Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
Wow ድሃላክኖ ሸኮር ንቅሕቲ ❤️እዛ ሓፍትና መስክነይቲ ክተዕርፍ ኣሎዋ 🙏ሰብ መስሉ eu ናጽነቱ ከክብር 🙏
ንኹሉ ብሃገሩ ዝኾርዕ ሃገራዊ ኤርትራዊ እንቛዕ ንናጽነትና ናጽነት ኤርትራ ብሰላም ኣብጸሓኩም 🙏ኤርትራውነት ንዘላኣለም 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
Yohanes ede lbi aleka do ezi da natsnet diu anta kelbi hgdef
@@abelabraha8009 ata kondaf kurkur agame natninetn ferekan b’dem jeganuna ziterekbe kibur bealna, hirir dea belu atum denakur akhlabat adwa
ደህላክ ጀግና 🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ሐሳዊት እያ ፈረ ህይወት ትብሀል
😂😂😂😂😂😂 keyti hasbo
Nay behaki
ፐንጠ አንድያ ክትሕሱ ናይ ግድንዩ 😂
Dahlak shikor❤ i'm happy to see you my love❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Dahlak 🇪🇷❤️🎉🌹💪🏽😘❤️💯
ፍረሂወት ንዓኺ ወኪሉ ዘብዓል ናጽነት የለን። ናጽነትና ኣብ ደስ ዝበለና ቦታ ከነውዕሎ ኢና። ት ኸ ው ን እያ 💪ወትሩ ዓወት ንሐፍሽ 🇪🇷
Eza gual Debresion kemta nisu zibela tidegmelna’la “ aytikewunin’ya “ eza kondaf agame kemtom zitedekeru dekirna kenefanwa ena timtsae tiray ab bealna
Dahlakey ❤❤❤
Dahlakino shkor 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Dahlak so smarts and respectful
እዛ ፍረሂወት ትበሃል ሰብ እንስሳ እያ
Dahlak shikor I am happy to see you❤❤❤❤❤❤
Happy 33th to all proud eritreans 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
Dahlak Anbesit waoro❤❤❤❤❤❤❤❤
ናጽነት ህያብ ናይ ስውኣትን ስንኩላትን ተጋደልትን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ እዩ።
ኣቦታት በዓል ክንብዕል ኣይተሰውእን ዕላማ መስዋእቶም ብሓርነት ክንነብር እንበር ዓመት መጸ ክነብዕሎ ኣይተሰዉእን ኣስተውዕል።
@@akiyor3615 ብመስዋእቶም ዝመጸ ናጽነት እዩ ንዕዑ ክኣ ከነብዕሎ መሰልና እዩ። እምኒ ዝድርብዩ ክኣ ክቅፈዱ እዮም ከም ብጾቶም። ስደት ተመሪርኩም ናትኩም ጉዳይ እዩ።
@@lomintmalin4716 ኣብዲ ናጽንት ብመስዋእትን ስምክልናን ኣቦታት ከም ዝመጸት ንዓና ኣይትነግረናን ኢካ። ኮለል ኣይትበል ህዝቢ ኤርትራ ሓሲሙዎ ኣሎ ብመግዛእቲ ህግድፍ ተወሪሩ ኣሎ ሓራክከውን ብዘይ ፍርህን ሽቅሮራን ክነብር ኣሎዎ ኢና ንብል ዘሎና ኣይግዱ😒
@@akiyor3615 ya Nice
@@akiyor3615 ንዓካ መን ነጊሩካ ባኢልካ ኣንቢብካ ገንጨርጨር ትብል ኣሎካ ተረጋጋእ።
Bheki Dahlak hefitey, Waaro ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹✅✅✅🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Happy independent day,dekiy Eritrean Shickorinata 💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🥂
