EMN - ዕዉት ሓዳር ከመይ እዩ!! - Eritrean Media Network

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 31 окт 2024

Комментарии • 135

  • @semyatalem8320
    @semyatalem8320 3 дня назад +16

    ኣነ ብጣዕሚ አየ ፈትየዮ ❤❤ ግን ምስ ኣቦታት ወይ ዓበይቲ ሰባት ክትዛረቢ ከለኪ ብትሕትናን ክሳብ ዝውደኡ ተጸበይዮም ❤❤❤❤ thanks ❤❤🎉🎉

  • @DanielDanee-q4b
    @DanielDanee-q4b 3 дня назад +9

    ጽብቅቲ ሐፍተይ መደብኪ ጽቡቅ እንዳኮነ ኮሎ ሐደ መራሒ ሃይማኖት እሞ ከአ በዓል ሐዳር ከም ሐደ ጥበባዊ አታ ክብሐል ትክክል አይመስለን ።

    • @mam2014
      @mam2014 3 дня назад +3

      Bqreba eya tfelTom tmesl, mknyatu ab mengo hasabata ktgelx enkela kemzi xbuq zfaleTu koynu ysmeAni, bzkone gn ms hasabka eye zeleku.

  • @yohannesghebreluul5824
    @yohannesghebreluul5824 2 дня назад +11

    ብመጀመሪያ ንአዳለዊቲ EMN ስለ እቲ ብፍሉይ አንግላት ብምቅራብኩም የመስግን ንቦና አምላክ መዋእል አገልግሎት ብዕድመን ጥዕና የንዋሓልኩም ቃለ ሂወይ የስምዕኩም።❤❤❤❤❤❤

  • @matyasyosiyas5092
    @matyasyosiyas5092 День назад +2

    መርጌታ ስምኦን ምስ ብስረይ መትዓቢተይ ስምኦነይ መማህርተይ ኣምላክ ጻጋ የብዝሓልካ

  • @MussieKeshi-wo7mx
    @MussieKeshi-wo7mx День назад

    ቃል ሕይወት የስምዓልና መምህርና ጽብቅ ትምህርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤

  • @elsatesfazgi5400
    @elsatesfazgi5400 День назад +2

    ብሓቂ ደስ ዝብል ኣስተምህሮ ኣዪ ክምዚ ዓይነት ትምህርቲ ሃብና አክም ❤❤❤❤

  • @TIRHASZere
    @TIRHASZere 2 дня назад +5

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    ዋውውውውውውውውውውውውውውውው
    ኣዚና ንፈትዎምን ን ብህጎምን ኩቡር መምህርና ብምቅራብኪ
    ዮናን ምቅሪቲ ሓፍትና እናመስገና
    ምምህርና ምርጌታ ኣዝዮም ቡሉጽ ንዝተዋህቦም ጸጋ ኣብ ህዝቦም ብግቡእ ዘዉዕሉ ከየድነቅኩዎምን ከየመስገንኩዎምን ክሓልፍ ኣይደልን
    ኣብ ቡዙሕ ከስተምሕሩ ይካታተል እየ
    ዘበን ኣገልግሎቶም ይባርኽ ፈጣሪ
    ጽጎም ካቦም ሓሊፉ ናብ ዉሉድ ዉልዶም ይሳጋገር🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
    ክሳብ100ዝከዉን ክፋላት እናገበርኪ ከተኽርብልና ንምህጸን ንጽበን
    ንዝማሓሩና ኣብ ልብና የሕድሮ
    ፍቕደና ተኮይኖም ተለፎኖም ከተዉርድልና
    ከኡ ዉን ናይ ባዕሎም ቻነል ከፊቶም ከጻሊ ነዚ ደሎ ዎሎዶ ክምህሩና ተዝግበር ክንደይ ምሓሸ
    ሰሰኡኑልና ሰላምን ትዕናን ሂቡ ኣካክቦ ይፍጠረልና ኣብ ትሕቲኦም ኮይና እናተገሰጥና ክነብር ኣብታ ብርኽቲ መረትና ይምለሰና

