Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
1፡ምንባብ ን20 ደቂቅ2፡ምምስጋን ን30 ደቂቅ3፡ስፖርት ን30 ደቂቅ4፡መናቃቅሒ ምስማዕ5፡ብዛባ ሕልምካ ን20 ደቂቅ ምሕሳብ6፡ንነብስካ ምድናቅ ሞራል ምሃብ 15 ደቂቅኣምላክ ይሓግዘና ከምዚ ከማይ ጀመርቲ 👏👏👏✝️
amen3💗
Amen amen amen
Amen amen amwn
ኣሜን 🙏🏼🌺
ዝመሰጠትኒ ምምስጋን እዩ ኣብ ተመስገን ሰላም ቅሳኔት ራህዋ ኮታስ ኩሉ እዩ ዘሎ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ይመስገን ❤❤❤
Nay bhaqi kubru ysfah
ኣነ ማይ ምስታይ ኢየ ዘድንቃ ምኽንያቱ ኩሉ ድሕሪ ጥዕና ስለ ዝኮነ ማይ ማይ ማይ ምስታይ።
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ አነ ዝብለን 1ምንባብ 2 ስፖርት ምስራሕ3 ምምስጋን
Tkiw
ኣብ ሓሳብ ምቅያር ነብስካ ካብ ዝኣቱ ሓደ ዓመት ወሲድለይ ፡ንባብ ለሚደ ስፖርት ውን ለሚደ ንግሆ ምትሳእ ግን እታ ዝዓበየት ኢያ " ጸላኢተይ ኢያ ዘላ ካብ ሰኑይ ንግሆ ክፍትን ኢየ ኣምላክ ይሓግዘኒ
በየናይ መንገዲ እንተ ተጋዓዝኩ እየ ነብሰይ ክቕየር ዝኽእል ኢለ እንዳ ሓሰብኩ መጺኹሙኒ ካብ ልቢ የመስግነኩም! ንግሆ ምትሳእ, ኣካላዊ ምንቕስቓስን ብዛዕባ ዕላማይን ሕልመይን ምስ ነብሰይ ዝርርብ ክገብር ከም ዘለኒ ውሽጠይ ኣሚኑ ኣሎ! ካብ ሎሚ 21 ምዓልቲ ነብሰይ ክቕይር ኣምላኽ ይሓግዘኒ::🙏
Ngho mtisae tejemrika kulu kikewin eu
በሕቂ ጽቡቅ ምኽሪ
ንግሆን ምሸትን ምምስጋንኩሉ ከምትኽእል ንነብስኻ ምእማንኣብ ዕላማኻ ምንካስን
thanks so much for your ideas continue it
ብጣዕሚ ደስ ዝበላኒ 1.ንግሆ ምትሳእን2.ምምስጋንን3.እስፖር ምስራሕን🥰
ኒዓይ ኢታ ዚመሰትውኒ ኒግሆ ተስካ ኣፖርቲ ምስራሕ ።ሚንብብ 45 ደቂቅ መንፈሳዊ ኪትሰሚዕ ኣለካ ቢጣዕሚ ደስ፡ዘቢል ቀጺሎ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
የቅንየልና መምህር መኮነን እንኮዕ ናትና ኮንካ ምሉእ ጥዕና ይህብካ ኣምላክ ብድሓን ትረፍ 🇪🇷🇪🇷🎈🎈🎈🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🥰🥰🥰😍💯💯🥰❤❤❤😍😍💯😍😍🥰🥰❤🥰😍😍
ክብረት ይሃበልና ኣንገሶም ከምኡ'ውን መምህር መኮነን።ኣነ ደስ ካብ ዝበላኒኣንጊህካ ምትሳእምምስጋን ኣካላዊ ምንቅስቓስ።I will star to set may ⏰️ early in the morning 🌄 thank you so much 🙏 😊
ብሓቂ ለባም ሓዉና አዚና ኢና ነመሰግን ❤❤❤❤🙏
Des zebel temhrti thankes kebret yehbelna burk hawena
❤Mmsgan❤Mnbab❤Bzaeba hlmka mexaikan gzie hibka mhsab
ፅቡቕ ስነልቦናዊ ትምህርቲ ከነተግብሮ አና ክብረት ይሃበልና
