Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
እግዚኣብሔር ኣምላኽና ብምሕርቱ ይጠምተና 🙏🙏🙏😢🙏🙏🙏
ኦ ጎይታናን መድሓኒትናን ይቅረ በለና ከም በዝሒ ሓጥያትና እንተይኾነ ከም ምሕረትካ ይኩ ፈፂምና ከይንጠፍእ ብሩኻት አቦታት ሃብና ሒዞምና ዝጠፍኡ እንተይኾነ ካብ ጥፍኣት ገሲፆም ዝመልሱና ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስምዓልና አሜን ❤️❤️❤️❤️
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና
ኦ ጎይታ ይቅረ በለልና ውዕለትካ ስለ ዝረሳዕና😭😭😢😢🤲
ኦ ጎይታ ይቀረ በለልና ውዕለትካ ሰለ ዝረሳዕና መስትዒሊ ልቦና ዓድለና 😢
እግዚኣብሔር ኣምላኽና ብምሕርቱ ይጠምተና ኣንቱም ህዝቢ ሎምስ ገለ ክንስምዕ ኢና😢😢😢😢😢😢😢
ኦ ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣይነ ልቦናና ክፈተልና ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና❤
Anes zblo yebleyn egziabher bayni mhretu ytemtena 😭😭😭🙏🙏🙏✝️✝️✝️
ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኩቡር ኣቦና ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልኩም ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻ኦ ጎይታይ ብፍጹም ምሕረትካ ጠምተና እምበር ውዕለትካ ሲ ረሲዕና ኢና መሕዘንቲ ኣቦታትና ዝኮና ወለዶ 💔😥😭🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ኣቦና ብጥዕናን ብዕድመን ይሓልወልና እግዚኣቢሐር እምላክ❤ ንኣቦና ካኣ ይቅረ ይበለሎም ናብ ልቦም ይምለሶም
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ከቡር ኣቦና ይቅር ይብለልና ኣምላክና🤲🤲🤲😥😥
ቃለ ሂወት የስመዓልና ብ ዓይኒ ምሕረት ይጠምተና🙏
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ቡሩክ ኣቦና
እግዚኦ መሐረነ ክርስቶስ አቦ ሰላም ሰላምን አኻኽቦን ፍጠረልና አሜን 🙏🏽
ኣምላኽ ሲ ጸድፊ ይፈጥር እሞ መደያይቦ ከኣ ይገብረሉ እቋዕ ምስዞም ትርጉም ክህነቶም ዘይፈልጡ ኣይተረፍና ኣይትጥፍኡ ክብለና ግን ንዓኩም ሃበና ስም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን❤❤❤❤❤
ኣ ጌታና መዲህኒ ኢሱሰ ክርሰቶሰ ይቅሬ ግበረልናን እንበር ከመ ሀጥያትና አይረኢና😢😢😢😢 ቃል ህይወት የሰመዐልናን ክብር አቦናን❤❤❤🙏➕♥➕♥🙏🙇
Amen 🙏🙏🙏✝️
ኣሜን ቀል ሂወት yesmelna🎉❤🎉❤
Egziabher. mehaeret. Aurdelena.. Kale. Hiwet. yesmalena. Kubur. Abona. ✝️🙏🙏🙏😢
_ቃል ህይወት የሥመዐልና ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር ብምሕረቱ ይጠምተና😢_
ኦ ኣምላከይ ይቅረ በለልና 😢😢😢
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብዕድመን ጥዕና ይሓልውልና ጽጉኡ የብዝሓልኩ ንሓቂ ነቢርና ሓቂ ዝኾነ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ክንምስክር ትብዓት ምስትውዓሉ ይሃበና
ቃል ህይወት የሥመዐልና ክቡር ኣቦና እግዚብሔር ብምሕረቱ ይጠምተና🙏♥️😓
Amen Qalhiwet yesmalna kubru hawey 😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 qale hiwet yesmalna kbur abona
ኦኣምላኽ ኣቦይ ፈሊኻ ህረም ንውጹዕ ኣይትወጽዕ ምሕረትክ ኣውጅ ❤❤❤
Amen amen amen kalehwet yesmeana egzabger bmhretu ytemtena. Zegerim.eiyu.❤❤❤❤
ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክቡር ኣቦና። ኣባና ኣይትጥፍኡና ንደቅኩም ተግሳፅኩም ናዓና ቡዚሕ እዩ ዝጠቅመና🥰። እግዚአብሔር ኣምላኽ ልባና ያሃበና 😪እምበር ደቅ ሰባት ከፍእና😥😪 መንገዲ እግዚአብሔር ጥሕስና በቃ ጠፍእና ። ዝግስፅ ዝመክር ኣባ እምበር እናዋሓደ ይኸይድ ኣሎ። ከምዚ ዓይነት ቃላት ኣኾ ኣይመድለየን ኣብዚ ጊዜ ዓገብ ዝብል እዩ ዘድሊ ዘሎ😢እምበር
ኦ ጐይታ ይቅረ በለልና
Kal hiwet yesmalna
Nay bhaki kale hiwet yesmalna abona egzabiher zeben agelglotkum ybarek rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem dem wekudus abona entenyos amen amen amen mstwalu yhabena yhabom egzYo egzYo egzYo mharena krstos
እግዚኦ ተሳሃለነ😭😭😭😭🙏🙏🙏
Egziabiher mihiret yewuridelina abona
ተግሳፅኩም አይፈለየና ክብር አቦና
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና
Kale hiwet ysmealna kbur hawna gasotna eikum mo kalkum semiena knsebekum kdus amlakna ayne lbonan ykfetelna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ክቡር ኣቦና
Keytefeletom shefatu zikonu
Amen amen kal. Hiwet yesmalna abona ,memhrna 🙏🙏🙏
ኣብየት ኦ ጎይታ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና😢🥺 ብሓቃ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ♥️✝️🥀♥️💚🌺🥰😇
liul Egziabibier Amlak Ayni lbonana ykfetelna
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna Egiabiher ykre ybelelna
Amen kale hiwet yesmealna abona ezgyo meharena kurstos
Amen amen amen qalhiwet ysmalna amlak yqre ybelelna
ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር መረጌታ ኪሩብኤል እግዝኣብሄር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩም
Agiziabiher ykre ybelelna
Kale hewet kale berket yesmalna Egziabeher selamu yesdedlna amen❤
ቃል ሂወት yesmelna❤️❤❤
Kal hiwet yesmialna abona xbuk mkri eyu ayni lbna yikfetelna ❤❤❤
ናብ ሂወት ዝመልስ ይግበረልና ቃሉሕሊ ይግረና
Amen
ኦ ጎይታ ይቅረ በለልና😢😢😢😢
🙏🙏🙏❤😥
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ብዓይኑ ምሕረቱ ይጠምተና ኣብ ቤቱ ትነብር ነብሲ ይሃበና,
አቤቱ መሀረና 😢 ኦርቶዶክስ አቦ ትስዕን አለ አብ ኩሉ መሀረና ክርስቶስ 😥🤲🤲
አምላከይ ንህዝብካ ምስውአል ሀበና
💯 ✅️
እግዚኦ ተዘከረነ 🥺 ቃል ህይወት ቃል ሰናይ የስማዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዛሕልካ ክቡር ሓወና
ምሕረቱ ይጠምተና ብሰንኪ ንቁጽ ይነድድ ርሑስነዛ ኦርቶደግስ ከም ዚ ኦም ዝበሎ ከሕስሩዋ ይውዕሉ ኣለው ጌለ ኦም መስትያትና ይብሉ ዘይትጽበዮም ምሁራት፡ኣብ ናቶም መስመር ዘሎ ዝበለ እንተበለ ይሰማማዓዮም ጥራይ፡ንፍቲሒ ፡ንሓቂ ፡ንሕጊ ዝበለ ከኣተሃድሶ፡መናፍቃን እንዳ በሉ ብዘይ ሕጊ ከሳድዱ ይውዕሉ ኣለውምጽኣትና የጸብቀልና ፈጣሪ😢
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና እግዚአብሔር አምላክ ፀገኡን በረከቱን የብዘሓሎም ንዓና እዉን ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና😢😢😢 ህዝበይ ስአን ፍልጠት ይጠፊእ አሎ ይብለና እቲ ቅዱስ ቃሉ~ትንብተ ሆሴእ~4~6 አምላክ ይቐረ ይበለልና😢😢😢
Egzabher yeker ybellna beayni mehertuo yetemetena.
