This is a very sad time in Tigray. These politicians are creating unhealthy and dangerous atmosphere. Accusations and counter Accusations is the order of the day. Politicians never solved problems but creat them. Survival of Tigrai is in jeopardy unless this power hungry politicians show some sanity. Let the people decide the destiny of Tigrai. Politicians are liers don't be fooled by them.
ፁቡቕ ስራሕ!!
ውድባት እትገብሩዎ ቃልሲ ነድንቅ ቀፅሉሉ👍👍👍
ጅግና
Viva party's of tigray ❤❤❤
ሓቂ እንተኾይኑ ብጣዕሚ መሕዘኒ እዩ።
ዝተረደዓኒ ትግራይ ዝደረቀት ዓንጋረ ዕያ ኮይን!ኣይ ህወሃት ብሽም ምቅላስ ንትግራይ ገሓነም ገበርኩሟ!ተጋሩ ብምክንያት ንስኹም ትግራይ ኣድና ፀላዕናያ??
ብሓቂ ብሓቂ ያሕዝን ዋይ ውርደት ዞም ሰረቅቲ ኾዳማት ጠላማት ገፆም ትከወል
jeganu /hero
ጉጅለ ኣደመን ገለ ሕሽኩራት ጀነራላቱን እናሃለው ውራ ሃፍቲ ተፈጥሮ ትግራይ ይኹን ውርደት ትግራይ ቀፃላይ እዩ።መንእሰይ ትግራይ እምቢ ንባርነት ፤ እምቢ ንዓቀይታይ ስርዓት ጉጅለ ስድራቤት[ ኣደመ] እተዘይኢሉ መጫወቲ ዳይናስቲ ጉጅለ ርስሓት ነጋ ኮይኑ ክቕፅል' ዩ።
ዓንዶም ብሓቂ ከይዱ ነይሩ!
እንጀራ ዓለም ብላዕ ዶክተር ደጀን ንዓኻ ኢና ንመርፅ!!!!!!
❤❤❤❤❤❤
የሕዝን 💔... መፍትሒኡ ናይ ጀነራል ፃድቃን ሓሳብ እያ.
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣብ ምዕራብ ገረዓልታ ዝበሃል የለን ኣይትሓሱ ዓረና??????
ዓዳምፅ ካድረ ናማን ድዩ ናይ ህወሃት ካድረ ዕዝኒ የብሉን ዝበሓል!!
ህወሓት ፀረ ህዝቢ ትግራይ ። ኢትዮጵያውያ መንቀርሳ ዝበሉዎም ሓቂ እዩ።
እቲ አዛዚ ግምባር tdf ሰረቅቲ ክዕጅብ ድዩ ?
👍👍👍
አይትሓስዉ ንሕና ኣብ ሰሜን ምእራብ ኣለና ከም ዝመስለኒ ናይ ብልጰግና መልእክቲ እዩ ዝመስለኒ
አፍቱ ወራር ዋና ተዋሳአይ ወራር ዓድካ ምኻንካ የፍልጥ።
ሕመቅ ኣይትሕብኡ ህዝብና ይሳቐ እዩ ዘሎ ግን እዚኦም መምሰልቲ እዮም ጥራሕ ኣብ ምድያ ምፅራፍን ምልፍላፍን እያ ስረሖም ሓንቲ ፍታሕ የብሎምን
ዓዳምፅ ካድረ ናማን ድዩ ናይ ህወሃት ካድረ ዕዝኒ የብሉን ዝበሓል!
