ፍሉይ ምድላው በዓል ልደት ምስ ስነጥበባዊ ተስፋይ ወልደዮሃንስ (ሓው ገብረፃዲቕ ወልደዮሃንስ) _ Interview With Teafay Weldeyohannes

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 13 дек 2024

Комментарии • 963

  • @teagesyemane3389
    @teagesyemane3389 11 месяцев назад +53

    እዚኣ ጋዜጠኛ ክትፍተወካ ኩሉ ግዜ ስሓቅ love you❤❤❤❤❤ from eritrea.ኣምላኽ ዕድመኺ ምሉእ ስሓቕ ይግበረልኪ።ኤርትራ ዝዓበዩ እና ኣምጻእኪ እስከ ነዚ ጽልኢ ኣብ መንጎ ክልተ ህዝቢ ደሎ ሕምሽሽ ኣብልዮ።❤❤❤❤

  • @beyenawahid
    @beyenawahid 11 месяцев назад +29

    I must confess i had a moment of peace & solace, watching Brakhe show hosting the creative, comedian-com-dramatic artist Tesafay WY. Enjoyed it superemely. Having observed his talent, an idea came up. At this trying moment, we need to heal from the traumatic situation we are in. One healing instrument could be organizing a well thought & organised weekly or biweekly comedy-com-dramatic music show with Tesfay that lasts an hour or so, focussing on relaxing & healing people. If Brakhe show accepts & aired the show, what a tremendous contribution it would be to the healing process of the people of Tigray. I THANK YOU VERY MUCH FOR HOSTING TESFAY WY.

    • @wolderufael
      @wolderufael 11 месяцев назад

      @@chuksokadigbo4750 እዞም "ሻዕብያ ኣራዊት ንጸላእቱ" ተኾሊፍኩም ኣብትነጥቡዎ ጠፊኡኩም መሬት ዑንቊ ኮይና ጸቢባትኩም፣ ህዝቢ ኢትዮጵያ ገጽኩም ከይርኢ ይምሕጸን፣ እቲ ሕልና ዝመልኦ ህዝቢ ኤርትራ ተፊኡኩም ምስ'ቲ ወረጃ ህዝቢ ትግራይ ርክቡ ናብ ቀደሙ ክብርኽ ንኽትርእዩዎ ህይወትኩም ኣጽሊእኩም እዚ እትብሎ ዘለኻ ኣይ ዘረባ ሰኽራም ኣይጽሉል ውጽኢት ማፍያዊ ስርዓት ዝፈጠሮ ማፍያዊ ሕብረተ-ሰብ እዩ። እቶም ተገዲዶም ዘስካሕክሕ ገበን ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ዝፈጸሙ ብዘይ ዓሙቕ ስነ-ኣእምሮኣዊ therapy ኣብ ህዝቦም'ውን ክፍጽሙዎ ስለዝኾኑ ኣብ ከቢድ ኣሰካፊ ኩነት ንርከብ።

  • @wolderufael
    @wolderufael 11 месяцев назад +5

    Thanks!

    • @Brakhe_Show
      @Brakhe_Show  11 месяцев назад +1

      We thank you very much for your help!

  • @jubilee_john4862
    @jubilee_john4862 11 месяцев назад +4

    Ato Tesfay, it was really delightful to watch you play your Wata, sing and comic!! You took us back to the 80s and early 90s. What a nostalgic time/era!!
    Your daughter Selam Tesfay was my colleague and dear friend back in Asmara "ufficio lavoro"!! I hope and Pray that she is doing well, wherever she is. Please pass my greetings! Respect to you and your family (including the one and only the legendary Gere'TSdiq)!!

  • @tuemzgitekie
    @tuemzgitekie 11 месяцев назад +6

    Absolutely unique man
    Perfect comedian man live long stay long god bless you merry Christmas

  • @abrahamberhane6699
    @abrahamberhane6699 11 месяцев назад +11

    Tesfish you are a legend and an archive. I wish you a Happy Christmas!!

  • @gerzhertessema2856
    @gerzhertessema2856 11 месяцев назад +7

    መድህን ብራኸ ሸው እንኻእ እስኽስ ናወንጀል ምርመራ መርማሪት ለያኾንኺ እላሳሀኺ ተናዝዚ ምስ ህጉስ ህጉስቲ ፣ምስ ህዙን ሀዘንተኛ እላኾንኺ ምስጢር ፣ ሓሳብ ፣ ክህቡ ልተረስዑ ብላምባዲና እላደለኺ ታሪኮም ፣ታሪክ ትግራይ ብሚድያ ክፍለጥ ትገብርዮ ልለኺ ተጋዳሊት ፣ጋዜጠኛ ተባዕ ሳሀቒት በኻይት ብራኽ ሸው የቐንየልና ። ካብ አሜሪካ

  • @deqiqehadush424
    @deqiqehadush424 11 месяцев назад +13

    መድህነይ ነዚ ዓቢዪ ስነጥበባዊ ኣቦ ዕድመ ጌርኪ ኣብ መደባትኪ ስለዘቕረብክልና ኣዝየ እየ ዘመስግን። ብጣዕሚ ለባም ኢኺ!
    መደባትኪ ድማ መቐረትን ድምቀትን ዝተላበሱ እዮም። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @deqiqehadush424
      @deqiqehadush424 11 месяцев назад +1

