Tartaraw Sibuh, your brilliance is truly remarkable. The example you provided left me in awe. Honesty is a virtue that God has emphasized, yet as human beings, we often neglect to uphold this principle.The laws of the Ethiopian government have been established to ensure equality for all individuals in Ethiopia. However, it is unfortunate that those responsible for implementing these laws and regulations often fail to adhere to them as intended. Well done Wedisbuh!
Derg alse kkkkkkkk " sijemer yemtaweriw wera ye klelacu mengst ye bat sera nw!!! negru ye derg nafaqi hones ye Hegmengestu tekem endat beteru yetaysal?!!!hmmm lemangwem aun ega ye "bate" srachn lay nen !!! aune qemesat yenafeqes derg Uniformun keyro metolesal 🎉 abicuuu 1000 amet yegzase!!!!!
I respect and love him as an artist. With regard to constitution opinions he has, he doesn't seem to have good understanding and how bad it is for Tigray and minorities!
In fact, you are a great artist and a person who is at a good level in your political awareness. Isn't it the betrayal that the people of Tigray got from the TPLF?
ጠረጣራዉ ከረተት በልካ ምሳና አብ በረካ ጀግና አቦና ኩነታትካ አሻቂሉኒ ነይሩ ምስቲ ዕብየት አንኮዕ ብሂበት ተረፍካ
ንኪዳነ ኣመነን እመሃ ካሕሳይን ኣቅርብልና ክብርቲ ሓፍተይ
አምላክ ይባርካ ሰለ ጽቡቅ አስተምህሮካ I love ❤all
ህዝቢ ጉራጌ ዶ በልካ 27 ዓመት ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርና ኣምሓራይ ስነልቦና ሒዞም ክሳቀዩ ገርናዮም ኢና በል ተናሳሕ
አማርኛ የጌቶች ቃንቃ ነው ፤የምትፅፊው እኮ ፤አማርኛ ነው ፤፤ ትግርኛ ፅሁፍ የለውም እኮ ፤፤
ነባር ተጋዳላይን ከያኒን ተትብሊ ይሓይሽ!
እንቋዕ ደሓን መጻኻ ናይ ዕድመ ልክዕ ተጋዳላይ ክቡር ኣቦና ፈታዊ ዓዱን ህዝቡን ተጋዳላይን ከያኒን ጠርጣራው ሰቡሕ!
Foresighted!!❤❤❤❤❤...
ስለ ሓቂ ስቕ ኣይብልን ዝበለ ሓየት!!
ሰላም ክቡራት ተከታተልትና እቲ "ተጋዳላይ" ዝብል ብናይ ኣያና ድሌት መሰረት እዩ ከማኡ ተጠቂምና ዘለና!
@@Brakhe_Show ፈሳም ሁላ ለማያቅሽ ባንዳ ፤ ድሮም ባንዳ አሁንም ባንዳ ፤፤ የቂስተርን ገረድ ሁላ ፤፤ ባንዳ
እቲ ዝገሪም ኣየናይ ብዓል ስልጣን ትግራዋይ ተስውኡ ኣካለ ጎዶሎ ዝኾነ መንእሰይ ግን ሃሊቁን ሰንክሉን ስለ፡ዚ ምድንጋር ይኣክል ነቲ ህዝቢ ሰላም ሃብዎ።
ከም example እዩ አቅሪብዎ በር ሓደ ብሄር ንሓደ ብሄር ንመሰሉ ክጣበቀሉ ኣለዎ ማለቱ ስለዝኮነ ትክክል አዩ።
መዲ ፅቡቅ ስራሕ! ዋው ጠርጣራው ግን ኣገላልፃ ትፀልእ!!
ፅምብላሊዕስያ ማዐኮራ ዘይሸፈነት እንታይ ሸፈነትዩ ዝብሀል ውራጌ ባዕሉ አለዎ ናይ ትግራይ ዘይገበርካስ።
እንድዕያ
@@newuaq1125 אני ጠርጣራው ተጋዳላይ
@@sendelabraham3103 ዓላማ ለይብሉ ምግዳል
Yigermeka eyu 😂😂😂😂 enda ximblqlie si nibeynom eyom 😂
ኣይ ህዋሓት ካሕዳም ህዝብና ናብ ሓደጋ ኣዉድቅወ😢😢😢😢😢😢😢
Tartaraw Sibuh, your brilliance is truly remarkable. The example you provided left me in awe.
Honesty is a virtue that God has emphasized, yet as human beings, we often neglect to uphold this principle.The laws of the Ethiopian government have been established to ensure equality for all individuals in Ethiopia. However, it is unfortunate that those responsible for implementing these laws and regulations often fail to adhere to them as intended. Well done Wedisbuh!
Respect ayana talking about the fact
ጅግና ኣቦና ኣጀኻ
ዝገርም ብቅዓትን ሓቃውነትን
❤❤❤❤wow,ብሱሉ ኣያ
ጽብቅ ኣለኻ ሕጊ መግስቲ ይውሕሰካ ዩ ።
ግን፡ክትስርሓሉ፡ኣለካ፡፨.
ብጣዕሚ፡ን፡መጻኢ ብዝሑ ትርማሂረ ካብኻ
ዕደመ ይሃብካ .ንኡሱ ወለዶ፡ መንእሰይ ትግራይ ብዝሑ ክማሃር ይኽእል ዩ።፡
ሓፍትና መድሂን፡ ኮላይ ከመዚኦም፡
ዝኣመሰሉ ኣቦታን፡ኣያታን ኣመጽልና ።
ጽቡቅ ምይይጥ ቀጽልሉ ጎበዝ መድህን አብ ቀፃሊ DR. ሙዑዝ ግደይ ተተቅሪቡዮ ?
