Gobez
Xbuk tmhirti yoni kexilo
Keep up it btami des zbl kemakas yubzuhu
Yoni btami teqami tmhrti u qexlo👍Ezia Channel nay tmhrti tray ente tgebra ka xubuk neru📝📝
Btaemi xubuk bro bravo
ንፉዕ ዝዓርከይ።
Btami xbuk Yoni hawey Thank you
Good job
Btami nfue Thanks
okay bro thank you
Ganz Gut 100%
ኣጆኻ በርትዕ
Tanks bro
ንፉዕ ቀጽሎ
ብጣዕሚ ጽቡቕ መረዳእታ፡ "ናይ በሓቂ ተዘክሮታት ገይርለይ"ነዛ ዕዮ ገዛ ክፍትና ኢየ 72÷8-7×5(9²÷27×4)+12=72÷8-7×5(81÷27×4)+12=72÷8-7×5(12)+12=72÷8-7×5×12+12=9-35×12+12=9-420+12=-411+12 = -399ስለ'ዚ መልሲ -399 ኢዩ።
Ja xbuq aleku
ንፍዕ፡ካብ ኩሉ እቲ ርጡብነትካ ኣድኒቐዮ ቐጽለሉ.......
ሰላም ኣብዘለኻዮ የኒ ሓወይ ምሳኻ ሓዉኻ መርሃዊ አየ ኣብ ስራሕኻ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትካ ምሉአ ጥዕና አንዳተመነኹ ኣብ ተበርኩቶም ትምህርትኻ ዑጉብ አየ ።ምስ ዓርከይ ዘካተዐትና ኣላ ካብዚ ትምህርቲ ዝሰደድካልና 13-3x4+213-12+2 👈13-103 ,,ንሱ ዝሓተተኒ ኣብዚኣ አያ -12+2 ከመይ ጌሩ 10 ይኸዉን 14 አዩ ኢልኒ ?ኣነ ከምዘረዳአኩዎ 2 ቮዞቲፍ ሰለ ዝኾነ አዩ ኢለዮ ነገቲፍ አንተዝኸዉን -2 ጽቡቅ ኣለኻ ኢለዮ :ግን ኣይዓገበን ጽቡቅ ጌርካ ክተብርሃልና ይላቦ።
ኣሜን ክብረት ይሃበለይ ። ርሑስ በዓል ትንሳኤ ነዓካን ንዓርክካን መራ ሓወይ-12+2=-10 ኣይኮነን 10። ኣሉታ(- ) ማለት ለቃሕ እዩ ፡ እንተ ደኣ እቲ ለቃሕ (-) ዝዓቢ ከይኑ ካብቲ ዘለካ(+) ኣሉታ (-) እዩ ዝመጽእ እቲ መልሲ። ወላ ገምጢልኩም ፈትንዊ ማልተይ 2-12=-10 እዩ ዝመጽእይ√ ኣሉታ(-) + ኣሉታ (-) ኩሉ ግዜ ኣሉታ እዩ ዝመጽእ መልሲ√ እንተ ደኣ እቲ ለቃሕ (-) ዝዓቢ ከይኑ ካብቲ ዘለካ(+) ኣሉታ (-) እዩ ዝመጽእ እቲ መልሲ።√ እንተ ደኣ እቲ እወንታ (+) ዝዓቢ ከይኑ ካብቲ ኣሉታ (-) እወንታ (+) እዩ ዝመጽእ እቲ መልሲ።ተስፋ ይገብር ንዓርክካ ክርድኦ።
Very nice dear bro
Continues
ለንቅነ መምህረይ ከምዚኣ ጌራ ኣረዲኣትኒ
ስልርዚ መምህር ኢለካ ኣለኩ።
Wawww ንፉዕ ብግቡእ መርዳእታ ኣረዲካኒ ኣንበሳ ቀጽሎ ሰብ ኣብ ግዜኡ ንፉዕ ቀጽሎ እንተበካዮ ክነፍዕ ዝኽእል
Gobez
Xbuk tmhirti yoni kexilo
Keep up it btami des zbl kemakas yubzuhu
Yoni btami teqami tmhrti u qexlo👍
Ezia Channel nay tmhrti tray ente tgebra ka xubuk neru📝📝
Btaemi xubuk bro bravo
ንፉዕ ዝዓርከይ።
Btami xbuk Yoni hawey Thank you
Good job
Btami nfue Thanks
okay bro thank you
Ganz Gut 100%
ኣጆኻ በርትዕ
Tanks bro
ንፉዕ ቀጽሎ
ብጣዕሚ ጽቡቕ መረዳእታ፡ "ናይ በሓቂ ተዘክሮታት ገይርለይ"
ነዛ ዕዮ ገዛ ክፍትና ኢየ
72÷8-7×5(9²÷27×4)+12=
72÷8-7×5(81÷27×4)+12=
72÷8-7×5(12)+12=
72÷8-7×5×12+12=
9-35×12+12=
9-420+12=
-411+12 = -399
ስለ'ዚ መልሲ -399 ኢዩ።
Ja xbuq aleku
ንፍዕ፡ካብ ኩሉ እቲ ርጡብነትካ ኣድኒቐዮ ቐጽለሉ.......
ሰላም ኣብዘለኻዮ የኒ ሓወይ ምሳኻ ሓዉኻ መርሃዊ አየ ኣብ ስራሕኻ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትካ ምሉአ ጥዕና አንዳተመነኹ ኣብ ተበርኩቶም ትምህርትኻ ዑጉብ አየ ።ምስ ዓርከይ ዘካተዐትና ኣላ ካብዚ ትምህርቲ ዝሰደድካልና
13-3x4+2
13-12+2 👈
13-10
3 ,,ንሱ ዝሓተተኒ ኣብዚኣ አያ -12+2 ከመይ ጌሩ 10 ይኸዉን 14 አዩ ኢልኒ ?ኣነ ከምዘረዳአኩዎ 2 ቮዞቲፍ ሰለ ዝኾነ አዩ ኢለዮ ነገቲፍ አንተዝኸዉን -2 ጽቡቅ ኣለኻ ኢለዮ :ግን ኣይዓገበን ጽቡቅ ጌርካ ክተብርሃልና ይላቦ።
ኣሜን ክብረት ይሃበለይ ። ርሑስ በዓል ትንሳኤ ነዓካን ንዓርክካን መራ ሓወይ
-12+2=-10 ኣይኮነን 10።
ኣሉታ(- ) ማለት ለቃሕ እዩ ፡ እንተ ደኣ እቲ ለቃሕ (-) ዝዓቢ ከይኑ ካብቲ ዘለካ(+) ኣሉታ (-) እዩ ዝመጽእ እቲ መልሲ። ወላ ገምጢልኩም ፈትንዊ ማልተይ 2-12=-10 እዩ ዝመጽእይ
√ ኣሉታ(-) + ኣሉታ (-) ኩሉ ግዜ ኣሉታ እዩ ዝመጽእ መልሲ
√ እንተ ደኣ እቲ ለቃሕ (-) ዝዓቢ ከይኑ ካብቲ ዘለካ(+) ኣሉታ (-) እዩ ዝመጽእ እቲ መልሲ።
√ እንተ ደኣ እቲ እወንታ (+) ዝዓቢ ከይኑ ካብቲ ኣሉታ (-) እወንታ (+) እዩ ዝመጽእ እቲ መልሲ።
ተስፋ ይገብር ንዓርክካ ክርድኦ።