      ​@Bruh-lt7sm ድራግን ዕፀ ፋርስን ፣ ሓሽሽን ኮንትሮባንድን፣ ስርቅን ቁጥሚነትን፣ ዝምታን እርውውናን፣ ዓመፅን ጉዕፀፃን፣ ነውሪን መነውራን ነቶም ሰብ-መሰል ኣራዊታት ሻዕብያ ሕደገሎም። ኣራዊት እንተዘይኾይንካ ንኣራዊት ሻዕብያ ኣይትትሓለቕ።
      ጥበብ ግን ኣብ ስድራቤት ጥባባዊ ተስፋይ ወልደዮሃንስ እያ ዘላ። መድህን ድማ ብልፅትን እርንብትን፣ ውቅብትን ምልክዕትን በዓልቲ ሞያ ጋዜጠኝነት እያ ።

  • @tesfalamgebreyohannes3642
    @tesfalamgebreyohannes3642 11 месяцев назад +9

    Smile my friend and make us smile for the hollyday. Thanks Brakie

  • @Zenawi_Ataklti
    @Zenawi_Ataklti 11 месяцев назад +15

    እንኳዕ ኣብፃሓና! ብጣዕሚ መዘናግዕን ንበዓል ዝምጥን እዩ። ክብረት ይሃበልና

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 11 месяцев назад +1

    መድህን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዘሐጉስ መደብ እዩ ነመስግን ምስ ቢኒያም ተወልደ ስሒቅና ብዙሕ ተማሂርና ስነ ጥበባዊ አያና ተስፋይ ድማ አስሒቁና ብዙሕ አፍሊጡና ካብዞም ነቃጻት ፖለቲከኛታት ኢና በሀልቲ (በዓል ክንፈ) እስካብ ትምለሲ ጽቡቃት ሰባት ኢኩ አቅሪብኪ 31:23 )

  • @kiflutewelde445
    @kiflutewelde445 11 месяцев назад +7

    ፍስሃ ዘለዎ ኣውዳኣመት ኣሕሊፍና የቐነልና ክቡር ስነ-ጥበባዊ ተስፋይ ከምኡ’ውን ውርዝይቲ ሓብትና ጋዜጠኛ መድሄን።

  • @johnthebrain7990
    @johnthebrain7990 11 месяцев назад +12

    ሰላም ሰላም ኣዳለውቲ ከምኡ ውን ኣቦና ተስፋይ ዋጣ ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልና ስከ!!

  • @kebey.a.9230
    @kebey.a.9230 11 месяцев назад +23

    ተጋሩ በአለትና ንበአልትና ዘጥፋእና ሙኳና ምሰክርነት እተደሊና ናይ ገብረጻድቅን ናይ ኪሮስን አሟሟት ንመርምር።
    I was privileged to know them in person and I am still crying when I hear their names.

    • @hagarawinet2088
      @hagarawinet2088 11 месяцев назад +1

      Tegaru neighbors good luck with your kilil

    • @hagosdebesay8000
      @hagosdebesay8000 11 месяцев назад +2

      እዚ ዳኣ እንታይ ሕቶ ደሊኻሉ ሓወይ? ንኪሮስ ኣለማዮን ገብረጻድቕን ዝቐተልዎም ባዕሎም ወያነ እዮም፤፤

    • @daneelotkroos
      @daneelotkroos 11 месяцев назад

      why don't you investigate it by yourself instead of spraying conspiracy 🙄

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 11 месяцев назад

      @@hagarawinet2088 ጉዳይ ጥሪ ሲኦል !! ዘለኣለማዊ ክብርን መጎስን ብምኽንያት ኹናት "ባሕላዊ ጸወታ“ ናይ ዘርኢ ድያብሎሳት ሕዝቢ ትግራይ ብEXPRESS ጥሪ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELL ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም "ሓዱሽ ANIMALS" ሓይልታት ምክልኻል ሞቶረ ሃገረ ዓባይ ትግራይ Republic TDF ብዘይካ መናእሰይ ካባ “ሰብኣዊ መሰል“ ተጎልቢቦም ዝንቅዉ ዘሎዉ ሓደሽቲ ኣዛብእ ናይ ቀትሪ፥ ብዓረባዕተ እግሪ ዝኸይዱ ዉርጋጣት ወርደተኛታት ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ተወጋሪ ትግራዋይ ንሰማእታት: ኣሜን! ኣሜን!!!! ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ሓዱሽ ANIMALS ብሓንሳብ ጉድጓድ ምስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተፈጠሩ ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ሕዝቢ ትግራይ ከይጸነተ ሰላም የለን!!!ኣሜን! ኣሜን!

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 11 месяцев назад

      @@hagarawinet2088 .ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!

  • @nugusekelali7972
    @nugusekelali7972 11 месяцев назад +10

    የቐንየልና መድሂን ሓፍትና ደስ ልብል ፕሮግራም ዘይፅገብ ጊዜ ነይሩ ምስ ተስፍሽ

  • @medhanieteklemariam8282
    @medhanieteklemariam8282 11 месяцев назад +5

    የቐንየልና መድሕን፡ ምስ'ዚ ክቡር ስነጥበባዊ ወዲ ዓደይ ወዲ ኣስመራ ትግራዋይ ዘማሰኹምና፡
    ርሑስ ኣውደኣመት ይግበርርልና ሰላም የውርደልና።

  • @alemgebre1179
    @alemgebre1179 11 месяцев назад +6

    You take me back asmera very emoyinal day to me .I remeber all good time with my family.