መንዝበሃል መራሒ እዩ።
ከምዚ ዝተጨበጠ ፀገም ህዝቢ ምቅላዕ ክልመድ ዘለዎ ተግባር እዩ። ነመስግን!! ቀፅሉሉ
ከም ሰብ መጠን ክትሐስቦ ከለኻ እዚ ውድብ እዚ ንመርገም ትግራይ እዩ ተፈጢሩ
እቲ ናይ ወርቂ ምውፃእ ህዝባዊ መንግስቲ ክሳብ ዝምረፅ ጠጠው ክብል ይግባእ ግምት እውን ኢዱ ክእትው የብሉን ምክንያት ብህዝቢ ስለዘይተመረፀ።
ህዝቢ ትግራይ ሞት ፈሪሑ ዝመውት ዘሎ ፈራሕ ህዝቢ ።
እዚ እዩ እቲ ሐቂ። ጉጅለ አለም ገ/ዋሂድ ጉጅለ ብሰብ ሀፍቲ ዳዊትን ዘርኡ አቢሎም ትግራይ እናዘረፉ ዝድግፍ እንተሀልዩ ጥዕንኡ ይመርመር።
መረዳእታ ዘይብሉ ጸለመ ንማንም ኣይጠቅምን በዓል ኣባይ ጸሃየ'ውን ብዙሕ ተባሂሉሎም'ዩ ህውሓት ጎቦ ሰሪቑ ኢትዮጵያ በዝቢዙ ትግራይ ዱባይ ገይሩዋ ተባሂሉ ሕዝውን እዚ ጸለመኻ መልክዕ ይሃልዎ
@hailegebriel4285 ሰሪቀ ኢሉ ዝአምን መቸም የለን ናብ ፍትሒ እሰካብ ዘቀርብ። እናተዘረፈ ሱቅ ኢሉ ዝምልከት ዕጡቅ እውን ሌባ እዩ።
ኣይት ሓስዉ ሓሰውቲ እታሓቂ ቁልጭ ኣቢልኩም ኣቅርብዎ👈 ንኣብነት ኣብ ሰሜን ምዕራብ ወረዳ ኣስገደ ጣብያ ማይስየ 👉ናይጣብያ ማይስየኣማሓዳሪ ሽሻይ ኣስፋሃ ዝባሃል ደቁከይቃለሱ ኣብመቀለ ሓቢኡ ሕዚብስም ኣካለጉዳኣት ይቅልድ ንዓይዲኻ ተጋዲልካ ናበለ ዘፋጥጥ ሕዚድማ ድማ ብግዝያዊምምሕዳር ተዋዲዱ ናይጣብያ ማይስየ መሬት ዘኹዕቶ ዘሎ ብግዝያዊ ምምሖዳር እምበር ብህውሓት ዝኳዓት ወርቂ የለን ኣይትሓስዉ
ዓዳምፅ ካድረ ናማን ድዩ ናይ ህወሃት ካድረ ዕዝኒ የብሉን ዝበሓል!
ፅፅቡቕ መግለጽፂ እዩ ግን እባ ኣብ ትፍራይ ከባቢ 5ተ ውድባት ኣለኹም ዓሲምባ ኣጹ7ማውያን ምሳኹም የለን እንታይ ኮይኖም ብዝተረፈ መፍትሒኡ እንታይ ኡ ብናተይ ርኢቶ ኩሉ ማሕበረሰብ ትግራይ ሆ ኢሉ ሰልፍይ ወፂኡ ድምፅ ከስምዕ ኣታሓባብሩ ብቕልጡፍ
ለተ መጥሓን ጸፋሕ እግራ። እቲ ኩሉ ክፉእ ነገር ንኤርትራ ትሓስብዮን ፣ ትጥጅእዮን ፣ ትምነይዮ ዝነበርኪ ናብታ ክልል ትግራይዶ ይመጽእ ኣሎ ሓቀይ? Karma.
ዘረባ ጥራይ ኩሉጊዜ ኣስልችውን ፍታሕ ዘይብሉ ከምዚ ወልፊ ይከውን ኣሎ ዝሰርሕ ኣይዛረብን ምስውጺኢት ምጹ ኩሉ ዝፈልጦ ትደግሙ
ጉድ ጉድ ጉድ ጉድ ሰሚዕና ዋይይይይ-----
እዞም ተቋወምቲ ኢና ዝብሉ ዘለው ንኸምስሉ ናይ ወርቂ ጉዳይ ፣ ናይ ምዕራብ ጉዳይ የልዕሉ አለው ። እም እዚ ዳአ ናይቲ መኸተ ሓይሊታት ዝኾኑ ኩሎም ብሓሶት እናፀለምካ ፣ እናጠቀንካ ፣ ንፀላኢ በትሪ እናቀበልካ ፣ እቶም ጀጋኑ ሰብ ቅያ መራሕቲ ነጺልካ ምጥቃ ዝብል ናይ ፀላኢ ተልእኾ በምትግባር ድያ ትፍታሕ ። ህዝቢ እዚኦም ናይ ውሽጢ ባንዳታት ሒዝካ ናይ ደገ ፀላእቲ ክትምክት ከቢድ ከምዝኸውን ብእዋኑ ተረዲእኻ ብጊዜ የለን ናብ ጭቡጥ ስጉምቲ ክትአቱ ትግደድ አለኻ ።
ዓዳምፅ ካድረ ናማን ድዩ ናይ ህወሃት ካድረ ዕዝኒ የብሉን ዝበሓል!