መጀምርታ ቃለ ህይወት የስምዓልና ጽሓፊ ክቡር የነታ ሓዋዝ ቀሲስ ኣንገሶም ከምኡውን ኣንባቢ ይቅሬታ ስለ ዘይፈለጥኪዎየ ከም ዝመስለኒ ግና ቆሞስ ኣባ ገብረሥላሴ እዮም መስለኒ ።ኣምላኽ ናብ የማን ይምራሓና ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ኣባ ገብረ ኪዳን ንምንታይ ኣብዚ እስክሪን ክኮኑ ተደልዩ?
ኣየስትውዓለን መስለኒ ስይጣን ምስ ገባሪ ጽቡክ ቅሪብልና ።ናትና ሽግር ንምህሮን ንነብሮን ዘራክብ የብሉን እቲ ሽግር እዚ ሓዉና ዓቢ ስሕተት ገሩ ኣሎ።ንቅሽሽቲ ሕግደፍ ክረክብ ክብል ነቲ ናይ ብሓቂ እጹብ መምህር ምስ ቲ ሰይታን ዝወረሶ ኣምጺእዎ
ካብ ንአረማዊ ምስማዕ ንመምህር ናይ ቤተክርስቲያን ኣባ ገብረኪዳን ስምዑ ንማለት እዩ ንምንታይ ኢልካ ምሕታትካ በሊሕ ምዃንካ የመልክት።
ቀልጢፍካ ዘይትፈልጦ ምፍራድካ ድኽመትካ ኣንጸባሪቅካ። ቅድሚ ወሲንካ ምዝራብካ ሕተት ክትፈልጥ ተዘይኮይኑ ሰብ ዝፍለጥ ኣፉ ምስ ከፈተ ዝበሃል ካምዛ ናትካ እያ።
ጾቡቅ በሉኩሙ ኣቦና ናዓኩም ኣይክላኣና ኣምላክ ❤❤❤
ብሓቂ ቅል ህይወት የስመዓና ዘስተውዕል ልቢ ይዓድለና❤❤❤
ማራናታ ጎይታሆይ ማራናታ 😢ከፍርሐካ ዝግዘ ሰብ ጨኪኑ ከቢድ እዩ እዋኑ
ኣምላክ ይቅረ በለልና!!!እግዚኣብሄር ብኣኩም ኣቢሉ ስለ ዝገሰጸና ክብሪ ንስሙ ይኩን ።
መምህረይ ኣምላክ ሰላሙ ይልኣክ እምበር ናብ ዝከፍአ ኣንፈት ይከዱ ኣለው እዚ ሓድነት ዝብል እምነት ዘይብሎም ወሎዶ ይፈጥር ኣሎ 😢😢
Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher abona amyen
Amen (3)🙏 🙏 kale hewet yesmalna amlak bayne mhretu ytemtena
Amen 🙏 🙏 ezis mxotat u Amlak mhretu ynxegelna
Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana kbur Abona ❤
Abona qal hiwet yesmalna, edmen tienan yhabkum, Tsegu yebzhalkum, nay agelglot zebenkum ybarek. Ember hmak gzie kahnat alemawyan koynom entay ygebre? Nskumn kemakumn Ezgabiher ybarkelna newih edme yhabkum nana kihishena 🙏🙏🙏
Amen amen amen kalehiwet yesmalna Egzabhier Amlak tegu yebzhalkum kbur Abona 🙏 🙏 🙏
Kal hiwet yesmalna abona agiziabiher nab lubom ymlesom
Amen🙏🙏🙏
Amen amen hallelujah
እግዚኦ ተሣሃለነ እግዚኦ ተሣሃለነ እግዚኦ ተሣሃለነ 😥🙏
Amen (3) qale hiwet yesmalna amlak bayne mhretu ytemtena ❤❤❤🎉🎉❤❤❤
❤❤❤
ዘመና ይቀይረልና አምላክ
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ykre goyta😢😢😢😢😢😢
😢😢😢😢😢
😢😢😢😢
Amenamen❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ተግሳጽ ብጠዓሚ ጽብቕ፡ ግን ንምታይ እዚ ስእሊ ኣባ ገብረኪዳን ኣብኡ ኣትዩ? ንሶም ድዮም ከም ኡ ኢሎም? ምናልባት ን ሰብ ጌጋ ርዲኢት ከይፈጥር!!!!
