Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ክትረክቦ ኣለዋ ናይ ግድን ንክልቲኦም ምስ ወዲ ከረን ከትምጹኡልና ክንጽበ ኢና ምስ ናይ ይቅረታ
ዘገርም ታሪኽ ተባዕ ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።ተቕርቡዎ መደባት ኩሉ መሳጢ 'ዩ ።ቀጽሉዎ።ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ኣርእስቲ ጽቡቕ መደብ።
⁰⁰
PlpL
@@abbaburukwoldegaber1712 You wrote 00 what do you mean?
@@tuemuzgimikael8363 Describe your abbreviation
Abesa 🥰🥰🥰🥰🥰
ኤርትራዊ ኤርትራዊ ኢዩ እዛ ጅግና ከኣኒ ናይ ኣዴታታን ናይ ኣቦታታን እያ ወሲዳ ዕድመ ይሃብኪ።ኣብ ኤርትራዊ ጥራይ ትሰምዖ ዛንታ ኢዩ ኸምዚ ዓይነት ዛንታ።
ኤርትራዊ ኣደ ዕድመን ጥዕናን ይሃኪ ፈጣሪ
ናይ ብሓቂ ጅግንነት ናይ ኣደታትኪ ወርስኪ ፡ የናስ ሓውና ብጣዓሚ እና ነመስግነካ ። ኣብ ዝመጽእ ምስ ንወዲ ከረን ተምጽኣላ ትኸውን
ዮኒ ሓወይ እስኻ ናይባሓቂ መዝማዚ ታሪኽና ኢኻ ኩሎም ኣምጻዮም በጃኻ ኩሎም ጀጋኑና
ጅግና ኤርትራዊት እደ ሕብንቲ ኤርትራዊት ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ
ዋዕሮ ከም ኣዴታታ ፡ ዝሰረሐቶ ታሪኽ ባዕላ ተዘንቱ ጅግና እንኳዕ ናብዚ ኣብቅዓኪ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
ሓየት ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ ፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣብ ስራሕኪ ድማ ኣስልጦ ይምነየልኪ። EMN በቲ ተቕርብዎ መሳጢ መደብኩም የቐንየልና ፣ ኣብ ስራሕኩም ከኣ ዓወት ይምነየልኩም።
መግለጺ ሲኢነልኪ ብፍላይ ተሰዊኦም ዝጸንሕኹ ብጾትኪ ነቢዔ ንብዓት ጀጋኑ ደቒ ኤረይ
ናይ ብሓቂ ዘገሪም ታሪክ አዩ ተስፋ ንገብር ምስ ወዲ ከረን ከተራኪቦም ብተስፋ ንጽበ 🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅🙏🙏🙏
ኣንበሲት ዋዕሮ ዋርሳይ ናይ ኣድዴታትክን ኣቦታትክን የሕዋትክን ዝወረስኪ ክብርቲ ጅግና።
🌻🌻🙏🇪🇷🌻❤️🌻🌻🙏🇪🇷🌻❤️🌻🌻🙏🇪🇷🌻❤️አሰይ ጅግና ጋል ኤረይ🌻🌻🙏🇪🇷🌻❤️
አንበሲት ጅግና ጓል ኤረይ ዝገርም ጅግንነት ኢኺ ፈጺምኪ ኢኺ እሞ ታሓበኒ።
ሳዋ ደፍረየቶም አንበሲት ጋል ኤረይ ጅግና ደኩርዕ ታሪክ ኤርትራዊያን ምካና እድለኛታት ኢና
ቤቲ መግለጺ የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጅግና
ቤቲ ዋርሳይት ከም ኣደታታ ብሓቂ መሳጢ ታሪኽ🇪🇷❤ ዮናስ ከኣ ደስ ዝብል ኣቀራርባ ቀጽሎ 👌🏽🙏
Nay bhaki Eritrawit waero edmen tienan yhabki haftey mearey
Yoni kea xbuk medebatka bxmona nketatlo alena
Bitami mesati tarik waero ..yoni kea bela aqerarba
ናይመን ደኣ ክትወስዲ ጓልመን ዲኪ ጓልተን ጸኒኤን ዘጽንዐ ጽኑዐት ወለዲክን የሕዋትኪን ወሪስኪ ጅግና እድመን ጥእና ይሃብኪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹
ናብሓቂ ዋርሳይ ጂግና ኤርትረኣዊት ጋለንስተት ናይ ቤት ገን ፍልይ ዘብሎ ኣብ ስደት ተወልዳ ዓብያ ክድዚጅግንነት ምፍጻማ ናይ ባሐቅ ኣድንቀያ ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷 ስለ ኤርትረአ
መግለጺ የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
ብሓቂ ዘገርም ታሪኽ መግለጺ ስኢነልኪ ♥️🇪🇷ብፊልም ትዝስነድ ይብል ኣነስ
o
ዘስደምም ታሪክ ጅግና ዋዓሮ ኢትራዊ ታሪኩ እዚ ኢዩ ብ ታሪክና ንሕበን
በቲ መታኣብቲ ጅግና ጋል ጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤Gigna ❤Thanks for your service 🇪🇷🇪🇷💪💪🙏🙏🙏
