እቲ ናይ ኤርትራ መቓብር ሰማእታት ባዕሉ ሻዕቢያ እዩ ኣፍሪሱዎ|AWRAMBA TIMES

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 11 янв 2025

Комментарии • 490

  • @GoboWeriez-nn8zo
    @GoboWeriez-nn8zo 2 месяца назад +17

    እወ ሕጂውን ፡ ንሻዕቢያ ዝወርስ ፡ ውላድ ሳዋ ኢዩ ።

  • @joab1693
    @joab1693 2 месяца назад +9

    ተጋሩ ወካሩ

  • @sdyy5416
    @sdyy5416 2 месяца назад +10

    እምነት ደኣ ትርኢ ዶ የለኻን ሶማል በታ ጹቡቕ ግብሪ ዝገበሩልና ሕጂ ዕዳና ንኸፍል ኣለና,,

  • @GoboWeriez-nn8zo
    @GoboWeriez-nn8zo 2 месяца назад +9

    ገብሩ አስራት ድኣ ወሊዱ /አውርሹ //

    • @sifisosiyabonga4434
      @sifisosiyabonga4434 2 месяца назад

      እዚ ዚሓሳብኩምን ትንታነ ፖለቲካኹም ናይ እንዳ ስዋ ሲ ትግራይ ገጢምዋ ዘሎ ሽግር ከተጋላግሉ። ትግርይ ዘልኣለማ ኣብ ዕንክሊል ክትነብር እያ።

  • @yohannesafeworki5929
    @yohannesafeworki5929 2 месяца назад +10

    ቴጋሩ ቶጐራት ሓንጎል ፖለቲካ ብጭራአ ሕዝኩማ ኰለል ከከከከከ

  • @Nakfa-Erdina
    @Nakfa-Erdina 2 месяца назад +5

    🇪🇷 TIGRAYANS CAME FROM IRAQ🇪🇷🇪🇷

  • @LoveEritrea
    @LoveEritrea 2 месяца назад +15

    ወይ ትግራይ ትረኽቦ እዚኦም ዝተፈጡሩላ ሚልዮን ኣይኮነን 7ሚልዮን ተጥፍእ።ክንዲ ኤርትራ እሞ ድሕሪ ሚእቲ ዓመት ከማን ኣይትበጽሕዎን

    • @GetahunHeftu
      @GetahunHeftu 2 месяца назад +1

      ናይ ድንቁርና ዐቀኒ ኤርትራውነት

    • @KibromGebremichael-r2x
      @KibromGebremichael-r2x 2 месяца назад

      ኤርትራ እኳ ሓደ መንግስታን ደንቆሮ ህዝባን ሙዃና ኣይትዘንግዕ ምድረ ዱሁላን ን ብደዕ ዝመለኦ ማሕበረሰብ 👈

    • @berekettesfe4338
      @berekettesfe4338 2 месяца назад +1

      Hahaha Hahaha you right 🎉❤

  • @moemoemoe423
    @moemoemoe423 2 месяца назад +4

    አይትሑሱዉ ወያነ እያ ዝወረረት።

  • @teklenetserab8358
    @teklenetserab8358 2 месяца назад +8

    ሻዕቢያ ን ሕውሃት ዕጥቒ ጥራሕ ዘይኮነ
    ስረውውን ይዕጢቅዎ።
    ነቲ ዘዕጠቆ ስረውን እፍትሂዎዩ
    ( እሉላ ከልቢ ይነብሕ
    ሻዕቢያ ንቅድሚት ይስጉም )

  • @MelonaTube1223
    @MelonaTube1223 2 месяца назад

    ቴድሮስ ክብሪ ይሃበልና ጅግናና❤❤❤❤❤

  • @noelnoob9928
    @noelnoob9928 2 месяца назад

    አሊላ ሐሳዊ 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @alemgebremariam4467
    @alemgebremariam4467 2 месяца назад +2

    ኣነስ ተጋሩ ጋዜጠኛታትን ኣክቲቭስትን መዓስ ኢኹም ልቢ ትዕድጉ
    ኣኺሉኩም ብሓሶት ክትነብሩ
    ረሲዑኹሞ ዲኹም ናይ ኣያታትኩም ፈኸራን ጃህራን እወ ገብሩ ኣስራት ስየ ኣብርሃ ጻድቃን ረሰዑኹሞ በቃ
    በሉ እት ኩናት ንስኻትኩም ተንኮሎኛታት ወያነ ኢኹም ጀሚርኩሞ
    ምሕረት የውርደልኩም

  • @redae3365
    @redae3365 2 месяца назад +7

    ትግራይ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘውረዶ ግፍዕን ኣደራዕን ን100 ዓመት ተከፊሉ ኣየዳእን

