Mestyat Betna | ጸላም መዓልቲ ንኣውሮጳ! ፑቲን ቀዳማይ ስጉምቲ ወሲዱ
HTML-код
- Опубликовано: 7 ноя 2024
- Mestyat Betna is one of the most well known Eritrean RUclips channels with an ever increasing number of followers and subscribers. It broadcasts a number of interesting topics and issues with a particular focus on Eritrean politics, culture and art. It is a favorite media channel to hundreds of thousands of Eritreans and is known for its undying, relatable and timely content. Mestyat Betna also provides a platform for motivating and encouraging Eritrean rising stars in music, drama and poetry.
እንኳዕ ብድሓን መጻእካ ነመስግነካ ስለቲ ትህቦ ርጡብ ሓበሬታት
ዛኪ ሓውና ስለ'ቲ ተቕርበልና ናይ ቀጻሊ ምዕባለታት የቐንየለና፡ኣምላኽ ንሃገርና ኤርትራ ይባርኽን ይሓሉን
Eritrea dea kabzi zelato nlaeli Entay ktkewn delika
እዝግዮ ማሓረና ክርስቶስ
ካብ መንገዲ ጥፍኣት መሓረና ኣምላክ
እግዚኣብሄር ምሕረት የውርድ
Egziabiher selamu yewrdelna
ሕጂግርም ዓለም፡ ኣብናይ መወዳእታ ምዕራፍ ክትበጽሕ ኢያ ሕጂ ከመይ ከምዝጥዕም ኩናት ይፈትንዎ ምክንያቱ ሃገራቶም ብሰላም እዳነበራ ናዓን ምእንቲ ጥቅሞም ክብሉ ናብኩናት የእትዉና ስለዚ ይፈትንዎ
Kabana zigeded kunat yehlifom eyom kalay kunat alem milyonat seb kezifu eyu slezi ni Selam nihseb
እቲ ናቶም ኩናት ንዖም ጥራይ ድዩ ዝበልዕ?? ዶስ ኣብ ኣፍሪቃ ኮንካ ኢኻ ትጽሕፍ ዘለኻ ክንደይ ህዝብና ኣብ ኣውሮፓ ዘሎኸ ብኡኸ ኣይትሓስብን
Amlakey selam yewredlena Amin
ኣተሓሰስባኻ ንድሕሪት ኣይትሕሰብ ናብ ሰብ ምጻእ ኣብ ዓለም ጽቡቕ ተመነ ካብ ደም ምፍሳስ ዝርከብ ተልዩ ሰይጣን ጥራይ ዩ ዝሕጎስ።ድሓር እቶም ዝፍትንዎ ኣብቲ ሓዊ ግዳይ ዝኾኑ እቶም ከማኻ ሲብላውያን ድኻታት ዮም ድሓር ክትርድኦ ዘለካ ንዓና ናብ ኲናት ወረ ኲናት ዘውድቐና ሓለፍቲ ሃሀርናን ንሕናን ኢና መራሕቲ ኣፍሪቃ ተሳንዮም ነንሕድሕዶም ከም ኔቶ ተዝሰምሩ ህዝብና ናብ ከምዚ ኣይምወደቐን
@@ብርጌድንሓመዱዝተረድኦንዝ our Globe is under the colony of of United States !! They divided Russia sat down their missiles in Ukraine and they push d Ukrainians to provoke Russian it mean they used Ukraine as puppet the same thing in our region Weyane in politics, economics and propaganda like mestiyat betna!! So we hope the world easter supper power tone liberated and be free the detained small government of our globe
danke ዛኪ በዚ አጋጣሚ ዘሎ ምዕባለታት እንዳተከታተልካ ከተቅርበልና ይላበወካ
ሰላም ዛኪ ሓወይ ብዙሕ ነመስግን ኩሉ ግዜ ነድንቀካ ኣሎና ቀጽሎ 🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷
Very good! BRAVO! Thank you!
Thank you zekariyas
I have stopped watching news in UK, zaki ‘s news is much better and clear. 👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽
ክንደይ ግዜ ደኣ ነቶም ዓያሹ መራሕቲ ኣፍሪቃ ኣጽዋር ክትሸጡ ተፋለሙ ሕጂ ኪናት እንታይ ምካኑ ፈለጥዎ መን ትዕወት ዘይግደስ !!