ቤቲ ዋዕሮ ብሓቂ ክትኣምኖ ዘጸግም ብዓልቲ መትከልን እምነት ብጾታን ልክዕ ከምቶም ሰራሕቲ ታሪኽ ጀጋኑን ዋዕሮታት ኣብነትን ኣርኣያን ኢኺ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ራህዋ ህዝብኽን ሃገርክን ብሂወትኪ እንኮሎኺ የርእኽን የርእየናን ኣሜን ።ሓበንን ሞገስን ንምክልኻል ሰራዊትና ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ዓውት ንሓፋሽ።
Thank you yoni hawey:: ቤትየ ጅግና ወራስት ናይ የሕዋታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክበሪ🇪🇷☀️
ኣዝዩ ፍሉይ ጅግንነት ኢዩ : ፅቡቕ መደብ ዮናስ ሓውና
Thank you for your sacrifice and heroism Warsait❤🇪🇷
ግርምምምምምምም እንድዩ ዝብለካ ብዝኾነ እንኻዕ ኤርትራውያን ኮናእግዚአብሔር ኤርትራ ይባርኽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🙏🙏🙏🌹🌹🌹❤️❤️❤️
ኣበሲት ናይ መን ድኣ ክትወስዲ ናይ ወለድኪ ኤርትራዊት ኣደ❤️❤️🇪🇷💪🇪🇷
በቲ ጅግና ከም ኣደታታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ወራሲት
መግለጺ ስኢነልኪ ኤርትራዊት ዋዕሮ።
እግዝአቤሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ አየ ጅግንነት መግለጺ ዘይርከቦ ሰሚዕካ ዘይ ጽገብ ታሪኽ ኢኺ ፈጺምኪ እንቋዓ ነዚ ጅግንነት ክትገልጺ አብቃዓኪ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኤርትራዊት ዋረሳይ ዋዕሮ
አንበሲት ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ።
ዋዓሮ ዋሪሳይ ኤርትራዊት ጅግና ኤርትራዊ ባዓል ቅያ እዩ በሓቂ ዘገረም ታርኽ ዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
I am so proud of being your daughter our hero mothers.
ቤቲ ኣዴና ኣደ ጅግና ናይ ብሓቂ እዩ ደንጺኒ ኣብ ፉልሚ ዝርእዮ ዝነበረኩ ታሪኽ ብግሪ ሪአዮ ተስፋ አለኒ ምስ ወዲ ከረን ኣብ ከልኣይ ሒዝካልና ክትቀርብ ዓወት ንሓፋሽ!
እዋይ ኣሃዱና ተዘክሮታት ኣየ እወ ክንደይ ነገራት ሓሊፉ ዓሕ ናይ ብሓቂ ገሊጽክዮ ኩሉ 🙏🏻
እዋይይይ እንታይ ዝበለ ጅግንነት እዩ ቤትኤል እግዚአብሔር ፀጋን ጥዕናን ይሃብኪ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️⭐️💥⭐️💥💯🌹🌹🌹ዮናስ ሓውና ካአ ብጣዕሚ ጽቡቅ አቃራርባ ቀጽሎ🙏🙏አብ ቀጻሊ ወዲ ከረን ምስ ቤትኤል አራኺብካ ከተምጽአልና ይትስፈው 🙏❤️
Amazing, Amazing, Amazing Never knell down Eritrea.
ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረስ የለን። ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም።
ቤቲ ዋዕሮ ጓል ዙረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ።
Good job my hero 🇪🇷🇪🇷 ጀጋና ጓል ሐራስ ነብሪ 👍🇪🇷🇪🇷🙏🏾❤️
🌹
ጀጋኑናን ኤሩናንስ ንበሩልና ድኣ 💪💪💪
ቤቲ ኣንበሲት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
ሐየት ጀግና ጎል ኤርትራ I am proud of you 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🙏
ዘገርም ታርኽ ኢዩከምዚ ዓይነት ጅግንነት የለንኣብታ ርክብ ምስ ወዲ ከረን ግን ብሂወት እንተሉ ግድን ከም ዝራከቡ ግበር ኩቡር ሓዊ
፡🇪🇷😘🇪🇷😘😘 ዕድመ ሃብኪ ጅግና እንቃዕ ክአ ከተዘንትዊ አብቅዓኪ አምላክ።
Abey knrekba nkell eta mexhaff
Thank youዮናስ ሐውና 🙏🏾🇪🇷🇪🇷
በጣዕሚ ዘደንቅ ታሪኽ ዋዕሮ ፈጣሪ ዕድመኺ የንዋሐዮ ዛጋለይ
ብጣዕሚ ዝገርም ታሪኽ እቲብጻያ ግን ብሂወት እንተሎ ክረኽባ ይግብኦ ጅግና ዎዕሮ 🎉🎉❤❤
መግለጺ ቃላት ሲኢነላ ❤ጂግና ❤
ቤቲ ጽብቅቲ ፣ ጅግና ደስ ተብል ኤሪትራዊት ጓል ኣንስተይቲ እያ።ብዘይ ጥርጥር ናይ ኣዴታታ ወሪሳ ፣ እንቋዕ ድማ ዳግማይ ተመርዕያኣብ ምዉቅ ሓዳር ሃለወት ፣ እምበር እቲ ክሳራ ናይ ማቴዎስ እዩ ፣ እዚ'ኣትመስል ቆልዓ ፐርኔንተ ከሲርዋ !!!