Abet amlakey bsenki hatyatna abzi betsihna tetahizka hgum egzio meharena
🤲🤲🤲✝️✝️✝️❤️❤️❤️
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐሎም እግዚአብሔር አምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና
ቃለሂወት የስማዓልና ንምንታይ ግን ናይ ኣባ ገብረኪዳን ስእሊ ተጠቂምካ እሞ ክኣ እዞም ሙሩጽ ኣቦ ቤቴክርስትያን ዝኾኑ በረኸቶም ይሕደረና ።ናይ ኣባ ቆመስ ኣባገብረኪዳን ግርማ ስብከት ዘይሰመዐ እንተሎ ክሰምዕዎ ይምሕጸነኩም ተኸታተልዎም ኣዝዮም ድቅ ዝኾኑ ኣባት ናቸዉ
ኣሜን፡ ናይ ኣባ ገብረኪዳን ዝተጠቀምክሉ ኣብነት ስብከቶም ስምዑ ናይ ቤተክርስቲያን ምሩጽ ኣቦ እዮም ቃሎም ቃል ኣምላኽ እዩ ናይ ካልእ ምድራዊ ሃለውለው ገዲፍኩም ማለት እዩ ።
❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና ኣምላኽ ጸግኡ የብጽሓልኩም ኣምላኽ ድማ ፍቅርን ሓድነትን ሰላምን ዘለዎ ዘመን ይፍጠረልና ❤❤❤
ኣቦይ ጎይታይ ኣነ ሓጣጤኝ እየ እሞ መልስኩም ለጉስለይ
እህህ ዝገርም እዩ
ኦ ኣምላኽ ብምሕረትኻ ጠምተና ብሓቂ የሕዝን እዩ ክቡር ኣቦና ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣብዛ ቅድስትን ቅንዕትን እምነትና የፅነዐና🙏
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ኣሜን (3)
Ezom kubur memhr bluy wehdis abo Gebrekkidan Grma nmntay meknyat amxaekmom begakum meat kab semay keytewrudluna feradi egzabiher eu aytfredu keytfredu
ውይ ኣብ ፍሬም ስለ ዝመጹስ ካብ ሰማይ መዓት ክወርድ እዩ ዋይ ዝተሓዋወሶ ሰብ ክበሃል ከምዚ እዩ ኣንቱም ሕዝቢ ሓቁ እዩ እባ ሕዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍኣ ኣሎ ዝተባህለ ለካስ ዘይፈልጥ ሰብ ውን ክሳብ ሕጂ ኣሎ እዩ።
ስዊዝ ጉድ ረኺባ ኣቤት
ኦ ርሁርህ ጎይታና ከም ምሕርትካ ይቅር በለልና እንገብሮ ኣይንፈልጥን እሞ ምስትውዓሉ ሃበና ተሳሓለና እግዚኦ 😢😢አሜን ቃል ሂወት የስመዕልና ኹቡር ኣቦና 🎉♥️
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ኣይነ ልቦና ይክፈተልና ልዑል እግዝኣቢሄር ኣጽራር ቤት ክርስትያን የርቀልና
Nhna endaelna nenqfom zelena
እግዚኣብሔር ኣምላኽና ብምሕርቱ ይጠምተና 🙏🙏🙏😢🙏🙏🙏
ኦ ጎይታናን መድሓኒትናን ይቅረ በለና ከም በዝሒ ሓጥያትና እንተይኾነ ከም ምሕረትካ ይኩ ፈፂምና ከይንጠፍእ ብሩኻት አቦታት ሃብና ሒዞምና ዝጠፍኡ እንተይኾነ ካብ ጥፍኣት ገሲፆም ዝመልሱና ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስምዓልና አሜን ❤️❤️❤️❤️
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና
ኦ ጎይታ ይቅረ በለልና ውዕለትካ ስለ ዝረሳዕና😭😭😢😢🤲
ኦ ጎይታ ይቀረ በለልና ውዕለትካ ሰለ ዝረሳዕና መስትዒሊ ልቦና ዓድለና 😢
እግዚኣብሔር ኣምላኽና ብምሕርቱ ይጠምተና ኣንቱም ህዝቢ ሎምስ ገለ ክንስምዕ ኢና😢😢😢😢😢😢😢
ኦ ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣይነ ልቦናና ክፈተልና ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና❤