  • @BamlakTselot-
    @BamlakTselot- 11 месяцев назад +22

    ኣንቲ ፅብቕቲ ፍጥረት ብጣእሚ እየ ዘድንቐኪ።
    ነዚ ወናም ኣርቲስት ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ በልለይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 11 месяцев назад +16

    ሰላም ብራኸ ሸው ኣሰናዳኢት- ተስፋይ ወ/ዮሃንስ ዕድመ ጥዕና ይሃብኻ!!!! ተስፍሽ ሰላም!!

  • @jacobgebretnsae406
    @jacobgebretnsae406 11 месяцев назад +4

    I found it very touching, very funny, very entertaining. Thank you.

  • @militetesfay396
    @militetesfay396 11 месяцев назад +3

    Tesfay, my favorate Artist! a comidian entertainer!.. He is simply the best! An original Asmarino!
    I simply Love him!
    ሕውና ገብረጻዲቕ ብሰላም ዕረፍ!
    ኣያናን ሓውናን ተስፋይ ዲማ ንዓና ክሕሸና ንበረልና!
    🙏🏼💙

  • @MebreLab
    @MebreLab 11 месяцев назад +21

    ስነ ጥበባዊ ተስፋይ፡ ወናኒ ተቐዲሑ ዘይውድእ ጥበብ። ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 11 месяцев назад

      ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!

  • @yemanetsegai4617
    @yemanetsegai4617 11 месяцев назад +1

    ክብርቲ ሓብትና መድህን ኣያና ተስፋይ ንቃለ መሕተት ስለዝጋበዝኪዮ ኣዝየ የመስግነኪ፡ተዘክሮታትና ከነሕድስ ስለዝካኣልና።ስነ-ጥበባዊ ተስፋይ ዋጣ ድማ እ/ሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ሓብተይ ናተይ ኣብ ስራሓኪ ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብኪ ፈጣሪ።❤❤❤❤

  • @andemariam1763
    @andemariam1763 11 месяцев назад +11

    Once Azmarino always Azmarino. We love you.

  • @danielgebreab692
    @danielgebreab692 11 месяцев назад +15

    ተስፋይ ዋጣ 34 ዓመት ናኣሽቱ ከለና ንድሕሪት ኢዩ ዝመልሰኒ ኣብ ኣስመራ ፍቱው ኢዩ ኔሩ! ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ🙏🙏🙏 ጽቡቕ መደብ መድህን ርሑስ በዓል ልደት ምስ ጋሻኺ ተስፍሽ!💙💙💙

  • @ተስፋ-በ6ሐ
    @ተስፋ-በ6ሐ 11 месяцев назад +3

    መድህን ዕድለኛ ኢኺ በዚ ሎሚ ሳሓቅ ኣንፈታ ኣጥፊኣ ዘላ ምስ ተስፋይ ዝገበርኪዩ ዕላል ስሒቅኪ ኣስሒቅክና።
    ኣብ ትገብርዮ ዕላል ምስ ኪኢላታት ኢልኪ ተቅርብዮም ናይ ብሓቂ ብሉጻትን ንስኺ ሓያልን ተሞጓቲትን ንሓቂ ዘይትደፍኒ፡ ሓቃ ተውጽያ። ክብረት ይሃበለይ። ሰላም የውርደልና።

  • @KokebTewolde
    @KokebTewolde 11 месяцев назад +1

    Medhn bashak ketiluki tesfish btaemi eye zfetweki❤❤tesfish edmentenan fetari ymneyelka medhn shikor kulgze shaki shakki mara kefalewo from Eritrea i love your show all interesting kem nay biniyam mesali hki zzarebu trah akrbi bzuh flowers aleki thank you ❤❤❤❤

  • @yonastekle7507
    @yonastekle7507 11 месяцев назад +4

    Wow wow part two tedlina ala nay Tesfish elalu aywudian aeyu ❤❤❤❤❤
    🙏

  • @asliErda62
    @asliErda62 9 месяцев назад

    How I Love this input ...I am Eri 4 z record ❤ ❤❤❤ Tesfish & honest Medhiney❤❤ ..just great ❤ again!!!

  • @Yohanneset
    @Yohanneset 11 месяцев назад +9

    You are awesome ! Keep up.