ሩሑስ ቅንያት ናጸነት ደቂ ኤረይ ደህላክ ❤❤❤ ወይ ገሊኦም ሲ ሽምም ሽመን ምጸዋዕ ከፈንፍነካ ዝብላዕ ዘረባ ዘይብሎም አደደ በጃክ ሕፈሪ ንዓይ አይትክልክልንን ኢኪ ከክብር ከምድልየተይ ምጸኢ ትጭልገሚ ከኣ ዓፍናቅ ጋልዛ ከም ገለ ሕውስውስ ዝበላ ገላጥም
Eza gahcham tbeki zela ttm anchwa haqki kem dleitna bsenki beal dahlak tefelita agame qondaf wela ane kxelaa fooooo
It's very interesting Dahlak shcor Amazing 🙏🙏🙏🙏👍❤🇪🇷🇪🇷🌹🌹
Frehiwet denkoro zero
Mashalah Dahlak btami waro ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Dahlak shikor ❤❤❤❤❤❤❤❤
Yes you are right dahlakinoyyy 👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Smart Dahlak abgoniki alena ❤
ናይ ብሓቂ በላሕን መስተውዓሊትን ዳህላክ ጓል ጀጋኑን ታሪኽን ዝውዓለ ይንገርካ ከምኡ,ውን ኩቡር ሂወትን ዋጋን ዝኸፈለ ከስተማቅሮ እንከሎ እዩ ጥዑም እሞ 100%ሓቅኺ ኢኺ የውሃና ::እቶም ንብዓል ናጽነት ኤርትራ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘእትውን ዝዝንጥሉን ዜይ ስንኻ ሕጻ ቆርጥመሉ እዩ::
ፍረሂወት ሐተላ ግለት ።👎👎👎👎👎👎👎👎👎
ቃል እግዚኣብሄር ዝንጥል ኣቢልካ ዓይልዓልን እዩ ወይ ጽቡቅ ገርካ ኣልዒልካዮ ወይ ገዲፍካዮ ዓገብ Matthew 7 ትግ - ማቴዎስ3: ኣብ ዓይንኻ ዘሎ ጕንዲ ዘይፈለጥካስ፡ ንምንታይከ ኣብ ዓይኒ ሓውካ፡ ዘሎ በሰር እትርኢ፧4: ወይስ ከመይ ጌርካ ንሓውካ ካብ ዓይንኻ በሰር ከውጽኣልካስ ሕደገኒ፡ ትብሎ፡ እንሆ፡ ጕንዲ ኣብ ዓይንኻ አሎ።5: ኣታ ግብዝ፡ ቅድም ካብ ዓይንኻ ጕንዲ ኣውጽእ። ሽዑ ኻብ ዓይኒ ሓውካ በሰር ንምውጻእ ኣጸቢቕካ ትርኢ።
Dehlak dahlak❤❤❤❤❤❤
Dahlak i can listen to you for hours and never get tired 👏👏👏
ዳህላክ ሽኮርር ዘርባዕባዕ ኣብልክዮም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ፍረህይወት ሕቶኣ ኣይመለሰትን።
Dahlak jigna på vei 🎉🎉🎉🎉🎉
ፍረየ ምቅርቲ ❤ዕድመ ይሃብኪ ናይ ብሓቂ እዩ ዝበልክዮ❤❤❤❤❤
Dahlakino I love you You make me proud❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Nobody's going to stop at Eritrean Independence Day
😍😍😍😍😍😍😍ደለይቲ ፍትሒ ዳኣ ይቃለሱ እንድዮም ዘለው።እቲ ጋይላ እኮ ፓርቲ ቃልሲ እዩ👍👍👍
ፊረ ሂወት። ሂወት አያሀብኪ ሲዲ
Dahlak is Queen ❤❤❤❤
dahlak shikor ❤❤❤
ዳህላክ ሽኮር
መዓልቲ ናጽነት ዘየኽብር ኣብ ኤርትራ ፍጹም የለን። ኣብ ደገ እንተሎ ኮይኑ ክኣ ብኡ ጌሩ ክሓቅቅ እዩ። ደቂ ምልሻ ስርናይ ደቂ ወልደገባ ደቂ ኢሰፓ መዓልቲ ናጽነት ከብዕሉ ምጽባይ የዋህነት እዩ።
Absolutely true!!!!!Filefile koinaya Eritreawi kulu gizie bnatsinetu hibunin kuruen eyu! Wetru hagerna!!!!!