  • @merateklay7984
    @merateklay7984 2 месяца назад +1

    Shabya abe reskum atu million geze shabeya shabeya kkkk
    Shebya is 🏆

  • @meke682
    @meke682 2 месяца назад +5

    Erkus agame

  • @ahmadadam1213
    @ahmadadam1213 2 месяца назад +1

    ዓጀውጀው ቃለት

  • @Only-true91
    @Only-true91 2 месяца назад +4

    Teddy ‘ beyenay agar asegagar’ mo ? Just dream b/c it’s free 😂😂😂😂😂

  • @sadat4271
    @sadat4271 2 месяца назад +9

    ሓደ ዑውር ዓይኒ ሰለስተ ዕውራት ኣእምሮ

    • @gebremedhntsegay
      @gebremedhntsegay 2 месяца назад

      ገንጃል ንስኻ ውን አለኻ ኻሳድ

  • @AbrahamOkbay
    @AbrahamOkbay 2 месяца назад +5

    Alula haswi 👽👽👽👽👽👽

  • @kokebhabte
    @kokebhabte 2 месяца назад

    ዓድዋ ከይጠፋአት ሰላም የለን

  • @MengsteabSamuelDebas
    @MengsteabSamuelDebas 2 месяца назад

    😭😭😭😭😭 ኦ ኣምላኪ ዓይን ይ ልቦናኻ ሃቦም ነዝም ሽንፊላ ሓፅብካ ዘይ ፀርዩ ኢንበሪ ዕንድዕ?

  • @AkliluKaleab
    @AkliluKaleab 2 месяца назад +1

    ኣላ ተጋሩ ጥዉይዋይ ልቦም ጸለመ ዘረብኦም ሓሶት መንነቶም ነታ ሓቂ ከይ ኣመንኩም ክትሰልጠኩም ማለት ዘይሕሰብ ዩ

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 2 месяца назад +2

    Eritrea 🇪🇷 eyijabe
    Sematatena Nizehleme
    Kinieyliwakenekibera
    Naeyzikone🇪🇷💯🇪🇷✊👍✅⭐️💪halaffenete❤Nizehleme kikebere
    🇪🇷💯✅🇪🇷👍⭐️🌴❤️💯🌟💪🙏🌻🌹halena

  • @GoboWeriez-nn8zo
    @GoboWeriez-nn8zo 2 месяца назад +3

    ሀጸያትን ዓቀይቶትን ፡ ወየንቲን ትግራይ ፡ አብ ሊዕሊ ኤርትራ ዝፈጸምዎ ገበንን ጥልመትን ፡ ዋላኳ ስኑድ እንተኾነ ፡ ትግራዋይ ከፊሉ ዝውድኦ አይኮነን ።

  • @ፅጌናይ
    @ፅጌናይ 2 месяца назад +4

    ተጋሩ ክንልብም ኣለና። ከምቲ ዝፀልኡና። ክንፀልኦም ይግባኣና

    • @Zena-wm5nd
      @Zena-wm5nd 2 месяца назад

      ምስ ዝዓወረ ዶ ይዕወር ኮይኑ

    • @Eritreana1991
      @Eritreana1991 2 месяца назад

      ኣታሓሳስባኹም እና ንንዓቆ እንባር ምጺላ ኣይኮነን 🤦

    • @TrueisUgly80
      @TrueisUgly80 2 месяца назад

      @@ፅጌናይ ፖለቲካኹም ኢና ንጸልኦ ዓሻ ኣይትኹን ሰብ ኣይጽላእንዩ እሞ ንስኹም ንዓና ትመስሉ ክቡር ህዝቢ ትግራይ፡ኣብ ፖለቲካ ግን ክትቁሽመዱ ጥራዩ ዘለኩም ድፉናት ርእሲ

  • @abdusaleh5561
    @abdusaleh5561 2 месяца назад +9

    🇻🇳🇻🇳🇻🇳❌ Gem over 👈

    • @abdusaleh5561
      @abdusaleh5561 2 месяца назад

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💪👏

  • @solomontesfay554
    @solomontesfay554 2 месяца назад +1

    You guys are one way

  • @elizabethberhane7307
    @elizabethberhane7307 2 месяца назад

    ተጋሩ ምስ ኤርትራዊይን ርክብና ብክልተ አዲ ሕጊ ጥራሕ እዩ ክከዉን ዘለው።
    ኣሕዋትና እዮም ማለት ክንገድፍ ኣለና።

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane7301 2 месяца назад +1

    ናይ ደቂ ማለሊት ነገር ዕውር ንዕውር ተታሓሕዝካ ንገደል እዩ ነገሩ እቲ ክልሎም ዝግበር ዘሎ ይርእይዎ ዶ ይኾኑ ክክክ

  • @th-ef6me
    @th-ef6me 2 месяца назад

    ቴዲ፡አሉላ ነዞም ተወቂሮም ዘይሰምዑ ተጋሩ ቁሩብ ንቅሕ እንተበሉ ደጋጊምኩም ኳሕኩሑልና እዚ ብጣዕሚ ወሳኒ መደብ እዩ thanks awramba times

