ሓሙሽተ ጽቡቕ ፊልም ንኽንሰርሕ ዝሕግዙና ነጥብታት፥ Five Elements You Need to Make a Great Film Tigrigna Tutorial

Поделиться
HTML-код

Комментарии • 23

  • @hirmetzema4914
    @hirmetzema4914 2 года назад

    Btami xbuk srah

  • @fisha5505
    @fisha5505 2 года назад

    ጠፊእካ

  • @eisugrmay1222
    @eisugrmay1222 2 года назад

    Good job

  • @rufaelgebru9117
    @rufaelgebru9117 2 года назад

    ኣቢቲ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ፥ካብቲ ንምሃሮ ዝነበርና ንላዕሊ ሕጂ ጽቡቅ ገሩ ተረዲኡኒ፥ዪ ለበከድ ሓመደኩንካ ክንሱራ።

  • @stillstrong9444
    @stillstrong9444 2 года назад

    My Favorite section !! Its my first time in your channel , , am gonna be a big fan of uuuuu !!

  • @kdawit690
    @kdawit690 2 года назад

    Subscribed!

  • @kdawit690
    @kdawit690 2 года назад

    Keep it up!

  • @eliasaraya6653
    @eliasaraya6653 2 года назад

    Good job abi hawey kexlo

  • @siemkibret3723
    @siemkibret3723 2 года назад

    Good job abi

  • @hagosdebesay8000
    @hagosdebesay8000 2 года назад

    Gdus halafnetawi meniesey eleka aleku ajoka kexlo xbuk astemhroyu thank you

  • @fisha5505
    @fisha5505 2 года назад

    ቅርጺ ፍልም ወይ flim sturctuer ወይ take shoot ዝበለጻ ኣብነታታት ፍልምታታት ሒዝካ ክትመጸና ብተስፋ ይጽበ ጽቡቅ ስራሕ ጽቡቅ መግለጺ ምኣኽብሮት ።

    • @merinaentertainment
      @merinaentertainment  2 года назад +1

      ዝከበርካ ፍስሃ ቃለይ ንምኽባር ኣብ ቀረባ መጻኢ ብዛዕባ ብሉጽ ቅርጺ ዘለዎ ዓቢ ፊልም ሓደ መደብ ከቐርብ እየ።

  • @wedihailesahle4119
    @wedihailesahle4119 2 года назад

    Good job abi.

  • @BTHome6726
    @BTHome6726 Год назад

    ብሮ ኣበይ ሃገር ትነብር ?

  • @extrainfoonline
    @extrainfoonline 2 года назад

    ተንቀሳቃሲ ስእሊ (motion video ) እባ በል ካብ ሲነማትግራፊ ሕጂ ዶ ድሓር ይወጽእ እንተበልኩ ምዉጻእ ኣቢኻ motion video እዩ እዚ ናትና ምኽንያቱ ሲነማቶግራፊ ብዙሕ ገንዘብ ስለ ዝሓትት ን ኣብነት ድምጺ ዘፍርዩ ወይ ዝቀድሕን ምስ ተቀድሐ ነቲ ዘተቀድሐ ድምጺ ኤዲት ዝገብሩ የድልዩ ካልእ ድምጺ ድዛይን ዝገብሩ ኢንጅነራት የድልዩና እዚ ብዝዕባ ድምጺ ጥራይ እዩ ብርሃን ኣብ ብርሃን ኣዝዩ ጽቡቅ ኣፍሉጦ ዘለዎም ሰባት የድልዩ ፡ኤለትርክ ፡ሜካፕ፡ኣልባሳት፡ቦታ፡ሰኣልቲ. . . ወዘተ ክንደይ ኢለ ክጽብጽቦም ኮታስ ኣብ ሃገርና እዚ ሲነማቶግራፊ ክኦነ ኣብ ጎሮቤትና ሃገር ወላ እዚ ሲነማቶግራፊ የለን እንተኾነ ግን ሲነማቶግራፊ ዝብል ቃል ኣብዘይ ቦትኡ ምጥቃም ልሙድ እንዳኾነ ይመጽእ ኣሎ ስለዚ ንስኻ እዉን በዚ ዓውዲ ተማሂርካ ክትከዉን ትኽእል ኢኻ እንተኾነ ግን እቶም እትጥቀመሎም ቃላት ሓልዎም። ኩሉ ካሜራ እዉን ናይ ሲነማ ካሜራ ወይ ናይ ደረቅ ስእሊ ኣይኮነን ኩሎም ነናቶም ዕላማ ኣለዎም እዛ ናትካ ሒዝካያ ዘለኻ ካኖን r6 ን videography ዕላማ ጥራይ እያ ተገግል ወይ ናይ ሲነም ካሜራ ኣይኮነትን እዚ ማለት ግን ፊልም ክትስእለላ ኣይከኣልን እዩ ማለተይ ኣይኮንኩን እንተኾነ ግን ብዘይካ እታ ካሜራ ሲነማ ሌንስ ፎካስ ብሪዝ ናቱ ምስ እዚ ናትካ FE ሊንስ ኣዝዩ ገፊሕ ጋፕ ኣለዎ ምናልባት ቁቱብ ኣፍልጦ እንድሕር ኣልርካ ኾይኑ ። እዚ ን ኣብነት እየ ኣምጺኤ ዝነግረካ ዘለኹ እምበር ብዙሕ ፍልልይ እዩ ዘለዎ ብዝኾነ ቀጽሎ ኣጆኻ በርትዕ ።