ብዓልቲ ቤተይ ቀልባ ስሒታ ወዳ ተስዊእዋ ኣነ ኸዓ ናብራ ኸቢዱኒ
HTML-код
- Опубликовано: 8 сен 2024
- SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
______________________________________________
Follow this channel @
Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
Whatsapp = chat.whatsapp....
Telegram = t.me/tseagy
Telegram = t.me/gedamaxum
Instagram = / gedamtube21
ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
#ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና
እመብርሃን ትዳብስኪ ቅድስት አርሴማ ምሳኻትኩን ትኹን አሜን አሜን አሜን እህህህህ😢
ሕቶ አሎኒ ናዚራው ኪረሲቶት ብዛዕቫ ቅዲሲት ኣረሰማ ዚምልከት ማለተይ ቅዲሲት ኣረሰማ አየነቲ እያ እታ አማሐረሩ ዚሰግዲላ ዲኪ ወይሲ እታ ትክክለኝ አረሰማ ንምፊላጢ ዛኣኪል እየ
@@Abeba1985ቅድስት አርሴማ ጎይታና ሰብ ኮይኑ አብ ዝተመላለሰሉ ጊዜ አይነበረትን.. አብ ዘመነ ሰማዕታት ቅድስት አርሴማ ጎይታናን አምላኽናን ኢየሱስ ክርስቶስ እተምልኽ ንጣዖት አምላኺ አይምርዖን ኢላ መከራ ዝተቀበለትን ምስክር( ሰማዕት) ዝኾነት አደ እየ ዝፈልጥ .. ናይ አምሓራይ አርሴማዶ አላ እያ አይተረደአንን ??? አብ ዓለም ዘለዉ ኦርቶክዳዉያን ይሰግዱላን ይምሕፀንዋን አዴና ድማ ረድኤታ ፍጡን እዩ ።
Egzabiher ydbs mukanom eina nfelt ab mexhaf kudus, fturat kdbsu gn never ever.
Ezom sdra kea Eyesus tray eyu zedlyom. 😢
@@edentsegay8412 ድንግል ማርያም እሳተ መለኮት ዘይድህሰስ ዘይጭበጥ ዓለም ከይተፈጠረ ዘሎን ዝነብርን ቅዱሳን መላእክት ካብ ግርማ መለኮቱ ዝተልዓለ ቀኒዖም ዘይርእይዎ ኢየሱስ ክርስቶስ ምፅናስ ምዉላድ ምዕባይ ምጥባይ ምድህሳስ ዝኸአለት ድንግል ማርያም ንሓደ ሰብ ሕማም አምላኽ ብሓቆፈ አእዳዋ ምድባስ ምሕዋይ ከይ ምንም ዘይቁፀር ተራ ነገር እዩ ...ይገርም እዩ ድንግል ማርያም አደ አምላኽ ኮይነ ንሓጢአኛታትን ሕሙማትን አየማልድን አይዳብስን ዘይበለትስ ግርምቢጥ አየ መናፍቃን ትዕቢት ንሰይጣን ምጠቀመቶ! መድኃኔ ዓለም መስተዉዐሊ ልቢ ይዓድለና አሜን