  • @samuelhaile7296
    @samuelhaile7296 2 месяца назад

    People has no problem…no war at any cost ❤❤❤ later on we are one never fight ❤

  • @TrueisUgly80
    @TrueisUgly80 2 месяца назад +1

    ፈቐዶ ዩትይብ ዶ ቋሕመም ኣቢልክን መንደላይ ዓደ ውዒል ኮንካ ምሕማይ ኮይና😂😂😂

  • @HagosHalhal
    @HagosHalhal 2 месяца назад +1

    ትምክሕትን ትዕቢትን ተጋሩ ኣብ ገደል ህልምእዚ ዑውር ከ ቤ ተ ፀሎት ኣይምሓሾን ተጋሩዋኒ ተንኮለኛታት መን ክቀርበኩም

  • @user-iz3ct8fv8m
    @user-iz3ct8fv8m 2 месяца назад +4

    hasewti amelkum ey fo

  • @andayaman4097
    @andayaman4097 2 месяца назад +1

    ጓል ዝዕምጽ፡ ጎ ፈንድሚ ኢሉ ዝልምን ዝሰርቅን፡ ኣቡ ኪሒዱ ኣሉላ ዝባል ዝነበረ ሰራቂ ጤለ በጊዕ ዝመርጽ ብዝኾነ መለክዒ ስም ሻዕብያ ከልዕል ሞራል የቡሉን። ሰሎሙን ሰራቂ።

  • @mehariwelderufael512
    @mehariwelderufael512 2 месяца назад

    Msakum erqi yelen tegaru 🇪🇷☝️🇪🇷☝️🇪🇷☝️

  • @hibtzgiawalom8230
    @hibtzgiawalom8230 2 месяца назад +5

    ግን ናይ ብሓቒ ዲኹም ከምኡ ትኣምኑ። ትግራይ ሲ ብምንታይ መልክዒ ዩ ንኤርትራ ትረት ዝኸውን። እቲ እንኮ ትረት ናይ ቆልዑ መስመር ማለሊታውያን እንበር ትግራይ ብኸመይ ዩ ትረት ዝኸውን።
    ፖለቲካ ህወሓት እኮ ሰለስተ ወለዶ በሊዑ ገና ኣብ ምድንጋር ዘሎ መሪሕነት ዩ። ድሕሪ ሓምሳ ዓመት እኮ ገና ትግራይ ሃገር ድያ ወላ ኣካል ኢትዮጽያ ግና መርገጺኡ ዘየንጸረ መሕዘን ውድብ ዩ።
    ናይ'ዚ ልበስዉር ሰብ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘለዎ ጽልኢ ግን ይገርም

    • @azaziyohannes8873
      @azaziyohannes8873 2 месяца назад

      ቀንዲ ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ= እዚ ክፉእ ዕዉር ሰብ፡ ነድህን ጸፋሕ፡ ገብሩ ኣስራትን ስየ ሃዳምን ርእሲ መዲድ(ጻድቃንን) ይበሃሉ።

  • @tesfamariamberhane4613
    @tesfamariamberhane4613 2 месяца назад

    ኣየ ትግራይ ንዓኹምን ከማኹምን ሕጃ ምስተጓዕዘት ናብ ውድቀት ተምርሕ ኣላ።እምበር ናይ ቀደም ደቂ ትግራይ ድኣ ጀጋኑ እንድዮም ኔሮም ኣየ ዘመን ጅግና ጅግና ዘየፍርየሉ ግዜ ራኢና።

  • @edenayele1720
    @edenayele1720 2 месяца назад +4

    በዓል ስታሊን ብገበን ክንሐቶም ኢና 2000 ብኻራ ዝተሐረድ ተጋሩ ብዓይንና ሪኢና ኢና
    ንሕና ኢና በዲልናዮም ዝብል ዘረባ ሐደ መዓልቲ ክሕተተሉ እዩ!ትግራዋይ ዝሐረዶ ኤርትራዊ የለን! ተጋሩ ሙሉእ ኤርትራ ተሐሪዶምዮም! መለስ አብ ስልጣን ዝነበረሉ እዩ እቶም ዝተረፍ አብ ፈቆዶ ሸላ ተአሲሮም ዝተረፈ ተጋሩ ከይሐተተሎም 20 ታት ዓመታት ሐሊፍ!በቲ ዝነበሮ ሐይሊ እቶም ዝተረፍዃ ከዉጽኦም አይደለየን!ብአሽሐት ዝቁጸር ትግራዋይ ሐቂቁ! መለስ ዝወለዶ ስታሊን ከአ በዲልናዮምና ኢሉ ነጋሩና!!