ናይ ጉራጌ ዝበላ ሓድካ ኩሉ ዝበሎ ሓቂ ተጋሩ በተለይ አብ ስልጣን ዝነበርኩም ምስ አዝማድኩም ፀጊብኩም ነይርኩም እቲ በትሪ ኸአ ንኹሉ ትግራዋይ ተሪፋ
Ayee Hegdef
ክቡር ኣቦና ናይ ትግራይ ኮኾብ⭐ 💟 ኢኻ ብሓቂ ሓቀኛ ቅኑዕ ጅግና👌✊
Nay Mechereshta Donkoro seb b fikri Hwhat nedidu meskinay 1.5 million seb tefieus hwhat gega yebilun yibil. Bekli zikone seb
@@fetawihaki3672 ayferedon. Ab ausrala eyu zenebir.
ክቡር ኣያና ጠርጣራው ሰቡሕ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
ረኤኺ መድህን እዛ ሒጂ ዝበላ አብነት ፅቡቅ ገይርኪ ወሓጥያ መፅሔፍ ቅዱስን ቁርዓንን ፀገም የብሉን ፀገም ዘሎ አብ ቀሸን ሸኽን እዩ ኢሉኪ ስለዚ ህገመኖግስቲ ፀገም የብሉን
Ata senef senifu eyu zesnfeka bsigana eynihseb ftsum metshaf qudusn nay poletica sebat zewtsiuwo nay alemawi higi ftsum giga eyu egziabhear ftsum giga yeblun aygagen sebat gin giga mefatirtina eyu aykonen poletikegnatat zewtsuwo 1+1 elom wala beqiniena zwetse ewin kab sebat sihtete alo eyu tertaraw gin zeyele msla eyu aqribu lbona yihabena
Emo hegemengesti ne Tigraway entay geyrelu????
ቅኑዕ ዝኮነ ኣቦ😍👌🏼
ሓቐኛ ነባር ተጋዳላይ ጠርጣራው ስቡሕ ጅግና እታ ሓቒ ንስኻ ዘቐመጥኻያ ዒያ እድመን ጥዕናን ይሓብኻ 🙏 ናይ ሕዚቢ ትግራይ ህማም ህውሓት ዒያ 4 .
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣቦና ትግራይ ከማኻ ዝበሉ በሳላት እዩ ዘድልይዋ ሐዚ
ክብረት ይሃበልና ተጋዳላይ ጠርጣራው ስቡሕ እቲ ክስራሕን ክግበርን ዝነበሮ ሕጂ እውን ንኸይድገም ምስራሕ ምቕላስ ኣድላይ እዩ።ሕጂ እውን ኣብ ህወሓት ብቕዓት ዘለዎ ፖለቲከኛ የለን ካብ ንህዝቢ ንኸብዶም ዝነብሩ እዮም ንኡስ ወለዶ ትግራይ ነቒሕካ ምቕላስ የድልየና ክብረት ይሃበልና ኣያና።
ሰላም እኔ ጉራጌ ነኝ ትግርኛ ግን እችላለለሁና ሙሉውን አዳምጬዋለሁኝ የታዘብኩት ግን ይህ ህገመንግስት ለብሄር ብሄረሰብ እሚለው ቃል ሲደጋገም ገርሞኝ ነው እኛ ደርግ እንኳን የሰጠንን ነጻነት የተነፈግነው በዚህ ህገመንግስት ነው እራስን በራክ ማስተዳደር እንኳን ከልክሎን ሙሉ 30 አመት ተዘግተን የኖርን ህዝቦች ነን ቢያንስ ስለህገመንግስት ስታወሩ ጉራጌን ግን እንደጨቆነ ለትግራይ ልጆችም ንገሩል የትግራይ ልጆች ጉራጌ የደረሰበትን መከራ እናተ ሀገር ስትመሩ ንገሩልን
የተከበረዌ የጉራጌ ህዝብ ከኢህአዴግ በፊት የነበሩት ስርዓቶች በሸዋ ክፍለሃገር ውስጥ ተካልሎ ከሌሎች ብሄሮች ነበር የሚተዳደረው። ከኢህአዴግ በሁዋላ ደግም በደቡብ ህዝቦች ተከልሎ ይተዳደር ነበር። ዋናው ጥያቄ መሆን ያለበት ፍትህና ርትዕ እንዲሁም ልማት ላይ ነው።
@@Muez_Gidey ሰላም ከኢሀዲግ በፊት ከሌሎች ብሄሮች ጋር አልነበረም ጉራጌ ክፍለ ሀገር ጠቅላይ ግዛት ነበር ። ግን እሱ ብቻ አይደለም 30 ጉራጌ ሀዋሳ ተብሎ የተፈረደበት ፍርጃ ምን እንደሆን አውቀኸዋልን ?? አንድ አጥር ለማጠር የክልል ፍቃድ ሲያስፈልግ 3 እና ገጠሩ ህዝብ ደሞ4 ቀን ፈጅቶበት ሀዋሳን እሚያገኘው ይህም ብቻ አይደለም ሀዋሳ ሲደርስ ሌላ ትልቅ ችግር ቋንቋ ነው ሙሉ ደቡብ በሚባል ደረጃ ቁቤ እያሉ የእንግሊዘኛ ፊደል እሚማሩ ናቸው ጉራጌ ደሞ ይህን አጠቀምም አልጋ እንኳን ለመያዝ በጣም ችግር ነበር ሌላው ብሄር ብሄረሰብ በቋንቋው ይማራል ይሉሀል ጉራጌ ግን አልተፈቀደለትም እሁን 2016 የሙከራ ትምህርት ተጀምሮዋል ሌላው አንድ የቴሌብዥ ጣቢያ ለመክፈት ፈቃድ ተከልክሎ የኖረ ህዝብ ነው እሁንም በኦሮሞ ቴሌብዥን አንድ ወይንም ሁለት ሰአት ተጠቀሙ እንጅ የቴሌብዥን ጣቢያ ለመክፈት ተከልክሎ ነው ያለው ወንድሜ ወይንም እህቴ የደረሰበት በደል ምኑን ዘርዝሬ ልጨርስህል ብዙ ጉድ ነው የደረሰበት እሁንም ያው ነው እሁንማ ውሀ ባንክ እየዘጉ ህዝቡን እየጨረሱት ነው እውነት እልሀለሁ ይህ ህገመንግስት ጉራጌን እንደ ጨው ያሟሟ ነው ወረቀቱ ሳይሆን በዚህ ሹመት እሚይዙ ሰዎች ማለት ነው አበቃሁ
Derg alse kkkkkkkk " sijemer yemtaweriw wera ye klelacu mengst ye bat sera nw!!! negru ye derg nafaqi hones ye Hegmengestu tekem endat beteru yetaysal?!!!hmmm
lemangwem aun ega ye "bate" srachn lay nen !!!