True
who are you ንኣኪ ናጸነት ዘይዊክለኪ እንተ ዘኮይኑ ሰብ ኣብ ድሊቱ ከብዕል እዮ።መሰሉ ሰለዝኾን 🙏❤️🇪🇷
ፍሬታ 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
Fre-hiwet xlilti useless
ፍረሂወት ደንቆሮ ዝተሓተትክዮ መልሲ 👎
I wish ናጽነትን ሐርነትን ፈላልኹም ክትርኡዎ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷አለዎ ናቱ ገዲፉ ናይ ካልእ ዝናፍቅ ተኮይኑ እቲ ናይ ኤርትራ ናጽነት ንዑዑ አይንታዩንዩ ተዘይኮይኑ አለዎን ፈረቃን ዝኮርዖሉን ዝሕበነሉን ❤❤❤ ደቂ ኤረይ ፉቁራተይ እዚኣ ናዓኩም ከምህያብ ራአይዋ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Natsinet Eritrea wudue gudai iyu bandera Eritrea dima ab alem tesekila iya kibexu ab sidet ab wushiti hagher beal natsinet Eritrea kikebir iyu nizelealem ab sirahina yikun ab zikone bota ab libina rihus beal natsinet nikulu hizbi Eritea ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ዳህላክ'ሲ ፍርቁ ትግርኛ ፍርቂ ኢንግሊሽ ዘረባኺ ጨው ዘይብሉ ፡ እቲ እንግሊሽኪ ድማ ናይ ተልመዴን ይጥዕም. .. ኣዘራርባኺ ኣዕርይ በጃኺ.
Anbessa dahlakina ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዳህላክ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
DAHLAK GUAL ETOM JEGANUNA DAHLAK ONE IN MILLION ❤
ክንደይ ከ ትከፍእ እያ ተካል ጎረርኣ ደንቆሮ ኣበይ ኮንኪ ክትመልስያ ፍረ ደንጎላ
@helenselama4064 kabakes nesa texebek Frea shekor eya
ሜሮን ራብሻ እዩ መደብካ ናይ ምስማዕ (ዓቕሊ )ጸገም ኣለካ ዘረባ ትቆልብ
ዳህላክ ጀግና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
መሪ ጹብቅ ሓሰብ እዩ ❤❤❤
ዳህላኪኖ እግዚአብሔር ባዕሉ ይሐልኪ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ
ፍረሂወት ትዛረብዪ ዘለኪ ፍለቲ ኣብ ድላዩ ይብዕሎ እንታይ ገደሰኪ፡ መሰል ሰብ ኣይትግሃሱ ንስኩም ዕላማኹም ካሊእ እዩ ኣንቲ ሓሳድ ዋላ ሓደ ኣፍልቶ ዘይብልኪ፡ዉጺ ንስኺ ኣንቲ ዘራጊቲ ምሕሰሪት ሃገራ
Fere jegena💙💙💙💙💙💙💙
Dahlack you give them a good lesson if they have a mind to understand.good job.
Dahlak shikor
Dehlak ❤l love you sestr ❤❤keep going
Dahlak jigna❤kalee Frehi kustmeki keyri mush hager ktkyri msxleeti ktsesei neaki halal denkoro kezab
መሮን ሳት ሰላም ነዓኻ ክቡር ሓወይ ንሶም ዝብል ቃል መጀመርታ ንሶም ይሕስዉ ዮም ዘለዉ፡ ስለዚ እቲ መሰጅ እንታይ ዩ ናይ ደለይቲ ፍትሕን ናይ ደገፍትን እንታይ ዩ ፡ጉዳይ ሳዕስዒት ኣይኮነን
Entay ainet geldam eya frexelmat
Ewe naxinet Alewo Hzbi Eritrea
Tebenkos
@@Simon-yn8sx tigraway dika koynka wala Seb
24 ግንቦት ሐበን ኤርትራዊ እያ ዋጋ እዳጋ ዝአቱ አይኮነን ጕሐሉ
ሜሮ ጥዕና ይሃበለይ እንበኣር ሪቶይ እንተ በጺሑካ ስ ነዛጋል እተሓታ ዘለኻ ሕቶ ስለምንታይ ደኣ ደለይቲ ፍትሒ ዝተፋላለየ ጋይላታት ወይ ውን ጋይላ ጊሮም ሓጎሶም ይገልጹ እዮ ዘስምዕ እቲ ሕቶኻ ኣስተማቕራ እሞ እታ ሕቶ ስለምንታይ ደለይት ፍትሒ ሓጎሶም ይገልጹ? ይገልጹ እወ ናይቲ ዝገብርዎ ዘለዉ ተቓውሞ ብሰላም ብምዝዛሙ ወይ ውን ብሕልና ኣብ ተቓውሞ ብምውዓሎም ንጽባሕ ውን ናይ ሓቅኛ ቃልሲ ተቓሊሶም ክስዕሩ ምኻኖም ሞራል ንምግባር ጊና ክንቃለስ ኢና ብዘስምዕ ቃል ሓጎሶም ይገልጹ ናይ እዚኣቶም ሓጎስን ደስታን ነቲ ዝወዓልዎ እዩ ዝገልጽ !! እሞ እቶም መዓልቲ ናጽነት ኢሎም ዘብዕሉ ደኣ ናይ ናጽነት ፍረ ስለ ዝረኸቡ ድዮም ብስም ህዝቢ ኤርትራ ሓጎሶም ዝገልጹ በየናይ መለክዒ እዮም ህዝቦም ተሓጊሱ ዶ ኣሎ ምስ ዝፈትዎም ደቑ ዶ ኣብ ሓንቲ ዝፈትዋ ሃገሩ ብደስታ ዶ ይነብር ኣሎ እዩ ስለዚ እዚ ንሶም ዘብዕልዎ በዓል ብውልቖም ከም ድላዮም ኣብ ገዘኦም እንተ ንህዝብን ሃገርን ብዝውክል ኣዳርሻት ተኻሪኻ ንህዝብን ሃገርን ብ እትውክል ባንዴራ ኣሸብርቕካ ንዘይ ሓቀኛ ሓጎስ ዋጋ ምኽፋል ግን ይትረፍ!!