    • @eyobgezai243
      @eyobgezai243 2 месяца назад

      Serekti hasewti zgeberekumo gioielli gena wagakum ayrekebkumin

    • @mihretyemane7301
      @mihretyemane7301 2 месяца назад

      ናይ እስታሊን ሓቁ እዩ ዋሓጣ እስታሊን ግን ሓቂ ምዝራቡ እምበር ዶ ትግራዋይ እዩ ትግራዋይ እኮ ነታ ሓሶት ባህላዊ ጸወቱ እዩ ።

    • @TESFU-mw1qn
      @TESFU-mw1qn 2 месяца назад

      LIER

  • @LunaMillion
    @LunaMillion 2 месяца назад +1

    ብጣዕሚ ትሕዝኑ

  • @fevenasgodom4425
    @fevenasgodom4425 2 месяца назад

    You are right

  • @tseggaimehanzel5099
    @tseggaimehanzel5099 2 месяца назад +10

    Please focus only on the situation of Tigray. Eritrea needs only peace.
    No relationship is required with Ethiopia or Tigray.

    • @lanteTV1
      @lanteTV1 2 месяца назад

      Kick ass 👎

    • @atchessman4825
      @atchessman4825 2 месяца назад +1

      Stop killing & looting Tigray. Eritrea out of Tigray.

  • @JdjdDjdjdd-ek8pe
    @JdjdDjdjdd-ek8pe 2 месяца назад

    ወይ ሙሁራት ተጋሩ ከከም ዝጥዕመኩም ጥውይውይ እናአበልኩም ጉሩም ፍርዲ ግን እታ ሐቃ ከየውጻኹማ ሐቂ ክትረኽቡ ማለት ዘበት

  • @MichealBahrenegasi
    @MichealBahrenegasi 2 месяца назад +2

    ወዲ ኣሉላ እብ ሞንጎ ህዝቢ ፡ ጽልኢ ትፈጥር ከም ዘሎካ ይርዳኣካ ዶ ይኮውን። ሰብኣይ እንተ ኮንካ መሬት ዘይ ትውርድ እሞ ፡ ጅግንነትካ ዘይ ተርእየና። ስክ ኢልካ ዓዘፍዘፍ ትብል።ጅግና ኮ ጅግንነቱ ኣብ መሬት ውሪዱ ስሪኡ ዘሪኢ ዩ ጅግና፡ ከምዚ ናትካ ኣብ ደገ ኮይኑ ተሓቢኡ ዝፍክር ኣይ ኮነን።

  • @efrembahta6040
    @efrembahta6040 2 месяца назад +2

    አዋይ ህውተታ 🤭🤭🤭🤭🤭🤭

  • @jhonshaleka4575
    @jhonshaleka4575 2 месяца назад +2

    Gem over

  • @HadishWedi
    @HadishWedi 2 месяца назад

    ንህና ተጋሩ ኣይኮንናን ንብል ንስካትኩም ድማ ተጋሩ እና እናበልኩም ኣብ መራከቢይ ብዙሓን ግን ፈረንጅይ እንግልዛውያን ክትኮኑ ትደልዩ።

  • @LegeseMengsteab
    @LegeseMengsteab 2 месяца назад +1

    Hesawe eca able nebsca fetsh

  • @weldebrukhadgu8310
    @weldebrukhadgu8310 2 месяца назад

    Alula tikikil aloka sheabya kab gets meret tefeom bidhreu Tigray and Eritrea selam nabra ninebr

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ

    ትንተና ኣሊላ ሰለምን ብጣዒሚ እየ እዝነይ ከፊተ ዝሰሞዕ ምክንያቱ ኣብ ፍሊጠት ዝተሞሩኮሰ ሰለ ዝኾነ እና! ኣጀኹም በሪቱዑ ደቂ ዓባይ ትግራይ👍

  • @sammytesfay1167
    @sammytesfay1167 2 месяца назад +4

    Alula never learns from his past mistakes. You always see eritreans as an enemy but trust me they will pass this day and you will be held accountable for your hateful speech!!!