Anezekirstos, ካብቲ ፍጻመስ ናትካ ኮመንት ይገድድ። ዘይትወጹ ኢኹም ናብቲ ሓቀኛ ኣምላኽ ክሳብ መዓስ ኢና ምሳኹም ከርተት ክንብል፡ ብዘይካ ሓደ ኣምላኽ ብወዱ ጎይታናን መድሓኒና የሱስ ክርስቶስን መንፈስ ኣምላኽን ካልእ ኣብዚ ምድሪ ኩሉ ባርያ እዩ። ስለዚ ኣምላኽ ኣቦና የሱስ ክርስቶስ ምሕረቱ ይል ኣኸልኪ ገዲፍካ ኣርሲማ ዲምያና ኡራኤል ገብሬኤል ኩሎም ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ዝቆሙ እምበር ኣምላኽ ኣይኮኑን። ጸሎትናን ለመናና ናብ ሓደ ኣምላኽ እስራኤል ይኹን፡ ኣይትበጽብጹና።
ቅድስቲ ኣርሴማ ምሕረት ትላኣከልኪ ወላዲተይ 😢😢 ኣጆኪ
ኣምላክ ህዝብካ ርአ ሰላም ኣውርደልና🥺🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ተግባር እዩ ፀግሽ ብጣዕሚ ፅጉም እዩ ነይሩ።ካልኦት ዘሰተፀገሙ እውን አብቲ ከባቢ ከምዘለው በፂሑኩም ክኸውን ተስፋ ይገብር።
💔💔😥😥 መትከለይ ከምታ ናትካ ፀገም ግዲ ይፈልጣ ኮይነስ ምሳካ ነቢዐ ፅሩይ ወደይ ዕድመ ይሃብካ ኣብ ፅቡቅ ደረጃ የበፂሕካ ነበረያ ነበረ ይግበረልካ እቲ ናይ ሀዚ ዝኒኦ ሂወት ✝️👏👏
😢😢
ኣጆኩም ኣሕዋተይ መሳኪን ቆለውዕ ክበክዩ ከብድካ ይበልዑ 😢😢😢😢😢 ሓፍትኩም ካብ። 🇪🇷 ኣጆኩም። ረብ ኣሎ ክሓልፈልኩም ዩ
የቀንየልና ዛሓፍተይ ንሰብ ብሰብኣውነቱ እካ ታሓዝነሉ ዓዱ ብዘይ ኣገድስ እና ኣብ መላኣ ዓለም ዘለዉ ዝተፀገም ወገነትና ምሕረት የዉርደሎም ኣምላክ ንኩሎም ኣብ ኤርትራ ኣብ ኢ/ያ ዝርከቡ🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
❤❤❤
ኣይይይይ ስቃይ 😢😢 ወላዲት ኣምላክ ብርሃን ትክፈተልኩም 😢😢😢 መ/ር ፀጋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
እዋይይይ እዚ ሕጻን ኸብድኻ ይበልዕ ኣይይይ 😥😥
ኣይ ዛኲናት ልቢ ክንደይ ወጊኣ ኼዳ 😭
እዞም ኤረትራወይን ግን ክርሕርሑ! ኣምላክ ኣብዚሁ ይሃብኩም🙏🙏🙏🙏
ጎቦዞት እዮም ብጣዕሚ አምላክ ምሰኦም ይኩን
Amen amen amen
አብ ሓገዝ ክንድ ኤርትራ ዝግቡዝ የለን
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
አምላኪ ምሕረት የውረደልኪ ማዓረ ይ ጪንቀት እዩ ዚከውን አኡፍፍፍፍግ
ዓክ ህፃነይ ወደይ ኣነ ዘሕለፍክዎ ረኪብካ ቆልዑት እናሃለና ኣዴና ዓቢዳ ብዙሕ በኪና ተፀጊምና ሓሊፍናዮ ኣነውን ከም መትከል ንብዓተይ ከም ማይ ይፈስስ ነይሩ ንእግዚኣብሄር ዝሳኣኖ የለን ኩሉ ሓሊፋ ኣደይ እውን ዳሓን ኮይና ።ሓፍተይ ምሕረት ይኣዝዘልኪ ብሰላም ተጋላገሊ ኣጆኩም ክወግሕ እዩ እቲ ፀገምን ሓዘንን ተወሲክዋ እም በር ቀልባ ፅቡቅ እዩ እኒሆ ።ኣዶ ክብርቲ ፍጥረት
😢😢😢❤❤❤❤
Ufff btaimi hazine goyta mxnenaie yhabkum