aune qemesat yenafeqes derg Uniformun keyro metolesal 🎉 abicuuu 1000 amet yegzase!!!!!
ሕወሓት ዝሰርዖ ስርዓት ናይ መርሕን ኣተጋባብራን ፀገም ነይርዎ ሀዚ ክፍተሽ ኣለዎ እንክውሑድ ሀዚ
ዕድመ ይሃብካ ኣያና ከም በዓል ንስኻን መሓሪ የውሃንስን ዝኣምሰሉ ተትኾኑ ህዝብና ኣይምጸነተን ህወሓት ድሕሪ መለስ ካብ መራሒ ሓይሊ ክሳብ ዝለዓለ ጀነራል ሕልፍነት ሒዞም ነኒሒድሒዶም ክነዓዓቁ ነምሓሩ ኣረኪቦማ ደቂሶም
Amaizing comments Waww tertarw
ጋዜጠኛ መድህን ዝለዓለ አድናቆት አለኒ አብ ስራሕኪ አሳልጦ አብ ሂወትኪ ጥዕና ይምነየልኪ ፅቡቅ አቀራርባ እዩ
Brilliant person for his views on constitutional foundations.
እቲ ዘሕዝንስ ሐዚ እውን "ሕገ-መንግስቲ" እናበልካ ዕንይንይ🤔 የሕዝን😭
Absolutely Right fighter tertaraw
መድሂን ኣንቲ ጅግና ብሓቂ ጎበዝ ጋዜጠኛ
እዞም አረጋጉቲ አብዛ በስናዕ ዓዲ ለለዎም ፍቅሪ ይገርም እዚ ኹሉ ሂወቱ ሙሉእ ትቃሊሱስ ቃልሱ ልምንታይ መንባሩ ለይፈለጥ ነፃነት ለይፈትው በቃ ብሔር ብሔር ሰብ ላበሉ መንባሮም
ዝኮነ ንችኩን ህዝቢ ኣብ መሰረታዊ ፍታህ ክትኸይድ ተኮኢንካ ቅኑእ መትከል ብምርግጋጽ ነዘረጋገጽካዮ ብምሉእነት ንምእዋት ክትክተሎ ዘሎካ መርሆ በዚ ተባእ ወዲ ህዝቢ ዝትንተን ዘሎ ከም ናትካ ወሲድካ ምቅባልን ኣብ ህዝብካ ንዝህሉ ጸገም ኣብ ምፍታህ ክትጥቀመሉ ምካኣል ኣገባብን ናይ ተወፋይነትካ መግለጺውን እዩ !!!
ናይ ብሓቂ እቲ ሓቂ እዚ ዩ
ሕጂ ውን ከይድገም ዝሓለፈ ይእኽለና
ናይ ብሓቂ ናይ ዘረባ ክእለት ተውህቦ ኣለካ ብሉጽ ናይ ምኩሕሓል ብቕዓት ኣለካ እንተኾነ እግርን ኢድን ነንበይኑ ኾይኑ ፡ ኩሉ ግዜ ተጋሩ ሓንቲ ጸገም ኣላትኩም ሓቂ ኣይትፈልጡዋን ኢኹም ፡ እንተኾነ ግን ሓቂ ስጋብ ዘይፈለጥኩም ኩሉ ግዜ ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ጸገም ከተእትዉዎ ኢኹም ፡ ምኽንያቱ ደቂስኩም ኣይተበራበርኩምን ወይ ድማ ሓቂ እናፈለጥኩማ ትጠማዝዙዋ ኣነኹም ፡ እንተ ንሕና ግዜ ከርእየና
ስለዝኾነ ተዓዘብቲ ኢና ኣብ መጨረሽታ ግን ሓቂ ክትዕወት ግድን እዩ ፡ ኩሎም ጸረ ሰላም ዝኾኑ ድማ ጠፋእቲ እዮም ፡
ሽዑ የራኽበና ።
Why the hell do you come here if you are stupid?