Anes zblo yebleyn egziabher bayni mhretu ytemtena 😭😭😭🙏🙏🙏✝️✝️✝️
ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኩቡር ኣቦና ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልኩም ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻ኦ ጎይታይ ብፍጹም ምሕረትካ ጠምተና እምበር ውዕለትካ ሲ ረሲዕና ኢና መሕዘንቲ ኣቦታትና ዝኮና ወለዶ 💔😥😭🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ኣቦና ብጥዕናን ብዕድመን ይሓልወልና እግዚኣቢሐር እምላክ❤ ንኣቦና ካኣ ይቅረ ይበለሎም ናብ ልቦም ይምለሶም
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ከቡር ኣቦና ይቅር ይብለልና ኣምላክና🤲🤲🤲😥😥
ቃለ ሂወት የስመዓልና ብ ዓይኒ ምሕረት ይጠምተና🙏
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ቡሩክ ኣቦና
እግዚኦ መሐረነ ክርስቶስ አቦ ሰላም ሰላምን አኻኽቦን ፍጠረልና አሜን 🙏🏽
ኣምላኽ ሲ ጸድፊ ይፈጥር እሞ መደያይቦ ከኣ ይገብረሉ እቋዕ ምስዞም ትርጉም ክህነቶም ዘይፈልጡ ኣይተረፍና ኣይትጥፍኡ ክብለና ግን
ንዓኩም ሃበና ስም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን❤❤❤❤❤
ኣ ጌታና መዲህኒ ኢሱሰ ክርሰቶሰ ይቅሬ ግበረልናን እንበር ከመ ሀጥያትና አይረኢና😢😢😢😢 ቃል ህይወት የሰመዐልናን ክብር አቦናን❤❤❤🙏➕♥➕♥🙏🙇
Amen 🙏🙏🙏✝️
ኣሜን ቀል ሂወት yesmelna🎉❤🎉❤
Egziabher. mehaeret. Aurdelena.. Kale. Hiwet. yesmalena. Kubur. Abona. ✝️🙏🙏🙏😢
_ቃል ህይወት የሥመዐልና ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር ብምሕረቱ ይጠምተና😢_
ኦ ኣምላከይ ይቅረ በለልና 😢😢😢
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብዕድመን ጥዕና ይሓልውልና ጽጉኡ የብዝሓልኩ ንሓቂ ነቢርና ሓቂ ዝኾነ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ክንምስክር ትብዓት ምስትውዓሉ ይሃበና
ቃል ህይወት የሥመዐልና ክቡር ኣቦና እግዚብሔር ብምሕረቱ ይጠምተና🙏♥️😓
Amen Qalhiwet yesmalna kubru hawey 😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 qale hiwet yesmalna kbur abona
ኦኣምላኽ ኣቦይ ፈሊኻ ህረም ንውጹዕ ኣይትወጽዕ ምሕረትክ ኣውጅ ❤❤❤
Amen amen amen kalehwet yesmeana egzabger bmhretu ytemtena. Zegerim.eiyu.❤❤❤❤
ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክቡር ኣቦና።
ኣባና ኣይትጥፍኡና ንደቅኩም ተግሳፅኩም ናዓና ቡዚሕ እዩ ዝጠቅመና🥰።
እግዚአብሔር ኣምላኽ ልባና ያሃበና 😪እምበር ደቅ ሰባት ከፍእና😥😪 መንገዲ እግዚአብሔር ጥሕስና በቃ ጠፍእና ።
ዝግስፅ ዝመክር ኣባ እምበር እናዋሓደ ይኸይድ ኣሎ።
ከምዚ ዓይነት ቃላት ኣኾ ኣይመድለየን ኣብዚ ጊዜ ዓገብ ዝብል እዩ ዘድሊ ዘሎ😢እምበር
ኦ ጐይታ ይቅረ በለልና
Kal hiwet yesmalna
Nay bhaki kale hiwet yesmalna abona egzabiher zeben agelglotkum ybarek rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem dem wekudus abona entenyos amen amen amen mstwalu yhabena yhabom egzYo egzYo egzYo mharena krstos
