Thank you for explaining the situation in Tigray so proud of you by bringing the existence situation in Africa, Ethiopia Tigray God bless you all enjoying listening to you
The interview was overall OK, until he said shefatu sahel. what does he think of his woayne gangs? shefatu nay dedbit? If you are a real doctor try to use a terminology doctors use. I like the way Yonatan conducted the interview though, well done!
Thank you for explaining the situation in Tigray so proud of you by bringing the existence situation in Africa, Ethiopia Tigray God bless you all enjoying listening to you
ፍትፍት'ዩ🙏🙏🙏!
Thank you Dr. It was educational and informative interview. God bless !
Was really great interview I love it.
ምስ ትግራዋይ ኮይኑ ሸፋቱ ሳሕል ወይ ጉድ ሐቅኻ ኢኻ አባኻ ናይ ኢሰፓ አብ ፋብሪካ እንዳ ዐለባ ክሰርሕ ከሎ ይዝከረኒ። ወዲ ድዛ ሎቕማጽ።
ጉጅለ ደብረጼን ነገር ኣይጸገበን ኣሎ። ኣብ Federal ትሕቲ ናተማሓደረካ ሲ ኣብ ጉዳይና ኣይትእቶ ምባል ሲ ነገር ኣይጸገቡን ማለት ዩ።
100 ዐመት ልቢ ትግራይ ልቢ ትግራይ ክብልካ ከለው ትርጉሙ ከምዝመስለኒ ኢሰያስን ውሑዳትን እዯም ዝፈልጥዎ ብወገን ኢሪጥረኛ ምጉጅጃል ዝባሀል የለን ?
የቀኔልና ዶክተረይ
Yoni please bring him more interview. We need this guy his genius. Please give him more chance we need him again. Thank you.
ኣብ ጉዳይ ኣልጀርስ ( final & binding) ክንሱ ቅድሚ ምትግባሩ ክንዛተ ኣለና ትብል ዝነብረት ዓማጺት ህዋሓት ሂጂ ውዕል ፒሪቶርያ ቅድም ብዘይቅድመ ኩነት ይተግበር ሽዑ ደዛቲ እንተሎ ንዛተ ትብል ህዋሓት ሕጂ መን ነጊሩዎ ዪከኣል ድዩ ከ ከመይ ኢላ ትብል ኢልካ ክትሓቶ ኣይትክእልን፡፡fair journalist አንተኮንካ ፡ ጥማዕ አንተዘይኮንካ ዮናታን
ዮናታን ሓወይ ካብ ኢሎሙንስ ነዚ ኣብ እዝንኻ ተጋሩ ባሕሪ ከምዘይብሉን ሕውሓት ወገኑ ብምዃኖም እናሸፋፈነ ኣናጢጡ ሽፋቱ ሳሕል እናበላ ዝድርጉሓልካ ዘሎ ግዳ ብመርትዖ ደው ዘይተብሎ። እዝንና እናሰምዐ ዶ ኣይኮኑን ምሁራትን ኤሊታትን ተጋሩ ባሕሪ ናህና እዩ ዝብሉ እረ ገሊኦምሲ ባሕሪ ኢልና ዘይምምጓትና የጣዕሰና እናበሉ እዮም ጽሒፎም። እንተቲ ከይወስድዎ መን ከልኪልዎም ዝብል መጎተ ናይዚ ሓውና ግን ንኣብስ መን ድዩ ከልኪልዎ ዘሎ። ወዮ ደኣ ፍትሒ ዘየንገሰ እዩ ተቓውሞና እምበር እቶም ንሱ ሸፋቱ ዝብሎም ዘሎ ደኣ ባሕሪ ምርካብ ከምዘይከኣል እኮ ጽቡቕ ጌሮም ንመራሕቲ ኢትዮጵያ ይኹኑ ኤሊታት ተጋሩ ኣሪኦሞም እዮም። ነዚ ዝኽሕድ ግን ኣብ ጋህዲ ዓለም ዘይነብር ጥራይ እዩ ክኸውን ዘለዎ።
1) ህወሓት እንታይ ከም ዝደልዩ
2) ከመይ ኢሎም ኣብዚ ደረጃ ከምዝበጽሑ
3) ናበይ ገጾም ከምዝኸዱ
ፈጺሞም ኣይፈልጡን እዮም !!!!!
Atum sebat agame ele texarife ayfeleten eyemo ab hiwetey melu ezi wedi gen hade resah agame eyu. Guhaf
Dmxu dia natna ytiem
Tgrai beizei Eritrea kitnebir filet anta muhur denkoro
Puhhhh!!! Eritrea ala nalet diyu? ni baela emo tinber mejemeriya. DUNQURINA ZIHALEFO AEMIRO!
'' ሸፋቱ'' ሳሕል ምባል ገጋ....