    • @atchessman4825
      @atchessman4825 2 месяца назад

      Eritrea/hgdef is the 1 enemy of Tigray.

  • @bernand-f2u
    @bernand-f2u 2 месяца назад

    እዚ ኩናት ባህላዊ ጸወታኡ ሰብ ፡ወላሕጂ ንሰላም ኣይትሰብክን ሰራቂ TMH

  • @redae3365
    @redae3365 2 месяца назад +1

    ናይ ልቦና ዕዉር ናይ ኣካል ዕዉር።ከምዚ ሰብ እዚ ጽልኢ ዝሰብክ ኣብ ልዕሊ መንነት ኤርትራ ክሳብ ሕጂ ኣይረኣኩን። ዝከሓነ ጽልኢ ኢዩ ዘለዎ።

    • @Enqopa9315
      @Enqopa9315 2 месяца назад

      ፍለጥዎ real ትግራዋይ ንሱ ጥርሃይ ምኳኑ

  • @mesfinmekonnen2066
    @mesfinmekonnen2066 2 месяца назад +2

    ብራቮ ቴወድሮስ❤❤❤❤❤ ልክ ነው

  • @Mantai-Tecle
    @Mantai-Tecle 2 месяца назад +1

    Guys Do your homework ? TPLF propagandists you’re already failed

  • @ygyz5428
    @ygyz5428 2 месяца назад +2

    ትግራይ ዐንያ እንድያ። ካብ ኤርትራ በሊፅና ልሳቶም ይንዕቁና ግዛዕ ምዛዕ እንታይ ይገብር? ህዝ ዘዋፅእ ልፋኖን ልሻዕብያን ሒዝካ አራት ኪሎ ተመሊስና ዳግመ ህንፀት ትግራይ ምቅልጣፍ እዩ።

  • @moemoemoe423
    @moemoemoe423 2 месяца назад +1

    ብዘይካ ሐሶት ካልእ ምትንታን አይፈጠረልኩ። ዓርሱም አይተታሉሉ።

  • @SamsomAbreham
    @SamsomAbreham 2 месяца назад

    መርሓባ ኩቡራት ደቂ ኩብራት ተጋሩ ኣሕዋትና ብሓቂ ጽቡቅ ትንተና ኢዩ ንቁሓት ለባማት ኣብ ልዕሊ ልብኹም ህዝቢ ኤርትራ ምስ ዚ ኣረሜናዊ ስርዓት ኢሰያስ ዘራክብ ከምዘይብሉ ክላበወኩም ይፈቱ። ነፍቅረኩም ነኽብረኩም ንደልየኩም ኢና ብሓባር ንክንዓቢ ክንሓዊ ምስራሕ የድሊ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @EriTesfu
      @EriTesfu 2 месяца назад

      ማአኮር ደራዚ ናይ አሉላ እዝዮም ተራ ናይ ጁንታ ፓንፐርስ ናይ ፍርቅ ሰአት ስራህ ኢዩም ንደቂ ሳዋ ነአካ ውስኮምማለተይ ከማን

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 2 месяца назад

    ዋይ መሪሕንርት TMH ብተራ ኣክትቢስት ስለ ትምራሕ እያ ዓብይ ሽም ተሸኪማ ዒሉ ኮይና ተሪፋ። ኤርትራዊ ኢትዮጵያዊ ፡ ኢትዮጵያ ኣኤርትራ፡ ተጋሩ ኣፋር ኣምሓራ/ሩ ዝበሃሉ ሽማት/ኣምራት ፈላሊኹም በቲትፈልጥዎ ሳይነስ ነዚ ሓዱሽ ወለዶ ክትመህሩን ክተምህሩን ፈትኑ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Shewit-x7q
    @Shewit-x7q 2 месяца назад +1

    ቴዲ ይፍለ እዩ እኮ🙏❤

  • @zerutesfu7310
    @zerutesfu7310 2 месяца назад +8

    ሰላም ሰላም ደቂ ዓበይቲ ናዓይ ፋኖ፣ ብልፅግና ኮነ ሻዕብያ ማዕረ እዮም። ምናልባት ናይ ኤርትራ ጥዑይ መንግስቲ እንድሕር መፂኡ ክዕረ ይኸውን ኢለ ይሓስብ ናይ ኣምሓራ ነገር ግን ኣብዝኾነ ይኹን ሰዓት ዝመፅእ ሊሂቅ ብዛዕባ ትግራይ ዘለዎ ፖሊሲ ዳርጋ ተመሳሳሊ እዩ። ዝተዳኸመትን ታሪክ ዝይብላ ትግራይን ምርኣይ።