ውድባት ትግራይ ዕሱብ ዕሱብ ዕሱብ ዕሱብ ዕሱብ ዕሱብ stop ✋️ ንህዝቢ ትግራይ ሓሲብካ ኣይትፈልጥን .❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
.ዓምዶም ዓምዲ ትግራይ ኢኻ!!
እዝ ነገር ብጣዕም ሓደጋ ዝዓሰሎ እዩ ። ህዝብን መግስትን ብትረት ክቃለሶ ኣለዎ
ህዝቢ ትግራይ ካብ ፃድቃን በየነ በክሩን ተጠንቀቅ???
ዘክር አብ በረኻ ን ደብረጽየን ንሱዳን ከዉጽኦ ፈቲኑ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ን ም ጭዋይ።
ካብ አፈደገ አዲስ አበባ ደብረ ብርሃን ምምላስ።
ግዝአታዊ መሪት ትግራይ ከይተመልሰ ሰራዊት ምብታን።
እቲ ዝኸፈእ ድማ ብ ጀኖሳይድ ትግራይ ትሐታቲ ዝኾነ መከላከያ ትዲፈ ክሕወስ ምግባር ።።
Tay’U bsuru ko kAtiyena aykaeley 😊eti weyanay demokracy kserh aykaAlen situation?
ሽም ዘይትፀውኡ ንቶም አዘዝቲ ሰራዊት ሕማቅ ዝገብሩ ዘለው
migbey eg
completly Dejen ውሃቢ ቃል ፃድቃን ኾይኑ አሎ ንቲ ብወርቃዊ ታሪኽ ዝተፀሓፈሎም ጀጋኑና ናይቲ ለውጢ ዕንቅፋት ይኾኑ አለው ብፍላይ ንቲ ነባር ሓይሊ ኸሲሱ አሎ።
chid fosay
እቶም ከባብ ንከባብኦም ዘይሕልው ኩሉ ከካባብእ ኢዩ ዝሕሉ ዘሎ እቶም ፈሽካላት ጅራካናት ካኣ ቀዳሞት ለያቡ ኢዮም ባዓል ምግበይ ዲዮም መልክዕ መልክዕ ህበይ ተግባሩ ተግባር ኣናጹ መላሓሱ ማዓር ኣነ ከምዚ ናይ ሶሪያ ውግእ ሕድሕድ ከማን ዝድፍጠር ወይ ማኣኸላይ መንግስት ስግምት ዝድወስድ መኽናቱ ከም ህዋሓት እቶም ጅርካናት ንሱ ይሓይሽ ፎኦ ዝኾኑ መረሕት ደገፍቶኦም ምዚኦም ናይ መጻኢ ናይ ሓባር ምንባር ክህልውና ዲዩ ኢልካ ክንጣራጠር ገይረምና ብኸመይ ከ ክናኣምኖም ካብዚኦም ዝፍጠር መራሕ ን 3 ግዜ ከጥፍእና
ከምዚ ገይርካ ዲኻ ስልጣን ክትሕዝ ደጀን ሓሳዊ ምኻንካ እንኳዕ ፈለጥናካ
ዓዳምፅ ካድረ ናማን ድዩ ናይ ህወሃት ካድረ ዕዝኒ የብሉን ዝበሓል!
ንቶም ሓሶታት ድምርምር ኣብልኩም ዋጋ ናይUNDP ዝተኸፈለኩም ገንዘብ ሓሶታት ንመን ምዃኑ ተረዲኡና አሎ ሓሻኽር።
እዚ ኩሉ ሓጢያት ግምት እዩ።
ግምት ኣይተባሓለን መከራ ኣደመ ዕዩ ዝንገር ዘሎ ዓዳምፅ ካድረ ናማን ድዩ ናይ ህወሃት ካድረ ዕዝኒ የብሉን ዝበሓል!