ሰላም EMN ከመይ ኣለኹም ኣብ ኩሉ መደባትኩም ካብቶም ብዕምቆት ዝከታተሉኩም ሓደ እየ። ንዮናስ ኣብራሃም ሓደ ርኢቶ ክህበካ ምፈተኩ። ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ ኤርትራ ሚድያ ኔትወርክ ኢልካ ኣንውሕ ኣቢ ክትገልጾ ከለካ መቀረት ስለዘለዎ ክትእርማ ተስፋ ይገብር። ዝኸበርኩም EMN ኢልካ ኣሕጽር ኣይተብሎ ክብለካ ይፈቱ የቀንየለይ።
Dahan nay mera si enkae bhiwet nezi kitmiskirelnan kinreyan kalna
እንቃዕ አምላኽ አውጽአኪ ተባረኹ
Timely! Thank you! Eritrea is proud of you and thank you for you service to our Nation!
I hope part 2 mes wed keren kenereyeki ❤️🇪🇷✌️
Wow Betiel I am proud of you and cried at the same time,you are the definition of hero.❤️🇪🇷🙏🐪🐪🐪..............🐕.
Thank you EMN. We need 2nd part of her interview. Amazing!
0
EMN thanks for sharing a wonderful history of our heroine!!!EMN keep it up the great work!
Thank you yonas and Betiel Debesay Awet nhafash.
ናይ መን ደኣ ክትወስዲ ቤቱ ጅግንቅ ጛል ጀጋኑ።እቲ ኣብ ምምጻእ ናጽነት ዝገበረኦ ጀጋኑ ኣዴታትኪ ደጊምክዮ።ከም ኣብነት በዓል ኣክበረት ወልዳይ(በቅሊ ገዳም)፡ሰገን(ኣባል ሃንደሳ)ሽማይነሽ (ክርንዳድ)ዝፈጸሞኦ ጅግንንት ተደጊሙ።መን ደኣ ሓሲብዋ ወራር ናይ ጭፍራ ወያነ፡ኩሉ ብገርሁን፡ኣብ ልምዓት ሃገር ዘነበረ ዋርሳይ።ግን ተመኪቱ ኣብ ኩሉ ግንባራት ከም ቖጽሊ ሓጋይ ረጊፉ ካላእ ትርኣዮ።ሕጂ ከኣ ብሰንኪ እዛ ጻባብ ርእሲ ጭፍራ ዱሑር ኣታሓሳስባን፡ኣማሓዳድራን ህዝብ ኢትዮጵያ ይጸንት ኣሎ።ስለዚ ጭፍራ ወያነ ዘውረዶ ክሳራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ መወዳእታ የብሉን።መዋእሎም ከኣ ዋጋ ክክፍሊሉ ክነብሩ ኢዮም።እዚ ኩሉ ህዝብና ተጨፍጭፉ፡ተሓሪዱ፡ትዘሙቱ፡ተሕኑቁ፡ብጅምልቅ ተረሹኑን፡ብታንኪ ተጨፍሊቁን።እዚ ኩሉ የሕሊፍናስ እዚ ከኣ ዳግማይ፡ወራር ክወርደና መን ሓሲብዋ።ግን ጭፍራ ወያነን፡እቶም ነዚ ዘሳስዩን፡ዝምዉሉን ዘለዉ ሃገራት ምዕራብን፡ኣመሪካን ከኣ፡እቲ ሉዑል ፈጣሪ ደምን፡መርገምን ናይ ህዝቢ ኤርትራ ሪኢዋ ኢዩ'ሞ፡ብዓንዲ ሓዊ ገይሩ ባዕሉ ከጥፈኦም ኢዩ፡ከም ናይ ባቢሎን ኣህዛብ ክጠፍኡ ኢዮም ካብ ገጽ ምድሪ።ካብ ኣሰር ይካኣሎን፡ዋርሳይን ዝወጽእ ኤርትራዊ ከኣ ደምን፡ዓጽምን ሰማእታትና ክወገኦም ኢዩ።ብዝኮነ ወርሳይቲ ቤቱን፡ጋዜጠኛ ዮናስ ኣብረሃም ገብረኣልፋ ብስም ጀጋኑ ሰማእታትና ክብርን፡ሓበንን፡መጎስን ይብጻሕኩም። ዘላእለማዊ ዝክሪ ንስዋኣትና። ዓወት ንሓፋሽ!!!
ተኽሊት በረኸት ። ሓቅኻ ወዲ ኤሪ በዞም ሓሳዳት ጭፍራ ዘይኮንናዮ ነገር የለን ን 20 ኣመት ሕጂ ግንይስሕንዋ ኣለዉ ኣምላኽ ይፈድየልና ሎ።ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማአታትና ✊🇪🇷❤🙏
Thanks Yonas and Beti, God Bless you, Beti one of our hero !