    • @danielweldeyesus3230
      @danielweldeyesus3230 2 месяца назад

      ንሕና ኤርትራውያ ገና ናባና ገጽክም እንተ ጠሚትኵም አቱም ዓካኻት ዓጋመ ድፋጫዅም ክተስዪ ኢዅም ወረዳ ትግራይ

    • @AbelNegash-oz1xc
      @AbelNegash-oz1xc 2 месяца назад

      exactly

  • @th-ef6me
    @th-ef6me 2 месяца назад

    ሻዕቢያ አርማ ድኽነትን ድሕረትን ከመይ ገይርካ ይንበር

  • @haylsheGebreslase-rk3qq
    @haylsheGebreslase-rk3qq 2 месяца назад

    ናትኩም ዘይትገብሩ ዘይምልከተኩም ኣይጠቅመኩሙን ኢዩ

  • @habtomkahsay8698
    @habtomkahsay8698 2 месяца назад +1

    ኣሉላን ቴድን ኤሪ እንፉሎንዛ ሓሚምኩም ኣለኹም። ግደፎ እንዶ ኤርትራ ትሕመቅ ትጸብቅ ዋና ኣለዋ ዘየላ ትግራይ ክትህሉ ዘይትጽዕሩ ካብ ኒንንንንንን ክትብሉ ትውዕሉ። ሻዕብያ ጥራሕ ኣይኮነን ሕውሓት ውን ኣብ ምብራስ ኤርትራዊ ማዕረ እጃም ኣለዋ። ግን ከም ኤርትራውያን ሕልፍኹም ሃገር ኢና ንውንን ኣሉላ ሓማዪ ሎቅማጽ። ህዝቢ ትግራይ ምስ ኤርትራ ክዕረቅ ኢዩ ኣብ ምቾት ኮፍ ኢልካ ፖሎቲካ የለን።

  • @solomonteketse1828
    @solomonteketse1828 2 месяца назад +1

    አታ እዚ ዑዉር ክሕሱ ከምአ እንዳበልካ ክትመዉት ኢካ ክትመዉት ከለካ ወርቂ ስኒ ክንገብረልካ ኢና ።

  • @ghebrabmichael3794
    @ghebrabmichael3794 2 месяца назад

    The results of the nation building is clear now. Shaebia, created a new Country, built it as a nation and it is now emerging as the strongest power and stable country in Ethiopia

  • @th-ef6me
    @th-ef6me 2 месяца назад

    የቀንየልና ከምዚ ዓይነት መዳባት እዩ ዘድልየና ህዝብና ክነቅሕ አለዎ የቀንየልና

  • @applefreight4685
    @applefreight4685 2 месяца назад

    ሊቃውንቲ ትግራይ

  • @yidegoyosef2613
    @yidegoyosef2613 2 месяца назад

    አብ ሕውሓት ዘለው መራሕቲ ኢና ባሀልቲ ንሕዝቢ ትግራት ዘጭፍጭፉ ዘነበሩ ደቃሉ ኤርትራ ስለዝኾኑ እዮም እዙይ ሕዝብ ትግራይ ከስተውዕል አለዎ ከይርሳዕ።

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 2 месяца назад

    Bezeey❤🎉Sabine bezeeywediafomo
    Zekowenezikowene
    Eyelenenesabia
    Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷 🇪🇷💯✅✊💪👍🌹❤️🌻💯🙏🙏✊

  • @abrahamhaddish5875
    @abrahamhaddish5875 2 месяца назад +2

    Tewodros. Thank you for telling it as it is; the Truth!

  • @beyenehaileweldu4226
    @beyenehaileweldu4226 2 месяца назад +1

    ወዲ ከበደ ኤርትራ ተወሊዳ እያ እታ ትግራይ እትበሃል ግና በሪዒና እያ

    • @fevenasgodom4425
      @fevenasgodom4425 2 месяца назад

      You are right.
      Now as Tigraian youth no body support Hgdef...
      Continue
      We need to create strong Tigrai ....
      Ahwatna iyom ilom shewdemuna ...Tplf is for Ertria not for Tigrai.