እግዚኦ ተሳሃለነ😭😭😭😭🙏🙏🙏
Egziabiher mihiret yewuridelina abona
ተግሳፅኩም አይፈለየና ክብር አቦና
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና
Kale hiwet ysmealna kbur hawna gasotna eikum mo kalkum semiena knsebekum kdus amlakna ayne lbonan ykfetelna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ክቡር ኣቦና
Keytefeletom shefatu zikonu
Amen amen kal. Hiwet yesmalna abona ,memhrna 🙏🙏🙏
ኣብየት ኦ ጎይታ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና😢🥺
ብሓቃ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ♥️✝️🥀♥️💚🌺🥰😇
liul Egziabibier Amlak Ayni lbonana ykfetelna
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna Egiabiher ykre ybelelna
Amen kale hiwet yesmealna abona ezgyo meharena kurstos
Amen amen amen qalhiwet ysmalna amlak yqre ybelelna
ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር መረጌታ ኪሩብኤል እግዝኣብሄር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩም
Agiziabiher ykre ybelelna
Kale hewet kale berket yesmalna Egziabeher selamu yesdedlna amen❤
ቃል ሂወት yesmelna❤️❤❤
Kal hiwet yesmialna abona xbuk mkri eyu ayni lbna yikfetelna ❤❤❤
ናብ ሂወት ዝመልስ ይግበረልና ቃሉሕሊ ይግረና
Amen
ኦ ጎይታ ይቅረ በለልና😢😢😢😢
🙏🙏🙏❤😥
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና
እግዚኣብሄር ብዓይኑ ምሕረቱ ይጠምተና ኣብ ቤቱ ትነብር ነብሲ ይሃበና,
አቤቱ መሀረና 😢 ኦርቶዶክስ አቦ ትስዕን አለ አብ ኩሉ መሀረና ክርስቶስ 😥🤲🤲
አምላከይ ንህዝብካ ምስውአል ሀበና
💯 ✅️
እግዚኦ ተዘከረነ 🥺 ቃል ህይወት ቃል ሰናይ የስማዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዛሕልካ ክቡር ሓወና
ምሕረቱ ይጠምተና ብሰንኪ ንቁጽ ይነድድ ርሑስ
ነዛ ኦርቶደግስ ከም ዚ ኦም ዝበሎ ከሕስሩዋ ይውዕሉ ኣለው ጌለ ኦም መስትያትና ይብሉ ዘይትጽበዮም ምሁራት፡
ኣብ ናቶም መስመር ዘሎ ዝበለ እንተበለ ይሰማማዓዮም ጥራይ፡
ንፍቲሒ ፡ንሓቂ ፡ንሕጊ ዝበለ ከኣ
ተሃድሶ፡መናፍቃን እንዳ በሉ ብዘይ ሕጊ ከሳድዱ ይውዕሉ ኣለው
ምጽኣትና የጸብቀልና ፈጣሪ😢
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና እግዚአብሔር አምላክ ፀገኡን በረከቱን የብዘሓሎም ንዓና እዉን ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና😢😢😢 ህዝበይ ስአን ፍልጠት ይጠፊእ አሎ ይብለና እቲ ቅዱስ ቃሉ~ትንብተ ሆሴእ~4~6 አምላክ ይቐረ ይበለልና😢😢😢
Egzabher yeker ybellna beayni mehertuo yetemetena.