ትግራይ ጀነራላት አይብላን ጀሪካናት ግን አለውዋ
ሓሽከራት ፃድቅ ሓሰውቲ ንባንዳ ጌታቸው ዓዲ እናሸጠ ትሕሽከሩ ዘለኩም መዳናገርቲ
Bealka ke netsa dika? Bimelhas tray keykon Amdom?
መፍትሕ ዘይምፍራሕ ምቅላስ
እዚኦም ኮራኹር ጌታቸው ኮይኖም ንፒፒ ዝሰርሑ ውልቀ ሰባት እምበር ተነሓናሕቲ ውድባት ኣይኮኑን። ተነሓናሕቲ ውድባት ብእኒ ኪዳነ ኣመነ ብእኒ መሓሪ ዮሃንስ ግዜ ተሪፉ። እዚእም ግን ንስሙ ተነሓናሕቲ ይበሃሉ እምበር ሓሻክር ጌታቸው እዮም። ቀንዲ ዕላምኦም ድማ ናጌታቸው ካውንል (መጣቀዕቲ) ኮይኖም ብውልቆም ብተረፍ መረፍ ጌታቸው ክጥቀሙ እዩ። ብትግራይ ተጣሊዖም ክጥቀሙ። ዓረና ኳ ካብ ቀደሞም ባንዳ እዮም። ውናትን ባይቶናን ግን ነዞም ኮራኹር ጌታቸው ዝኾኒ መራሕተን ቀይረን ምስ ህዝበን ክዕረቓ ይግባእ።
ኣብ 5+ መዓልቲሲ ዝኩሉ ዞባ ኣፅኒዕኩም
ዘይበሀል ኣይትበሉታ
Name them ie those military officers and TPLF officials who are responsible for all those crimes and environmental catastrophe
ግምት ክፈርስ ኣለዎ። ንትግራይ ምሉእ ብምሉእ ክድምስስ ዝተፈጠረ ካብ “ትግራይ ብልፅግና” ንላዕሊ ሓደገኛን ረሳሕን ምምሕዳር እዩ። ንስኹም ግን ብናይ ሽርሒ ፖለቲካ ትረኽብዎ ነገር የለን ብሔራውነት ኣብ Manifesto እንተይኮነስ ኣብ ተግባር ተላበስዎ ኢኹም። ህወሓትን TDFን ይጥፍኡ እምበር ነዚ ለማስ ግምት ስዒርና ስልጣን ተቋፃፂርና ድሕሪኡ ብሔራውያን ክንኸውን ኢና ዝብል ኣካይዳ ሓደገኛ ስሕታን ናይ ገምጋም እዩ። እቲ Miscalculation እንተሰሚሩልኩም እመኑኒ ኢኹም: ሓንቲ መዓልቲ ኣይትፀንሕዋን እንተስ ብልፅግና እንተስ ግምት ከጥፍኡኹም እዮም።
ዓንዶም ኣብታ ንመናአሰይ ንደገ ምስዳድ እትብል ከይተመዝገብካ መፂኻ ?
ባእልኩም ኪኢልኩም ከፓሎቲካ ጠጠው ምባል ክትስእኑ እንተለኩም ናይጌታቸው ቡድን ደጋፉ ኮንኩም ተረኪቡኩም አለኩም :: ዓድዋ ሸረ አክሱም ዝብል ፓሉቲካ ክትጅምሩ እንተለኩ እዩ ነገር ተበላሽዮ ደቂዞም ከባቢ ህዝቢ ካብ ራያ እንደርታ ተቤን አድግራት ውፁልና ምስበሉ አኪሉዎ እዩ ተደራጂዉ ባእሉ ክህልው እዩ አከለ:::
መድሂን አስተያየት ደሊት ከይትገብሪ ።
ህዝቢ ተረዳእ እቲ ግዝያዊ ምምሕዳርን እዚኦም ተቋወምቲ እና ዝብሉ ዝተፈላለዩ አካላት ከይመስሉኻ ክሊትኦም ብፀላኢ ዝምወሉ ንፀላኢ ይጠቅም እዩ ዝብልዎ ፕሮፖጋንዳን በትርን ዘቅብሉ ናይ ፀላእቲ ፈረስ እዮም ።
ዓዳምፅ ካድረ ናማን ድዩ ናይ ህወሃት ካድረ ዕዝኒ የብሉን ዝበሓል!