ብሰንኪ ከድዓት ኣብ ድቢያ ዚኣተወት ኣሃዱ ብቲ ጅግና ዕድመ ይሃብኪ ኣብ መጻኢ ምስ ወዲ ከረን ክልተኩም ክትመጹና ብተስፋ ንጽበ
ጽቡቅ ቀጽልዎ
Thank you ዮናስ ሐውና 🙏🏾💪🏽🇪🇷💪🏽
ብዙሕ አንዱ ተፈጺሙ ኣብዛ ኤርትራና ናይ በቲ ክኣ ፉሉይ ዮናስ ክኣ ኣብዛ መደብ ካብ ትመጽኣና ኣቀራርባኻ ደስ ዘበል ነኣግልገሎትኩም ድማ የክንየልና
EMN ተቅርብዎ መደብ ኣዝዩ መሳጥን ሰሓብን ታሪኽ ዋርሳይ-ይከኣሎ ዝብርብርን ኢዩ ።ቀጽልዎ፡ጅግና ጓል ኤረይ ዋርሳይት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
ዋዕሮ ጓል ኣደታታ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
Aye tarik Aye xinat men kem jeganuna ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
ጅግና ኤርትራዊት መግለጺ ስእኒልኪ እንታይ ከምዝብል ጠፊኡኒ እቲ ጅግነትኪ እቲ አገላልጻኪ ቤቲ ንዓኪ ዕድመን ጥዕናን ዘልአለማዊ ዝክሪ ሰራሕቲ ታሪክ ኤርትራውያን መንእሰያት
ኣገናዕ ሓው ዮናስ ብጣዕሚ የቐንየልና በዚ ዘቕረብካልና ወርቃዊ ቅያ ታሪኽ ናይ ዛ ዋዕሮ ከቢድ ሚዛን ዘለዎ ታሪኽ። ቀጽሎ ሓው ዮናስ ደጊመ ደጋጊመ ምስገናይ ይብጻሕካ። ዝኸበርኪ ቤቲ ነዚ ኹሉ ከተዘንትውሉ ምብቃዕኪ እንቃዓ ኣብዚ ኣብቃዓኪ ብልቢ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ጅግና ኤርትራዊት። ክበሪ ንበሪ።ክብርን ዝኽርን ነቶም ብርሃን እንከምጽኡ ብርሃን ዘይረአዩ ሰማእታት ኤርትራ።🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thx team EMN looking forward for the 2nd part 🇪🇷🙏
ጅግና ጓል ኤረ
Waaaawww what a story, I just can stop crying, what an amazing woman, thx for sharing Betty, proud of you congratulations 🙏🇪🇷
ኤርትራዊት ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ኣምላክ
ጅግና ቤቲ ጸላኢ እንተ ኣቀዲሙ ተሓቢሩ ኣብ ከበባ የኢትና ዝበለቶ፡ ብዘይቀለዓለም ኢድ ከዳዕ ወይ ሳትላይት ዝሓለፎ ኢዩ ዝምስል ንገሩ፡ ግንባር ባድመ ውን ብተመሳሳሊ ዘሕዝን ኩነታት ከምዝፈረሰ እኮዩ ዝፍለጥ!
Ane kabtom core 271 redat zimexuye xubuk aleka.
ከምዚ ዘሎዎም ታሪኽ ከተቕርቡልና ምህጸን ዋርሳይ አብ ዘሃሉ ይሃሉ አቕርብዎም ካብ 1-9 ዙሩ ዘለዉ ጀጋነ አለዉ
ነብሪ ናይ ብሓቂ ዋዕሮ ኣንበሲት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ!
ከምዚ አይነት ታሪክ አብ ፊልሚ ትራይ ኢካ ትረክቦ ጂግና ናይ ጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ውውውው። ናይ ብሓቅ ጅግና ወዓሮ ኢርትራውት
ጃግና ኤርትራዉት💐🌹
ዮናስ ከአ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ተባረኽ
አለና
ጅግና ኣዴና ሓፍትና ወረስቲይ ጅግንነት ኣቦታትና ኣዴታትናን ቀጻሊ ኢዩ። ብ ወረስቲይ ዎሎዶ ዋርሳይ ጅግና።
ዋርሳይት አንበሲት ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ፈጣሪ። ተስፋ እገብር ክኣ ምስ ወዲ ከረን ዳግማይ ክትራኸቡ።
I watched this 3 times and am still amazed by her heroism ! I wish all of us call our sister and thank her in a meaningful way !
She is an amazing lady . There is no word to express .Thank you for defending our people and country. We love you.
ተጋዳሊት ቤቲ ታሪኽ ኤርትራ ወሪሰኪአዚ አዩ አደታትና ዝገበረኦ እኪ ደግምክዮተጋዳላይ ወዲ ከረን ሂወት ከተድሕኒ ብዘይ ምስምስ አፍልብኪ ዝባንኽን ቀልዕኺ ዘድሐነኽዮ ወዲ ከረን የዕልልና አባ ናበይ አበለ
በቲ ኤርትራዊት ጅግና ንብዓትነ ቋጽርና ዘገርም ታሪኽ የቀንየልና ዮናሰ
WOWWWWWWWWWWWWW KEM NAY DEKI EREY ZTEGEBRE JGNNET AB ALEM BFXUM AYTEREKBEN 👍👍👍🤜🤛👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚❤💛💙💪💪💪💪💪💪💪💪💪
thanks ,sister for every thing that you done for us and Eri,thanks agine
እዋይይይይይ💔💔 ዝገርም 'ዩ🤔 ዝከበርካ ዮናስ ሓውና ኣብ ዝመጽእ ንክልቲኦም ሒስካልና ክትመጽእ ሓደራ ,,,ሓደራ,, ይልምነካ🤲 ተስፋ ይገብር( ወዲ ከረን) ክትረክብዎ 🇪🇷ንዋዕሮ ሓፍተይ 🇪🇷ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ምስ ኩሎም ስድራ ቤትኪ💞😘💞💕😘🇪🇷🍀🍀
ጅግና ኃል ጀጋኑ: ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ።
ናይ ብሓቂ ዘገርም ኢዩ፡ እንተኾነ ግና ክራኸቡ ስለ ዝግብኦም ኣብ ቀጻሊ ንኽልቲኦም ከተምጽእዎም ተስፋ ንገብር።
ኣንበሲት ጅግና ጓል ኤረይ
ዋዕሮ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕👏👏👏👏
ዮኒ ሓወይ ጂግና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ታሪኽ፡ ንሓፍትና ከኣ የቐንየልና በላ።
Good job my hero 🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽🇪🇷🙏🏾
መርሓባ ዮናስ ልብኻ ዝትክፍ ታሪኽ ናይ በቲ ዝካል እንተኾይኑ ግን ምስ ወዲ ኸርን ከተራኽቦም ብተስፋ ክንጽበየካ ኢና።
Ade weleda temken anbeset 🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
Warsai Beti gigna nay adetatki abotatna. AWET N HAFASH WETRU ZKRI N SWIHAT 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🌷🌷🌷🌷
ኣምበሲት ጅግና ጅግና ጅግና ተዓወቲ ዕድመን ጥዕናን
ዋዕሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣምላክ።
ክትረክቦ ኣለዋ ናይ ግድን ንክልቲኦም ምስ ወዲ ከረን ከትምጹኡልና ክንጽበ ኢና ምስ ናይ ይቅረታ
ዘገርም ታሪኽ ተባዕ ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
ተቕርቡዎ መደባት ኩሉ መሳጢ 'ዩ ።
ቀጽሉዎ።
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ኣርእስቲ ጽቡቕ መደብ።
⁰⁰
Plp
L
@@abbaburukwoldegaber1712
You wrote 00 what do you mean?