  • @aregawihagos4686
    @aregawihagos4686 10 месяцев назад +1

    So amazing, thank you so much 💓 🎉

  • @mizanhailu-m5o
    @mizanhailu-m5o 11 месяцев назад +6

    ተስፊሽ ኣቦ ጥበብ ❤ ናይ ብሓቂ ወዲ ሹቅ 😂 ርሑስ ብዓል ልደት ንኩሉ ኣማኒ ክርስትና 🙏🙏🙏 ብራኸ ሾዉ ኣብዚ ሕዚ እዋን ንትግራይ ዘድልያ ናይ ኩሉ ሓሳብ ዘተኣናግድ ብሉፅ ሚድያ ተሓባቢርና ነዕብያ።

  • @ihaveadream9093
    @ihaveadream9093 11 месяцев назад +2

    Wowww des zebel Wegi ❤abo Tesfay ka Admen Tanan Kab BN 💙💙💙💙💙💙

  • @rahwag.6888
    @rahwag.6888 11 месяцев назад +3

    ዋውውውውውውውው
    ብጣዕሚ ዝፈትዎ ደርፍታት
    የቕንየሌና🙏🏾🙏🏾❤️💛❤️💛❤️🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛

  • @MikealAsefa-xn7wu
    @MikealAsefa-xn7wu 11 месяцев назад

    ይበል ጅግና ዝሐፍተይ ከምኡ ግበሪ ብዙሕ ቁምነገር ሰሪሖም ዝተረስዑን ዝተዘንግዑን ናብ መድረኽ እናምፃእኺ ምሥ ህዝቦም እናራኸብኪ ሃለዋቶምን ዝሠርሕዎ ቁምነገርን አበርክተኦምን እንክትነግርና ብጣዕሚ እዩ ደሰ ዝብል መድህን ሐፍትና🎉

  • @samielyohans8942
    @samielyohans8942 11 месяцев назад +6

    መድሂን ሓፍተይ ብጣዕሚ ነመስግነኪ ነቦይ ተስፋይ ዘምጻኽልና። በዚ ሓደ ንስሕቕ በዚ ሓደ ንዳናፈቅ። ካብዞም ኣድናቒኺ ኤርትራዊ እየ። ኣብቲ ሕማቕ ኩነታት ናይ ትግራይ ብግዜ ቁሪ፡ ጸሓይ፡ ማይ ደው ዝበልና ኢና። ትማሊ ፡ ሎሚ፡ ጽባሕ ኣብ ጎድኒ ህዝቢ ትግራይ ኣሎና።

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 11 месяцев назад

      ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን

  • @AmanAman-v4w
    @AmanAman-v4w 10 месяцев назад +2

    I never seen Medhin laugh like this. I love 💕 Tesfay. He’s very funny and talented musician. Long live for Tesfay

  • @danieldesta4139
    @danieldesta4139 11 месяцев назад +7

    Eritrean is the hero people's long live Eritrean.

    • @RobelRobel-r5y
      @RobelRobel-r5y 11 месяцев назад

      😂😂😂😂

    • @Pasttest543
      @Pasttest543 11 месяцев назад

      What do you mean? Kkk

    • @jonathansemere7697
      @jonathansemere7697 11 месяцев назад

      ፋህ ኢላቶያ ተጋሩ ክብልምበር ኤርትራ ዝባሓል ሕዝቢ የለን ።

  • @habtezekarias6109
    @habtezekarias6109 11 месяцев назад +6

    Tesfish ,you are always the best. I miss you and miss your great brother Ghebrexadik, my favorite I grew up listening to his music. God accepts his soul. Your Eritrean brother from diaspora.

    • @kuetasentary
      @kuetasentary 10 месяцев назад

      yes you are right me too

  • @regatgebrehiwotgebrehiwot8153
    @regatgebrehiwotgebrehiwot8153 11 месяцев назад +23

    ዕድሜ ጥዕና ይሃብካ አዝማርኖ ሐውና ቀፅል ጥዑም አዘኪርካና ናይቀደ ደርፊ ፊኖ አዝማሪኖ ❤❤❤🙏🙏🙏

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 11 месяцев назад

      ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን

  • @haftomkeshi8566
    @haftomkeshi8566 11 месяцев назад

    Thanks abona Tesfay & adalawit Medhin haftna des zebl medeb.
    Ab goni brgied nhamedu mkanka wn nemesgn💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @addisalemmesfin4849
    @addisalemmesfin4849 11 месяцев назад +4

    ፅቡቅ ገይርኪ!!! ካብቶም ብአምሆ ትሰሓሓቅዮም ዝነበርኪ ሰባት እዞም አቦ ዘምህር ነገር ይህልዎም እዩ። ምክንያቱ ሓዎም ዓብይ ታሪኽ ንትግራይ ገደለፎም እዮም።

  • @eri-mediaweditaba
    @eri-mediaweditaba 11 месяцев назад +3

    Thanks tesfish wedi Asmara 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 Mery Christmas 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @dawitmehari6865
    @dawitmehari6865 11 месяцев назад +5

    ርሕስ በዓል ልደት ኣቦና ተስፋይ ናይቀደም ሰብ ከምዚ ዩ ዘጥዕመልና ህዝቢ ኤረትራን ,ተግራይን ተስፉ ንገብር እቲ ናይ ቀደም ፍቕርና ብዘይ ዶብ ክምለስ መድህን ድማ ቐጽልዮ ጽቡቐ መደብ ህወከት ,ጽልኢ መሪሩና ሰላም የወርደልና ሓወና ህዝቢ ትግራይ ድማ ካብዚ ዘለዎ መከራ ክግላገል ሰናይ ትምኒትና እዩ .

  • @fitsumkidanu5696
    @fitsumkidanu5696 11 месяцев назад +2

    Oh God! What a personality ? What a talent... Tesfay W/Yohannes is Extraordinary person. I really Enjoyed It & had watch it 3 times. Thank You Medi. Great Job.

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 11 месяцев назад

      ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!