ከም ናይኪ ይግበረሉ እዚህፃን ሓልፉ ከዉጎዖ የብቀዖዮ🙏👏👏👏❤😢😢😢😢
Egzabher mhert yewerdelk haftey 😢😢😢😢😢😢😢😢
ኣይይይ ህዝበይ ረኺብካዮ ዘለካ ዶ😢😢😢 ፀላኢኻ ይንባዕ ዝወደይይ ፈጣሪ ንፅህናኹም ሪኡ ይታዓረቀና😢🙏
Abaykum ynbae sdray marey fetari zelo xegemat wegidu nalem selamu yewrdelna amlak yhagzkum
ፀላእኹም ይንባዕ አጆኹም ፈጣር ኣሎ አደውአይ እመ ብርሃን ትደብስኪ ብዓይኑ ምሕረቱ ይጠምትኪ አይካአልኩን አቡይኒ ከብደይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ፀላኢኻ ይባዓ ዝወደይ ማማዋይ ምሕረት የውርደልኺ ፈጣሪ
ሐወይ ድንግ ማርያም ህቁፋ ድግፋ ተብለካ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እዋይ ህዝበይ ዝረክቦ ዞሎመከራ ኣደዋይ ምሕረት የውርደልኪ
ኣጀኽኒ አደዋይ ዝተረፉ ደቅኺ ረእዩ ተመስገን በሊ አደዋይ ❤
ኣደዋይ እቲ ሃሀለዋትክስ ምስባዕለይ ስለ ዘሎስ ነቢዐ 😢😢😢😢ወድነይ እና ዘከርኩ ኣብ ከቢድ ሕማም እየ ዝርከብ ኣብ ፀሎትኩም ዘኩሩኒ ክቡታተይ😢😢😢
ኣጆኪ ዝሓፍተይ እግዚኣብሔር ምሳኪ ይኩን
አጆኪ ዝሓፍተይ 🙏
ብዝወፀ ይተከኣልኩም ፈጣሪ ዓስብኹም ይኽፈልኩም ዘይውዳእ ውህብቶ ይሃብኩም❤🙏❤
ምሕረቱ ይልአኸለኩም
Egzeabher amlak mhret yewrdelki haftey mearey
ዋይ ህዝብና😢😢😢
Wa nsa eko techenika eya hamima hiji gn maxelot hkmna enbar wlad ayedliyan diki aleni do semi hakey😢😢😢🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አታ መድህኒአለም ስላምና መልስልና 🙏🙏 አጆኩም ክሀልፍ እዩ🙏
ፀላእኩም ይነባዕ ዋይ ኣደዋይ ምሕረት የዉርደልኪ
ፀላእካ ይንባዕ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኪ 😢😢😢
እግዚአብሔር ይሃብኺ ሓፍትና ፈጣሪ አቦይ ንዞም ህፃናት ተመልከት
Eway sdrai hamed ybleani aykealikun bikiyat belu eske amilak yrdeakum ,,aboy mearey menti zom hxawnti nezi kilte hzbina selam awrdelu gal 🇪🇷🇪🇷
እግዝኣብሔር ኣምላኽ ምሳኹም ይኩን ብርሃን ይፍጠረልኩም ክቡራት ወለዲ🙏😢😢😢
ምሕረት የዉርደልኪ አደዋይ 😢😢
ምእንቲ ህፃውቲ ኢልካ ሰላም አውርደልና አምላኬ😢
በይዛኻትኩም ድኣነ እዞም ደቀይ 😢😢😢እግዚኣብሔር የፅንዒኩም ፀገም ዝተፀገመ እዩ ዝፈልጦ😢😢😢😢
ኣምላኽ ኹሉ ዝክኣሎ ፈጣሪ ከድሕና እዩ መንትይ እቶም ቆላዑ. ይርሕወልኩም.