Thank you Zaki hawna😍😍😍
thanke you zeke btami ena nemsgneka
እዞም ቱጉሃት ወተሃደራት ኤረትራ ንሓገዝ ናብ ሩስያ ጥራይ ከይከዱ ጸልዩ
Kkkk nay libey eye sihike ewe tigst meliu eyu
Eway moyte kkkkkkk kemzy aleka akoshashi
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
መስዋእቲ ዝፈትዉ ወትሃደራት እተዉ እንተኢልዎም ደኣ ክኣትዉ እዮም ክክክ
Kkkkkkkk aygedfun
ሰላማት ዛኪ አንቃዕ ብሰላም መጻአካ
Mhret selam yewrdelom
Selamn rigatn ni melae hizbi Qerni Africa.
Thank you so much zaki
ዛኪ ሓወይ እንኳዕ ብሰላም መጻአኻ
ውይ ሎሚ ኣብ ኩሉ ቻናልት ቀደመይቲ ❤️❤️❤️😂😂😂 በሉ ሸኮሪናታት ሰላም በሉኒ ደቢሩኒ እዩ ዘሎ ❤️😢🙏
Kemey debirki
Ajoki kal amlak anbbi tehgosi tebrabri
Sirah yeblkin dyu ??
Selma wesenai nakia ykun
Emo kemxkey do kenfslkey 🤣🤣😘😘
ሰላም ደቂ ኣደይን ዓደይን መዓረይ ኣብ ዘለኩሞ ሰላም ይብነየልኩም" ነዓና ትብል ዓመት ይግበራ ምስ ስድራና ኣራኺባ መንፈስና ተሕድስ ዓመት" እምበኣር ኣብዛ ሓዳሽ ቻነለይ ሳብስክራይብ ክትተሓባበሩኒ ብትሕትና ይሓትት ነዓይ ዓባይ ሓገዝ'ያሞ ሸለል ኣይቲበሉዋ ኢኹም"!
Welcome mestyat bietna
ኩሉኹም ነዛ ኮሜንት የንብቡ ዘሎኹም
ኩቡራት ተጋሩን ኤርትራውያንን ነቲ ኣብ ትግራይና ኣብ ማሕበረ ዴጎን ኣኽሱምን ካልእን ዘጋጠመ ኣስካሕካሒ ግፍዕታት ጸላእቲ ብዝግባእ ክንጽብጽቦ ምስ ሰብ ሞያ ጋዘጠኛታት ብምዃን ኣብ ምቅርራብ ኣሎና"ሞ #ሽርን #ላይክን ሳብስክራይፕን ብምግባር ሓገዝኩም ኣይፈለየና።
ruclips.net/channel/UCorOc9VH8N3Ayjfq99VL29A
የቕልሎ ዝበሃል የለን ነዚዶ ዘይዚ ምስኪናይ እቲ ድኹምን ስደተኛን እንበ ኣጽዋር ስጋብ ዓንቀረን ወኒነን ደኣ ኪናት ንዐአን ቀሊል ኢዩ ንሰላም ዝዝምር ምውሓዱ ግን የሕዝን ::
Great tintane
Thank you Zaki❤️😍
Amlak mhert ywrdelna
Welcome🇪🇷🇪🇷
ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ኣሕዋተይ ሓጎስ፡ፍቅርን ሰላም ይምነየልኩም።ኣብ ስደት ዘለኹም ከኣ ምስታ ትናፍቅዋን ተፍቅርዋን ወላዲትኩም ገጽ ንገጽ የራኽበኩም።ርኸቡ ኣይትስኣኑ ኣብ ቻነለይ ሳብስክራይብ ብትሕትና ግበሩለይ ክብረት ይሃበለይ
Well come zaki abiy seb
😭😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏
Bravo zaki jgna
amlak alo
Welcome zake 👍 👍👍👍👍👍
መወዳእታ ራሻ እንዳቀረበ ይመጽእ ኣሎ መፈተኒ ሓዲሽ ምህዞ ኣጽዋር ኣሜሪካ ኮይና ብሕማቅ ኣጠፋፍኣ ክትጠፍእ እያ always God bless America 🇺🇸
The uss will soon rebuild, god is with honest and just
long live for russia of big boss putin
@@salemhappy5650 who is honest? The whole world knows Putin is the dictator and communist leader. He must down . If he had enough power our world should look more worst than now. But under 🇺🇸 super power he has non thing if he tried he gonna fallow iraq , soria, Libya, etc
Putin jigna u..... Usa do aykonun n alem bexbixoma zelow
@@godbless5994 I know When someone who does everything to build his country, they name him dictator by the way like Kedafi who was a super president for his people and a dictator for the USA and Europe, you have to grow up damn
@@solomonyemane8851 gele gele sebat hmam nay aemro alewom kemazaznu zeykielu
welcome Zaki
ምዕራባውያን አብስሉስ ዓለማት ዝገብሮኦ ግፉዒ ናይ ኢደን ዝረኽባሉ ግዜ መፂኡ። Thanks Lord!!!