ብሂወተይ ካብ ሕጂክቅየርየ ክብል ፀኒሐ ምምስጋን ጀሚረ ፀኒሐ ❤ንጉሆ ምትሳእ ፀላኢተያ ግን ክጅምርየ ❤ ስፓርቲዉን ክጅምርየ ካብ ሕጂ ነብሰይ ክሓንፅየ ምስ ፈጣሪዬይ ነብሰይ ክቅይርየ ማይ ዝያዳየ ዝሰቲ ግን ሳዓት የፈልየሉይ😊 ኩለን ከተግብረን ፈጣሪ ይሓግዘኒ🤲
Wawww thankyou❤❤ nay bhaki mehari zkone hasab nebska zlwt ❤❤
መምህር ብሉጽ ሰብ ኢካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል የቀንየልና እዝሐወይ እትህቦ መሃሪ መደባት ነመስግን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
1,ናይ ,ምንባብ ልምዲ 2,ንነብስካ ምድናቅ እዚኤን ከተግብረን እየ ::ስለ ምኽርኻን ሓሳብካን ክብረት ይሃበልና ::
Ttt
ደስ ዝብል ምኽሪ: የቀንየልና መም. ሞኮነን ተስፋይ
ክብረት ይሃበልና መምህር ሞኬ
waww thanks zehaweymexhaf menbab end awentawi mengar negezae nebska esport❤❤❤❤
ሓቂ ደስ ክብል ትምርትካ የቀንየልና ኩቡር ሓዉና 1 ምምስጋን 2 ሰፖርት 3 ምንባብ 4 ንግሆ ምትንሳ ደስ ኢለናኒ
1 ኣንጊህካ ምትሳእ ኣመስግን በቲ ተመስግኖ ስለ ትረክብ።2 ስፖርት ኣካላዊ ምንቅስቃስ ናይ 30 ደቂቕ3 ኣንባቢ ኩን4 መናቃቅሒ ስማዕኩሉ ግዜ ምድግጋም ናይ ዕቤት ስለ ዝኮነ።
❤❤ ዋው ብጣዕሚ እያ መምሃሪት ❤❤❤
Thank you from the bottom of my heart I have been thinking about why I am coming out of this life and I thank you again for finding something of God
ብቀዳምነት ንሳካ ክትምስገን ይገባካ ቀሊል ትምህርቲ ኣይኮነን አካ ዳ ብጥርሑ ተባረክ ፡ ብምቅጻል ኣነ ዘዘውትሮ ምምስጋን sport tegedasnet absrah eyu eti kale ka ablbna yehdro knftno ena
ክብረት ዪሃበልና ኩቡር ሓው
ፅብቅ ስነ ልቦናዊ ትምህርቲ ቀፅለሉ
ብጣዕሚ ጽቡቅ ዝሓወይ። ሓጊዝካኒ ኣለካ።
Shegara mest gedfoyo temesgen amlaki Kemizi natey yemaslkum Hiwetey betam teqeru alo 🙏
ብጣዕሚ፡የመዝግን፡ዓቢ፡ትምህርቲ፡ዝሃብካና።
I’m a programmer, and I decided to improve my knowledge each day, Helpful video
Thank you! I appreciate it 🙏
Thanks kubur haw nebsey ab zxelaekulu dereja eye xenihe hji gn moraley kiabi gierka eka so tax kexlo
መምህር ምስ መሰራሕትኻ ክብረት ይሃበልና፡ ኣዝዩ ጽቡቅ መደብ'ኻ ተቅርበልና።
Thank you kubur hawey
ዋዉ ብጣዕሚ መሰረት ሂወት ዝክነ ትሞህርቲ1.ምስጋና ኣብ ትገብሮ ጉዕዞ ዕዌትት ክትክውን ይሕግዘካ2.ስፓርት የናቃቅሐካ ርእሰትማንነት ..3.ምባብ ናትካ ፍሪኮንሲ(frequncey)እዳኣመስገና ኢና ብርዑኩም ትሰስን::
Betaemi xebuk temrti
Amazing thank you for sharing brother God bless you.