መጽሐፍ ቅዱስ፦
ናይ ጥበብ መጀመርታ እግዚአብሔር ምፍራሕ እዩ በለ እምበር ናይ መውዳእታ እውን እዩ ኣይበለን። መዝ 111፥10 መሳ 1፥ 7 ።
ስለዚ ናይ ጥበብ መጀመርታ እግዚአብሔር ምፍራሕ እዩ በለ እምበር ንንሮኹም ምምሕያሽ ዝኸውን ኣይትመራመሩ ኣይበለን።
እንዲያም ምሳ 7፥1 ናይ ጥበብ መጀመርታ እግዚአብሔር ምፍራሕ እዩ ምስበለ ቐጺሉ "ሰነፋት ግና ጥበብን ተግሳጽን ይንዕቑ" እዩ ዝብል።
ስለዚ ቕንዕና ዘለዎ ጥበብ ያበረታትዕ እምበር ኣይነቅፍን።
ልዕሊ እግዚአብሔር ፈላጥ እየ ከይንብል
ስራሕና ኩሉ እንትንትልም እግዚአብሔር ተዝፈቅድ ኢልና ንክንጅምር
ትእዛዛተ እግዘብሔርን ምእንታን ክናኽብር እዩ ናይ መጀመርታ ጥበብ እግዚአብሔር ምፍራሕ እዩ ዝተባህለ።
Ata eziatom be communistawi perty tekotkitom ziabeyu sle qudus metshaf (sle egziabhear) minim zgeltwo yblomn wala etom teqawemti ewin kulshab emnetna (haymanot) eyom zineqfu ab tigray hymanotnan bahlinan kitefie abyi sirah eyom serihom
Medhin shukor ewala i appriciate u.
እቲ ዝሐዝን ብናይ ጠርጣራው ደርፊ ተላዓዒሎም ሂወቶም ዝሰኣኑ ዕሽላትን ሙሁራትን እዩ።
አየ ተጋሩ ዝኾነ ናይአተሓሳስባ ሽግር አሎ ብናይ ማንም ደርፊ ተላዓሉ ዝተሰውእ መንእሰይ የለን ዓዱ ሒወቱን ከድሕን እዩ ኸይዱ አይከድን ኢሉ ዝትቐመጠ አብቅድሚ ወላዲኡ ተረሺኑ
@@melestesfay5687 እስቲ ቀሊል ሕቶ ክሓተካ? ህዝቢ ትግራይ ን2 ዓመት ተከቢቡ እንትጭፍጨፍ ተራ ህዝቢ ጉራጌ እንታይ ነይሩ? ነዚ መርሽንቲ ሓደ ሚልዮን ተጋሩ ንምንታይ ዘይኣትረፍዎ?
@@kesatebrhanhaile3730 እንታይ ዶ ዘይተፅሓፈ አንቢብኩም አያ አነ ብደርፍኻ ተላዓዒሎም ክንደይ ዕሸላት ሂወቶም ሲኢኖም ንዝበልኩምዎ እየ መልሲ ዝሓብኩ
አየ ወ አያታትና
ደደብ፡ናይቲ፡ደርፊ፡ትርጉሙ፡ስለዘይርደኣካ፡እዩ፡፡ሓንጎልካ፡አስርሓዮ፡፡
ከምቲ ኣብ ውግእ ንጽዕሮ ዝነበርና ይብል እዚ ሰብ፡ ኣበየናይ ውግእ ዩ?
My sister .Anbesit eki nkulom fetfet abilkyom!!GBU ms hzbki mukanki tehabeni.Nhzbi zeygzaeee khtet tray eyu zelewo sisteteyyy
Betami kabe Tom zekeberom zefetwam abona eka kebert yegebeaka ane kabeto zemeniyo beale tsega edem aleyukum ketehalefu eyu temenitey abe edem eka temahar 🙏🙏🙏❤️💯🌺🌹
አታጆ ፅውፅዋይ አይትፅወ ህዝቢ ትግራይን ሰገናት ዘህለቀ ወያና ተሓታቲ እዩ ።
ሓቂ ክቡር ኣቦና ስነ ጥበባዊ ጠርጣራው ንፍዕ ወዲ ህዝቢ ሃገረ ትግራይ
ፈፃሚት ኮሚቴ ብሕልናን ብሕግን ክሕተትን ክኽፃዕን ኣለዎ፡፡ ፀላኢ ኣይኮነን ዝጥየቅ መራሒኻ እዩ ዝጥየቅ ፀለኢ ዳኣ ፀላኢ እንድዩ
መድህን - ብጣዕሚ ፈላጥ፡ ንፍዕቲ፡ ተራር፡ ባዓልቲ ኣንደበት፡ ብኽእለታ ተኣማማኒት ሓቂ መቕረቢት ተስፋ ዘለኪ ጋዜጠኛ ኢኺ። በርትዒ ናብ ዓቢይ ብርኪ Professional Journalism የብቅዕኺ። ጽቡቕ ኢንተርቪው ኣካይድኪ። ጠርጣራው ቅኑዕ፡ ንሓቂ ደው ዝብል ነባር ተጋዳላይ እዩ። መቸም ንወዲሰብ ኩሉ ኣማሊኡ ኣይህቦን Emotion Dictate ይገብሮ እዩ። ህድእቲን ለባምን ኣርሒቂ ትሓስቢን ስለዝኾንኪ ኣይተረበሽኪን ብሀይለ ቃላቱ። ዓድኻ ገዲፍካ ኣብ ዓዲ ኣማትካ እንድሕር መነባብሮ ገይርካ Immigrant ኢኻ። ቱሪስት እየ ማለት ኣይካኣልን። ጠርጣራው ንሓቂ ደው ስለዝበለ መረሕቲ ህወሓት ኣይፈተውዏን ሓቂ ስሞም ስለዝኾነ። ዳሓር ድማ ገዲፍሎም ከይዱ።