    • @TsigeYigzaw
      @TsigeYigzaw День назад

      AMEN AMEN AMEN NAY BHAQI LOMI KEMZIOM EIYOM ZEDLYNA ❤❤❤❤

  • @MichaelGhebreamlak
    @MichaelGhebreamlak 2 дня назад +6

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ። የቐንየልና ! ዮናን ፥ የቐንየልና ! መርጌታ ስምኦን።
    ኣዝዩ ጠቓሚ ምዕዳንን ምኽርን'ዩ። ንህዝብና ከም'ዚ ዓይነት መደብ ክቕጽል ጽቡቕ'ዩ። ኣነ እኳ ኣምላኽ ሓጊዙኒ ኣብ ቃል ኪዳነይ ን24 ዓመት ጸኒዐ ኣለኹ። ይኹን እምበር ካብ'ዚ መደብ ብዙሕ ምኽሪ ተማሂረ ኣለኹ ፥ እሞ የቐንየልና !
    ካልእ ናይ ስእሊ/ካሜራ ርእይቶ ክህብ -
    ተዘይተጋግየ ዘለኹምቆ ቢታ ኣስመራ እንዳ-ማርያም'ዩ። እሞ ብድሕሬኹም ኣብ ክንዲ መንደቕ ጣራይ፥ ምስሊ ኣስመራን ምስሊ እንዳ ማርያምን ተዝርአ ፥ መደብኩም ዝያዳ ምጸበቐ በሃላይ'የ።

  • @hanaabdu7974
    @hanaabdu7974 3 дня назад +8

    ቃለሂወት የስመዓልና ❤❤❤ኣብ Eri tv ተዝቀርብ ከኣ ብዝሕ ሰብ ምተምሃረ ኔሩ

  • @RedeTeklmariamAsgodom
    @RedeTeklmariamAsgodom День назад

    ናይ ብሓቂ ደስስስስ ዝብል ትህምርቲ ኢዩ
    ኣብ ልብና የሕድሮ
    ንኽቡር መርጌታ ሓውናይ ከኣ ቃለ ሂወት የስመዓልና
    እግዜኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ይባርኸልኩም
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AbrahamSemere-xm2xd
    @AbrahamSemere-xm2xd 3 дня назад +5

    ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህርና ዮና ድማ ቁሩብ ኣይትሃውክዩም

  • @Sinit-z3i
    @Sinit-z3i 14 часов назад

    Kal hiwet yesmealna abona edmen tenan yhabkum fetari❤❤❤❤❤

  • @gebretnseaghide5127
    @gebretnseaghide5127 2 дня назад +3

    ቃል ህይወት የስመዓልና ዕድመን ጥዕናንይ ሃብኩም መምህር መርጊ ስምኦን

  • @RishanAbraham
    @RishanAbraham День назад +1

    Amen amen amen kalhiwet yesmaona abona odmen tionan yhabkum fetari ❤❤❤❤❤❤❤

  • @gideyalem6475
    @gideyalem6475 3 дня назад +5

    ጹቡቅ መደብ ኣምላክ የእሙሮና ይክፈቶ🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🌹🌹🌻🙏።

  • @tedrosmiciel4010
    @tedrosmiciel4010 2 дня назад +4

    ብሓቂ ደስ ዝብል ኣስተምህሮ ኣባ ቀሺ።ናመጻኩም ከምዚ ዓይነት ትምህርቲ ተሂብኩሙና ኣዙ ኣገዳሲ እዩ።

  • @shewitgebrehiwetShewit
    @shewitgebrehiwetShewit 2 дня назад +2

    ምምጻእኩም እዩ ዝብሃል ኣይትዘንጥልዮም ብዝተረፈ ጽቡቅ ትምህርቲ ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦይ ቀሺ ዘመንኩም ይባርኽ ኣምላክ

  • @woineteklea275
    @woineteklea275 3 дня назад +6

    Welcome dekie Eritrean God bless you dekie Eritrean Amen 🇪🇷 🙏 🙌 ❤️ Thanks 👍 👏 🇪🇷 ambsit ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕🌻🌻🌻🌻🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @genigualerey2983
    @genigualerey2983 2 дня назад +3

    ደስ ዚብል ትምህርቲ ቓል ሂወት የስመዓልና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘላለም ትንበረልና ኣሜን ኣሜን

  • @ElyasSamiel
    @ElyasSamiel 2 дня назад +2

    ደስ ክብል ትምህርቶም ኣምላክ ምስ ጸጋኹም የንብርኹም ክቡር መምህር ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Fisha.yemane-27
    @Fisha.yemane-27 День назад +1

    Egziabher Amlak xegiu yebzhalkum🙏💒🙏🇪🇷🙏

  • @mihretsolomon1696
    @mihretsolomon1696 День назад

    Kalehiwet yesmalna Hawna meregeta Simon.