ዋውውውው ብጣዓሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ኣነ ዝፈትወን1ስፖርት ምስራሕ2 ምምስጋን3 ንግሆ ምትሳኣ4 ኣንባቢ ክከውን ይሓስብ ኣለኩ
ኣምላክ ይሓግዝካ
ይሓግዝካ /ኪ
Amazing smart boy.. Thanks so much 🙏
ብጣዕም ደስባሃላይ እየ ያቅንየልና 🙏ብዙሑ ከረዳኦሎ ኽእለ እየ ካብ ልብየና ናመስገን❤👏
Thanks zarkey des zbl habereta amlak yhagzena
Thank you teacher Mekonen. Kem wetru
4 des eltni nay amsgen 🙏 🙏 🙏
Thanks, you made me believe in myself❤ keep it up!!!
ok thank u🙏
ሓደ ሓደ ነገራት ግዜ ይወስድ እዪ።በዓቐሊ 👉ተጸበ።ኣዎንታዊ 👉ሕሰብ።ነገራት 🙏ጽቡቐ ኩኾኑ እዮም።ሰላምከመይ ኣለኩም፡👉 ኣብ ስራህኩም ዓወትን 🙏ኣሳልጦን🙏 ጥዕናን🙏 ንምነየልኩም፡ጽቡቐ መደብ እዪ ቐጽልዎ፡
1 ተመስገን ምባል 2 መፅሓፍ ምንባብ3 ንጎሆ ምትሳእ4 ንነብስካ ምውዳስ👏❤😍
Thanks for your wonderful points and kindness.
Thanks you dear for sharing All of powerful points
E sport🏋🧗♂️ ni munibabni & mumsigani thanks ka
Excellent Person Memhr Mekonen. Thanks
Thenkyou very much gzaika wefiki kemzi mkrabka 🙏
ብጣዕሚ ደስ ዝበላኒ ከስተግብረን ዘለኒ1 ቅድሚ ሳዓት ምእካሉ ናብ ስራሕ ድዩ ናብ ካልእ ኣቀዲምካ ምትሳእ2 ምምስጋን3 ኣካላዊ ምንቅስቃስ
thanks
Wow betami mehari eyu Thanks 😊
መምህር ባዓል ስፊሕ ኣእምሮ ❤❤❤ ከማካ ይብዝሑ❤❤❤❤
Thank you so much!
Wawwww bitaemi xibuq timhrti ❤❤❤❤❤❤❤
1)ንግሆ ካብቲ ደዘውትሮ ዝፍትዎን ምትሳእ እዩ።2) ንግሆ ውን ብራሽ ግብእር ኣቢለ ማይ ኩሉ ግዜ እየ ድሰቲ ።3) ምንባብ ስሕት ኢለ መጽሓፍ ቁዱስ ይንብብ እየ ፡ግን ካብ ሕጂ ኩሉ ግዜ ከንብብ ክፍትን እየ።4 ስቦርትን ናይ ጾሎት መደብን ግን ካብቲ ኣዚኡ ጥዕና ድበካ እዩ ግን ኣምላኽ ሓይሉ ይሃበኒ ነዚአን ክገብር ካኣ ተስፋ ይገብር።
ብርዕኻ ይሰስን ብሉጽ ሰብ So thanks!!!