ክገርመካ ነዞም ሰባት እዚኣቶም ኣብ ገዝኹም ኮንኩም በዓል ናጽነት እልኩም ተሓጎሱ ሓጎስኩም ድማ ብፈይስቡክ ሸር በልዎ እንተ ትብሎም ፈጺሞም ኣይ ምገበርዎን!!
ናጽነት ብፓሎቲካ ኣይድረትን
እንዳ ወያነ እያ ትስዕስዕ። ኣታ ሜሪ ነዛ ሂወትትበሃል ደኣ መዛርብትኻ ጐርካያ? ሰብዶ የለይ?
ናይ ብሓቂ ኣደ ጽብቅቲ ጅግና ዝሓፍትና ደላይት ፍትሒ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙👍💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Wedi raya Tay yemlketka nay eritrea ❤
Dahlak 🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯
ሓው ሜሮን እዞም ትርጉም ናጽነት ዘይፈልጡ ትኬት ክንቆርጸሎም ንኽእል ኢና ተማሂሮም ክመጹ
Eza fre tebhal tgraweyti
Suk bel ata sudanawi kid sudanka
hahaha rieskhumdo ahmimatkum ena waero
Dahlakino proud of you 💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👏🙏
ጥዕና ኣለዋ ዲዩ ፍትሒ ትብለ ዘላ ጋል
ደሓር ለካቲት ክትደግም ይሰምዓካ እየ ለካቲት ምጃማር ብረታዊ ቃልሲ ዩ ፡61 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ክነብዕል ጸገም የብልናን ናጽነት ግን የለን ኮ ኢና ንብል ዘለን ንዘየለስ እንታይ ኢና ከነብዕል፡ ንክህሉ ንቃለስ ክዉን ንግበሮ እዩ ትሕቶ ክቡር ሓው
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 dahlak bravo
ሃገር ቅድሚ ኩሉ፡ ቅዋም ከኣ ይተግበር፡ ፍትሕን ሰላምን ንኤርትራን ኤርትራውያንን፡፡
Ohhh frehiwet she is ceazy really 😂😂😂😂😂
She is evil
ሜሮን ወዲ ራያ ብሰፊሕ ኣቕርቦ
Eway frehiwet aybeseletn
መንደላይ ይቐንጽልኪ ስንኩላን ማይሐባር ዝርከብዋ ትርኸብኪ አቲ ብዛዕባ ስንኩላት እስከ ቑርብ ሕሰቢ ናይ ማይ ሓባር ብጭካነ ዝተረድኑ አቲ ዓማጺት በላዒት ሰብ
መንግስቲ የለን
Dahlak Shikoku👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Dahlak queen beyna fet fet abilatom we are proud of you all the time out only strong sister ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thanks dahlak❤❤❤❤❤
Bsul hasab kab Bsul seb, thank you Dahlakino❤❤❤
ዳህላኪኖ ❤❤❤
Eway kitetslaka fretselmat . Sdi
ጽቡቅ ዘረባ ዳህላክ ከም ኣርእስቲ ከማን ክልዓል ኣይግብኦን እዩ
Dahlak ❤❤❤❤❤❤
Ate frehiwet deyome zbluki suke beli hasawet absekaye sle zelo hezbeye tbli entadeki tewedyo Eritrawyan abe des zbelena ena nbealo ate guhaf kidi msea warsaye ykealo abe Eritrea eze tblyo zleki lokmatse mnea koyenki eki nseki abzene abtne tble kemaki eritrawi yeblenane lokmatse 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪
Meri smart 👌
Dahlak shikor🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዛ ፍረ ድያ ገለ ትብሃል እቲ ድምጻ ከጨንቀካ😏
Haqki Tbeki zela ttm gahcham anchwa qondaf.
