ERISAT :Mesfin Hagos ቃለ መሕትት ጋዜጣ ጽጌናይ ምስ ተጋዳላይ ኣቶ መስፍን ሓጎስ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 27 янв 2025

Комментарии •

  • @samitahama1278
    @samitahama1278 3 года назад +5

    The Lion of sahl 👉 Mesfin hagos✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Kidaneeman
    @Kidaneeman 3 года назад +13

    ናይ መወዳእታ ኣብ ኤርትራ ድምጺ ዝትዓብሰትላ ግዜ፣ ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ ጥርዚ-ሃገርዊ ክብሪ(ሃገራዊ ጅግና) ተባሂልካ ተሰሚኻ ብወልቅኻ ይኩን ከም ኣባል ህዝባዊ ግንባር ካብ ኣሳላልፍኻ ጀሚርካ ብዙሕ ቅያ ሃገራዊ ታሪክ ንዘልኣለም ሰሪሕካ፡ ትሓበን።
    እዚ ኩሉ ናይ ሰዉራን ሃገራዊ ህንጸትን ክሒዶም ኤርትራና ኣብ'ዚ ሕጂ ዘላቶ ኣብጺሖማ፡ ዝተጋደልኩምሉ ዕላማ ጠሊመሞ።
    ጠለብኩም ንሃገራዊ ዕብየት ኩሉ ሰብ ተረዲእዎ፡ ከም ቀደም ኣይኮነን፣ ሳላ ቴክኖለጂ ስላ ብሂወት ተረፍ ዘለኩ፣ ሓቀኛ መንቅስቃስ G-15 መንእሰይ ወለዶ ክፈልጦ ክኢሉ እዩ።
    Thanks Mr Mesfin hagos and Erisat

  • @awetberhe6454
    @awetberhe6454 3 года назад +6

    መስፍን ጅግና ወዲ ጀጋኑ44።

  • @nevergiveup5690
    @nevergiveup5690 3 года назад

    ዝወዓለ ይንገርካ ከም ዝበሃል፡ ገዲም ጅግና ተ/ጋ መስፍን ሓጎስ እቲ ኣብ 60ታት & 70ታትን ዝነበረ ሃዋህው ሰውራ ኤርትራ ብጽፉፍ ተንቲንዎ ዩ። ዕድመ ይሃበልና ፈጣሪ ኣቦና መስፍን!!!

  • @hailewolde1816
    @hailewolde1816 3 года назад +4

    ገዲም ተጋዳላይ መሰፍን ሓጎሰ ነቲ ኣብ ሱሳታትን ሰበዓታትን ኣብ ባይታ ዝነበረ ኩነታት ሰውራ ኤርትራ ብትኽክልን ብኑጹርን ተንቲኑ ኣቅሪብዎ ኣሎ::

  • @especially4657
    @especially4657 3 года назад +3

    መስፉን ሓጎስ ወዲ ህዝቢ ኤርትራ ኢኻ
    እቲ ን 20 ዓመታት ኣብ ርእሴኼ ዝተፈጸመ ጸለመን ዘለፉን ኣንታ ደኻል ህዝቢ ንመስፉን ሓጎስ ተደቢርኹም ይቅሬታ ሕተትዎ
    ንሱ ብንግህኡ ወዲ ህዝቢ ኢዩ

  • @mikikeflay1857
    @mikikeflay1857 3 года назад

    Jegna Abona Mesfun hagos edmen tenan yhabka fetari

  • @sebkbur6019
    @sebkbur6019 3 года назад +4

    ጸሚምኩም ንህዝቢ ኣጽሚምኩሞ። ወርቃዊ ጅግንነትን ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራን ክብለልን ነበረ ክኸውንን ናትኩም ፍርሒ ወይ ሸለልትነት። መጻወቲ ተጋሩ ብዓል ማንኪን ክሻን ስፓጌቲን ኬክን እንዳበልዑ ንስኹም ብከርተትን ብጥይትን ከይበላዓኩም ብቑማል ተበሊዕኩም ዝሰራሕኩሞ ቅያ። ነዚ ክትግዕታዶ ትርህጻ ኢሎም። ኣባጭዮምልኩም። ከምታ ሓውና ዝበላ ብኣግኡ ምስ ቢተው ጅግና ደው ኢልኩም ንተንቤናይ ወይ ብጥይት ወይ ብክልእ ኣማራጺ ከተንበርክኹዎ ኔሩኩም። መፈጸምታኹም ኣይከም ኣጀማምራኹምን። ምስኪን ህዝቢ ኤርትራ።🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @michaelmahari447
    @michaelmahari447 3 года назад +2