Herzlich willkommen jgna🤝
ወዲ ዓበይቲ ከመይ ዲካ ነዛ ዛላ ኩነታት ትትንትና ዛኪ
Men teser tekewin
Zaki welcome back
Welcome back bro
Welcome zaki
ፖለቲከኛታት ን ህዝቢ ዓለም ዳማ ይጻወትሉ ኣለው
ሳብስክራይብ ባ ሓጉዙኒ ኣምላክ ይሓግዝኩም🙏
እዛ ክስተት እዚኣ ኢሰያስን ኣቢይን ከመይ ኢሎም ክጥቀሙላ ከምዝኽእሉ መደባት ከውጽኡ ኢዮም። ብሓጺሩ ዓለም ናብዚ ኩነታት ኣተኩርኣ ክኸውን እንዲዩ ኢሰያስን ኣቢይን መሕብኢ ክጥቀሙሉ ኢዮም። ምቅናይ ጥራይ።
ካብ ምንታይ ክሕብኡ
ቻይና ዘይደገፈት ታይዋን ዉን ትገንጸል ዝብል ድጋፍ ከይትረክብ እዪ::
Ewe 😁😁
ትኽክል
Sooner later Taiwan 🇹🇼will be back to China. Taiwan is not a nation. It is not membership of united nation
ኣነስ ኢዚ ኩናት ወዲ ኩናትስ ኢቲ እዝንና ግዲ ለሚድዎ ንሕና ከም ኤርትራውያን ጽቡቅ ኢና ዘይረኣና እምበር ሕማቅ ደኣ ኩሉግዜ ሕጅ ከኣ ናይዚኦም አንታይ ይብሉ ከም ዘለዉ ኣይንሰምዖን
kexbyka xenih zaki hawey
ክላእ ሕጂ ከኣ ሻዕብያ ጉኑፉ ንሩስያ ክሕግዝ ጣልቃ ክኣቱ እዩ 🤣
Kkkk
ኢሰያስ ክኣ ንሩስያ ክሕግዝ አዩ
Kkkk
Kkkkk
Zaki meksen
Weyley gudam hlmi ethio hlmi Russia hade iyu kulu natna yblu amharu koynom ezom Russia
ሩስያን ዩክሬንን ናይ መጻኢ ኢትዮጵያን ኤርትራን
Ezia chanel Mestyat betna kab deutsch spiegel ztewesdet eya mesleni
Gdefom ywadiu
ካብ ክተት ሃዲምና መጺና ሲ ሕጂ ኽኣ ኽንከትት አብዚ : ሞት ን ቡቲን ፍገር ከም ኢሰያስ
Anes afrikawin tray nay Kunat welfi zelena yimesleni nieru Europa donakur
@@Kiros.meksebalem karrrrrrr ewe lebam mearey
1
ሰላም
2 ወረኛ ኣለኩ ግን ስረሐይ ሰርሐ እየ
ሞቕሎብ ታንኪ እንታይ ማለት’ዩ
Eway yahwatey entai dea ketebala ekin hige russia gude garatikin
Putin is the best
መስጣ ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ እዩ ሞትን ክሳራን ከመይ ምኻኑ ይርኣይዎ ሕጂ
ክንጸላ ነንዝደለያ እንተ ደጊፍካ ደኣ ኩለን ዞባታት ሃገር ይኹና ጌጋ ውሳነ
ኤርትራ ተገንጺላ አንዶ የላን:: እንተጥዒሙካ እኮ ክትፍለ አየድልን እዩ::
@@1abahta Nay Eritrea kale eyu beham bua mejemerya hitet!
@@1abahta eritrea aytegenxeletn ab megzaeti niera deka nexa gieroma beka.
@@samrawitgerezgiher6478 ብኮሎኒያሊዝም ዝተገዝኤን ብደቁ ሐራ ዝወጸ ሕዝቢ ጥራይ እዪ ነጻነት ዝግብኦ ማለትኪ ድዩ?