@@tuemuzgimikael8363
Describe your abbreviation
Abesa 🥰🥰🥰🥰🥰
ኤርትራዊ ኤርትራዊ ኢዩ እዛ ጅግና ከኣኒ ናይ ኣዴታታን ናይ ኣቦታታን እያ ወሲዳ ዕድመ ይሃብኪ።ኣብ ኤርትራዊ ጥራይ ትሰምዖ ዛንታ ኢዩ ኸምዚ ዓይነት ዛንታ።
ኤርትራዊ ኣደ ዕድመን ጥዕናን ይሃኪ ፈጣሪ
ናይ ብሓቂ ጅግንነት ናይ ኣደታትኪ ወርስኪ ፡ የናስ ሓውና ብጣዓሚ እና ነመስግነካ ። ኣብ ዝመጽእ ምስ ንወዲ ከረን ተምጽኣላ ትኸውን
ዮኒ ሓወይ እስኻ ናይባሓቂ መዝማዚ ታሪኽና ኢኻ ኩሎም ኣምጻዮም በጃኻ ኩሎም ጀጋኑና
ጅግና ኤርትራዊት እደ ሕብንቲ ኤርትራዊት ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ
ዋዕሮ ከም ኣዴታታ ፡ ዝሰረሐቶ ታሪኽ ባዕላ ተዘንቱ ጅግና እንኳዕ ናብዚ ኣብቅዓኪ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
ሓየት ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ ፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣብ ስራሕኪ ድማ ኣስልጦ ይምነየልኪ። EMN በቲ ተቕርብዎ መሳጢ መደብኩም የቐንየልና ፣ ኣብ ስራሕኩም ከኣ ዓወት ይምነየልኩም።
መግለጺ ሲኢነልኪ ብፍላይ ተሰዊኦም ዝጸንሕኹ ብጾትኪ ነቢዔ ንብዓት ጀጋኑ ደቒ ኤረይ
ናይ ብሓቂ ዘገሪም ታሪክ አዩ ተስፋ ንገብር ምስ ወዲ ከረን ከተራኪቦም ብተስፋ ንጽበ 🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅🙏🙏🙏
ኣንበሲት ዋዕሮ ዋርሳይ ናይ ኣድዴታትክን ኣቦታትክን የሕዋትክን ዝወረስኪ ክብርቲ ጅግና።
🌻🌻🙏🇪🇷🌻❤️🌻🌻🙏🇪🇷🌻❤️🌻🌻🙏🇪🇷🌻❤️አሰይ ጅግና ጋል ኤረይ🌻🌻🙏🇪🇷🌻❤️
አንበሲት ጅግና ጓል ኤረይ ዝገርም ጅግንነት ኢኺ ፈጺምኪ ኢኺ እሞ ታሓበኒ።
ሳዋ ደፍረየቶም አንበሲት ጋል ኤረይ ጅግና ደኩርዕ ታሪክ ኤርትራዊያን ምካና እድለኛታት ኢና
ቤቲ መግለጺ የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጅግና
ቤቲ ዋርሳይት ከም ኣደታታ ብሓቂ መሳጢ ታሪኽ🇪🇷❤ ዮናስ ከኣ ደስ ዝብል ኣቀራርባ ቀጽሎ 👌🏽🙏
Nay bhaki Eritrawit waero edmen tienan yhabki haftey mearey
Yoni kea xbuk medebatka bxmona nketatlo alena
Bitami mesati tarik waero ..yoni kea bela aqerarba
ናይመን ደኣ ክትወስዲ ጓልመን ዲኪ ጓልተን ጸኒኤን ዘጽንዐ ጽኑዐት ወለዲክን የሕዋትኪን ወሪስኪ ጅግና እድመን ጥእና ይሃብኪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹
ናብሓቂ ዋርሳይ ጂግና ኤርትረኣዊት ጋለንስተት ናይ ቤት ገን ፍልይ ዘብሎ ኣብ ስደት ተወልዳ ዓብያ ክድዚጅግንነት ምፍጻማ ናይ ባሐቅ ኣድንቀያ ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷 ስለ ኤርትረአ
መግለጺ የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
ብሓቂ ዘገርም ታሪኽ መግለጺ ስኢነልኪ ♥️🇪🇷ብፊልም ትዝስነድ ይብል ኣነስ
o
ዘስደምም ታሪክ ጅግና ዋዓሮ ኢትራዊ ታሪኩ እዚ ኢዩ ብ ታሪክና ንሕበን
በቲ መታኣብቲ ጅግና ጋል ጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤Gigna ❤Thanks for your service 🇪🇷🇪🇷💪💪🙏🙏🙏
ቤቲ ዋዕሮ ብሓቂ ክትኣምኖ ዘጸግም ብዓልቲ መትከልን እምነት ብጾታን ልክዕ ከምቶም ሰራሕቲ ታሪኽ ጀጋኑን ዋዕሮታት ኣብነትን ኣርኣያን ኢኺ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ራህዋ ህዝብኽን ሃገርክን ብሂወትኪ እንኮሎኺ የርእኽን የርእየናን ኣሜን ።ሓበንን ሞገስን ንምክልኻል ሰራዊትና ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ዓውት ንሓፋሽ።