  • @HadishWedi
    @HadishWedi 2 месяца назад

    ስልጣን ብሰላም ኣይሓለኩምን ከስርኩም እኩም።ድማ ኣለና ትብሉ ኣለኩም።ፍርሑ ሰላም ዓቅቡ ከይትጸንጡ ሓዊ እና ወላዕኩም ከም ኣድግይ ድሕረይ ሳዕርይ ኣይብቆላ ግን ጽቡቅ ኣይኮነን።ኣየምባዕለኩምን እዩ።ረድኤት ሃብና እናበላዕኩም ክትቃለሱ ክሳራኩም ክትሽፍኑ ድኩም ሕሰቡ ከይትጠፍኡ ህዚብይ ይስደድ ኣሎ ።ይጠፍእ ኣሎ ።ኩናት ካብ ዚሓለፈ ንማሃር ኣይኮነን ጽቡቅ ኣይኮነን።ንሓደ ጰንጠ ክመርሓኩም ምርውጽዎ።

  • @FitsummatewosGebre
    @FitsummatewosGebre 2 месяца назад +1

    Thembas agame abedeka konka rekayom lokmats

  • @medhanyehaile5072
    @medhanyehaile5072 2 месяца назад

    MELES ENTAI GERU HASOT AMELKUM EYU. Sanktion

  • @Hagerawi25
    @Hagerawi25 2 месяца назад +2

    Hasawi alula . Abyi do aykonen himak gerukjm.

  • @nezay1529
    @nezay1529 2 месяца назад +3

    You need to think about your people tigray food and drink.

  • @tuemai8645
    @tuemai8645 2 месяца назад +3

    ምስ ብልፅግና ዕርቂ እንተደጊፍካ ምስ ሻዕቢያ ዕርቂ ምፍጣር ምቅዋም ታይ እዩ ምኽንያቱ? ብስሩ ኸ ብምንታይ ከ ይፈታሕ?

    • @abrahamhagos1938
      @abrahamhagos1938 2 месяца назад

      As far as we are under Ethiopia, we have to deal with PP.

    • @amannegus8465
      @amannegus8465 2 месяца назад +1

      ሰላም ንዓኹም : ኣሉላ: ኣውራምባ: ቴዎድሮ
      Greeting to you Alela, Awramba, Tedi
      ሰላማቹ ይብዛ አሉላ: አውራምባ እና ቴዲ
      ህዝቢ ትግራይ ሰላም ሃብዎ
      Leave the Tigrayan population alone
      የትግራይን ህዝብ ሰላሙን አትቀሙት
      በጃኻትኩም ንከባቢና ንሰላም ዘምሩ:
      Please advocate for peace in the region
      እባካቹ ለሰላም ዘምሩ
      በጃኻትኩም ዝሓለፈ መደረ ግጭት ግደፉ
      Please stop the same hate speech
      እባካቹ የጥላቻ ንግግር አቁሙ
      ሓሶትን ጽልእን ንኸብድኹም ድኣምበር ንትግራዋይ ኣጽኒትዎ እዩ
      Fabrication and hatred have caused millions of Tigrayans to die while you benefit from it
      ውሸትና ጥላቻ የናንተን ኪስ ይጠቅም ይሆናል : ትግራዋይ ግን እንደ ቅጠል ረግፏል
      ቴዎድሮስ ሓሶት ኣይጠቕመካን እዩ
      Tedros, fabrication will not bear and fruit
      ቴዎድሮስ : ከውሸት ምንም አትጠቀምም
      አውራምባ አብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ጽልኢ ግደፍ
      Awramba stop hating on Eritreans at large
      አውራምባ በኤርትራ ህዝብ ላይ ያለክን ጥላቻ አቁም
      ኣሉላ ንስኻ ትሕሱ: መንእሰይ ትግራይ ይሳቐ
      Alula, you bluff and Tigrayan youth suffer the aftermath of war
      በዚ መርዛም ዘረባኹም :ትግራዋይ ደጊም ኣይኣምነኩምን
      Tigrayans will never trust you again. You three have fooled the people repeatedly
      የትግራይ ህዝብ እናንተን አያምንም :: ብዙ ጊዜ አታላችሁታልና