እዚ ወዲ ሕውሓት ኡ😘
ብ ትግርኛ ዶ ኣይኮነን ዚ ቃለ መሕተት ውይስ ባህሊ አዩ ኣብ ቲግራይ English ፍርቂ ትግሪኛ ምዝራብ ኩሎም ተጋሩ ሲ ናይ ኢንጊሊዝ ዘሪኢ ከይህልዎም።
ፋራ ዋሕድ
ናይ ትግራይ ዶክተር🤤🤤
ተኽሊኖ ኣብ ናይ ትግርኛ ራድዮ ትግርኛ ተዛረብ። ኣብ ናይ እንግሊዝኛ ከኣ እንግሊዝኛ
ሳዕቤኑ እዚ ወሪዱ ዘሎ ኢዩ ፣ ጠንቁ ድማ ማኒፌስቶ ህወሓት'ዩ ። እቲ ማኒፌስቶ ኪንደፍ እንከሎ ኣብ ልዕሊ ህወሓት ኮነ ህዝቢ ትግራይ ፡ ዘየቋርጽን ዘይቅህምን ሰዓታቱ ቆጺሩ ዚፍንጀር ነታጒ ዚቐበረሉ ጌጋ መዓልቲ ኢዩ ።
ህወሓት ፡ ማኒፌስቶኡ ነዲፉ ፡ ነዚ ኣጀንዳ'ዚ ኣብ ናይ ምትግባሩ መስርሕ ፡ ስልጣኑ ተጠቒሙን ተኣማሚኑን ኢትዮጵያ እትመሓደረሉ ሕገ መንግስቲ ነዲፉ ኬጽድቕ እንከሎ ፡ ምስ'ቲ ኣብ ቀጻሊ ካብ ኢትዮጵያ ናይ ምንጻል ኣጀንዳኡ ብዚሳነ ፡ ኣቐዲሙ ልዑል ረብሓታት ንምውሓስ ዚዓለመ ፡ ንኢትዮጵያ ብናይ ብኄር ፖለቲካ ኪጎዛዝያ እንከሎ ፡ መሬታት ኣምሓራ ኣብ ክልል ትግራይ ብምጥቕላሉ ፣ ጎኒ-ጎኒ እውን ንኣተሓሕዛ ጉዳይ ኤርትራ ዝወሰዶም ስጉምቲታት ደማሚርካ ፡ ተኣሪሞም ክመሓየሹ ወይ ክቕየሩ ኣብ ዘይክእሉሉ ደረጃ ስለእተበጽሐ ፡ ናይ ትግራይ ኵነታት ዕጫ ንሓዋሩ ፍታሕ ክርከበሉ ኣብ ዘይክእል ዕንክሊል ሸሚምዎ ኢዩ ። ህወሓት ፡ መለስ ዜናዊ ምስ ስርዓት ኣሜሪካ ኢድን ጓንትን ኮይኑ ፡ ሃኒጹ ንዘፍረዮ ልዑል ምሕዝነትን ምትሕግጋዝን ተጠቒሙ ፡ ን20 ዓመታት ዝኣክል ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብዘይተኣደኑ ማዕቀባዊ እገዳታት ፡ ኣብ ክባን ዕጽዋን ከርዲኑ ይቕረ ዘይብሃሎ ታሪኻዊ ገበን ዝፈጸመ ውድብ'ዩ ። ብዘይካ ኣብ ኤርትራ ፡ ተወሰኽቲ መሬታት እንዳማቱ ኣብ ልዕሊ ህዝቢታት ኣምሓራ ዚወሰዶ ናይ ምግባትን ምስፍሕፋሕን ሕማማት እውን ፡ ንህዝቢ ትግራይ ጌና ከበድቲ ዋጋታት ናይ ምኽፋል ዕዳታት ይጽበዮ ምህላው ዘየማትእ ሓቂ ኢዩ ። እሞ ህወሓት ነቲ ብትዕቢትን ትምክሕትን ተወጢሩ ኪጕዓዞ ዚጸንሐ ኣካይዳ ፡ ኣብ ክንዲ ንዳግመ ኽለሳ ፡ ምሕልፎ ብኣንጻሩ ጌና ኣብ ጻዕቂ ፕሮፖጋንዳታት ጥራሕ የድህብ ምህላው ፡ ከም ካልኦት ጌጋታት ምውሳኽ መጠን ካብ ዝባን ትግራይን ህዝባን ኣይወረደን ። ኣብ መወዳእታ ድማ እነሆ ፡ እቲ ካብ ኢትዮጵያ ናይ ምንጻል ኣጀንዳ ኣይተሳለጠ ፣ እቲ ንኤርትራን ባሕራን ጠቕሊልካ ዓባይ ትግራይ ምስረታ ሕልሚ ኣይተጋህደ ፡ እቲ ማኒፌስቶ ፈሺሉ ተሪፉስ ፡ ነታ ብጽሒትካ ሒዝካ ብክብራ ተኸባቢራን ብሰላምን ናይ ምንባር ዕድል'ውን እዝግሄር ዋንኡ ኮይኑ ተሪፉ ። 😢😢😢
ሬድዮ ኤሪና ከም ስሙኩም ኣይኮንኩሙን ሓቅነት እንተሊኩም ውዕል ፕሪቴርያ ይተግበር ዝተረፈ ተዛራሪብና ንፈትሖ ክብል ከሎ ንምታይ ድኣ ውዕል ኣልጀርስ በቲ ሕጊ ዝበየኖ ይተግበር እሞ ዝተረፈ ብልዝብ ንፈትሖ ዘይበሉ?ንምታይ ከ ዮናታን ዘይሓተትካዮ? ውዕል ፕሪቴርያ እዳበሉ ካብ ዝበኽዩ ውዕል ኣልጀርስ ምቅባል ዶ ኣይሓሾምን?