  • @RobelRobel-r5y
    @RobelRobel-r5y 11 месяцев назад +25

    ኣቦና ተስፍሽ ኣነስ ክፈትወካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤ሰላም ንህዝቢ ትግራይ ንመላዕ ዓለም

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 11 месяцев назад

      ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!

  • @fitwidrar5524
    @fitwidrar5524 11 месяцев назад +1

    Medhn habtna bteqrbyom medebat aziye eye zednqeki, bzaba wlqawi aqerarbaki eye gele retoy wes kbleki msnay akbrot, ab akedadnaki zeleni adnaqot buzuh eyu araya nezen nashtu ahatna eki kbleki ydefr, ab mexebabaqi gn entezey ttqemi kbleki ydefr mknyatu nxbaqeki eyu zkwlo bahalay eye 😊😊 msnay akbrot azye sle zednqeki eye rhus beal ldet neakn nsdrakn kbrti habtey ❤

  • @billdebrezion7178
    @billdebrezion7178 11 месяцев назад +6

    Very much proud of you all
    I love Tesgaye

  • @wolderufael
    @wolderufael 11 месяцев назад +1

    እንኳዕ ኣብጽሓና፣ ንዓመታ'ውን ከምዚኣ። የቐንየልና መድህን ምስ ተዋዛዪ ጋሻኺ። ገብረጻዲቕ ብኽብሪ ተዘኪሩ። የቐንየልና ብራኸ ሾው ንስለ'ቲ ጽቡቕ በዓላዊ መደብ።

  • @naherdawit1701
    @naherdawit1701 11 месяцев назад +10

    ተስፋይ መታዓቢቲ we miss you

  • @genettedla4209
    @genettedla4209 11 месяцев назад +2

    I love the program thank God the wore it's over God bless Tiger 🐅 people 🙏🙏🙏

  • @semeretesfay905
    @semeretesfay905 11 месяцев назад +4

    ርሑስ ኣዉዳኣመት ብራኸ ሾዉ ብጣዕሚ ነመስግን ዓቢ ስነጥበኛ ዘምጻኽልና ብኸመይ ንረኽቦ ክንሕግዞ

    • @Brakhe_Show
      @Brakhe_Show  11 месяцев назад +1

      0910310647
      በዛ ስልኪ ደዊልኩም ክትረክብዎ ትኽእሉ ኢኹም

  • @praiselordamen4328
    @praiselordamen4328 11 месяцев назад +2

    አውደአመት መሲሉ የቀንየልና ብራኸ ሾው ተስፍሽ ዋጣ ወደስመራ ❤👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻

  • @robsnet7976
    @robsnet7976 11 месяцев назад +5

    Tesfish Asmarino! Ruhus Awdeamet to You and your family !

  • @yordanostekle5049
    @yordanostekle5049 11 месяцев назад +4

    ኣቦ ጥበብ አድመን ጥናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣነስ ብታኤም አየ ዝፈትዎ❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰 ሩሑስ በዓል ልደት ይግበረልኩም 🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @berhanemedhanie9583
    @berhanemedhanie9583 11 месяцев назад +30

    ❤ተስ ዓቢ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ !!! ካብ ኤርትራዊ ሓውካ ጽቡቕ ትሕዝቶ ዓመት ለውጢ ይበሎ 🎉🎉

  • @berekethagoshagos4889
    @berekethagoshagos4889 11 месяцев назад +15

    ኣብዚ ሪኢቶ ዳርጋ ሕማቕ ጽሑፍ የለን። ስለዚ ናይዚ ወሃቢ ሪኢቶ ጠባይ ምቕያሩ ሰናይ ተስፋን ሰናይ ግዜን ይመጽእ ምህላዉ ተስፋ ይህበካ።

  • @weyanaygebredngl2496
    @weyanaygebredngl2496 11 месяцев назад +18

    ብጣዕሚ ደስ ይብል መድሂን ሽኮር!

  • @kuetasentary
    @kuetasentary 10 месяцев назад +1

    tesfish orginal tigrigna singer i love it and all your works and your brothers music are all amusing

  • @titi1401
    @titi1401 11 месяцев назад +4

    Birged nehamedu shelmat ne Tesfay teemeti derefi derfelekum alo❤❤❤!!!

  • @asmerommengstu8009
    @asmerommengstu8009 11 месяцев назад +1

    ተስፋይ ወልድዮውሃንስ ውዲኣስመራ ጎረቤተይ ብዋጥኡ እዳዘናግዐ ኣብ መንጎ ብቀልድን ተረካቢ ዘርባን ሰሓቅ ትዋሕ እዩ ዘብልና ነሩ ገለ ካብኡ ኣብ ባር ሓጎሳን እንዳ ከባብ እንዳስዋን ገዛባንዳ ጥልያን ትገብሮ ዝነበርካ ኣዘክርካና።
    ርሑስ በዓል ልደት ተስፍሽ።

  • @ትግራወይቲ143
    @ትግራወይቲ143 11 месяцев назад +14

    ክቡር ኣያና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም❤❤🎉

  • @hi-zp4ud
    @hi-zp4ud 11 месяцев назад +2

    ኣያ ተስፋይ ንኡሽተይ ጭሩኡ ሳላ ተሓጎሰ ሕልው ጥዕኑ ኡ ካልኦት እንትስዕሉ ፅሩይ ዩ ሳንብኡ መሓዝቱ ጎቢጠ ኦም ይኸይድ ቐኒዑ 🙏❤🙏👍👍