እፍፍፍፍፍፍፍፍ😢😢😢😢😢😢😢 እግዚአብሔር ምሕረት የዉርድ❤❤❤❤
Amkak zeytehasebe engera ylakelkum😢
Egzabheri mehrt yewrdelki selam yewrd fetrii
ባዕሉ ፈጣሪ የርህዎ
እህህህህህ ዓለም ኩሉ ከነብረላጨ😢
Naokum zeyti kewn gize mesa amlak ayniaka kifetelom aboy marey😭
እግዚአብሔር አምላክ በቸርነቱ ይጠብቃቹ❤❤❤😢😢😢😢
❤❤❤❤❤❤ መሳኪን ዞምሓተይ ምሕረት የውርደልኩም
Eufffff💔💔💔💔😭😭😭😭
🥹😭😭😭eway ade zrekebkyo adey mariam xlala tenbrelki ezi zelekmo hazen guhan nab hagos ykeyrelkum fetari🙏mesakin sdra hazen hsum ab kebda atiwa eza ade ufff 😢selam yewrdelna fetari 🇪🇷
Akkk eway ane sedray
ኣሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕ እዋይ ግዜ እዋይ የሕዋተይ
Tigray aday please God help us please help ❤❤❤
እህ ምሕረት የውርደልኺ ዝሓፍተይ😢😢😢😢😢
ምሕረት የውርደልክን ኣየ ሂወት😢😢😢😢😢😢😢😢
የካአልኩን ኣደዋየ😢😢😢
Ahhh amlak msakum yekun😢😢😢
Egzabher mhrteu ylakelki 🙏
ኣጆኹም ኣይትብክዩ ምሕረት የውርደልኩም ኡኡኡ
ኣይ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ዝተወጸዐ ህዝብካ ኣርህወሉ 💔💔💔
ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኪ 😢😢😢❤❤❤
😢😢😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣይ ዝቆልዓ ከብደይ በሊዑኒ ኣይካኣልኩን 😭
Amlak yhagzkum
😢😢😢
😢😢😢ማዓረይ
😢😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔💔ኣይይይ ኣታ ኣምላኽ ወይ ፍረድ ወይ ውረድ
Fetari mehret yewrdlki kebrti weladit ndkeki yere fetari 😢😢
ኣይይይ ካብቶም ወለደይስ ዝቆልዓ በክዩ ኣብክዩኒ ኣየ ከምናይ ኣደዋይ እዩ ማይፀሎት ውሰድዋ ካብኡ ሕክምና ኣነ ብወገነይ ኣእምሮ ጭንቀት እዩ ከምዚ ዝበለት እንድሕር ሪአስ ኣደዋይ ከመይኮን ትኾኒ ውላድ ጨካን ኣውዲቀኪ ናብ ስደት ኣምሪሐ 😢😢😢😢😢😢😢😢
ፈጣሪ ይሓግዝ 😢😢😢😢😢😢😢
Aye matate yasazenale 😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏
💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭 amlke aboye hederka sel hezbka🙏
እዛብሄር ምሳኩም ይኩን
😭😭😭😭😭😭
😥💔😭
😭😭😭😭
fetari yehagzkum
እህህ በብገዝኡ በሰላ 😢
😢😢😢😢🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Mihret yewredelu nikulu zihameme nizshigerun
ኣቱም ወፊርኩም ተኣትዉ ካብ እግዝኣቢሄር ዓስቢ ክትረኽቡስ ዓቕምኹም ሃግዙ .ኣታዊኹም ክብርክት ኢደይ ኢድካ በሉ 🇪🇷🇻🇳
ዋይ ኣሕዋተይ 😢😢😢
አበይ ከባቢ እዩ
😢😢😢😢😢😢😢😢
😢😢😢😢😢
እህ መትከለይ ከምቲ ስምካ መትከል ኩን ከብደይ በሊዕካዮ😢
አነስ አይካአልኩይ😢😢😢😢
😢😢😢😢
❤❤❤
Ufffff💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭
እህ😢😢😢😢😢😢😢😢
እፍፍፍ ፀላአኩም ይንባዕ😢
Goyta eyesus yefewski ❤
😢❤
ኣይይይ ህዝቢና ግን አሳብ መዓዛ እዪ😢😢😢
😢😢😢😢ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኪ
🖤😭
💝💝💝💝👍👍👍👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️
Tsnat yhabkum mhret yewurdelki maarey
አየወ ሐቅኺ አቲ ማዐር ጋለይ ጊዜ እወ አጆኻ መትከል ወደይ ወለድኻ ክሐልፈሎም እዩ ክትማሙቁ ኢኹም አምላኽ አይሰአኖን እዩ 🙏
😢😢😢ajoka zahaftey mot ĥayal yu
እዝ ሓድሽ መንጮሎት ውሰድዋ %100 ካሓድጋ እዩ
አበይ እዩ አነ አሎኩ ዓይነይ ምንም ዘይብለይ ሰቅ ኢለ ይነብዕ 😥35ገይረ
😢😢😢🙏🙏🙏🙏🙏
💔💔💔💔💔💔💔😢😢😢
😢😢
❤❤❤💔💔😥😢😢😢