ጨቓዊት ጻድቃን ደርሆ ዝኾና ተናሓናሕቲ ውድባት ትግራይ ሰሜን እዝ ክምለሰልና ብምባል ናብ መንግስቲ ፒፒ የቃልሓ!!!😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ዓዳምፅ ካድረ ናማን ድዩ ናይ ህወሃት ካድረ ዕዝኒ የብሉን ዝበሓል!
ናይ ፃድቃን ኮራኹር ትግራይ ክባር ዋጋ እዩ ተኸፊሊዋ ብኣኻትም ኣይትምራሕን
lejay
You keep talking people know what is happening so when the TDF takes action by keep talking you not going solve the problem.
ከይድኩም ከይድኩም ንምምሕዳራትኩም ኣፍሪስኩም ነመራሕቲ ሰራዊትኩም ኣጸሊምኩም ሰራዊትኩም በቲንኩም ብግምት ተመሪሕኩም ንኣቢይ ኣሕመድ ጀኖሳይዳዊ ሰራዊቱ ከእቱን ንትግራይ ክቋጻጸራ ከምቲ ሌ/ጀነራል ጻድቃን ዝሓተቶዶ ምግባር ይሕሸኩም?
ዓዳምፅ ካድረ ናማን ድዩ ናይ ህወሃት ካድረ ዕዝኒ የብሉን ዝበሓል!
This is a very sad time in Tigray. These politicians are creating unhealthy and dangerous atmosphere. Accusations and counter Accusations is the order of the day. Politicians never solved problems but creat them. Survival of Tigrai is in jeopardy unless this power hungry politicians show some sanity. Let the people decide the destiny of Tigrai. Politicians are liers don't be fooled by them.
እረ መይክ ን ዶክቶር ደጀን ሃበልና
ሃተውተዉ
ዓዳምፅ ካድረ ናማን ድዩ ናይ ህወሃት ካድረ ዕዝኒ የብሉን ዝበሓል!
Nizeriu gin ayhatetkayon kabey amikayo ezi gezeb elka 8 kirshi abzi dibezhe ymesleka
Big mouth zerooooo action
ገና ሐዚ ወድባት ትግራይ ምዃንኩም አፍልጦ ረኺብኩም
ቢዝነስ ቃደመ ሰንበት ኢኹም ሓሻኽር
ዓሰ ወርሒ ይገልብጥኹም ሓሰውቲ ፀረ ህዝቦም ንስኹም እናሃለኹም ደማ ትግራይ ኣብዚ ምበፅሐት ለኻብጥ ካብ ህዝብኹም ኸብድኹም ተቐድሙ 😢
ዓዳምፅ ካድረ ናማን ድዩ ናይ ህወሃት ካድረ ዕዝኒ የብሉን ዝበሓል!
ጀላዕ ንሰራዊት ፖለቲካ ታይ ኮይኑ ዘይምልከቶ ንስኻ እኳ ሃሪስኻ እናነበርኻ ፖለቲካ ይግበኣኒ እዩ ትብል ኣለኻ ሓሳዊ
ትዲኤፍ ተኮንካ ህዝብካ ወግን ን ሓደ ሰራቂ ጀነራል ኣይትከላከል ርፍራፍ ጀነራል ክትኣሪ ህዝብካ ኣይትክሓድ
ክክክክክ ዋጋ ዘይብለን ውድባት ኢና በሃልቲ ትግራይ።
ይገርም ናይ ኢትዮጵያ ሰራዊት ድየን ይምፃእ ክብላ ደልየን 😂😂😂😂
ዓዳምፅ ካድረ ናማን ድዩ ናይ ህወሃት ካድረ ዕዝኒ የብሉን ዝበሓል!