ትኽክል እዩ። እቲ ኩይናት ደው ክብል ምኻኣለ መረሕቲ ህወሓት ከርሲ ትግራዋይ እንተዝህልዎም ነይሩ። ሰላም ደለይቲ እንተዝኮኑ ነይሮም። ግና ከምናይ 1967 ዓረብ እስራኤል ኩይናት መብረቓዊ መጥቓዕት ገይርና ኣዲስ ኣበባ ክንኣትው ኢና ሥልጣን ዳግም ክንሕዛ ኢና ኢሎም ልቦም ስለተሓንጠወ ነቲ Dire Consequences ንትግራዋይን ትግራይን ኣብ ሓዊ ዝዘትው ግዲ አይሃብዎን። ፍጹም Strategic Miscalculation and Crime ፈጺሞም እዮም። ንሻዕቢያ መደምሰሲ ዝተባሃለ ናይ ኢትዮጵያ ሰራዊትን ኣጽዋራትን ደምሲስካ ኽመይ ኩይናት ክጂመር ምኽንያት ኣይኮናን ይባሃል። ጠርጣራው ብህዱእ ርእሲን ልቢን እንተዝመራመረላ እዛ ጋህዲ እዚኣ ጌጋ ገይረ ይብል ይኸውን ክንብል ንኽእል። ኩሉ ጋህዲ ኮይኑ ክወጽእ እዩ ዘይተርፍ።
ህወሓት Liberation Front እየ እንዳበለ ንዘላኣለም ክነብር አየ ማለት ህዝቢ ትግራይ ካብ Vicious Cycle of War ክወጽእ የብሉን ማለት እኮ እዩ። ኩሉ ጊዜ ኣብ ደማዊ ኩይናት ክነብር ኣለዎ ማላት እዩ። ሰለዙይ ህወሓት ከም ኩሉ ፖለቲካ ኩነታት Reformation ከካይድ ኣለዎ ወይ ድማ ክሀስስ Wither Away ክገብር ኣለዎ ህዝቢ ትግራይ ዘለኣላማዊ ሰላም ክረክብ እንተኾይኑ። ሕቶኺ ትኽክለን እዩ። ናይ ጠርጣራው መልሲ ግና ትኽክል ኣይኮነን። ANC ናይ ደቡብ እፍሪካ Liberation Front ኣይብለን፥ Republican Party ኩለይ Liberation Front ኣይበልን። ህወሓት፡ ህወሓት ዝብሉ መርሕቲ ህወሓት እቲ መትከላና ዝብልዎ Stalinist Totalitarianism/Dictatorship ዋና ኣብ ሥልጣን መንበሪ መሣርሒ ሰለዝኾነ እዩ እንዳቐተልካን እንዳጎመድካን። ነዙይ እዩ መረሕቲ ቻይናን ኩባን ለውጢ ክገብሩ ዘይደልዩ ዘለዉ። ንናይ ማሌሊት Communist Ideology እኮ Revolutionary Democracy ኢሎም ጉልባብ ሂቦም ኣብ ስልጣን ንዘለእለም ክንብሩ ዝሓልሙ እኮ እዮም መረሓቲ ህወሓት። ዘይሓንኩ!
ጠርጣራው ንተጋደልቲ ናይ Ethiopian Student Movement ናይ 1960s, 1970s ኽብሪ ማሃቡ ትኽክል ኣዩ። ንስኺ ኹለይ ምሕታትኪ ትኽክል ኢኺ። እቲ ናይ ሽዑኡ ተማሃራይ ብዝኸፈሎ መስዋእቲ እያ ኢትዮጵያ ሎሚ ተቐይራ ዘላ መስዋእቲ ህዝቢ ትግራይ ብዓብይኡ ተሓዊስዎ። መረሕቲ ህወሓት ነቲ ታሪኻዊ ናይ ተማሃሮ ምቅስቓስ ክብሪ ኣይሃብዎን። በይንቶም ክራኣዩን ክደምቁን ስለዝደለዩ። ጠለምቲን ስሱዓትን ስለዝኾኑ። ናይ Stalin መጽሓፍን ታሪኽን ዘንበበ ናይ መረሕቲ ህወሓት ኣይዲኦሎጂኦምን መስመሮምን እንታይ ምዃን ምፍላጥ ይኽእል እዩ።
ምተሓሳሰቢ- ብናይ ጠርጣራው ዕድመ ዘለኹም ሓቀኛ ካድሬታት ህወሓት ውፁ ተዛረቡ ክም ብጻይኩም ጠርጣራው። ኽብድኹም እንዳቖሰለ ኣይትንበሩ። ይንፈሰልኩም እንታይ ክመፀኩም እዩ። ኩሉ ኣብ መወዳእታ ብርኪ ተበጺሑ እዩ። እቲ ኽቡር መስዋእቲ ናይ ሓቀኛ ተጋሩ ናይ ቀደምን ናይ ሎሚን በወርቂ ቀለም ተፃሒፉ ዘለኣለማዊ ኮይኑ ክነብር እዩ ምስሓውልታቱ።
ወራር አሉላ ወራር ሚኪኤል ሰሑል ወራር ወያነ አብ ባድማ መሬት ኤርትራ ኸ?
ክብሩ ኣያና እንኳዕ ብሰላም መፀካልና ክብሪ ይግበኣካ ❤🧡👈ትግራይ ነዕኪም ሕዚ ሕግሱቲ እያ ❤🧡_
Xerxaraw amharay ale belo afar ale belo oromo ale belo tbl derfha ala do? Hji amhara Oromo afar hji ab meakorka bunban dron aetyomlka do
ጉራጌ ዎላይታ ትግርኛ ኦሮሞ ኣገው ቢለን ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም ኣሳቂኹሞ ኢኹም ደምብያ ደምበዛን ማለት ደም ደም ደም ተንትኖ ብኣምሓራይን ዘምሓርሓሩን ዝተሳቀና ህዝቢ ኢና ተናስሑ
Make it short and clear please.