ናይ ብሓቒ🤣confidence ስለ ዘይብላ ርግእ ኢላ ክትዛረብ ኣይከኣለትን
Kkkk ygermeka eyu ane kisemae koloku Harkemkem zible teno yitiam dimxa gexa baharyata seytan timesil wela haki kitizareb kela yekfiala 😂😂😂😂
Dahlak JIGNA ❤❤❤❤❤❤
ውላድ ህያብ እግዚብሄር ዩ ፍረሂወት ን ቅደኪ እንታይ ሒዝክሎም ገስረጥ
ስንኩላን ኢልኩም መሽቀጢ ትገብርዎም ባዓል ጎጆ ንስንኩላን ጊን እቶም ደገፍቲ ህግደፍ እዮም ኩሉ ጊዜ ኣዋጺኦም ክሰድሎም ንሪኢ ደለና
ፍረ ሂወት ልክዕ ከምሽምኪ ብራቮ ። ብጣዕሚ ብስልቲ ኢኺ በጃኺ ከይትሕለሊ ቀጽልዮ በላሕ ኢኺ ሞ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ።
Wow ድሃላክኖ ሸኮር ንቅሕቲ ❤️እዛ ሓፍትና መስክነይቲ ክተዕርፍ ኣሎዋ 🙏ሰብ መስሉ eu ናጽነቱ ከክብር 🙏
ንኹሉ ብሃገሩ ዝኾርዕ ሃገራዊ ኤርትራዊ እንቛዕ ንናጽነትና ናጽነት ኤርትራ ብሰላም ኣብጸሓኩም 🙏
ኤርትራውነት ንዘላኣለም 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
Yohanes ede lbi aleka do ezi da natsnet diu anta kelbi hgdef
@@abelabraha8009 ata kondaf kurkur agame natninetn ferekan b’dem jeganuna ziterekbe kibur bealna, hirir dea belu atum denakur akhlabat adwa
ደህላክ ጀግና 🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ሐሳዊት እያ ፈረ ህይወት ትብሀል
😂😂😂😂😂😂 keyti hasbo
Nay behaki
ፐንጠ አንድያ ክትሕሱ ናይ ግድንዩ 😂
Dahlak shikor❤ i'm happy to see you my love❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Dahlak 🇪🇷❤️🎉🌹💪🏽😘❤️💯
ፍረሂወት ንዓኺ ወኪሉ ዘብዓል ናጽነት የለን። ናጽነትና ኣብ ደስ ዝበለና ቦታ ከነውዕሎ ኢና። ት ኸ ው ን እያ 💪
ወትሩ ዓወት ንሐፍሽ 🇪🇷
Eza gual Debresion kemta nisu zibela tidegmelna’la “ aytikewunin’ya “ eza kondaf agame kemtom zitedekeru dekirna kenefanwa ena timtsae tiray ab bealna
Dahlakey ❤❤❤
Dahlakino shkor 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Dahlak so smarts and respectful
እዛ ፍረሂወት ትበሃል ሰብ እንስሳ እያ
Dahlak shikor I am happy to see you❤❤❤❤❤❤
Happy 33th to all proud eritreans 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
Dahlak Anbesit waoro❤❤❤❤❤❤❤❤
ናጽነት ህያብ ናይ ስውኣትን ስንኩላትን ተጋደልትን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ እዩ።
ኣቦታት በዓል ክንብዕል ኣይተሰውእን ዕላማ መስዋእቶም ብሓርነት ክንነብር እንበር ዓመት መጸ ክነብዕሎ ኣይተሰዉእን ኣስተውዕል።
@@akiyor3615 ብመስዋእቶም ዝመጸ ናጽነት እዩ ንዕዑ ክኣ ከነብዕሎ መሰልና እዩ። እምኒ ዝድርብዩ ክኣ ክቅፈዱ እዮም ከም ብጾቶም። ስደት ተመሪርኩም ናትኩም ጉዳይ እዩ።
@@lomintmalin4716