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb 11 месяцев назад +4

    ❤❤❤❤❤❤ መዲ ቆንጆ ፕሮግራም ምስ ቆንጆ ኣከዳድና ነቲ በዓል ዝምጥን ጋሻ

  • @SooquSabya-pb1kb
    @SooquSabya-pb1kb 10 месяцев назад +1

    Tesfish I wish long live bro we will expect more shows salute

  • @samsonhailemichael6710
    @samsonhailemichael6710 11 месяцев назад +9

    ኣያና ኩቡር ስነጥበበኛ ተስፋይ ዋጣ
    ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ 💙
    ካብ ኣባላት ብርጌድ ንሓመዱ 💙💙💙

    • @naduabaaba9585
      @naduabaaba9585 11 месяцев назад

      Adgi nahmedo nai wexae homles nai wexae tegadlai ayyyy😂😂😂😂😂😂😂

    • @danieltsegay1413
      @danieltsegay1413 11 месяцев назад

      ክክክክክክ ኣይ ንስካ መሳኪን ፍጥረት

  • @dawitessays7102
    @dawitessays7102 11 месяцев назад +1

    Thank birake show abona tesfa deszeblie elalie kab Germany
    🏝🏝🏝🏝💧blue heart 🎉

  • @mr.hrealpeople2135
    @mr.hrealpeople2135 11 месяцев назад +6

    I remember this guy when he first came from Tigray to Asmera. We were very young at the time. It was in Haseyawi(ሃጸያዊ እንዳ ሻሂ):: And everyone was nice to him. It didn’t took long before they became Asmarinos. Unlike some people who try to dehumanize Deki Asmera, we are very nice people. These brothers were received by Asmarinos with our hands open. They have enjoyed their life to the max in Eritrea.

  • @dawitsolomon5477
    @dawitsolomon5477 11 месяцев назад +2

    Thank you Medhin for invied him.

  • @warezLamba
    @warezLamba 11 месяцев назад +13

    Tesfaye, you took me back to best time of all the 70's Asmara. Thanks !!

    • @otcanful
      @otcanful 11 месяцев назад

      @Bruh-lt7smhgdef go to hell.

    • @dcshikor
      @dcshikor 11 месяцев назад

      ​@Bruh-lt7smsekt men kamneka eu hasawi seb aytkeshshu

    • @dcshikor
      @dcshikor 11 месяцев назад

      @Bruh-lt7sm kkk ata ksab lomi aytnekhun ekum msh ? Agame awraja eu halay xerfi mesiluka kkkkk

  • @shalikurgira4806
    @shalikurgira4806 11 месяцев назад +1

    Gush, this lady is so pretty. Specially when laughing. ❤

  • @abrahamblata8183
    @abrahamblata8183 11 месяцев назад +14

    ምስዞም ጽቡቃት ተጋሩ የሕዋትና እሲ ሰላም ኢዩ ዘጸብቀልና። ኤርትራውያን + ተጋሩ ❤ ኣታ ንሕና ሓደ ሃገር እንተ ንኸውን እሲ ክንደይ ግዲ መጸበቀልና❤ ን ኣምላኽ እዚኣ ከሬኤና ንልምኖ

    • @tsegu6068
      @tsegu6068 11 месяцев назад

      Entay yehezen yemeselka Isayas robinato zegeberekum weledo kemey ilka misakum ne qedmit kemzekeyed terah iyu.

  • @brhanewelday2054
    @brhanewelday2054 11 месяцев назад +1

    Tesfsh edmen tena yehabka kubur snetbeb mezanagiai sihikna kbret yhabelna thanckyou medhn brake shew thanckyou

  • @danielhabte7100
    @danielhabte7100 11 месяцев назад +9

    ክብረት ይሃበልና ኣያና ፡ ኣቦና ተስፋይ ዋታ ፡ ርሑስ በዓል & መድህን ሓፍትና🎉🎉🎉🎉 ኤርትራውያን በርጌድ ንሓመዱ USA ❤🎉🎉🎉😊🎉🎉

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 11 месяцев назад +1

      ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!

    • @danielhabte7100
      @danielhabte7100 11 месяцев назад

      @@chuksokadigbo4750 ኣታ ዑብድ ከልቢ ሃለፍታ ይገብረልካ ሎ ተከተብ። you need to take vaccine.