  • @okbaykidane1782
    @okbaykidane1782 2 дня назад +1

    ቃለ ይህወት የስመዓልና መሪጌታ ስምኦን። ምኡዝ ቃል መሃሪ ንሰማዕቲ ኣብ ልብና ይህድረልና። ኣዳላዊ መደብ ጽቡቅ ሕቶ ንሕብረተሰብና ዝመክር እዩ።

  • @tsegaberhe6742
    @tsegaberhe6742 День назад

    Kal hewet yesmalna🙏🙏🙏

  • @AlayGere
    @AlayGere 3 дня назад +2

    ኣሰይይይ ልብኻ ኣረስሪሱ ተስፋ ዘስንቅ ትምህርቲ እግዚኣብሔር ኣምላቅ ጸግኡ የብዝሓልኩም ክቡር መምህርና መርጌታ ስምኦን ።ቃል ሂወት የስምዓልና ኣብ ልብና የሕድሮ❤🙏✝️🙏✝️🙏❤️❤️❤️🌼🌼🌼

  • @EfremTewelde-z1k
    @EfremTewelde-z1k 2 дня назад +2

    ቃለሂወት የስመኣልና ኣብና ንኩሉኩም ኣድለውቲ እድመን ጥዕና ይሃብኩም ❤

  • @abbyha7518
    @abbyha7518 2 дня назад +1

    Btami xubuk tmhrti thank you so much ❤❤❤❤❤❤🇪🇷

  • @MichaelAbrham-lf9zj
    @MichaelAbrham-lf9zj 3 дня назад +4

    ጽቡቕ መደብ ንመጀመርታ ጊዜ ኣቦታት ካህናት ምቕራብኩም ነምስግን ቀጽልዎ።

  • @ghebrezghimussie-gm6wm
    @ghebrezghimussie-gm6wm 3 дня назад +3

    God bless Eritrea 🇪🇷

  • @mussiedebrezion554
    @mussiedebrezion554 День назад

    Thank you Abona Keshi

  • @SemereWelderufeal
    @SemereWelderufeal День назад +1

    ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ።
    ኣዛራርባ ግን ንካህናት ንመምሃራን ንዓበይቲ ሰባት ፡ ዕድሜና ኣክቢርካ ዘይኮነ ዕድሜና ኣክቢርኩም እዩ ዝብሃል ።ኣዛራርባ ዝንጠላ መሲሉ ። ክትቅጽልዎ ካኣ ትስፋ ይገብር ።

  • @AronZorom
    @AronZorom 2 дня назад +1

    Amen Amen Amen qalhiewet yesmeana

  • @SelamTesfay-t4l
    @SelamTesfay-t4l 4 минуты назад +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @kidanemariameyob8752
    @kidanemariameyob8752 День назад

    ጽቡቕ ኣስተምህሮ እዩ ኣቦና ቃለ ሂወት የስምዓና። ቅድሚ ቃልኪዳን ምእሳሮም መጻምድቲ ኣብ ትሕቲ ጽላል ቤተ-ክርስትያን ትምህርቲ እንተ ዝዋሃቦም ጽቡቕ ኔሩ።

  • @fshalefsha2735
    @fshalefsha2735 3 дня назад +2

    ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣቦና ሓብትና ውን ጸግኡ የብዝሓልኪ

  • @ElsaTekle-v6q
    @ElsaTekle-v6q 2 дня назад +1

    Amen amen amen ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @DanayAbraham-z3r
    @DanayAbraham-z3r 2 дня назад

    መርጌታ ማእምር ስምዖን ብጣዕሚ ንፉዕ ጽቡቅ ቃለ ህይወት ክብሪ ይሃብኩም ቀጽልዎ

  • @luwameyob860
    @luwameyob860 23 часа назад

    Yekenyelna Mrgeta Smon, xbuk tmhrti eye..bqexali amxuelna kemzi medeb!