ጽቡቕ መደብ ጋዜጠኛ መድህን ብዝመንገዲ እዚይ እያ ትግራይ ታሓዊ ኣፋላላይ ሓሳብ ሃብቲን ጸጋን እዩ ቡዙሕ ጸገም ኣሎ መፍቲሒኡ ግን ኣብ ምብሃሃል እዩ ንሕና ኣብ ንእሽቶይ ከምዚኣ ስለ ዝሳኣና እና ብሻዕብያ ተበቲና ኣብ ፈቆዶ ዓለም ኮና ኣብ ቃልሲ ሓኾት ንብል ዘለና
Guday Ertra 🇪🇷 atmlketekan ayu ab guday hzbka atokirka tezareb
ትክክል አያና ጠርጣራው አረ መጽሓፍ ቅዱስ አብ ትምቢት ዳኒኤልሲ ፍልጠትን ምርምርን ክበዝሕ ምኻኑ እዩ ዝነግረና
ኣብ ውፅኢት ኣዘረብን ኣብ መትከል እየ ይብለኩም ኣሎ ጠርጣራው ! ኣብየት ጉድ ! መትከል ብውፅኢት ዝትርጎም ዝምዘን ምካኑ ዘንጊዕዎ
ክላ ስቅ በል ጸማማ ዶ/ር ኣብይ ምስ መጸ ንኩሉ ኣይንቅበሎን ኢሎም መቀለ ተዓሽጎም ዊስኮም እንዳጨለጡ ከኣ ነዛ ኲናት ፊስካ ጌሮም ናብ ትግራይ ጎቲቶም የእትዮማ ካብ 10 ዘይበዝሑ ብሕጊ ዝድለዩ ሰባት ንከይሕተቱ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን መንእሰይ ትግራይ ተቀዚፎም ህዝቢ ትግራይ ሃገር ክምስርት እዩ ኢሎም ንመንእሰይ ኣብ ሓዊ ጠቢሰሞ ከይሓፈሩ ከኣ ትፈኦም ሊሒሶም ኢትዮጵያውያን ኢና ኢሎም ፈሪሞም እሞ ኣያና ጸማም ሓደ ሚሊዮን ሰብ ከየጥፋእካስ ኢትዮጵያዊ ክትከውን ትክእል ኔርካ እንዲካ ምስኪናይ ኣፍካ ምስ ከመትካ መወዳድርቲ ኣልቦ ድንቁርናካ ሪኢናዮ
ጠርጣራዉ ብዙሕ ዘይተረደኦ ኣሎ ህዝቢ ኣምሓራ ስነልቦና ዝፈልጦ ኣይኮነን ኣየ ኣንዳ ወያነ ጭቡጥ ኩነታት ዘይምርዳእ ህወሓት ጌጋ ስትራተጂ ከምዝተኸተለት ኣይርድኦን ምስ ኦነግ ምስ ስማሊ ትግረዋይ ዘላቒ ረብሑኡ ኣይኮነን ዘላቒ ረብሓ ምስ ኦነግ ምስ ኡጋዴን ምስራሕ እዩ ን ትግራይ ህልዉና ዘዋጽእ ጠርጣራዉ ሓንጎልካ ኣስርሓዮ
ኣነ'ውን ምስ ሓሳብ ጠርጣራው ክሰማማዕ ይኽእል'የ
ሕገ መንግስቲ ክምስርቱ ከለዉ ንኹሉ ብሄረ ብሄረ ሰባት ብማዓረ መሰሎም ዝሓትሉን ዘረጋገጽሉን ዝሳተፍሉን ተባህሉ'ዩ ተመስሪቱ ኣቲ ቀንዲ ኣብ ስልጣን ዘሎ መራሒ'የ ዝብል ኣካል ዘለዎ ዓቕሚ ፍልጠትን ፖሎትካዊ ብቕዓትን ንሱ'ዩ ከዐውቶን ከውድቖን ተኽእሎ ዘለዎ ባሃላይ'የ
ናይ ፖሎትካ ፍልጠት'፡ኳ የብለይን ግን ከም ዝመስለኒ ርእቶ'የ ኣቐሚጠ።
እግዝአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ሰፈር ነዊሕ ርሕቐት ተወንጫፊ ግጥሙ
ጥልቀት ኣትዩ ዘርኢ ናይ መጻኢ ሓኪሙ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ጅግና ሓቂ
Good job
እዚ ቀሽም ኣረኣእያ እዩ ንተጋሩ ዘብለዐ እመኑ ኣይትእመኑ ካብ ኣምሓሩ ንላዕሊ ጉራጌ ንተጋሩ ፅልኢት ኣለዎም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሕድሕድ ጉራጌ ንትግራዋይ ንምጥፋእ ዝገባሮ ፃዕሪ ጉራጌ ንስራሕ ካብ ዝገብሮ ፃዕሪ ብሚልዮን ይበልፅ።
Jigina tigraway❤❤❤
Well he is right 100%.
ንሕዋሓት ኩሕል እንተዋዓልካያ ውን ኣይትደምቅን ንሕዋት ጻድቅ ንምባል ኣመራርሓ ኣምሓሩን መንግስቲ ኤርትራን ክተላግበሉ ማዓት ሓጻውን ደራሪብኩም ሕገ መንግስቲ ጢሒስኩም መረጻ ገይርኩም ሕገ መንግስቲ ጢሒስኩም ሮኬት ናብ ሰላማዊ ህዝቢ ነቲ 20ገለን ዓመት ዘሓለወኩም ብለይቲ ቀቲልኩም ናብ መን ክተላግብዎ ሓጥያትኩም ሓሰውቲ 2/ ካብ 100 ኣይኮነን 100/100 ንኸፍለላ ኣሕዋት ኢና ኢልኩም ሓዊ ተሳውሩ ብውሽጢ ሩኹሳት
Very intelligent person.