@@1abahta እንታይ ኢኻ ትብል ዘለኻ ኤርትራ'ዶ ኢትዮፕያ ኮይና ትፈልጥ ኢያ ገዚኦማ ነይሮም ብቅልጽሙ ናጽነት ኣምጺኡ,እዚ ናይ ሕጂ ኣርእስቲ ግን ቀደም ሕብረት ነይረን ኢልካ ወራር ጌጋ ኢና ንብል ዘለና
ወይ ሎምዘበን
Poutin da 2 diablosi esseyas endu Selam zeyfetu kem Iseyas bkunat zhgosi dictator eu!
መራሒ ሩስያን አሊታት ኣምሓሩን ሓደ ኢዮም ክልቲኦም ዓባይ ሩስያን ዓባይ ኢትዮጵያን ሕልሞም 😃
🧠 ኣስርሕዮ
@@amant222 ገለ በል አሞ ናትካ ውን ደቂሱ ድዩ ወላ ኣብ ስራሕ ኣሎ ምፈለጥና 😃
Putin jgna eyu
Wra
ዩክሬናውያን ነቶም ኣብኡ ዝነብሩ ናይ ሩስያ መቦቆል ዘለዎም ዜጋታት ኩሉ ግዜ ምስ ኣጋፍዕዎም ኢዮም፡ ፑቱን ኣብዝተፈላለዩ ሃገራት ንዝነብሩ ናይ ሩስያ መቦቆል ንዘለዎም ዜጋታት ክንከለኸለሎም መሰል ኣለና ኢዩ ዝብል፡ ነቲ ዩክሬናውያን ኣብ ልዕሊ እቶም ሩስያውን ዝገብርዎ ጥሕሰት ፑቲን ከም ምኽንያት ተጠቂሙ ንዩክሮን ክወራር ይፍትን ኣሎ።
ኣነ ምስ ፑቲን ኣለኩ ነዘን ኩለን ሃገራት ንኩናት ክስዕብኦ ጸቅጢ ክንገብረለን ኣለና እዛ ዓለም ተደምሲሳ ከም ባሓዱሽ ክትጻሓፍ ኣለዎ ዕዱልና ክንርኢ
kkk
🙆♀️😂😂😂
Kkk
Kkkkkk
😁😁😁😁😁😁😂😂😂
It’s the end off American 🇺🇸. Nd god bless Russia 🇷🇺 &China. 🇪🇷🇪🇷
America God Bless
@@chelsea320 what do u know about American history?
@@thegunners185 እዘን ኢልካየን ዘለካ ሃገራት ሰለስቲአን Dictator እዮም መራሕቶም ሕገ መንግስቲ ኣይፈልጣ
ኣሜሪካ ኩሉ ግዜ ብህዝቢ ዝተመረጸ መንግስቲ እያ ትምራሕ ?
Eritrea No Election 🇪🇷
Russian No Election 🇷🇺
China No Election 🇨🇳
Klea nska kea robot zkonka seb eseyas det dblo kitbl trah I’m sure eseyas ms America ente zkewn antsar Russia sure eye you should also do it donkoro
ዓገብ መንግስቲ ሩስያ !!!
Welcome back bro
ዩክሬናውያን ነቶም ኣብኡ ዝነብሩ ናይ ሩስያ መቦቆል ዘለዎም ዜጋታት ኩሉ ግዜ ምስ ኣጋፍዕዎም ኢዮም፡ ፑቱን ኣብዝተፈላለዩ ሃገራት ንዝነብሩ ናይ ሩስያ መቦቆል ንዘለዎም ዜጋታት ክንከለኸለሎም መሰል ኣለና ኢዩ ዝብል፡ ነቲ ዩክሬናውያን ኣብ ልዕሊ እቶም ሩስያውን ዝገብርዎ ጥሕሰት ፑቲን ከም ምኽንያት ተጠቂሙ ንዩክሮን ክወራር ይፍትን ኣሎ።
Xbuk aleka xlat nay russia alewom tesakyom slezneberu brussia eyu eti mknit kwankwa wala ymesasel flly alewom kab 5 ukrainawyan etom 2te russia language zzarebu eiyom west ukraine totally ms european union kxnberu zdelyu sebat eiyom . Usa embasdy kab kiev nab lviv asgirwom nieru hji kea kab lviv nab poland asgirwom alo