Thank you yoni hawey:: ቤትየ ጅግና ወራስት ናይ የሕዋታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክበሪ🇪🇷☀️
ኣዝዩ ፍሉይ ጅግንነት ኢዩ : ፅቡቕ መደብ ዮናስ ሓውና
Thank you for your sacrifice and heroism Warsait❤🇪🇷
ግርምምምምምምም እንድዩ ዝብለካ ብዝኾነ እንኻዕ ኤርትራውያን ኮና
እግዚአብሔር ኤርትራ ይባርኽ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🙏🙏🙏🌹🌹🌹❤️❤️❤️
ኣበሲት ናይ መን ድኣ ክትወስዲ ናይ ወለድኪ ኤርትራዊት ኣደ❤️❤️🇪🇷💪🇪🇷
በቲ ጅግና ከም ኣደታታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ወራሲት
መግለጺ ስኢነልኪ ኤርትራዊት ዋዕሮ።
እግዝአቤሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ አየ ጅግንነት መግለጺ ዘይርከቦ ሰሚዕካ ዘይ ጽገብ ታሪኽ ኢኺ ፈጺምኪ እንቋዓ ነዚ ጅግንነት ክትገልጺ አብቃዓኪ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኤርትራዊት ዋረሳይ ዋዕሮ
አንበሲት ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ።
ዋዓሮ ዋሪሳይ ኤርትራዊት ጅግና ኤርትራዊ ባዓል ቅያ እዩ በሓቂ ዘገረም ታርኽ ዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
I am so proud of being your daughter our hero mothers.
ቤቲ ኣዴና ኣደ ጅግና ናይ ብሓቂ እዩ ደንጺኒ ኣብ ፉልሚ ዝርእዮ ዝነበረኩ ታሪኽ ብግሪ ሪአዮ ተስፋ አለኒ ምስ ወዲ ከረን ኣብ ከልኣይ ሒዝካልና ክትቀርብ ዓወት ንሓፋሽ!
እዋይ ኣሃዱና ተዘክሮታት ኣየ እወ ክንደይ ነገራት ሓሊፉ ዓሕ ናይ ብሓቂ ገሊጽክዮ ኩሉ 🙏🏻
እዋይይይ እንታይ ዝበለ ጅግንነት እዩ ቤትኤል እግዚአብሔር ፀጋን ጥዕናን ይሃብኪ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️⭐️💥⭐️💥💯🌹🌹🌹ዮናስ ሓውና ካአ ብጣዕሚ ጽቡቅ አቃራርባ ቀጽሎ🙏🙏አብ ቀጻሊ ወዲ ከረን ምስ ቤትኤል አራኺብካ ከተምጽአልና ይትስፈው 🙏❤️
Amazing, Amazing, Amazing
Never knell down Eritrea.
ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረስ የለን። ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም።
ቤቲ ዋዕሮ ጓል ዙረይ ዕድመን ጥዕናን
ይሃብኪ ፈጣሪ ።
Good job my hero 🇪🇷🇪🇷 ጀጋና ጓል ሐራስ ነብሪ 👍🇪🇷🇪🇷🙏🏾❤️
🌹
ጀጋኑናን ኤሩናንስ ንበሩልና ድኣ 💪💪💪
ቤቲ ኣንበሲት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
ሐየት ጀግና ጎል ኤርትራ I am proud of you 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🙏
ዘገርም ታርኽ ኢዩ
ከምዚ ዓይነት ጅግንነት የለን
ኣብታ ርክብ ምስ ወዲ ከረን ግን ብሂወት እንተሉ ግድን ከም ዝራከቡ ግበር ኩቡር ሓዊ
፡🇪🇷😘🇪🇷😘😘 ዕድመ ሃብኪ ጅግና እንቃዕ ክአ ከተዘንትዊ አብቅዓኪ አምላክ።
Abey knrekba nkell eta mexhaff
Thank youዮናስ ሐውና 🙏🏾🇪🇷🇪🇷
በጣዕሚ ዘደንቅ ታሪኽ ዋዕሮ ፈጣሪ ዕድመኺ የንዋሐዮ ዛጋለይ
ብጣዕሚ ዝገርም ታሪኽ እቲብጻያ ግን ብሂወት እንተሎ ክረኽባ ይግብኦ ጅግና ዎዕሮ 🎉🎉❤❤
መግለጺ ቃላት ሲኢነላ ❤ጂግና ❤
ቤቲ ጽብቅቲ ፣ ጅግና ደስ ተብል ኤሪትራዊት ጓል ኣንስተይቲ እያ።
ብዘይ ጥርጥር ናይ ኣዴታታ ወሪሳ ፣ እንቋዕ ድማ ዳግማይ ተመርዕያ
ኣብ ምዉቅ ሓዳር ሃለወት ፣ እምበር እቲ ክሳራ ናይ ማቴዎስ እዩ ፣ እዚ'ኣ
ትመስል ቆልዓ ፐርኔንተ ከሲርዋ !!!