😍🤲🏾ኩሉ ጌረዮ ሂወተይ ተቀይሩ ታንኪስ የሕዋት
Thanks bro ❤❤❤❤❤
Thanks you memhri mekiye
Xbuk Sarh ,kbret yhabelna
Thanks hawena betami ena nmsgnka
❤❤❤ Thanks bo/r
የቀንየልና።
Thanks memhr
Tankes so much brother betami dese zebli temherti betami dese zebli temherti
Thank you hawey❤
Edmen tsenan yhabka fetari kubur hawey
Woooow awesome advice thanks for sharing to us
Wawwwww amazing I am so happy thank you so much bro
ቃል ኣምላክ ኩሉ ግዜ ምንባብንጉሆ ምትንሳዐ ስፖርቲ ምስራህንእግዛብሆር ምምዝጓን
Thanks you❤❤❤🥰
All of them are important, but I have to mention 3 points, ok let’s go:-1. Ngho mtsae 2. Bzaba hlmaka kulu gzie mhsab 3. Nfue anbabay mukanThank you for sharing memhrey, God bless you and your family
Wawww Betam xeboku Des Zebelu lebonawi temhrt thanks you❤❤❤ 1 & 9 &4
Thank you please 🙏 continue do not stop
Amazing thank you brother
ደስ ዝብል ስሚኢ ክትግብሮ ድማ ዝግጁ ኢየ ካብአቶም ድማ ክትግብሮም ዝደሊ ብቀዳማይ አርስካ ምፌታይ ማይ ምስታይ ደጋጊመ ድማ ካልኦትን ብዙሀት እዪም ግን ተግቢረ ክነግረካ እየ ካብዝገርመካ ንንመጀመታ ጊዜ እየ ክልእክ ንአይ ሀደ ስጉምቲ እዪሞ ደስ ኢሉኒ ሀተታ ደአ አብዜሄ እምበር አርሳ ን ሰባን ፈታዊት ጀግና ጋል56አመት ሰብ እየ ካብ ሎሚ ኖይ ፅባህ ብርሀን ዝርኢ እየ የቀንየለይ
Thank you so much
good job hawey ewut seb yewteka
Betamie des zebel temhertei eyu egzabiher amelak edemen tenan yehabkum
Wonderful and inspiring
Thank you very much
ሰላም ነዓካ ንስካ ቡሩኽ ኢኻ በርትዕ ብጣዕሚ ውጺኢትታዊ
Kab xbah ngho kjimren iye.1 ngho mtsae fetari mmsgan,kulu gzie seat 1-2iye ztse neyre,2 sport qrxey xubuq iu bsenki eSport gn khafs yflrteni,3 mnbab ,4 motivated zgebrek sound msmae,5 1hr bzaeba camera operator kexne.abzien xeqite 21 day kserh iye.wuxit abta 3yt somun khbr iye our couches thanks for this life info.❤️❤️👏👏
Thanku 😊
Waw ata ezi kulu sebna kemzi tezkewun bhaki seb aymtchenkn ane bhaki ye tesfa gere ms semakuwa ab thti fetari malet u🎉🎉🎉🎉❤❤
የቀንየልና ኩቡር ሓውና ጽቡቅ ትምህርቲ
wowww 🎉🎉🎉
That,s really good advice keep it up