  • @asmarah3174
    @asmarah3174 2 месяца назад +2

    እንዳ ወይን ሓሶት ስንቖም፡

  • @GebrehiwotDesta-lv3bn
    @GebrehiwotDesta-lv3bn 2 месяца назад

    ፅቡቅን መምሃርን ፕሮግራም እዩ። እዚ ምይይጥ ብናይ TV channels ተዝመሓላለፍ ፅቡቅ እዩ።

  • @Faraholland
    @Faraholland 2 месяца назад

    ኣነ ከምዚ ዓይነት ዕዉር ጽልኢ ድኹም ኣተሓሳስባን ኣካይዳን ፍልስፍናን ካብ ስዑራት ክሰምዕ ከለኹ ቅጭ እዩ ዝመጸኒ።

  • @Wedi-pv4go
    @Wedi-pv4go 2 месяца назад

    I am with you

  • @sdyy5416
    @sdyy5416 2 месяца назад +1

    ኣህባይ ክውሕደኩም,

    • @en8615
      @en8615 2 месяца назад

      YESSSSS 👉 🐵😅😂🤣

  • @kokebhabte
    @kokebhabte 2 месяца назад

    እዚአን ድአ ዓድዋ ከሓድቲ እንድየን ሰለስቲአን

  • @HadishWedi
    @HadishWedi 2 месяца назад +1

    ጨለ ልቕ ተጋሩ ባይዘወይ ሕውስውስ ቃንቆኦም ትግርኛ እንግልሽ እስክይ ንእሽተይ ሕሰቡ ቃንቃ ኣይትደባልልቁ።

    • @juzekmato
      @juzekmato 2 месяца назад

      'ባይዘወይ ' እንታይ እዩ??

    • @HadishWedi
      @HadishWedi 2 месяца назад

      @juzekmato ንሳቶም ክዛረብ ከለው እንግልሽ ይሕውሱ ባይዘወይ እናበሉ

  • @dlegess7450
    @dlegess7450 2 месяца назад +1

    ኣሕዋት ሰላም ምስባክ እንታይ ኢዩ ጸገሙ አወ ብዙሕ ነገር ፈጺሞም ኢዮም ወታደራት ኢትዮፕያ ግን ኤርትራውያን ዝፈጸምዎ ይገድድ ኣን ትግራይ ሓቂ ኢዩ ስታሊን ሓቂ ስለ ዝተዛረበ ሓራአ ራአ ኣይትበሉ

  • @Hagerawi25
    @Hagerawi25 2 месяца назад

    Nay General quarter Interview.

  • @KbromHiyle
    @KbromHiyle 2 месяца назад

    ካብ መትና ዘይ ንዛረብከ ኢዩ

  • @samuelhaile7296
    @samuelhaile7296 2 месяца назад

    The reason of our failures are TPLF from the day one we should not have been allowed fighting against EPLF

  • @netsimedia7648
    @netsimedia7648 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abrahamgirmay3044
    @abrahamgirmay3044 2 месяца назад

    Shame on those ignorant individuals who dare to justify #TigrayGenocide for one incident or another😡

  • @ABvidio1
    @ABvidio1 2 месяца назад

    ፖለትካል Tplf ማንም ባይነካውም 👉 የ ወደቐ መንግስ ተመልሶ ኢትዮጵያን አይደለም መቀሌን ማስተዳደር ኣይችልም ::

  • @GetahunHeftu
    @GetahunHeftu 2 месяца назад

    ኧረ በይዛኹም ኩል ግዘ ተራኸቡ ክብረት ይሃበልና ብዕሚ ደስ ብሃሊ እዩ

  • @TesfaldetGoitom
    @TesfaldetGoitom 2 месяца назад +1

    ኣይ ንሰኪትኮም ሐሶት ንትኮም አይ

  • @Ophkiber
    @Ophkiber 2 месяца назад

    ስታሊን ፀማም ከዳንፆ ዝግባእ አርእስቲ

  • @Enqopa9315
    @Enqopa9315 2 месяца назад

    ሸአቢያ አብ ትግራይ ከምድላዩ ዝገብር ድሞ አመራርሃ ህወሃት ኤርትራዊ ስለዝነበሩ እዩ ፣ ህጂም ገልጠምጠም ዝብሉ ጉጅለ ህወሃት ኤርትራዊ ስለንቦና ስለዘለዎም እዩም።

  • @weldeabsolomon5741
    @weldeabsolomon5741 2 месяца назад

    Tedros said "we're so far from the reality" and this is the only true phrase from the whole program. ።

  • @AwtashNegussie
    @AwtashNegussie 2 месяца назад +1

    Dagmka dagmika dagimka samikayo zayslchew zareba Geganu daki Tigray ayzokum barteu 💛❤️💛🙏🏿👌👌👌

  • @SolomonYemane-vz6gx
    @SolomonYemane-vz6gx 2 месяца назад

    Alula lakibat kunat bahilna elkea seb awdikea hasawi

  • @mussieokbe3607
    @mussieokbe3607 2 месяца назад

    አብ ሃገርና ኤርትራ ልዕሊ 25 ዓድታት ተጋሩ አለዋ ንሕና ኢና ደቀባት ድማ ይብሉ ፣ ክሳብ ሕጂ ዕድል አይረከበን ህዝብና ፣ ነዚ ንምርግጋ አብቲ ወሎዶታት ኤርትራ ዝብል ታሪክ ተወከሱ ፣ ታቦቶም ድማ ማርያም ጼይን + ቆርቆስ + አብነአረጋዊ እዩ ፣ምስልምና ዝተቀበሎ ድማ አለዉ ።