    ኣቤት ሕቶ ኣቤት መልሲ ብዘይ ቀልዓለም ኣርካናት ኢኹም ቡኡነት መዳርግቲ ኣልቦ ፍላስፍታት ዓወትኩም የርእየና

  • @nakurayagheli1846
    @nakurayagheli1846 3 года назад +1

    Proud of you our General

  • @solomonmosazgi8385
    @solomonmosazgi8385 3 года назад

    ደቂ ሰንባት ንነብሶም ይኹን ንኻልኦት ከታልሉ፣ ወይ ድማ ኣንጻር ናይ ሎሚ ዘወለዎም ውሽጣዊ ዕግበቶም እንተደልዮም ዝኾነ እዮም ዝብሉ። እዚ ኣብ፧ዚ ተጋዳላይ መስፍን ዝብሎ ዘሎ ድማ ሓደ ካብኡ እዩ። እዚ ኣዘራርባ እዚ ኣገባብ ኣብ ግጉይ መስመር ኔረ ኢልካ ክትእመን ድሉው ናይ ዘይምዃን እዩ። በዚን እዚ ከምዝን ድማ ሎሚ ህግደፍ ንኹሉ ኤርትራዊ ንሞት በይንዎ ኣሎ።

  • @ለዋህእግዝኣብሔር
    @ለዋህእግዝኣብሔር 3 года назад +5

    እቶም ዝጠለሙኩም ኩሎም በብሓደ ረኪቦማ እዮም ካብ ስብሓት ጀሚርካ

  • @byesusmdhan1168
    @byesusmdhan1168 3 года назад +1

    ብሓቂ ኣርካናት ኢኩም፡ኤርትራ ንዓኩም ብምስኣና ከሲራ እያ፡ እንታይ እሞ ሰብ መሰል ኣራዊት ሒዝኩም ኣቲኩም፡በቢሓደ ኣልዩኩም

  • @especially4657
    @especially4657 3 года назад

    ካኼኼኼ

  • @shishytafere5347
    @shishytafere5347 3 года назад +1

    ናይ ባሓቅ ዝዕግብ ሕቶን መልስን ግን ኣፍቲ ግዜ 'ቲ ከሳብ ክንደይ ዓቅሎ ኣጽብቡ ነይሩ ኢሰያስ አኻ ትዕዘብ።

  • @kebreabwoldemariam8821
    @kebreabwoldemariam8821 3 года назад

    መስፍን
    ሎሚ ብዛዕባ ጀብሃ ትሕስዎ ዝነበርካ ሎሚ አቤዚ ቃለ ምሕተት ሎሚ ሐቂ ዶ ምነገርካ ትኸዉን ????
    ንስኹም መራሕቲ ህግሐኤ ትበሃሉ ይትረፍ ን ጀብሃ ነቶም ምሳኹም ሐቢሮም ዝተቃለሱን ዘቃልሱ ዝነበሩ ዳርጋ አካላትኩም መዓንጥኦም ጠጢቁኩም እትበልዑ ስንኩላትኩም እትርሽኑ ጨካናትስ ከሉ ክፍአት ናትኩም እና ሃለወ ን ጀብሃ ወላ እኳ ገጋታትን ጸገማትን ይንበሮ እምበር ከምዚ ትገልጾ ከምዘይኮነ ሕልናኻ ሕተት ።
    ንበዓል ቢትወደድን ካልኦትን ክእሰሩ አይገደሰኩምን ብፍላይ ከአ አብ ትሕተኻን ተአዚዞም ክቃለሱ ን ዝሰንከሉ ክርሸኑ ኮለዉ እም ካብዚ ዝኸፍእ እንታይ አሎ ትብል ።

    • @samitahama1278
      @samitahama1278 3 года назад +2

      Ksab lomi jebha tibl aleka?gex jebha

  • @Hager330
    @Hager330 3 года назад

    ab resi jebha ztefexeme geben nmntay eu blke zeyfxem eritrawan nnmntay awate hzwa zwexet Bandera eritrea ke entay koyna xeqa belia ,mhurata belia tenqalit Mesilla zmexet

  • @ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ
    @ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ 3 года назад

    ኣናብባ ኣይግድን እቲ ከንብብ ዝቀነየ ኣበይ ከይዱ በጃካ እእእ ዳበልካ ኣይተንብብ ።

  • @ak4ever818
    @ak4ever818 3 года назад +1

    Eritrea for Eritreans by Eritreans. Eritrea First. Is mesfun pro Eritreans or weyane?

  • @Eritreyan
    @Eritreyan 3 года назад

    Azengiekum ezi temen mechem negze negdfo hezbi wen ayhgezkumn

  • @fbljf9863
    @fbljf9863 3 года назад

    The end of Mesfun Hagos.The danger he had planned failed, thanks God. He is a blind politician.

  • @FliposWeldeyohanesEDF
    @FliposWeldeyohanesEDF 3 года назад

    Proud of you our Hero