  • @teameteklemariam1628
    @teameteklemariam1628 2 дня назад

    ቃል ሂወት የስመዓልና❤ ፀግኡ የብዝሓልኩም ኣምላክ

  • @tsehayeandom2816
    @tsehayeandom2816 2 дня назад

    ቃል ሕይወት የስም ዓልና መምህርና ጽብቕ ትምህርቲ ኣብ ልብና የሕድሮ

  • @fkadutsaidi9538
    @fkadutsaidi9538 День назад

    Amen amen amen

  • @adusol6960
    @adusol6960 3 дня назад +1

    ኣዝዩ መሃሪ መደብዩ ኣብ ልብና ይሕድሮ ይቐንየልና መ/መርጌታ and EMN ❤

  • @Ezgihareya
    @Ezgihareya 2 дня назад

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna kab mearn xeban zmqr temegibna ❤

  • @zaidtewelde2368
    @zaidtewelde2368 3 дня назад +1

    ሰላም ጽቡቅ መደብ በጃኩም ከሚዝይ ዘድልየና ዘሎ ካብ ኩሉ ነዞም መኒሰያትና ጽቡ ትምህሪቲ ነመስግነኩ ኩቡሪ ኣባታጪን 🙏🙏🙏🇪🇷💞

  • @senaitGebrehiwet-y9f
    @senaitGebrehiwet-y9f День назад

    Kalhiwet ysmalna thanks

  • @nantetkesete781
    @nantetkesete781 2 дня назад

    Bteamiy tekamiy zkone mebrhiy zwedk zeyblu kulu semiena bhiwet knnebr bselotkum degfna amlak xegakum yebzhayo ❤❤❤

  • @segentesfalem1810
    @segentesfalem1810 2 дня назад +4

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 День назад

    እዋይ ዝፈትወኪ ኣብዛ ዝፈትዋ ኣርእስትን መደብን ብምርኣየይ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
    ከምዚ ክብል እንከለኹ እቲ ኣዝዩ ሕሉፍ ዓበይቲ ካብ ነዊሕ ግዜ ስለ ዝተኻታተልኩ እየ ክብርቲ ዮናን ሓፍተይ ጋል ኤረይ ሽኮር ብዙሕ ስርሓትኪ ሽኮር ኣብ ኣእምሮኻ ዝሰፍር ትኽ ኢሉ ከኣ ዝኣቱ። ብፍላይ እታ ቅድሚ ክንደይ ዓመታት ኣዝያ ተዘካሪት ጋመ ተቖኒንኪ ዓቢ ሕፍረት ብዝመለኦ ዘቕረብካያ ኣዝያ ሰሓቢት ልብኻ እትሰልብ ንምድናቓት የ ዝስእነላ ሞ መዓስ ኮን ይኸውን ከምኡ ዓይነት እተምጽእሉ?? ናይ ሕጂ ከኣ ብኣባ ቀሺ ይበል ሓበሬታ ምኽሪ ምዕዶ ኣእንፋቲ 👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👍👍👍
    ደጊመ ዮናን ክብርቲ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @abbyha7518
    @abbyha7518 2 дня назад

    Temesgen Fetari Qal hiwet ysmalna kubur Abona hagernan hzbinan ybarkelna Egzabher 🙏🏽❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌾💕🌾💕🌾🌾💕🌾💕🌾💕🌾💕🌾💕🌾💕

  • @RahwaTeklemariam-pn5qe
    @RahwaTeklemariam-pn5qe 2 дня назад

    Kale hiwet yesmalna kbret yhabelna memhrey&yonan haftey

  • @YonasTsegay-x1d
    @YonasTsegay-x1d 2 дня назад

    ቃል ሂወት የስማዓልና መምህርና ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም።

  • @biniazmarino5000
    @biniazmarino5000 2 дня назад

    Waww btami megbi zikone astemhiro menfeska zehdis amlak selamkn kisanetin yihabena sidetna yehxirelna memihrey ka amlak yibarkum and kibrtti haftey akrabitt nayzi medeb❤❤❤.

  • @desalefsehaye7376
    @desalefsehaye7376 2 дня назад

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና ❤❤❤

  • @AdiyamGebru
    @AdiyamGebru 2 дня назад

    Kal hiwet yesmalna kubur memhr. Ezi azyu agedasi ksma zelewo tmhrti eyu

  • @gdeybayre9881
    @gdeybayre9881 15 часов назад +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @danielhadgu7527
    @danielhadgu7527 2 дня назад +1

    Wawww btami des zbl 🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉

  • @selamgebrhiwet7990
    @selamgebrhiwet7990 2 дня назад

    Kiali hewet yesmealna ❤❤❤

  • @LwamIssak
    @LwamIssak 2 дня назад

    ጽቡቅ መደብ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ቀጽልዎ ❤❤❤❤❤

  • @abrahamghebru8562
    @abrahamghebru8562 2 дня назад +3

    ❤️❤️❤️🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @KibromKibrom-ok1ow
    @KibromKibrom-ok1ow День назад

    ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር ብጣዕሚ ጽቡቅ፡ይቅሬታ ደንጉየ ርእየዮ እንታይ ክብል ደልየ ኣነ ምስ ዘይ ወዲ ሃገርካን ሃይማኖትካን ምምርዓው ከመይ ኢዩ፡ምክንያቱ ኣዋልድና ናብ ካልእ ይክዳ ኣለዋ ኣወዳትና ውን ኮሙ ብመሰረት መጽሓፍ ቅዱስ ኣስፍሕ ኣቢሎም ክምልስልና ብትሕትና ክትሓትልና ንምሕጸነኪ የቀንየልና

    • @ሰብኣውነት-ይበልጽ
      @ሰብኣውነት-ይበልጽ 2 часа назад

      ምስ ዘይወዲ ሃገርካ ጸገም የብሉን ብሃይማሞኖት ሓደ እንተኮይንካ ማለት እየ ምስ ብሃይማኖት ዘይመስለካ ግን ኣይፍቀድን

  • @ElsaTekle-v6q
    @ElsaTekle-v6q 2 дня назад

    Nabhaki.🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @TrhasEmahatien-mg2yw
    @TrhasEmahatien-mg2yw 2 дня назад

    ደስ ዝብል መደብ ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @EllaKidane-ke1xz
    @EllaKidane-ke1xz 2 дня назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @yaredhabtu1343
    @yaredhabtu1343 3 дня назад

    Betame tsbuq medeb kale hiwet yesmana,thank you.

  • @eritrea5289
    @eritrea5289 3 дня назад

    Kale Hiwet yesmana abona Edman tinana yehbkum 🙏❤️❤️❤️❤️

  • @KisanetShimangus
    @KisanetShimangus 2 дня назад

    Amen Amen kalu hewti yesmalena❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @habtemariamdebesay2559
    @habtemariamdebesay2559 2 дня назад

    Nice ❤️

  • @araneshigebretnsie460
    @araneshigebretnsie460 16 часов назад

    ❤❤❤

  • @ድንግልኣደጎይታ-ጐ4ሐ

    Amiennn qale hiwet yesmeAlna EgziabHier xegue yebzHalkum abona

  • @filimonmebrahtom8854
    @filimonmebrahtom8854 3 дня назад +1

    Kale hiwet yesmalna abona yosan hafety dema yeqnylna nzom kubore abona zemxeklna,kem hgze mkeri yosan hafety aythwkyiom abe mengo aytetwyiom hasbom awdeyiom kale good job keep up ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mliatehaile9408
    @mliatehaile9408 2 дня назад

    Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏

  • @niyatnituu4731
    @niyatnituu4731 День назад

    Qal hiwet yesmena abona ❤️❤️❤️💐♥️♥️♥️♥️

  • @Veronica-cx7hl
    @Veronica-cx7hl Час назад

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @asterzegai1271
    @asterzegai1271 2 дня назад

    Btami xbok 🙏🙏🙏

  • @Samuel-tl6ut
    @Samuel-tl6ut 2 дня назад +1

    ብጣዕሚ ኣገዳሲ ትምህርቲን ኣስተምህሮን እዩ፡ ከምዚ ዝበለ እንተ ዝቅጽን ኣገዳሲ እዩ።

  • @fsahazeru5439
    @fsahazeru5439 3 дня назад +1

    Amen3

  • @luwamnatey245
    @luwamnatey245 День назад

    🇪🇷❤❤❤

  • @tedrosfisehaye849
    @tedrosfisehaye849 2 дня назад

    ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና ግዳ ብጸሎት ክትጅምሩ ዳ ተጸበኹስ ከምዚ ናይ ኣንጎሎ ዕላል ኣምሲልክሞ ስርዓት ኣልብስዎ ኢኹም ኣብ ቀጻሊ

    • @tsehayeandom2816
      @tsehayeandom2816 2 дня назад

      ጽቡቕ ሓሳብ እዩ ተድሮስ ሓውና ፡ ግን ኣብዚኣ ከብርሃልካ ኣብ ማስመድያ ምቅራብ ኩሉ እቲ ዝቀርብ ናብቲ ሓሳብ ምእታው እዩ ። እዚ ከኣ ናይ ማስምድያ ስርሕ ኣቀራርባ ኣበሃህላ እዩ ምኽንያቱ ጊዜ ንምቁጣብን ብቀጥታ ከኣ ናብቲ ሓስብ ምእታውን እይ። እዚ ከኣ ዘይበ ኣበሃህላን ኣጣቃቅምቅን እዩ።