ኣብዲ ናጽንት ብመስዋእትን ስምክልናን ኣቦታት ከም ዝመጸት ንዓና ኣይትነግረናን ኢካ። ኮለል ኣይትበል ህዝቢ ኤርትራ ሓሲሙዎ ኣሎ ብመግዛእቲ ህግድፍ ተወሪሩ ኣሎ ሓራክከውን ብዘይ ፍርህን ሽቅሮራን ክነብር ኣሎዎ ኢና ንብል ዘሎና ኣይግዱ😒
@@akiyor3615 ya Nice
@@akiyor3615 ንዓካ መን ነጊሩካ ባኢልካ ኣንቢብካ ገንጨርጨር ትብል ኣሎካ ተረጋጋእ።
Bheki Dahlak hefitey, Waaro ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹✅✅✅🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Happy independent day,dekiy Eritrean Shickorinata 💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🥂
ሩሑስ ቅንያት ናጸነት ደቂ ኤረይ
ደህላክ ❤❤❤ ወይ ገሊኦም ሲ ሽምም ሽመን ምጸዋዕ ከፈንፍነካ ዝብላዕ ዘረባ ዘይብሎም አደደ በጃክ ሕፈሪ ንዓይ አይትክልክልንን ኢኪ ከክብር ከምድልየተይ ምጸኢ ትጭልገሚ ከኣ ዓፍናቅ ጋልዛ ከም ገለ ሕውስውስ ዝበላ ገላጥም
Eza gahcham tbeki zela ttm anchwa haqki kem dleitna bsenki beal dahlak tefelita agame qondaf wela ane kxelaa fooooo
It's very interesting Dahlak shcor Amazing 🙏🙏🙏🙏👍❤🇪🇷🇪🇷🌹🌹
Frehiwet denkoro zero
Mashalah Dahlak btami waro ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Dahlak shikor ❤❤❤❤❤❤❤❤
Yes you are right dahlakinoyyy 👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Smart Dahlak abgoniki alena ❤
ናይ ብሓቂ በላሕን መስተውዓሊትን ዳህላክ ጓል ጀጋኑን ታሪኽን ዝውዓለ ይንገርካ ከምኡ,ውን ኩቡር ሂወትን ዋጋን ዝኸፈለ ከስተማቅሮ እንከሎ እዩ ጥዑም እሞ 100%ሓቅኺ ኢኺ የውሃና ::እቶም ንብዓል ናጽነት ኤርትራ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘእትውን ዝዝንጥሉን ዜይ ስንኻ ሕጻ ቆርጥመሉ እዩ::
ፍረሂወት ሐተላ ግለት ።👎👎👎👎👎👎👎👎👎
ቃል እግዚኣብሄር ዝንጥል ኣቢልካ ዓይልዓልን እዩ ወይ ጽቡቅ ገርካ ኣልዒልካዮ ወይ ገዲፍካዮ ዓገብ Matthew 7 ትግ - ማቴዎስ
3: ኣብ ዓይንኻ ዘሎ ጕንዲ ዘይፈለጥካስ፡ ንምንታይከ ኣብ ዓይኒ ሓውካ፡ ዘሎ በሰር እትርኢ፧
4: ወይስ ከመይ ጌርካ ንሓውካ ካብ ዓይንኻ በሰር ከውጽኣልካስ ሕደገኒ፡ ትብሎ፡ እንሆ፡ ጕንዲ ኣብ ዓይንኻ አሎ።
5: ኣታ ግብዝ፡ ቅድም ካብ ዓይንኻ ጕንዲ ኣውጽእ። ሽዑ ኻብ ዓይኒ ሓውካ በሰር ንምውጻእ ኣጸቢቕካ ትርኢ።
Dehlak dahlak❤❤❤❤❤❤
Dahlak i can listen to you for hours and never get tired 👏👏👏
ዳህላክ ሽኮርር ዘርባዕባዕ ኣብልክዮም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ፍረህይወት ሕቶኣ ኣይመለሰትን።
Dahlak jigna på vei 🎉🎉🎉🎉🎉
ፍረየ ምቅርቲ ❤ዕድመ ይሃብኪ ናይ ብሓቂ እዩ ዝበልክዮ❤❤❤❤❤
Dahlakino I love you
You make me proud❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Nobody's going to stop at Eritrean Independence Day