መጀምርታ ቃለ ህይወት የስምዓልና
ጽሓፊ ክቡር የነታ ሓዋዝ ቀሲስ ኣንገሶም ከምኡውን ኣንባቢ ይቅሬታ ስለ ዘይፈለጥኪዎየ ከም ዝመስለኒ ግና ቆሞስ ኣባ ገብረሥላሴ እዮም መስለኒ ።
ኣምላኽ ናብ የማን ይምራሓና
ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ኣባ ገብረ ኪዳን ንምንታይ ኣብዚ እስክሪን ክኮኑ ተደልዩ?
ኣየስትውዓለን መስለኒ ስይጣን ምስ ገባሪ ጽቡክ ቅሪብልና ።ናትና ሽግር ንምህሮን ንነብሮን ዘራክብ የብሉን እቲ ሽግር እዚ ሓዉና ዓቢ ስሕተት ገሩ ኣሎ።
ንቅሽሽቲ ሕግደፍ ክረክብ ክብል ነቲ ናይ ብሓቂ እጹብ መምህር ምስ ቲ ሰይታን ዝወረሶ ኣምጺእዎ
ካብ ንአረማዊ ምስማዕ ንመምህር ናይ ቤተክርስቲያን ኣባ ገብረኪዳን ስምዑ ንማለት እዩ ንምንታይ ኢልካ ምሕታትካ በሊሕ ምዃንካ የመልክት።
ቀልጢፍካ ዘይትፈልጦ ምፍራድካ ድኽመትካ ኣንጸባሪቅካ። ቅድሚ ወሲንካ ምዝራብካ ሕተት ክትፈልጥ ተዘይኮይኑ ሰብ ዝፍለጥ ኣፉ ምስ ከፈተ ዝበሃል ካምዛ ናትካ እያ።
ጾቡቅ በሉኩሙ ኣቦና ናዓኩም ኣይክላኣና ኣምላክ ❤❤❤
ብሓቂ ቅል ህይወት የስመዓና ዘስተውዕል ልቢ ይዓድለና❤❤❤
ማራናታ ጎይታሆይ ማራናታ 😢ከፍርሐካ ዝግዘ ሰብ ጨኪኑ ከቢድ እዩ እዋኑ
ኣምላክ ይቅረ በለልና!!!እግዚኣብሄር ብኣኩም ኣቢሉ ስለ ዝገሰጸና ክብሪ ንስሙ ይኩን ።
መምህረይ ኣምላክ ሰላሙ ይልኣክ እምበር ናብ ዝከፍአ ኣንፈት ይከዱ ኣለው እዚ ሓድነት ዝብል እምነት ዘይብሎም ወሎዶ ይፈጥር ኣሎ 😢😢
Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher abona amyen
Amen (3)🙏 🙏 kale hewet yesmalna amlak bayne mhretu ytemtena
Amen 🙏 🙏 ezis mxotat u Amlak mhretu ynxegelna
Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana kbur Abona ❤
Abona qal hiwet yesmalna, edmen tienan yhabkum, Tsegu yebzhalkum, nay agelglot zebenkum ybarek.