ኣደንዛዝ ዕጽ ካበይ ክመጻ ኣነጽሮ
ግምጥል ትበል ሓሳዊ ፃድቃን ዶ ኣይተግልስዎን
You should not include ARENA because they were part and parcel of the genocidal forces during the Tigray war.Wedi-Tigray.
ሽረ ከይድኹም ልእኽቶ ፒፒ ክተፈፅሙ ምፍታንኩም መራሒኹም ኣቢይ ክሽልመኩም ይግባእ። ወርቂ ሽረ ዝዘርፎ ዘሎ መንግስትኹም መንግስቲ ኢትዮጵያ ምዃኑ ባዕሉ መንግስትኹም ወርቂ ሽረ ሸይጠ 40 ቢልዮን ዶ 50 ቢልዮን ረኺበ እናበለ እስኹም ግን ትግራዋይ እዩ ትብሉና ኣለኹም። ወርቂ ሽረ ዝውረር ዘሎ ብኣቢይ ብጌታቸው ፍቃድ ተዋሂብዎም ዝመፁ ትካላት እዮም። ህዝቢ ሽረ ወርቁ ብኢትዮጵያ ወሪሮም ምስ ከዱ ተረፍመረፍ እዩ ዝእክብ ዘሎ። እስኹም ግን ነቲ ቀንዲ ወርቂና ዝዘርፍ ዘሎ መንግስቲ ኢትዮጵያን መንግስቲ ጌታቸውን ምንም ከይበልኩም ነቲ ተረፍ መረፍ ኢትዮጵያ ወርቂ ዝእክብ ዘሎ ህዝቢ ሽረ ግን ሃፍቲ ዓዱ ከይጥቀም ትውንጅሉዎ ኣለኹም። ናይ ብሓቂ ዛዕባ ትግራይ እንተትግደሱ ወርቂ ትግራይ ጓሕጊሑ ዝወስድ ዘሎ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክተውግዙ ይግባእ ኔሩ። ወርቂ ትግራይ ክዘርፉ ፍቃድ ዝህብ ዘሎ ፌዴራል ጌታቸውን እዮሞ። TDF ካብ መሬቱ ኣይወፁን። ትግራይ ዓዱ ስለ ዝኾነት። ካብ ትግራይ ክተወፁ ዘለኩም ጉጅለ ጌታቸውን ከማኹም ዝበሉ ኮራኹር ጌታቸውን ኢኹም።
ዓረና ናብልፅግና ተለአአክቲ ኢኩም
ዓዳምፅ ካድረ ናማን ድዩ ናይ ህወሃት ካድረ ዕዝኒ የብሉን ዝበሓል!
You are telling us a lot of problems,so what?
What is your solution?
ንሕውሓት ኣፀሊምካ ፀሪፍካ ኣፍሪስካ ስልጣን ምሓዝ ጥራይ እዩ ዕላመኦም
ዓዳምፅ ካድረ ናማን ድዩ ናይ ህወሃት ካድረ ዕዝኒ የብሉን ዝበሓል!
ብህውሓት ንሰሜን ምዕራብ ቢያፍራ ይፍፀም አሎ
ጭቡጥ ነገር ኣቕርቡ :- ንኣብነት ወርቂ ሸይጦም እቲ ገንዘብ ህጋዊ ንምግባር መሬት ይገዝኡ ይብል ፦ መን ዝበሃል ? ዝተወደቡ ማሕበራት ካብ ዝተውሀብዎ መሬት ወርቂ ይባረሩ ይጋፍዑ ኣለዉ ይብል፦ መን እትበሃል ማሕበር ? ኣባላት TDF ይቕተሉ ይብል መን ዝበሃል ወዘተ ብቪዲዮ ተደጊፍ እንተዘይቀሪቡ ዓንዶም ካብ እንዳ ስዋ አሪ ዩ. ዘምፀኦ ወይ ልበወለድ ንዘይምኻኑ መረጋገፂ የለን ጥራሕ ከይኮነስ ኣካል እቲ ህዝቢ ናብ ዓመፅ ናይ ምእታዉን ሰራዊት ናይ ምፅላ ምን .ኣካል ካብ ምዃን ኣይሓልፍን :: እዚ እንተኾይኑ ድማ ፦Uህ በል ሃላይ !!