😍😍😍😍😍😍😍ደለይቲ ፍትሒ ዳኣ ይቃለሱ እንድዮም ዘለው።እቲ ጋይላ እኮ ፓርቲ ቃልሲ እዩ👍👍👍
ፊረ ሂወት። ሂወት አያሀብኪ ሲዲ
Dahlak is Queen ❤❤❤❤
dahlak shikor ❤❤❤
ዳህላክ ሽኮር
መዓልቲ ናጽነት ዘየኽብር ኣብ ኤርትራ ፍጹም የለን። ኣብ ደገ እንተሎ ኮይኑ ክኣ ብኡ ጌሩ ክሓቅቅ እዩ። ደቂ ምልሻ ስርናይ ደቂ ወልደገባ ደቂ ኢሰፓ መዓልቲ ናጽነት ከብዕሉ ምጽባይ የዋህነት እዩ።
Absolutely true!!!!!
Filefile koinaya Eritreawi kulu gizie bnatsinetu hibunin kuruen eyu! Wetru hagerna!!!!!
True
who are you ንኣኪ ናጸነት ዘይዊክለኪ እንተ ዘኮይኑ ሰብ ኣብ ድሊቱ ከብዕል እዮ።
መሰሉ ሰለዝኾን 🙏❤️🇪🇷
ፍሬታ 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
Fre-hiwet xlilti useless
ፍረሂወት ደንቆሮ ዝተሓተትክዮ መልሲ 👎
I wish ናጽነትን ሐርነትን ፈላልኹም ክትርኡዎ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷አለዎ ናቱ ገዲፉ ናይ ካልእ ዝናፍቅ ተኮይኑ እቲ ናይ ኤርትራ ናጽነት ንዑዑ አይንታዩንዩ ተዘይኮይኑ አለዎን ፈረቃን ዝኮርዖሉን ዝሕበነሉን ❤❤❤ ደቂ ኤረይ ፉቁራተይ እዚኣ ናዓኩም ከምህያብ ራአይዋ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Natsinet Eritrea wudue gudai iyu bandera Eritrea dima ab alem tesekila iya kibexu ab sidet ab wushiti hagher beal natsinet Eritrea kikebir iyu nizelealem ab sirahina yikun ab zikone bota ab libina rihus beal natsinet nikulu hizbi Eritea ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ዳህላክ'ሲ ፍርቁ ትግርኛ ፍርቂ ኢንግሊሽ ዘረባኺ ጨው ዘይብሉ ፡ እቲ እንግሊሽኪ ድማ ናይ ተልመዴን ይጥዕም. .. ኣዘራርባኺ ኣዕርይ በጃኺ.
Anbessa dahlakina ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዳህላክ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
DAHLAK GUAL ETOM JEGANUNA DAHLAK ONE IN MILLION ❤
ክንደይ ከ ትከፍእ እያ ተካል ጎረርኣ ደንቆሮ ኣበይ ኮንኪ ክትመልስያ ፍረ ደንጎላ
@helenselama4064 kabakes nesa texebek Frea shekor eya
ሜሮን ራብሻ እዩ መደብካ ናይ ምስማዕ (ዓቕሊ )ጸገም ኣለካ ዘረባ ትቆልብ
ዳህላክ ጀግና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
መሪ ጹብቅ ሓሰብ እዩ ❤❤❤
ዳህላኪኖ እግዚአብሔር ባዕሉ ይሐልኪ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ
ፍረሂወት ትዛረብዪ ዘለኪ ፍለቲ ኣብ ድላዩ ይብዕሎ እንታይ ገደሰኪ፡ መሰል ሰብ ኣይትግሃሱ ንስኩም ዕላማኹም ካሊእ እዩ ኣንቲ ሓሳድ ዋላ ሓደ ኣፍልቶ ዘይብልኪ፡ዉጺ ንስኺ ኣንቲ ዘራጊቲ ምሕሰሪት ሃገራ
Fere jegena💙💙💙💙💙💙💙
Dahlack you give them a good lesson if they have a mind to understand.good job.
