🔴ንደቅኻን ሰበይትኻን ብዝሒ ሃብትኻ ኣይትንገሮም/ ስንቂ ምኽሪ ምዕራፍ 13•|• Senki Mekri part 13 Eritrean orthodox church 2024
HTML-код
- Опубликовано: 9 фев 2025
- ©Mdre Canaan
Subscribe for more @Mdrecanaan
ኣንጋረ ፍላስፋ ብሂል ፍላስፋታት ብቋንቋ ትግርኛ ዝተጸሓፈ ኮይኑ፥ ጸሓፍን ኣሰናዳእን ድማ ሊቀ መዘምራን ሞግስ ዕቁባጊዮርጊስ ኢዮም፥ ትርጉም ድማ ብመሪጌታ ተወልደመድህን መንግስቱ።
እዚ መጽሓፍ ኣብ ጉዕዞ ሂወትና ንፈተና ዓለም ብጥበብ ክንብድህ ዝሕግዝ ዓብዩ ናይ ሊቃውንቲ መጽሓፍ ኢዩ።