Ember hmak gzie kahnat alemawyan koynom entay ygebre? Nskumn kemakumn Ezgabiher ybarkelna newih edme yhabkum nana kihishena 🙏🙏🙏
Amen amen amen kalehiwet yesmalna Egzabhier Amlak tegu yebzhalkum kbur Abona 🙏 🙏 🙏
Kal hiwet yesmalna abona agiziabiher nab lubom ymlesom
Amen🙏🙏🙏
Amen amen hallelujah
እግዚኦ ተሣሃለነ
እግዚኦ ተሣሃለነ
እግዚኦ ተሣሃለነ
😥🙏
Amen (3) qale hiwet yesmalna amlak bayne mhretu ytemtena
❤❤❤🎉🎉❤❤❤
❤❤❤
ዘመና ይቀይረልና አምላክ
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ykre goyta😢😢😢😢😢😢
😢😢😢😢😢
😢😢😢😢
Amenamen❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ተግሳጽ ብጠዓሚ ጽብቕ፡ ግን ንምታይ እዚ ስእሊ ኣባ ገብረኪዳን ኣብኡ ኣትዩ? ንሶም ድዮም ከም ኡ ኢሎም? ምናልባት ን ሰብ ጌጋ ርዲኢት ከይፈጥር!!!!
Abet amlakey bsenki hatyatna abzi betsihna tetahizka hgum egzio meharena
🤲🤲🤲✝️✝️✝️❤️❤️❤️
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐሎም እግዚአብሔር አምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና
ቃለሂወት የስማዓልና ንምንታይ ግን ናይ ኣባ ገብረኪዳን ስእሊ ተጠቂምካ እሞ ክኣ እዞም ሙሩጽ ኣቦ ቤቴክርስትያን ዝኾኑ በረኸቶም ይሕደረና ።ናይ ኣባ ቆመስ ኣባገብረኪዳን ግርማ ስብከት ዘይሰመዐ እንተሎ ክሰምዕዎ ይምሕጸነኩም ተኸታተልዎም ኣዝዮም ድቅ ዝኾኑ ኣባት ናቸዉ
ኣሜን፡ ናይ ኣባ ገብረኪዳን ዝተጠቀምክሉ ኣብነት ስብከቶም ስምዑ ናይ ቤተክርስቲያን ምሩጽ ኣቦ እዮም ቃሎም ቃል ኣምላኽ እዩ ናይ ካልእ ምድራዊ ሃለውለው ገዲፍኩም ማለት እዩ ።
❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና ኣምላኽ ጸግኡ የብጽሓልኩም ኣምላኽ ድማ ፍቅርን ሓድነትን ሰላምን ዘለዎ ዘመን ይፍጠረልና ❤❤❤
ኣቦይ ጎይታይ ኣነ ሓጣጤኝ እየ እሞ መልስኩም ለጉስለይ
እህህ ዝገርም እዩ
ኦ ኣምላኽ ብምሕረትኻ ጠምተና ብሓቂ የሕዝን እዩ ክቡር ኣቦና ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣብዛ ቅድስትን ቅንዕትን እምነትና የፅነዐና🙏
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ኣሜን (3)
Ezom kubur memhr bluy wehdis abo Gebrekkidan Grma nmntay meknyat amxaekmom begakum meat kab semay keytewrudluna feradi egzabiher eu aytfredu keytfredu
ውይ ኣብ ፍሬም ስለ ዝመጹስ ካብ ሰማይ መዓት ክወርድ እዩ ዋይ ዝተሓዋወሶ ሰብ ክበሃል ከምዚ እዩ ኣንቱም ሕዝቢ ሓቁ እዩ እባ ሕዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍኣ ኣሎ ዝተባህለ ለካስ ዘይፈልጥ ሰብ ውን ክሳብ ሕጂ ኣሎ እዩ።
ስዊዝ ጉድ ረኺባ ኣቤት
ኦ ርሁርህ ጎይታና ከም ምሕርትካ ይቅር በለልና እንገብሮ ኣይንፈልጥን እሞ ምስትውዓሉ ሃበና ተሳሓለና እግዚኦ 😢😢
አሜን ቃል ሂወት የስመዕልና ኹቡር ኣቦና 🎉♥️