ከይንሕተት ኲናት ንወልዕ\\ ሓደጋ ትግራይ መፈንቅለ መንግስቲ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 25 янв 2025

Комментарии • 21

  • @AqbllhAbraham-sl4lj
    @AqbllhAbraham-sl4lj 3 дня назад +3

    ጀግና ቃፅለ ሉ ❤❤❤❤❤❤

  • @frewyein
    @frewyein 2 дня назад +1

    ይሓ ሚድያ ሓቀኛን ታኣማኒን፣ህዝባውን ሚድያ ቐፅልሉ።

  • @AbelBrhane-e3o
    @AbelBrhane-e3o 3 дня назад

    ጅግና ሚድያ

  • @TeweldeMehari-u1l
    @TeweldeMehari-u1l 3 дня назад +1

    ጅግና ቀፅልሉ

  • @HiwetBekele
    @HiwetBekele 3 дня назад +1

    አንታ ጀግና ቀፅለሉ❤❤❤❤❤

  • @Mhimde-c3o
    @Mhimde-c3o 3 дня назад +1

    ደብረዕክልል ንትግራይ ተፃወትዋ

  • @mulgetatabaje2773
    @mulgetatabaje2773 2 дня назад

    ጀግን ቀልል

  • @SenaytHaylu
    @SenaytHaylu 3 дня назад +2

    ይሐ ምድያ ስምዓኒ ደሕየካ አለኹ

  • @gherHaftamu
    @gherHaftamu 3 дня назад +1

    ንሒና እውን ተዘጋጅና ኢና ።ኣደመ ድሒር ሐዚ ኣየምበርክከናን...ዘበት

  • @YemaneAbrha-k9b
    @YemaneAbrha-k9b 3 дня назад +2

    ህወሓት ሰራዊት ዝወነነ ኣብ ዓለም ቡሱሩ ሓወልቲ ዝበሃል ኣዳራሽ ደም ዝፈሰሶ ናይ ዓሌት ገዛ እዩ

    • @ALEMBERHE-k6e
      @ALEMBERHE-k6e 3 дня назад +1

      you are right tplf lives on the blood of tigreans

  • @meskeremberhanu6307
    @meskeremberhanu6307 3 дня назад

    ሚድያ ዕግርግር
    ሓንቲ ጥይት ኣይትትኮስን:: እናተመንኽነኦ ይቀርየክን

  • @Adam-lw8lx
    @Adam-lw8lx 3 дня назад +1

    እዚ ድሑር፣ ሃርጓፍ፣ ስሱዕ መራሒ ሰራዊት እየ ዝብል ናይ ባህሊ ጀነራላት እኽብኻብ ለይጠፍኤ ትግራይ ሰላም ትረክብ ማለት ዘበት እዩ። ትግራይ ኣብዝኹሉ ሸንፈለል ለእተዋ እዚ ጉጅለ እዩ፣ ካብዚ ጨካን ጉጅለ መፍትሒ እትፅበ ህዝቢ መጨርሻኻ ጥፍኣት እዩ፣ ወፂእኻ ይኾነኩም በሎም፣ ኣብዚ ዝኽፈል ዋጋ ኽፈል ተዘየለ ላብታ ትፈልጣ ዕፅዋን ኽባን ኣእትዮም ክትጠምን ክትጎሳቐልን፣ ደቅኻ ክሞቱን ክስንክሉን እዮም።

  • @MrafieBeremberas-hd7zg
    @MrafieBeremberas-hd7zg 3 дня назад

    ድምፂ ፋራ ዶ

  • @GereziherGebremedhin
    @GereziherGebremedhin 3 дня назад

    ዓጀውጀውን ሓሶትን ሕደግዎ

  • @TedeyTbrhan
    @TedeyTbrhan 3 дня назад

    ዓንዛር ደንቆሮ

  • @MehariWeldu-vv2sx
    @MehariWeldu-vv2sx 3 дня назад

    እዚአ ዶ ተሪፋትካ ከም ሚድያ ትሕፍር ኢካ ምስ ጉጅለ ጥፍአት ክትጠፍእ ኢኻ ያሓ

  • @hailearegawi4288
    @hailearegawi4288 3 дня назад

    Kid nab Shiwa. Belae tire siga

    • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
      @ወዲዓጋመትግራይደመይ 3 дня назад

      ካም ምሳኹም ጠላማ ካሓዳማት ዳኣ ኣጸብቆም ሽዋ ይሕይሽ ካም ምስ ጠላማት ካሓዳማት ምንባር ምስ እምነት ዘለዎም ዘይትፈልጦም ምንባር ይበልጽ ። ጥሙይ ዓጸቦ ዳኣ ጥረ ስጋ ኣበይ ክትረኽቦ😂😂😂