    • @Ezgihareya
      @Ezgihareya 2 дня назад

      ❤ terakb ms abelu xelot gierom ykonu ile ygmt

  • @tiebeyohanes4947
    @tiebeyohanes4947 2 дня назад

    Kale hiwet yemealna abona❤

  • @gideyalem6475
    @gideyalem6475 3 дня назад

    Welcome back 🙏♥ deki Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🌹🌹🌻🙏።

  • @rigbeefrem2064
    @rigbeefrem2064 2 дня назад

    🙏🙏🙏🙏

  • @HanaHabtemariam-l8u
    @HanaHabtemariam-l8u 3 дня назад +1

    Bitaim tiboki medebi yona haftey dima bitaimi shikor awediyom gin aythawkiyom

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 3 дня назад +1

    ❤❤💔

  • @Betri-Haqi1991
    @Betri-Haqi1991 День назад

    ቃለ ሕይወት የስምዓልና መምህር መርጌታ ስምኦን፡ እዚ ጀሚርኩሞ ዘለኩም ዛዕባ(ኣርእስቲ) ኣዝዩ ኣገዳስን ወቅታውን እዩ፡ ኣምላክ ከምቲ ዘጀመረኩም የፍጽምኩም።
    ርምሊቶ ንጋዘጠኛ(ዮናን)
    1ይ፡ ቃለ መሕተት ኣብ ዓለማውን መንፈሳውን ኣዝዩ ፍልልይ ኣለዎ፡ እዚ ዝበልኩሉ ምክንያት ከኣ ኣታሕትታኪ ናይ ዓለማዊ ስለ ዝገበርክዮ እየ።
    2ይ፡ ወቀት ሒዝኪ ኣለኪ ግን እቲ ሕቶታት ኣዝኪ ሓዋዊስክዮ፡ እንተ ደኣ ንመምህር ኣስተብሂልክሎም፡ ቡዙሕ ግዜ ክንመጾ ኢና እንዳ በሉ ይመልሱኪ ኔሮም፡ ዝለዚ ብቀደም ተከተል ተትሓትዮም ዝበልጸ ኔሩ ብፍላይ ነቶም ንሰምዕ ዝተጠርነፈ ሓሳብ ምኮነልና።
    ንኣብነት ዝኣክል፥
    1፡ቅድሚ መርዓ ዘሎ ግዜ(ናይ ግርዝውና)
    2ይ፡ ብከመይ ይመርጽ/ትመርጽ?
    3ይ፡ ዕድመ & ኣብ መንግኦም ናይ ክንደይ ዝኣክል ፍልልይ ክህሉ ኣለዎ?
    4ይ፡ ጓል'ከ ክትመርጽ/ክትሓትት ትክእል'ዶ?
    5ይ፡ ኣብ ዕርክነት ግዜ ክገብርዎ ዘለዎምን ዘይብሎም?
    6ይ፡ናይ መርዓ ምድላዋት?
    7ይ፡ ሕጸ & ኣብ ሕጸ ክንደይ ክጸንሑ ዩ ተመራጺ?
    .......ወዘተ ኣዝዩ ቡዙሕ እዩ። ስለዚ ዳግመ ግምት ተትገብርሉ ተመራጺ ምበልኩ።
    ምክንያቱ እቲ ሂብኩሞ ዘለኩም ኣርእስቲ፡ እዚ ዝበልኩዎን ካልእን ምስተመለሰ ወይ ምስተተግበረ እዩ፡ ከምቲ ኢልኩሞ ዘለኩም ዕዉት ዝከውን።
    ቴለ፡ ተትገድፉልና ከኣ ብዝበለጸ ደዊልና ኣቅምና ምሓገዝና። ቀጽልዎ።