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 11 месяцев назад

      @@danielhabte7100 እሂ እሞኸ ኣታ ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሉ 'ሓዱሽ ANIMAL' ብደዉ ኽልተ ሞት ዝሞተ ሓሞቱ ዝፈሰሰ ረሳሕ ላሓሲ ባሕሊ ዘይብሉ ሓይማኖት ዘይብሉ ኣቡ ብኣፉ ወጊሩ ዝገደፎ ንዲኡ ዝረዉዕ ፍሉል፡ ብሓንሳብ ጉድጓድ ምስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተፈጠረ ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶ ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቐ ዝተለኸፈ ዝተበኸለ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደለ ተጎቢሁ ብመኣኮሩ ብኣፉ ይዉገር ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ዝብሃል ደመ ኸልቢ ፍጥረት ድያብሎስ፡ ምሳኹም ዘርኢ ድያብሎሳት ሕዝቢ ትግራይ ገና ዘይተወራረደ ብዙህ ሕሳብ ኣለና። The most SWEETEST part of the GOOD NEWS of the century is that, during the past 3 year old war, at least 1.5 millions ur fellows ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዘርኢ ድያብሎሳት ትግራዋይ are being SUCCESSFULLY ERASED out of the surface of ETHIOPIA, right now they've joined their ancestors where they are ROASTING & RESTING in eternal HELL. Rest in HELL, ኣሜን! ኣሜን! Is that not so SWEET GOOD NEWS to hear that ኣታ ሓቐኛ ተወጋሪ ዘርኢ ድያብሎሳት ትግራዋይ ዝብሃል ደመ ኸልቢ ፍጥረት ድያብሎስ from the pit of HELL.

  • @akezagirmayreda8656
    @akezagirmayreda8656 11 месяцев назад +1

    ዋዋዋዋውው ብጣዕሚ ዴስ በሀሊ ፕሮግራም እድሜን ጢዒናን የሀብካ

  • @KIDUSBERHANE
    @KIDUSBERHANE 11 месяцев назад +3

    ደስ ዝብል ፕሮግራም መሃርን መዘናግዕን ❤❤

  • @zakz1724
    @zakz1724 11 месяцев назад +1

    ብጣዕሚ ባህ ዘብል መደብ ብራኸ ሾው መድህን ን አይተ. ተስፋይ ወልደዮሃንስ ዓዲምኪ መሳጢ መደብ ስለዘዳለኺ ክትምስገኒ ይግባእ...........

  • @Phil_Johon
    @Phil_Johon 11 месяцев назад +3

    Great program. Thanks, Medhin! I really enjoyed it.

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 11 месяцев назад

      ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!

  • @teagesyemane3389
    @teagesyemane3389 11 месяцев назад +2

    ኣቦና ተስፊሽ❤❤❤❤❤ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @Isaacmesghena
    @Isaacmesghena 11 месяцев назад +4

    HAPPY holidays BRAKHE SHOW!!!! I AM FROM ASMERA......THIS GREAT MAN AMAZING!! REMIND ME MY GOOD TIME....AGAIN THANK SHKORINS!!!

  • @YaredMebrahtu-vd8fh
    @YaredMebrahtu-vd8fh 11 месяцев назад +2

    ዕድመይ ጥዕናይ ይሃበልና ተስፍሽ😍

  • @MFish7980
    @MFish7980 11 месяцев назад +8

    Thank you, brother Tesfay, for your very lovely entertainment through Music and short talks. Hope to SEE more people like you, who can work as a Bridge between the people of Eritrea and Tigray. I cannot wait to see the restoration of Peace and prosperity of the two people over the Grave yard of the Barbaric Eritrean Regime. Thank you so much also our sister Medhin for your hard work and for inviting such honorable person. I would like also to thank your co-worker who was serving the coffee !! Merry Christmas and Happy New Year!!🌹🌷💙💙

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 11 месяцев назад

      ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን

    • @MFish7980
      @MFish7980 11 месяцев назад

      @@chuksokadigbo4750 ብሓቂ ውላድ ህግደፍ ! አረመን!!

  • @Millena-c5o
    @Millena-c5o 11 месяцев назад

    Am still linsining all your brother/G Tsadik & yours music when I recall Asmera like " Aytekeyemuni..... kidmi Ezia Midrafey Silezbeleni" & Benuesey keleku....

  • @mebrahtomteklebirhanwubet7041
    @mebrahtomteklebirhanwubet7041 11 месяцев назад +4

    Just legend🤗🤗 i love him

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 11 месяцев назад +2

    ኣያና ተስፍሽ ከምኡ ውን ብራኸ ሾው መዳለውቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ብሩኽ በዓል ፅቡቅ ዝግጅት🙏✝️✝️🕊🕊❤❤

  • @hamepostselemun5822
    @hamepostselemun5822 11 месяцев назад +3

    Btai des eu zb medebkum ka hawkum brged nhamedu gn kem mearemta ata barista tbl betefe nice ❤

  • @SelamNkulu-to5kh
    @SelamNkulu-to5kh 11 месяцев назад +1

    ርሑስ በዓል ልደት ብራኸ ሸው ጽቡቕ መደብ ተስፍሽ ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይምኔልካ ( የማነ ኣለም ትግራዋይ ዲዩ ? ኤርትራዊ ?)ንምፍላጥ ዝኣክል'የ ።

  • @DesalegnGebremrdhn-tq7un
    @DesalegnGebremrdhn-tq7un 11 месяцев назад +10

    ርሑስ በዓል ልደት ንክቡር አያና ዕድመ ጥዕና ይምነ

  • @fayaz3598
    @fayaz3598 11 месяцев назад +1

    ከያኒ ደበሳይ ዘገየ ካብ ዘይንሪኦ ብዙሕ ገይርና ብራኸ ሾው ደሃዩ'ባ ሕተቱልና plz🥹

  • @amsaluhaileselassie8813
    @amsaluhaileselassie8813 11 месяцев назад +7

    ተስፉሽ ኣቦ ጥበብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @nosacurry4257
    @nosacurry4257 10 месяцев назад