ይቀንይለና ክብር ሓወይና ፅብቅ ትሞህርቲ አዩ❤❤❤🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምርቲ የቀንየልና ክቡር ሓውና
ብጣዕሚ ጠቃሚ ምክሪ ከምዚታት ኣገዳሲ ትምህርቲ ድሕሪ ሕጂ ግበሮ።
Kab blux seb blux hasab ,Nay bhaqi xbuq tmerti .Thanks kexlo ❤
Goyta eyesus ybarka
1፡ምንባብ ን20 ደቂቅ
2፡ምምስጋን ን30 ደቂቅ
3፡ስፖርት ን30 ደቂቅ
4፡መናቃቅሒ ምስማዕ
5፡ብዛባ ሕልምካ ን20 ደቂቅ ምሕሳብ
6፡ንነብስካ ምድናቅ ሞራል ምሃብ 15 ደቂቅ
ኣምላክ ይሓግዘና ከምዚ ከማይ ጀመርቲ 👏👏👏✝️
amen3💗
Amen amen amen
Amen amen amen
Amen amen amwn
ኣሜን 🙏🏼🌺
ዝመሰጠትኒ ምምስጋን እዩ ኣብ ተመስገን ሰላም ቅሳኔት ራህዋ ኮታስ ኩሉ እዩ ዘሎ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ይመስገን ❤❤❤
Nay bhaqi kubru ysfah
ኣነ ማይ ምስታይ ኢየ ዘድንቃ ምኽንያቱ ኩሉ ድሕሪ ጥዕና ስለ ዝኮነ ማይ ማይ ማይ ምስታይ።
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ አነ ዝብለን 1ምንባብ
2 ስፖርት ምስራሕ
3 ምምስጋን
Tkiw
ኣብ ሓሳብ ምቅያር ነብስካ ካብ ዝኣቱ ሓደ ዓመት ወሲድለይ ፡
ንባብ ለሚደ
ስፖርት ውን ለሚደ
ንግሆ ምትሳእ ግን እታ ዝዓበየት ኢያ " ጸላኢተይ ኢያ ዘላ ካብ ሰኑይ ንግሆ ክፍትን ኢየ ኣምላክ ይሓግዘኒ
በየናይ መንገዲ እንተ ተጋዓዝኩ እየ ነብሰይ ክቕየር ዝኽእል ኢለ እንዳ ሓሰብኩ መጺኹሙኒ ካብ ልቢ የመስግነኩም! ንግሆ ምትሳእ, ኣካላዊ ምንቕስቓስን ብዛዕባ ዕላማይን ሕልመይን ምስ ነብሰይ ዝርርብ ክገብር ከም ዘለኒ ውሽጠይ ኣሚኑ ኣሎ! ካብ ሎሚ 21 ምዓልቲ ነብሰይ ክቕይር ኣምላኽ ይሓግዘኒ::🙏
Ngho mtisae tejemrika kulu kikewin eu
በሕቂ ጽቡቅ ምኽሪ
ንግሆን ምሸትን ምምስጋን
ኩሉ ከምትኽእል ንነብስኻ ምእማን
ኣብ ዕላማኻ ምንካስን
thanks so much for your ideas continue it
ብጣዕሚ ደስ ዝበላኒ
1.ንግሆ ምትሳእን
2.ምምስጋንን
3.እስፖር ምስራሕን🥰
ኒዓይ ኢታ ዚመሰትውኒ ኒግሆ ተስካ ኣፖርቲ ምስራሕ ።ሚንብብ 45 ደቂቅ
መንፈሳዊ ኪትሰሚዕ ኣለካ ቢጣዕሚ ደስ፡ዘቢል ቀጺሎ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
የቅንየልና መምህር መኮነን እንኮዕ ናትና ኮንካ ምሉእ ጥዕና ይህብካ ኣምላክ ብድሓን ትረፍ 🇪🇷🇪🇷🎈🎈🎈🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🥰🥰🥰😍💯💯🥰❤❤❤😍😍💯😍😍🥰🥰❤🥰😍😍
ክብረት ይሃበልና ኣንገሶም ከምኡ'ውን መምህር መኮነን።
ኣነ ደስ ካብ ዝበላኒ
ኣንጊህካ ምትሳእ
ምምስጋን
ኣካላዊ ምንቅስቓስ።
I will star to set may ⏰️ early in the morning 🌄 thank you so much 🙏 😊
ብሓቂ ለባም ሓዉና አዚና ኢና ነመሰግን ❤❤❤❤🙏
Des zebel temhrti thankes kebret yehbelna burk hawena
❤Mmsgan
❤Mnbab
❤Bzaeba hlmka mexaikan gzie hibka mhsab
ፅቡቕ ስነልቦናዊ ትምህርቲ ከነተግብሮ አና ክብረት ይሃበልና