  • @MattiNoahSR
    @MattiNoahSR 10 часов назад

    EMN ስለቲ ተቅርቡልና መሃርን ታሪኻውን ትሕዝቶኹም እንዳመስገና, ሎሚ ድማ ብኣዝዩ ፍሉይን መንፈሳውን መደብኩም ብልቢ ምስጋናና ወሰን የብሉን, ብፍላይ ነዞም ኣብ ስደት ምራባዊ ዓለም ካብ ባህልናን ሕብረተሰብናን ርሒቕና ንነብር, ናብራናን ደቅናን ንምእላይን ከምቶም እግዚኣብሄር ዝደልዮም ኮይና ንክንነብርን ኣዝዩ ኣዝዩ ደስ ዝብል መደብ ኢኹም ኣቕሪብኩምልና እሞ እግዚኣብሄር የክብረልና . ንመርጌታ ስምኦን ሓውና ድማ እግዛብሄር ፀጋ በዲበ ፀጋ ይዓድልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ልዑል እግዚኣብሄር 🙏❤
    ከምዚ ነፃ ዝኾነን ስፍሕ ዝበለን መደብ ብዝያዳ ከተቕርቡልና እንዳተተስፈና ክብረት ይሃበልና. እግዚኣብሄር ኣብ ልብና የሕድሮ 🙏🙏🙏🇪🇷

  • @yohannes2014
    @yohannes2014 3 дня назад

    ብምስጋና ንኣምላኽ ጀምሮ ኩቡር ኣቦና።

  • @helentesfu-u3h
    @helentesfu-u3h 2 дня назад

    Abona memhre mergta Simon Edmen tenan yehbki

  • @girmaymengstab5727
    @girmaymengstab5727 3 дня назад

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna Abona Naybhaki abona gzie entehalykums xbuk astemhro eu bflay ab degezelenas aziyu tekamn hanaxn eu imo ajokum abona abta gziezelatkum qemzi ktmhrunan tbebtmhrtkum ketemahalaluflunan xbuk neyru bdgamie qale hiwet yesmalna nayagelglot zebenatkum yebarkelkumn abta zeythalf ab andiwerki yxhafelkum fetari kulualem Amen🙏🙏🙏

  • @EritrawenetKuburMenenet
    @EritrawenetKuburMenenet 2 дня назад

    ❤️❤️❤️🙏🏾🙏🏾🙏🏾👍🏾

  • @saraasmerom9050
    @saraasmerom9050 3 дня назад

    Xebuk medeb kexelwo 🇪🇷❤️

  • @tewoldegebrewold2632
    @tewoldegebrewold2632 2 дня назад

    Nay behaki kale hiwet mergieta nay zebn agolgulotkum ybark hiwet weldna ymleselna

  • @hedatabreham4336
    @hedatabreham4336 13 часов назад

    Atomy elike etgw eyem. Ata ewry.❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SenaitRusom
    @SenaitRusom 2 дня назад

    🙏🙏🙏💒💒💒

  • @Habteabgremay2023
    @Habteabgremay2023 2 дня назад

    Nay bhaki ktebabae zelewo medeb yu kal hiwet yesmalna abona

  • @bereketyonas2275
    @bereketyonas2275 2 дня назад

    Kale hewet yesmalna mergeta Simon. Betami xebuk medeb keydongokum 2 kefal mexuna. Betwesaki kea abe Eri tv ente zfeno kea kulu seb metmharelu.

  • @himanteklemariam8749
    @himanteklemariam8749 2 дня назад

    🙏🙏🙏🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @tewelde9778
    @tewelde9778 2 дня назад

    ቃለ ህይወት የስምዓልና መርጌታ ስምኦን ናይ ኣገልግሎትኩም ኣምላከ ቅዱሳን ይባርክርልኩም።ኣቅራቢት መደብ ንፍዕቲ ኣብ ናይ ሕቶን ፡ምጽባይ መልስን ቅሩብ ዓቅሊ ወይ ዕግስ በልዮ ቀጽልዮ ከኣ ማለት በርትዒ።

  • @JonasGhebrejesus
    @JonasGhebrejesus 3 дня назад

    100 kab 100 perfekt

  • @aezibgebrehiwet523
    @aezibgebrehiwet523 День назад

    Kale hiwet yesmalna egzabhr nay agelglot zebnkum ybark kbrti adlawi haftna dma kbret yhabelna .gn abo sle zkonku abona ktblyom ygbaki🙏

  • @timinetimine3126
    @timinetimine3126 3 дня назад +3

    የናን ሓብተይ ጽቡቅ መደብ ግን ምስ ሰብ ዓበይቲ መዓርግ ክትቀርብ ከለኻ ኣንቱም ጸጉርኺ ከኣ ተጎልበቢ