ዓዳምፅ ካድረ ናማን ድዩ ናይ ህወሃት ካድረ ዕዝኒ የብሉን ዝበሓል!
@AbboWennbber ኣቦ ዱኳ ሰሚዕናዮ ኰ ብንሀትካ እዝኒ ድዩ 50 ዓመት ይስምዕ ነይሩ
ህዝቢ ሓቂ ናይ ምስማዕ መብት አለዎ ። ስለዝኾነ እዞም ፈረስ ፀላእቲ ዝኾኑ ብሹም ተቋወምቲ ውድብ አብ ርእሲ ሠራዊት ዝዘምቱ ዘለው ግለሰባት በተን ዝብልወን ዘለው ቃላት ናብ ሕጊ ክቀርቡ አለዎም ። ነተን ዝብልወን ዘለው መረጃ ከቅርቡ ብሕጊ ክግደዱ አለዎም ። አዚ ዘይምግባር ህዝቢ ድፋዕ ዘይብሉ ክተርፍ ፣ ፀላእቲ ጥጡሕ ባይታ ክረኽቡ ፣ሓድነት ትግራይ ብሓሶት ሃደሽደሽ ክብል ፣ ህዝቢ ተሰፋ ክቆርጽን ክጽልምቶን ፣ ህዝቢ ጥርናፍኡ አፍሪስካ ፀላእቲ ዓቅሚ ክረኽቡ ንዝገብሩ አካላት ከም ምትሕብባር እዩ ። እዚ ዘይገብር ናይ ሕወሓትን ናይ ሠራዊት መሪሕነት እንተሊዩ ሽግር ዘለዎ ማለት እዩ ። ንህዝቢ ኢልካ ሐዚ ካብ ሕወሓት ይኹን ካብ ሠራዊት ዝድለ ናይ ተቋውሞ መግለጺ ዘይኮነስ ብሕግን ብመረጃን ዝተደገፈ ሓቅን ሓሶትን ዘረጋግጽ ናይ ተግባር ስጉምቲ እዩ ። እዞም አብ ሕወሓትን ሠራዊት ጽልአት ጥራሕ ፖለቲካ ዝገበሩ ውሑዳት ግለሰባት ትግራይ ክብጽብጹ ምፍቃድ ዲሞክራሲ ክኸውን አይኽእልን ። ናይ ፀላእቲ ፈረስ ሰለዝኾኑ ንዖኦም ፀላኢ ትግራይ ማለት ሕወሓትን ሠራዊትን ጥራሕ ምዃኑ አረጋጊጾም አለው
ዓዳምፅ ካድረ ናማን ድዩ ናይ ህወሃት ካድረ ዕዝኒ የብሉን ዝበሓል!
ውድብ ምምስራት ዓላምኡ ህዝቢ ዝዕድጎ ሓሳብ ሒዝከ ብሰላማዊ ውድድር ተናሓኒካ ህዝቢ ክትመርሖ ክመርጸካ ከሎ ንስልጣን ምብቃዕ እዩ ። ሐዚ አኒሪኦም ዘለና ግን ተጻሪፍና ፣ አፀሊምና ፣ ጠቂናን ፖለቲካ ሕጽቦ አካይድናን ናብ ፖለቲካ ሥልጣን ክንበቅ አለና ዝብሉ ፣ ሕዝቢ ክዕድጎ ዝኽእል መፍቲሔ ሓሳብ ዘይብሎም ፣ ፀላኢ ዝሃቦም ተልእኾ ማለት ሕወሓት ካብ ህዝባ ፣ ሠራዊት መራሕቲ ካብ አባላቶም ብምንጻል ናይ ትግራይ ህዝቢ ናይ ፖለቲካ መራሒ ሠራዊት ካዓ ናይ ሠራዊት መራሒ ከይህልዎ ብምግባር ህዝቢ ብቀሊሉ ምብርካኽ እዩ ።
እዞም ተቋወምቲ ግለሰባት ነቲ ጥፍአት ዝብልዎ ተሓታቲ ክኸውን ዘለዎ እቲ ዘማሓድር ዘሎ ጊዝያዊ ምምሕዳር እዩ ከይብሉ ነቲ አብ ምምሕዳር ዘየለ ሕወሓት እዮም ዝኹንኑ ዞለው ። ምክንያቱ እቲ ግምትን ንሶምን ተልእኾ ዝህቦም ዘሎ አካል ሓደ እዩ ። ዝኾነ ኾይኑ ብርግጸኝነት አብ ቀረባ እዋን ብመረጃ ዕርቃኖም ክወጹ እዮም ። ብሓሶትን ፀለመን ህዝቢ ተሰፋ ክቆርጽን ክጽልምቶን ብምግባር ናይ ፀላኢ ፈረስ ኮይኖም ዝቅጽሉሉ ጊዜ ካሓጽር ምግባር ናይ ግድን እዩ ።
ዓዳምፅ ካድረ ናማን ድዩ ናይ ህወሃት ካድረ ዕዝኒ የብሉን ዝበሓል!