I respect and love him as an artist. With regard to constitution opinions he has, he doesn't seem to have good understanding and how bad it is for Tigray and minorities!
ጅግና ኩቡር ኣያና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
ዋው ጀግናና ሓቂ ከፍ አቢልኻ አቀሚጥኻየ ❤️👍 ተጋሩ ኸማኻ ብዙሓት የድልዩዋ ። ጀግና ተሓቢነ ❤
Hzbi tgray ngurage kmotulu eyu ybleki alo mot entay. Mkanu yrdeakdo
@@binyamygizaw6680 ከምኡ ኢሉ ድዩ?
Ata kufue Gurilla #Badme ke kem tub Adieka kebixkaya we're shaebiya 💪 💪 💪 💪 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@@fetawihaki3672 aferfer ay baray hgdef foeee🤮🤮🤮
@@tsegaga4353 aybelen 👌
ከም ኤርትራዊ ኮይነ ክሰምዖ ብሓቂ ጅግና ሓርበኛ፡ህግደፍ ከምዚ ጌሮም ንተቓለስቲ ከዛርቡ ኣይኮነን ህዝቢ ታሪኽ ፋሕቲሩ ከይዛረብ እግሪእግርኻ ብፋስን ባዴላን ጎዞሞን ገመድን ብዘይድምጺ ህዝብን ሓርበኛን ኣጽኒቶም፡፡ህውሓት ባዕሎም ዝፈረሱ ህግደፍ ከይፈርስ ዝጽዕሩ ዝነበሩ ኢዮም፡፡
መጀመርያ ጥበብ ፍርሀት እግዚአብሄር እዩ ማለት አይትማራመሩ አይትስርሑ አይትሕሰቡ ማለት ዘይኮነስ ኣብ ኩሉ ጉዕዞኻ ብሓቅን ቅንዕናን ተአማንኘት ካብ ኩሉ ኩፉእ ምርሓቅ ማለት እዩ።
ስብሓታዉያን ፀረ ህዝቢ ትግራይ።
Amazing
Thank you very much very Beautiful analysis ❤keep up its great progress 👏 thanks Ayana Tertaraw and thank you Medhin great 👍 👌 ❤
The Lion መድህን::
ፅሓይ በሪቃ እኮ ኣብ ባድመ😂😂😂😂
ዝገርም እዩ መመሊሰ ክሰምዖ ከለኹ ናይዚ ክቡር ጅግና ኣቦና ጠርጣራውና ከያኒ ሓጎስ ገብረህይወት ኣቐዲሞም ፀገም ህዝቢ ትግራይ ዘጥንቀቑ ነይሮም:: ግን እዚ ቓል ክቡር ተጋዳል ጠርጣራው ክሰምዕ ከለኹ 😭😭
ኣያና ጀግና ዕድመ ይሃብካ
ሀየ
ጠርጣረው ጅግና
መዲህነይ ኣብዚ ቀረባ እዚ ብጣሚ ኣገዳሲታት ዝኾነ ሕቶታት ሕታን ብሉፃት ተጋሩ ሙሁራትን ተቅርብልና ዘለኺ ብታሚ ከድንቀክን ከመስግነክን ይደሊ🙏🙏❤❤ ካብዚ ናላዕሊ ስራሕቲ ከምትሰርሒ ካዓ ኣይጣራጠርን...❤
ብዝተረፈ ሙሉእ ሰላም ይግበረልና
አየ ጠርጠራው በጃካ ናይ ኢትዮጵያ ብሔር ህዝብን ህዝቢ አይኮነነን ሓሳዊ ካሀዲ ባንዳ ህዝቢ እዩ ።
My brother you are excellent you have got it all for some reason she's asking the same question again and again and she's part of the problem anyway
መድህን: ጽን ኢልኪ ምድማፅ ይፅበየኪ‼️
ይበል ትንተና ኣያና ዕድመ ይሃብካ
ህዝቡ ዘይሓለወ መራሒ ብፅንዓት ተጠያቂ ይኸውን
እንዲህ ነው ጀግንነት
Konedaf agam tagogar nye tegiray ka gebar bezada eritera ayetwakan ryu
Misaka alena, jigna ayana 👌⛱️💪💖👍🏻✅️
ፅቡቕ ክትዕ !
ናይ ጠርጣራው ጀግንነት አብ ቦቱኡ ከምዘሎ እየ ካብ ቃለ መሕትቱ,ዝህቦም ዘሎ መልስታት ምርዳእ ክኢለ አለኹ,
ናይ ትግራዋይ ስብእና,ናይ ተጋዳላይ ስብእና አብ ግዜ ንውሓት,ኩነታት ምቅይያር አይልውጦን,ናይ ሓውና ተጋዳላይ ጠርጣራው ድሕሪ 30 ዓመታት ዝሰምዖ ዘለኹ እሱ እዩ ዘረጋግፅ ዘሎ,
አብ ሕገ መንግስቲ ዝበሎ አብዚ እዋንዚ 80% ናይ ትግራይ ህዝቢ አይስማመዐሉን ! ብወገነይ አይቅበሎን እየ።
Brake show thank you.