ተጋሩስ ምልስ ኢሎም ታሪኮም ስለ ዘይምርሙሩ ብገድሊ ሰውራ እርትራ ሰብ ከም ተቆጽሩ ዘይርድኦም ብሃማት ሙሁራት ኤርትራውያን ኦቲ ሳሕል ዘውረደና ነጻነት ንምድላ ኢዪ ኦቲ ዕላማ ነጻነት ሕጅና ከአ አቲና ባዴራና አብ ሃገርን ዓለምን ተኪልያ ወይን ማዕከን ተንኮል ከአ አ አ ምሰ አተወት ዝወፈረቶ ዕላማ ረሲዓ አስቂ ተዋፈት ምዕራብ ትግራይ ልክዕ ከም እስራኤልን ፋለስቲን ዘይዓርፍ ፈንጂ
The interview was overall OK, until he said shefatu sahel. what does he think of his woayne gangs? shefatu nay dedbit? If you are a real doctor try to use a terminology doctors use. I like the way Yonatan conducted the interview though, well done!
ሚዛኑ ዝሓለወ ርእይቶ፣ የቐንየልና ራድዮ ኤረና።
I'm confused is this old shekortetino
ዘስደምም! ነቲ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ (ሻዕብያ)፡ ቀላሳይ ፍትሓዊ ቃልሲ ቀርኒ ኣፍሪቃ'ሲ ሽፍታ!
እዚ ነቲ ኣብ ውሽጢ 3/4 ዓመታት ንገዛእ ዓሌቱን ጎረባብቱን ሚልዮናት ኣህዛብ ዘጽነተ ጆኖሳይደር ኢኻ ትብሎ። ይውሕዶ ከማን።
ከምዚ ዓይነት ሓሶት፡ ልኽበጣን ጸርፍን ካብ ጸላእትና ክስማዕ ኸሎ፡ ህዝቢ ኤርትራ ዝያዳ ዝነቕሓሉን ዝሰምረሉን ባይታ'ዩ ዝፈጥረልና።
Dear Dr. , minimum use of "ENGLISH" words !!!
Ngebru Asrat eyu gigna ziblo
ገድልኻ ከተጽርም ከመይ ሽለት ዝኾንካ ኢኻ ሳሕል ወያነ ኣብ ሳሕል ከም ተማሃረት ይፈልጥ ዶ እንታይ ከ ኣጻረፎ ትግራዋይ ዶስ ዕስብቲ ሜዳ ስለ ዝኾነት ኢያ ዝነግረና ዘሎ ክክክክ ዮናታን እሞ ቃላቱ ጽሉኡን ክድርብየልካ ፍቃደኛ ኮንካ ማለት ድዩ ናይ ኣወል ካኣ ተዛሪቡ ናይቲ ኣስመራ እንተዘይ ኣትየ ኣይትግራዋይ ንየ ዝበለ ኸናይቲ ኩናት ከይተጀመረ ከሎ ድሕሪ መረጻ ሓድኣ ኣላ ብዛላበሳ ዝበለ ኸ ተዛሪቡ ዶ ኣደ ኤርትራ መኻን ኩኒ ዝበለ ደራፋይ ኣታኽልቲ ዝባሃል ከ ነዚ ዘይተዛኻኽሮ ናይ ኣወል ከልዕል ከሎ ሸፉቱ ስሓል ክብል ከሎ ህውሓት እውን ሽፍታ እያ ዘይትብሎ ሳሓል ዝተማሃረት ስለ ዝኾነት ካልኣይ ሻዓብያ ሃገር ኣብ ዓለም ክትፍለጥ ኣለዋ ባዴራ ኣብ ሕብራት ሃገራት ሰቂሉ እዩ ብዛዓባ መሰል ደቂ ሰባት ንዓና ይምልከት ብዛዓባ ወያነ ኸ እንታይ ኣምጺኡ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ማለት እንታይ ማለት ድዩ ሓራ መሬት ዶ ኣይኮነን ሓራ መሬት ኣሎዎም ድዩ ተጋሩ ሃገር ኣለዎም ድዩ ወይ ከም ሃገር ይፍለጡ ድዮም ሕጂ መን እዩ ሽፍታ ሃገር ፈጢሩ ናብ ዎሎዶ ዝገደፈ ዶ ወይ ሃገረ ትግራይ ኢሉ ወፊሩ ኢትዮጳዊ ዝኾነ ህውሓት?