    Much love from Asmara Eritrea 🇪🇷 😅

  • @worldart-h5t
    @worldart-h5t 11 месяцев назад +3

    Wow ዝገርም ተስፍሽ ፍትሕ ኣቢልካና ይሞችኻ ሩሑስ ባዓል ልደት ይግበረልና💖💖💖

  • @SamiKidane-bb1st
    @SamiKidane-bb1st 10 месяцев назад

    Tesfe azmarino wedi gezawtey eyu neru geza banda tilyan asmera tesfa ygebr dequ bselam khlwu dhri ezi kulu shigr nay tgray❤❤

  • @GrumGebremeskel
    @GrumGebremeskel 11 месяцев назад +5

    Wedi Er Ebayyy I Love you❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @genygen5351
    @genygen5351 11 месяцев назад +2

    Tium gize halifu. Edmen tienan ymine🙏 💕

  • @donbosco3732
    @donbosco3732 11 месяцев назад +31

    ተስፋይ ዋጣ ዓቢ ሰብ:: ደቂ ኣስመራ ብዙሕ ይናፍቑኻ:: ይዝክር ኣብ ባሕቲ መስከረም ናይ ቀደም "አብዮት ኣደባባይ" ኮንሰርት ከተቕርብ ከለኻ ምስ ብጾትካ::ሰላም ኮይኑ ሓደ መዓልቲ ነዚ ምርኢት እዚ ክትደግሞ ::

    • @rorasabur-u5t
      @rorasabur-u5t 11 месяцев назад +1

      እዚ ሓሳዊ ብዓቢ ስርቂ ተኸሲሱ ኣብ ቤትፍርዲ ን 3 ዓመታት ተፈሪዱ 1 ዓመት ምሕረት ዝተገበረሉስ ተስፋይ ሲ ተመሊሱ ኤርትራ ክርእያ ትሓስብ ክክክክክክ ኣባል ኢሰባ ደርጊ ኮይኑ እዩ ኣብ ባሕቲ መስከርም ዋጣ ዝዋጥይ ዝነበረ

    • @eritreanhiwot4667
      @eritreanhiwot4667 11 месяцев назад +1

      ​@@rorasabur-u5tጥበቃ ጓድ እዩ ኔሩ።

    • @thomasgebreslase7681
      @thomasgebreslase7681 11 месяцев назад

      @@eritreanhiwot4667ጓድ ጥበቃ

    • @thomasgebreslase7681
      @thomasgebreslase7681 11 месяцев назад

      @Bruh-lt7sm ጽቡቅ ኣለኻ ድራግ ክሸይጥ ሰሪቁ ተታሒዙ ብቤት ፍርዲ ተፈሪዱ ከምተኣስረ ኢየ ዝፈልጥ ግን ንሱ ግልጺ ኮይኑ ክዛረድምብ ኣለዎ በር መድሂን ዋላ ወሪኡ እንተሃከዋ ብሰርቂ ተኣሲርካ ነይርካ ኢላ ክትሓቶ ከቢድ ዩ።

    • @Asmera-1
      @Asmera-1 11 месяцев назад

      @@rorasabur-u5t ጽቡቕ ኣለኻ ሕልፍ ኢሉ ምስ ኪነት ናይ ከፍተኛ ሸውዓተ ይጻወት ኔሩ።ካብ እንዳ ስዋ ገዛ ብርሃኑ ተኣሊኹ ይውዕል ኔሩ። በት ማእሰርቲ 2 ግዜ እዩ ተኣሲሩ ብደርጊ ኣብ 90 ኣብ ኤርትራ ድማ ብቐጠፍጠፍ ን 3 ዓመት ተፈሪድዎ 2 ዓመት ብኣመኩሮ ተኣሲሩ ወጺኡ deport ተጌሩ። ዝመሽመሸ ሂወት ይመርሕ ኔሩ

  • @Amsalu-y4s
    @Amsalu-y4s 11 месяцев назад +1

    ❤ great man thank youv Mr.. ( tigray should thank them both & also Hagos G/ gez

  • @tesfamichaelhailu1151
    @tesfamichaelhailu1151 11 месяцев назад +7

    The best show.

  • @mawchagebreyohannes5987
    @mawchagebreyohannes5987 11 месяцев назад +2

    መድህን ለባም😘
    ከም'ዚኦም ዝበሉ ግርማ ባህልናን ትግራይናን ዝኾኑ ዓበይቲ ተጋሩ ምቕራብኪ 'ውን ብጣዕሚ 'ዩ ደስ ዝብል። ሚድያኺ ዝተፈላለየ ቪዶ ስርሕሉ። ኩሉ ግን ንረብሓ ተጋሩ።
    ባህልና ክዓቢ፥ዲሞክራሲ ክሰፍሕ፥ሕ/ሰብና ክበልሕ፥ ወዘተ ኣብ ምምፃእ ተቓለሲ። ብዝተረፈ ነኽብረኪ ኢና ርሑስ ብዓል ልደት🙏💖🙏

  • @amanuelberhane2068
    @amanuelberhane2068 11 месяцев назад +3

    መድህን ስርሓ ፅቡቅ ስሓቃ ጥዑም ርሑስ በዓል ልደት ንኩልና ይግበረልና