ዕዕዕዕዕዕ ናይሕምየት ናይፀርፊ ዝኾና ውድባት ንጀጋኑ ተጋደልትና ክትወቅሱ ሞራል የብልኩምን ሓሰውቲ ገፅክምን ሽሙኩምን ቀይርኩም ናይ ግምት ን ገረፃድቃንን ልኡኻት ኢኹም ህዝቢ ኣፀብቅ ኣቢሉ ፈሊጥኩምዩ
ዓዳምፅ ካድረ ናማን ድዩ ናይ ህወሃት ካድረ ዕዝኒ የብሉን ዝበሓል!
ንስኻትኩ ቸቃወምቲ ውድባት እንተይኮንኩምሰ ናይማአኸል ዓዲ ተለአአኽቲ ኢኹም
ስልጣን ኣይት ረክብን ሕርርበል
ብጣዕሚ ተሕዝኑ ንባዕልኹም መን ኣኹም ሰውእት እንተኾይንኩም መጀመርታ ውዕል ፕሪቶርያ ንኽፍፀም ምምሕዳርና ምሉእ ብምሉእ ይመለስ ተመዛበልትና ምስ አመሓደርቶም ይመለሱ ፀቅቲ ግበርሞ ሕዝብና ናብ ንቡር ምስተመልሰ ብዛዕባ ድልየት ፖለቲካኹም ተቀባልነት ክረክብ እንተዘይኮይኑ ሽም TDF ብምፅላም ተምፅእዎ መፍትሒ የለን ሕዝብና ይዕዘበኩም እዪ ዘሎ
ዓዳምፅ ካድረ ናማን ድዩ ናይ ህወሃት ካድረ ዕዝኒ የብሉን ዝበሓል!
እዚኦምድኣ ወያ ናይ ኤርትራ መራሕቲ ዝፈጸሙዋ ፍጻሜ እንዲዮም ዝደግሙዋ ዘልዉ
ኣብ ትግራይ ዘለኹም ተቓወምቲ ዉድባት ኩልኹም ዑስባት ኢኹም ጥር ትብል ናይ ህዝቢ ውግንና የብልኩም ፡፡ ብደምን ብፀገም ህዝቢ ትግራይ ት ትሽቅጡ ዉልቀ ሰባት ኢኹም፡
የሕዝን ንስኻቲኹም ኮራኹር ፃድቃን ኢኹም መረጋገፂኺም ድማ TDF ሽፍታ እዩሞ ሰራዊት ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ከአቱ እም ከምልማዱ ህዝብና ክጭፍጭፍ ፃድቃንውን ሰራዊት ኣትዮጵያ ናብ ትግራይ ይእቶ ከምዝበሎ ንስኹሞውንከምኡ ኢኹም ትልምኑ ዘለኹም ከምመን ከም ፃድቃንን ጌታቸውን ከም ግደና መድህንን በዓውርኡ ዓንዶም ኣባል ፒፒ ኮይካ አብ ሕዝብና ዘውረድካዮ ግፍዒ ይፍለጥ
ዓዳምፅ ካድረ ናማን ድዩ ናይ ህወሃት ካድረ ዕዝኒ የብሉን ዝበሓል!
ሀተፍቲ መደሐርሐርቲ ኢኹም
ዋይ እንየካ ፃዕዳ ሕሶት