ሰላም EMN ከመይ ኣለኹም ኣብ ኩሉ መደባትኩም ካብቶም ብዕምቆት ዝከታተሉኩም ሓደ እየ። ንዮናስ ኣብራሃም ሓደ ርኢቶ ክህበካ ምፈተኩ። ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ ኤርትራ ሚድያ ኔትወርክ ኢልካ ኣንውሕ ኣቢ ክትገልጾ ከለካ መቀረት ስለዘለዎ ክትእርማ ተስፋ ይገብር። ዝኸበርኩም EMN ኢልካ ኣሕጽር ኣይተብሎ ክብለካ ይፈቱ የቀንየለይ።
Dahan nay mera si enkae bhiwet nezi kitmiskirelnan kinreyan kalna
እንቃዕ አምላኽ አውጽአኪ ተባረኹ
Timely! Thank you! Eritrea is proud of you and thank you for you service to our Nation!
I hope part 2 mes wed keren kenereyeki ❤️🇪🇷✌️
Wow Betiel I am proud of you and cried at the same time,you are the definition of hero
.❤️🇪🇷🙏
🐪🐪🐪..............🐕.
Thank you EMN. We need 2nd part of her interview. Amazing!
0
0
EMN thanks for sharing a wonderful history of our heroine!!!
EMN keep it up the great work!
Thank you yonas and Betiel Debesay Awet nhafash.
ናይ መን ደኣ ክትወስዲ ቤቱ ጅግንቅ ጛል ጀጋኑ።እቲ ኣብ ምምጻእ ናጽነት ዝገበረኦ ጀጋኑ ኣዴታትኪ ደጊምክዮ።ከም ኣብነት በዓል ኣክበረት ወልዳይ(በቅሊ ገዳም)፡ሰገን(ኣባል ሃንደሳ)ሽማይነሽ (ክርንዳድ)ዝፈጸሞኦ ጅግንንት ተደጊሙ።መን ደኣ ሓሲብዋ ወራር ናይ ጭፍራ ወያነ፡ኩሉ ብገርሁን፡ኣብ ልምዓት ሃገር ዘነበረ ዋርሳይ።ግን ተመኪቱ ኣብ ኩሉ ግንባራት ከም ቖጽሊ ሓጋይ ረጊፉ ካላእ ትርኣዮ።ሕጂ ከኣ ብሰንኪ እዛ ጻባብ ርእሲ ጭፍራ ዱሑር ኣታሓሳስባን፡ኣማሓዳድራን ህዝብ ኢትዮጵያ ይጸንት ኣሎ።ስለዚ ጭፍራ ወያነ ዘውረዶ ክሳራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ መወዳእታ የብሉን።መዋእሎም ከኣ ዋጋ ክክፍሊሉ ክነብሩ ኢዮም።እዚ ኩሉ ህዝብና ተጨፍጭፉ፡ተሓሪዱ፡ትዘሙቱ፡ተሕኑቁ፡ብጅምልቅ ተረሹኑን፡ብታንኪ ተጨፍሊቁን።እዚ ኩሉ የሕሊፍናስ እዚ ከኣ ዳግማይ፡ወራር ክወርደና መን ሓሲብዋ።ግን ጭፍራ ወያነን፡እቶም ነዚ ዘሳስዩን፡ዝምዉሉን ዘለዉ ሃገራት ምዕራብን፡ኣመሪካን ከኣ፡እቲ ሉዑል ፈጣሪ ደምን፡መርገምን ናይ ህዝቢ ኤርትራ ሪኢዋ ኢዩ'ሞ፡ብዓንዲ ሓዊ ገይሩ ባዕሉ ከጥፈኦም ኢዩ፡ከም ናይ ባቢሎን ኣህዛብ ክጠፍኡ ኢዮም ካብ ገጽ ምድሪ።ካብ ኣሰር ይካኣሎን፡ዋርሳይን ዝወጽእ ኤርትራዊ ከኣ ደምን፡ዓጽምን ሰማእታትና ክወገኦም ኢዩ።ብዝኮነ ወርሳይቲ ቤቱን፡ጋዜጠኛ ዮናስ ኣብረሃም ገብረኣልፋ ብስም ጀጋኑ ሰማእታትና ክብርን፡ሓበንን፡መጎስን ይብጻሕኩም።
ዘላእለማዊ ዝክሪ ንስዋኣትና።
ዓወት ንሓፋሽ!!!