ብሂወተይ ካብ ሕጂክቅየርየ ክብል ፀኒሐ ምምስጋን ጀሚረ ፀኒሐ ❤ንጉሆ ምትሳእ ፀላኢተያ ግን ክጅምርየ ❤ ስፓርቲዉን ክጅምርየ ካብ ሕጂ ነብሰይ ክሓንፅየ ምስ ፈጣሪዬይ ነብሰይ ክቅይርየ ማይ ዝያዳየ ዝሰቲ ግን ሳዓት የፈልየሉይ😊 ኩለን ከተግብረን ፈጣሪ ይሓግዘኒ🤲
Wawww thankyou❤❤ nay bhaki mehari zkone hasab nebska zlwt ❤❤
መምህር ብሉጽ ሰብ ኢካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል የቀንየልና እዝሐወይ እትህቦ መሃሪ መደባት ነመስግን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
1,ናይ ,ምንባብ ልምዲ
2,ንነብስካ ምድናቅ
እዚኤን ከተግብረን እየ ::
ስለ ምኽርኻን ሓሳብካን ክብረት ይሃበልና ::
Ttt
ደስ ዝብል ምኽሪ: የቀንየልና መም. ሞኮነን ተስፋይ
ክብረት ይሃበልና መምህር ሞኬ
waww thanks zehawey
mexhaf menbab end awentawi mengar negezae nebska esport❤❤❤❤
ሓቂ ደስ ክብል ትምርትካ የቀንየልና ኩቡር ሓዉና 1 ምምስጋን 2 ሰፖርት 3 ምንባብ 4 ንግሆ ምትንሳ ደስ ኢለናኒ
1 ኣንጊህካ ምትሳእ ኣመስግን በቲ ተመስግኖ ስለ ትረክብ።
2 ስፖርት ኣካላዊ ምንቅስቃስ ናይ 30 ደቂቕ
3 ኣንባቢ ኩን
4 መናቃቅሒ ስማዕ
ኩሉ ግዜ ምድግጋም ናይ ዕቤት ስለ ዝኮነ።
❤❤ ዋው ብጣዕሚ እያ መምሃሪት ❤❤❤
Thank you from the bottom of my heart I have been thinking about why I am coming out of this life and I thank you again for finding something of God
ብቀዳምነት ንሳካ ክትምስገን ይገባካ ቀሊል ትምህርቲ ኣይኮነን አካ ዳ ብጥርሑ ተባረክ ፡ ብምቅጻል ኣነ ዘዘውትሮ ምምስጋን sport tegedasnet absrah eyu eti kale ka ablbna yehdro knftno ena
ክብረት ዪሃበልና ኩቡር ሓው
ፅብቅ ስነ ልቦናዊ ትምህርቲ ቀፅለሉ
ብጣዕሚ ጽቡቅ ዝሓወይ። ሓጊዝካኒ ኣለካ።
Shegara mest gedfoyo
temesgen amlaki
Kemizi natey yemaslkum
Hiwetey betam teqeru alo 🙏
ብጣዕሚ፡የመዝግን፡ዓቢ፡ትምህርቲ፡ዝሃብካና።
I’m a programmer, and I decided to improve my knowledge each day,
Helpful video
Thank you! I appreciate it 🙏
Thanks kubur haw nebsey ab zxelaekulu dereja eye xenihe hji gn moraley kiabi gierka eka so tax kexlo
መምህር ምስ መሰራሕትኻ ክብረት ይሃበልና፡ ኣዝዩ ጽቡቅ መደብ'ኻ ተቅርበልና።
Thank you kubur hawey
ዋዉ ብጣዕሚ መሰረት ሂወት ዝክነ ትሞህርቲ
1.ምስጋና ኣብ ትገብሮ ጉዕዞ ዕዌትት ክትክውን ይሕግዘካ
2.ስፓርት የናቃቅሐካ ርእሰትማንነት ..
3.ምባብ ናትካ ፍሪኮንሲ(frequncey)
እዳኣመስገና ኢና ብርዑኩም ትሰስን::
Betaemi xebuk temrti
Amazing thank you for sharing brother God bless you.