Dahlak shikor
Dehlak ❤l love you sestr ❤❤keep going
Dahlak jigna❤kalee Frehi kustmeki keyri mush hager ktkyri msxleeti ktsesei neaki halal denkoro kezab
መሮን ሳት ሰላም ነዓኻ ክቡር ሓወይ ንሶም ዝብል ቃል መጀመርታ ንሶም ይሕስዉ ዮም ዘለዉ፡ ስለዚ እቲ መሰጅ እንታይ ዩ ናይ ደለይቲ ፍትሕን ናይ ደገፍትን እንታይ ዩ ፡ጉዳይ ሳዕስዒት ኣይኮነን
Entay ainet geldam eya frexelmat
Ewe naxinet Alewo Hzbi Eritrea
Tebenkos
@@Simon-yn8sx tigraway dika koynka wala Seb
24 ግንቦት ሐበን ኤርትራዊ እያ ዋጋ እዳጋ ዝአቱ አይኮነን ጕሐሉ
ሜሮ ጥዕና ይሃበለይ እንበኣር ሪቶይ እንተ በጺሑካ ስ ነዛጋል እተሓታ ዘለኻ ሕቶ ስለምንታይ ደኣ ደለይቲ ፍትሒ ዝተፋላለየ ጋይላታት ወይ ውን ጋይላ ጊሮም ሓጎሶም ይገልጹ እዮ ዘስምዕ እቲ ሕቶኻ ኣስተማቕራ እሞ እታ ሕቶ ስለምንታይ ደለይት ፍትሒ ሓጎሶም ይገልጹ? ይገልጹ እወ ናይቲ ዝገብርዎ ዘለዉ ተቓውሞ ብሰላም ብምዝዛሙ ወይ ውን ብሕልና ኣብ ተቓውሞ ብምውዓሎም ንጽባሕ ውን ናይ ሓቅኛ ቃልሲ ተቓሊሶም ክስዕሩ ምኻኖም ሞራል ንምግባር ጊና ክንቃለስ ኢና ብዘስምዕ ቃል ሓጎሶም ይገልጹ ናይ እዚኣቶም ሓጎስን ደስታን ነቲ ዝወዓልዎ እዩ ዝገልጽ !! እሞ እቶም መዓልቲ ናጽነት ኢሎም ዘብዕሉ ደኣ ናይ ናጽነት ፍረ ስለ ዝረኸቡ ድዮም ብስም ህዝቢ ኤርትራ ሓጎሶም ዝገልጹ በየናይ መለክዒ እዮም ህዝቦም ተሓጊሱ ዶ ኣሎ ምስ ዝፈትዎም ደቑ ዶ ኣብ ሓንቲ ዝፈትዋ ሃገሩ ብደስታ ዶ ይነብር ኣሎ እዩ ስለዚ እዚ ንሶም ዘብዕልዎ በዓል ብውልቖም ከም ድላዮም ኣብ ገዘኦም እንተ ንህዝብን ሃገርን ብዝውክል ኣዳርሻት ተኻሪኻ ንህዝብን ሃገርን ብ እትውክል ባንዴራ ኣሸብርቕካ ንዘይ ሓቀኛ ሓጎስ ዋጋ ምኽፋል ግን ይትረፍ!!ክገርመካ ነዞም ሰባት እዚኣቶም ኣብ ገዝኹም ኮንኩም በዓል ናጽነት እልኩም ተሓጎሱ ሓጎስኩም ድማ ብፈይስቡክ ሸር በልዎ እንተ ትብሎም ፈጺሞም ኣይ ምገበርዎን!!
ናጽነት ብፓሎቲካ ኣይድረትን
እንዳ ወያነ እያ ትስዕስዕ። ኣታ ሜሪ ነዛ ሂወት
ትበሃል ደኣ መዛርብትኻ ጐርካያ? ሰብዶ የለይ?