ተኽሊት በረኸት ። ሓቅኻ ወዲ ኤሪ በዞም ሓሳዳት
ጭፍራ ዘይኮንናዮ ነገር የለን ን 20 ኣመት ሕጂ ግን
ይስሕንዋ ኣለዉ ኣምላኽ ይፈድየልና ሎ።
ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማአታትና ✊🇪🇷❤🙏
Thanks Yonas and Beti, God Bless you, Beti one of our hero !
ብሰንኪ ከድዓት ኣብ ድቢያ ዚኣተወት ኣሃዱ ብቲ ጅግና ዕድመ ይሃብኪ ኣብ መጻኢ ምስ ወዲ ከረን ክልተኩም ክትመጹና ብተስፋ ንጽበ
ጽቡቅ ቀጽልዎ
Thank you ዮናስ ሐውና 🙏🏾💪🏽🇪🇷💪🏽
ብዙሕ አንዱ ተፈጺሙ ኣብዛ ኤርትራና ናይ በቲ ክኣ ፉሉይ ዮናስ ክኣ ኣብዛ መደብ ካብ ትመጽኣና ኣቀራርባኻ ደስ ዘበል ነኣግልገሎትኩም ድማ የክንየልና
EMN ተቅርብዎ መደብ ኣዝዩ መሳጥን ሰሓብን ታሪኽ ዋርሳይ-ይከኣሎ ዝብርብርን ኢዩ ።ቀጽልዎ፡ጅግና ጓል ኤረይ ዋርሳይት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
ዋዕሮ ጓል ኣደታታ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
Aye tarik Aye xinat men kem jeganuna ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
ጅግና ኤርትራዊት መግለጺ ስእኒልኪ እንታይ ከምዝብል ጠፊኡኒ እቲ ጅግነትኪ እቲ አገላልጻኪ ቤቲ ንዓኪ ዕድመን ጥዕናን
ዘልአለማዊ ዝክሪ ሰራሕቲ ታሪክ ኤርትራውያን መንእሰያት
ኣገናዕ ሓው ዮናስ ብጣዕሚ የቐንየልና በዚ ዘቕረብካልና ወርቃዊ ቅያ ታሪኽ ናይ ዛ ዋዕሮ ከቢድ ሚዛን ዘለዎ ታሪኽ። ቀጽሎ ሓው ዮናስ ደጊመ ደጋጊመ ምስገናይ ይብጻሕካ። ዝኸበርኪ ቤቲ ነዚ ኹሉ ከተዘንትውሉ ምብቃዕኪ እንቃዓ ኣብዚ ኣብቃዓኪ ብልቢ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ጅግና ኤርትራዊት። ክበሪ ንበሪ።
ክብርን ዝኽርን ነቶም ብርሃን እንከምጽኡ ብርሃን ዘይረአዩ ሰማእታት ኤርትራ።🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thx team EMN looking forward for the 2nd part 🇪🇷🙏
ጅግና ጓል ኤረ
Waaaawww what a story, I just can stop crying, what an amazing woman, thx for sharing Betty, proud of you congratulations 🙏🇪🇷
ኤርትራዊት ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ኣምላክ
ጅግና ቤቲ ጸላኢ እንተ ኣቀዲሙ ተሓቢሩ ኣብ ከበባ የኢትና ዝበለቶ፡ ብዘይቀለዓለም ኢድ ከዳዕ ወይ ሳትላይት ዝሓለፎ ኢዩ ዝምስል ንገሩ፡ ግንባር ባድመ ውን ብተመሳሳሊ ዘሕዝን ኩነታት ከምዝፈረሰ እኮዩ ዝፍለጥ!
Ane kabtom core 271 redat zimexuye xubuk aleka.
ከምዚ ዘሎዎም ታሪኽ ከተቕርቡልና ምህጸን ዋርሳይ አብ ዘሃሉ ይሃሉ አቕርብዎም ካብ 1-9 ዙሩ ዘለዉ ጀጋነ አለዉ
ነብሪ ናይ ብሓቂ ዋዕሮ ኣንበሲት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ!
ከምዚ አይነት ታሪክ አብ ፊልሚ ትራይ ኢካ ትረክቦ ጂግና ናይ ጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ውውውው። ናይ ብሓቅ ጅግና ወዓሮ ኢርትራውት
ጃግና ኤርትራዉት💐🌹
ዮናስ ከአ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ተባረኽ
አለና
ጅግና ኣዴና ሓፍትና ወረስቲይ ጅግንነት ኣቦታትና ኣዴታትናን ቀጻሊ ኢዩ። ብ ወረስቲይ ዎሎዶ ዋርሳይ ጅግና።
ዋርሳይት አንበሲት ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ፈጣሪ። ተስፋ እገብር ክኣ ምስ ወዲ ከረን ዳግማይ ክትራኸቡ።
I watched this 3 times and am still amazed by her heroism ! I wish all of us call our sister and thank her in a meaningful way !
She is an amazing lady . There is no word to express .Thank you for defending our people and country. We love you.
ተጋዳሊት ቤቲ ታሪኽ ኤርትራ ወሪሰኪ
አዚ አዩ አደታትና ዝገበረኦ እኪ ደግምክዮ
ተጋዳላይ ወዲ ከረን ሂወት ከተድሕኒ ብዘይ ምስምስ አፍልብኪ ዝባንኽን ቀልዕኺ ዘድሐነኽዮ ወዲ ከረን የዕልልና አባ ናበይ አበለ