ዋውውውው ብጣዓሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ኣነ ዝፈትወን
1ስፖርት ምስራሕ
2 ምምስጋን
3 ንግሆ ምትሳኣ
4 ኣንባቢ ክከውን
ይሓስብ ኣለኩ
ኣምላክ ይሓግዝካ
ይሓግዝካ /ኪ
Amazing smart boy.. Thanks so much 🙏
ብጣዕም ደስባሃላይ እየ ያቅንየልና 🙏ብዙሑ ከረዳኦሎ ኽእለ እየ ካብ ልብየና ናመስገን❤👏
Thanks zarkey des zbl habereta amlak yhagzena
Thank you teacher Mekonen. Kem wetru
4 des eltni nay amsgen 🙏 🙏 🙏
Thanks, you made me believe in myself❤ keep it up!!!
ok thank u🙏
ሓደ ሓደ ነገራት ግዜ ይወስድ እዪ።
በዓቐሊ 👉ተጸበ።ኣዎንታዊ 👉ሕሰብ።
ነገራት 🙏ጽቡቐ ኩኾኑ እዮም።ሰላም
ከመይ ኣለኩም፡👉 ኣብ ስራህኩም ዓወትን 🙏ኣሳልጦን🙏 ጥዕናን🙏 ንምነየልኩም፡
ጽቡቐ መደብ እዪ ቐጽልዎ፡
1 ተመስገን ምባል
2 መፅሓፍ ምንባብ
3 ንጎሆ ምትሳእ
4 ንነብስካ ምውዳስ👏❤😍
Thanks for your wonderful points and kindness.
Thanks you dear for sharing All of powerful points
E sport🏋🧗♂️ ni munibabni & mumsigani thanks ka
Excellent Person Memhr Mekonen. Thanks
Thenkyou very much gzaika wefiki kemzi mkrabka 🙏
ብጣዕሚ ደስ ዝበላኒ ከስተግብረን ዘለኒ
1 ቅድሚ ሳዓት ምእካሉ ናብ ስራሕ ድዩ ናብ ካልእ ኣቀዲምካ ምትሳእ
2 ምምስጋን
3 ኣካላዊ ምንቅስቃስ
thanks
Wow betami mehari eyu
Thanks 😊
መምህር ባዓል ስፊሕ ኣእምሮ ❤❤❤ ከማካ ይብዝሑ❤❤❤❤
Thank you so much!
Wawwww bitaemi xibuq timhrti ❤❤❤❤❤❤❤
1)ንግሆ ካብቲ ደዘውትሮ ዝፍትዎን ምትሳእ እዩ።
2) ንግሆ ውን ብራሽ ግብእር ኣቢለ ማይ ኩሉ ግዜ እየ ድሰቲ ።
3) ምንባብ ስሕት ኢለ መጽሓፍ ቁዱስ ይንብብ እየ ፡ግን ካብ ሕጂ ኩሉ ግዜ ከንብብ ክፍትን እየ።
4 ስቦርትን ናይ ጾሎት መደብን ግን ካብቲ ኣዚኡ ጥዕና ድበካ እዩ ግን ኣምላኽ ሓይሉ ይሃበኒ ነዚአን ክገብር ካኣ ተስፋ ይገብር።
ብርዕኻ ይሰስን ብሉጽ ሰብ So thanks!!!
😍🤲🏾ኩሉ ጌረዮ ሂወተይ ተቀይሩ ታንኪስ የሕዋት
Thanks bro ❤❤❤❤❤
Thanks you memhri mekiye
Xbuk Sarh ,kbret yhabelna
Thanks hawena betami ena nmsgnka
❤❤❤ Thanks bo/r
የቀንየልና።
Thanks memhr
Tankes so much brother betami dese zebli temherti betami dese zebli temherti
Thank you hawey❤
Edmen tsenan yhabka fetari kubur hawey
Woooow awesome advice thanks for sharing to us
Wawwwww amazing I am so happy thank you so much bro
ቃል ኣምላክ ኩሉ ግዜ ምንባብ
ንጉሆ ምትንሳዐ
ስፖርቲ ምስራህ
ንእግዛብሆር ምምዝጓን
Thanks you❤❤❤🥰
All of them are important, but I have to mention 3 points, ok let’s go:-
1. Ngho mtsae
2. Bzaba hlmaka kulu gzie mhsab
3. Nfue anbabay mukan
Thank you for sharing memhrey, God bless you and your family