መን ንመን 'ዩ ጠሊሙ? ብኣስመሮም ሃይለ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 14 янв 2025

Комментарии • 5

  • @traveltoeritrea7557
    @traveltoeritrea7557 16 дней назад +1

    19፡20 "ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ትገብሮ ኲናት ንግዝ ኣታዊ ሓድነታ ዝሸራርፍ ከምዝኸውን ንምግማቱ ኣየሸግርን" ዶ በልካ ኣታ ከዳዕ! ሕልምታትኩም ደኣ ኤርትራ ተጎቢጣ ክትርእዩ እንድዩ፡ግን የለም ሸንካ ደቅስ ከዳዕ! ልኡላውነት ኤርትራ ንዘልኣለም ክኸብር'ዩ!

  • @ghebrehiwetwoldetinsae1643
    @ghebrehiwetwoldetinsae1643 18 дней назад +1

    ዓቅሚ ስለ ዘይብልካ ንትምህርቲ ኣብ ህዝባዊ ግምባር ኪድ ኣምቢምብካ ኣይትኽእልን ኢኻ ንዝጽሓፉልካ

  • @Ipraypeace
    @Ipraypeace 20 дней назад +1

    😂 0:29 ሰኮንድ ጥራይ ምስ ሰማዕኩኻ ኣንጻር ሃገራዊ ረብሓ ሃገርን ህዝብን ኤር ምዃንኑ ንባብካ ሰለ ዘስተውዓልኩ፡ 20 ደቒቐይ ዓቀበዮ ኣለኹ።

  • @AlemAbraha-de6ko
    @AlemAbraha-de6ko 19 дней назад +1

    ሙሽሙሽ