Why does he not use his own mother language. Shame on him. Educated to despise his own identity.
ናራ ወላ ረሻይዳ የስምዓካሎ እዝንኻ?
Anta adgi temahar kabzi Business muhur
Resah , mehur tegrawa english eyu zebezeh kebehal hiji xebuk geru terediEni.
Where us the evidence there was genocide in Tigray.?
እታ ነቲ ትምክሐሉ ዘለኻ ሕዋሕት ዝፈጠረት ዘዕጠቛት አብ አዲስ አትያ ስልጣን ከምዝሕዝ ዝገበረት ዉድብ ሻዕብያ ናይ ሳሕል ሽፍታ ክትብላ ክትሐንኽ ነይርካ ። አብትግራይ ዶክተር ዝብሀል ዘሎ አይመስለኒን ኩሎም አይተማሀሩን ከይብሀሉ ወያነ ከፊላ ዝገዝአትሎም ዶክተሬት እዩ ካብ አዛራሩቡኡ ይፍለጥ። ዮናታን አታ ወዲ ኢሰፓ ግብረሶዶም፡ ትቃወም ትኽእል ኢኻ ሐደ ፋራ ትግራዋይ ን ተጋደልቲ ሸፋቱ ሰሕል ኢሉ ክጻረፍ ከሎ ስቕ ምባልካ ተገሪመ። እምበር ዳ ተጋደልቲ ቤተሰብ አለወኻ ድዮም ?
ዮናታን ባዕሉ ቀንዲ ወያናይ እምበር፡፡ ኣብ ዝኾነ ቃለመሕትት ኣንጻር ህዝቢ፡ ሰራዊትን መንግስትን ደው ምስበለ እንድዩ።
Anta dirbai geganuka kihremu tigiex
ክቡር የኽብረካ ማዕረ ነብሱ ዝበሃል ምስላ ኣዘኻኺሩኒ።
እዚ ዕዱም ጋሻኻ ምሁር ኢልካዮ። ኣብ ናይ ኤርትራ ሚድያ ተዓዲሙ "ሸፋቱ ሳሕል" እናበለ ክደጋግም ነውሪ። ምሁር ኢዩ፡ ክብሪ ክፈልጥ እጽበ። ኤርትራዊ ዓዲሙ እናኣዛረቦ፡ ኣብ ኣጠቓቕማ ቃላቱ ጥንቃቐ ክገብር ትጽበ። ንክብሪ ዝዓደሞ ጋዘጠኛን ንኽብሪ ናይታ ዓዲማቶ ዘላ ራድዮ ኤረናን። እዚ ግን ጓሳ ዝዛረቦ ዘረባ ኢዩ ይደጋግም ነይሩ።
ዮናታን ዘርኣኻዮ ክብሪ ግን ኣዝዩ ውሕሉል ኢዩ። ክብሪ ይግባኣካ።
ዋላ ብዛዕባ ኣወል ስዒድ ዝተዛረቦ'ውን ግቡእ ኣይኮነን። ደስ ከይብሎ ይኽእል ኢዩ። ኣበይ፡ እንታይ ይዛረብ ዘይምፍላጡ ግን ናይ ብዙሓት ምሁራት ተጋሩ ባህርይ ከይከውን ተስፋ እገብር።
ንራድዮ ኤረና ሚዛናዊት ኣይኮነትን ኢሉዋ። ርእይቶኡ ኢዩ። ንሱ ንባዕሉ ሚዛናዊ እንተ ዝኸውን ናብ ኲናት ዘምረሐ ብይን ቤት ፍርድን፡ ስምምዕ ኣልጀርስን ዘይምቕባሎም ምኳኑ ክዛረበሉ ኣይደለየን።
ተረኽበ ኢልካ ዶቡ ዝጠሓሰ ቃላት ምድርባይ ግን ንዕኡ ጥራይ ዘይኮነ፡ ናይ ብዙሓት ስምዒታዊ ብህርይ ተጋሩ ኢዩ።
Made in Sahl ክብል ከሎ፡ ወያኔ ኣብ ሳሕል ከም ዝተሰርሐት ይፈልጥ ድዩ።