ናይ ብሓቂ ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ከምዝብሃል ጠርጣራው ኢሎሙኻ ፡
የኔ ጀግና❤❤❤
ጠርጣራዉ ጀግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ ካብቶም ቀዲሞም ዝ'ነቁሑ ሓደ እዩ
ሕገ መንግሥቲ ኢትዮጵያ ዘይጋታቱ ዝሕሉ ሕጊ ስለ ዘይኾነ እዩ ጄኖሳይድ ተፈጺሙና ዝብል ልክዕ ኣይኮነን። ዘይጋታቱ ይሕሉ እዩ ሕጊ ጥሒሶም እዮም ጄኖሳይድ ፈጺሞምልና።
ይኹን ደኣምበር ነቐጻሊ ናይ ህዝቢ ትግራይ interest/ረብሓን ኣይሕሉን!! ስለ ምንታይስ ኣብ ፌደረሽን ምክርቤት ይኹን ኣብ ህዝቢ ተወከልቲ ምክርቤት majority rule ስለ ዘሎ minority right ስለ ዘየለ ማለት እውን vote power እንተ ነኣሰ ኣበ ሓዲኡ ምክርቤት ማዕረ ድምጺ ስለ ዘየለ ረብሓና ኣይሕሉወልናን። ብድምጺ ብዙሓት ኦሮሞን ኣምሓራን እናተዐብለልና ንሳቶም ብድምጺ ረብሖኦም እናረጋገጹ ናይና ረብሓ ብድምጺ እናተረገጸ እናተዓብለልና ኢና ክነብር ዝብል ቕቡል እዩ።
ዘለና መማረጺ ብሪፈረደም/ህዝበ ውሳነ ሃገረ ትግራይ ምምስራት እዩ።
ሕድሪ ሰማዕታትና እውን ንሱ እዩ። ኣኸለ!
እዚ ዝኸውን ሕገ መንግሥቲ ይመሓሽ/Amend ይገበር፤
ኣፍተን ምክርቤታት ማዕረ ድምጺ የሃልወና እንተ በልና እውን እሺ ኣይብሉን/ ኣሮሞን ኣምሓራን። ስለዚ ተረጊጽካ ካብ ምንባር ጥቕምኻ እትሕልወልካ ናይ ባዕልኻ ሃገር/ለሃገረ ትግራይ ጋህዲ ምግባር እዩ እቲ እንኮ መፍትሒ!!
ንዚኣ ንምዕዋት ኩሉ ትግራዋይ ለይትን ቀትርን ሓድነቱ ኣደልዲሉ ክሰርሕ ይግባእ!!
ብቅእት ጋዘጠና🎉🎉🎉❤❤
ነዚ ቃለ መሊሲ ዘለኒ ኣኽብሮተይ ከም ዘለዎ ኾይኑ ብዛዕባ'ቲ፡ ሕገ-መንግስቲ ኢትዮጵያ እንታይ ድኣ ኾይኑ መሰረታዊ ህላወን ድሕነትን ህዝቢ ትግራይ ዘይሕልወልና ዝብል ሕቶ ዝሃቦ መልሲ ፡ ኣብ ከይዲ ታሪኽን እዋናዊ ኣብዚ ሕዚ ዘሎ ወለዶን ዘስዓቦ ጽንተትን ኣብ ዓዘቕቲ ድኽነትን ከምዘይተገንዘበ ከምስል ፡ሽምጡ ገቲሩ ሕገ መንግስቲ ኢትዬጵያ ትኽክልን ከም መድሕን ተጋሩን ኢዩ ክጣበቐሉን፡ ነዛ ዋዓሪት ጋዘጠኛ ደሪቑ ክሟጎታ ክትሰምዕ እንከለኻ ፡ ኣዚዩ ዘሰግእን መንእሰያት ተጋሩ ንስነ ድሕነት ቀጻሊ ወለዶታት ግደሳ ኣብ ግምት ብምእታው ኣብዚ ምሁራ ነባር ተጋዳላይ ዘሎ ቅንጣብ ፖሌቲካዊ ብስለት ዝጎደሎ የዋህነት ክግንዘብ ይግባእ ። ካብ ኩሉ ዘሕዝን እውን ነዛ ብልጽቲ ጋዘጠኛ ንሕገ መንግስቲ ብመንጸር ድሕነት ህዝቢ ናተይ እዩ ቅኑዕ እናበለ ከሸቚርራ እንተሎ ዝገደደ ኣሕፊሩ ርእስኻ የድንን ።
Abraha gebru ተጋጊካ ማዓት መራሕቲ እውን ተሰዊኦም እዮም ስለ ዘይትፈልጦም ትኮውን እበር
In fact, you are a great artist and a person who is at a good level in your political awareness. Isn't it the betrayal that the people of Tigray got from the TPLF?
ጠርጣራው ጀግና ፈታዊ ህዝቡ
ኣታ ጠርጣራው ኣይዓቅሙን እቲ ሕቶ ! ከቢድዎ እዩ !
ዋ 😂😂😂😂 ወራር ሻዕብያ ዲያ ዝበለት? ወራር ወያነ ክትብል ዲያ? ወረርቲ፡ ግን ካኣ መእወይቲ።
ሓወይ ካብ ኮለል ህዝቢ ትግራይ ጸላኢኡ ብርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራቡዩ ። ካሉእ ብኈር ጉራጌ ኣይትሓግዞም ተኺእልካ ርኹስ ቋንቋ ኣምሓርኛ ከይዛረቡ ሓብሮም ። ምንሳሕ ግደፎ ናይ ተጋሩኣገው ስቃይ ደም ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ተንትንዎ ደም ኣምቢዕኩምና ኢኹም ኣምሓራይ ተቀይርኩም ተዋህዶ ተናስሑ
እዞም ሰባት እዚኦም ኣእምሮኦም ደሪቁ እዩ። እዚኦም ናብ ፍርዲ እምበር ናብ ሚድያ ክቀርቡ የብሎምን።