ብዛዕባ ግብረ ሶዶም ዘይ ምፍላጥ ኣብታ ናይ ቀደም ዓለም ትነብር ኣለኻ ማለት ድዩ ? ብኻ እባ ከይ ፈለጥናዮ live wedi keshi (me) wz Shewit

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 14 дек 2024

Комментарии • 139

  • @ፅሪቲጓልትግራይ
    @ፅሪቲጓልትግራይ 3 года назад +24

    እግዚኦ ማሃረኒ ክርስቶስ🤲
    እግዚኦ ማሃረኒ ክርስቶስ🤲
    እግዚኦ ማሃረኒ ክርስቶስ 🤲ብበደልና ዜይኮነ ስ ብቸርነትካ ይቅረ በለለና ፈጣሪ☝️🤲

  • @እግዚኣብሔርእረኛየነ-ደ5ጘ

    አቤቱ ጌታ ሆይ ከም ሓጥያትና ዘይኮነስ ከም ምሕረትካ ይቅር በለና
    ወዲ ዝሓፍረሉ ጋል ትደፍረሉ ግዜ በፅዩ

    • @slamslam54
      @slamslam54 3 года назад

      ይገረም 😢😭

    • @emnet93
      @emnet93 3 года назад

      ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ☝️🤲🤲

  • @fkaduasfha9859
    @fkaduasfha9859 3 года назад +17

    ኦ አምላክ ከም ተግባርና ዘይከነስ ከም ምሕረትካ ይቅረ በለልና 🤲🤲

  • @ተዋህዶእያእምነተይትግራወ

    እግዚኦ ተስሃለነ ኣታ ኣምላክ ኣቦይ ይቅር በለልና ኣታ ክንዲ እሳ ትሓፍርስ እሱ ሓፊሩ ዋይ ታይ ዝበለ ግዜ በጻሕና ዋይ ቶም ወለዳ ከምዙይ እላ ናተናገረት ይሰምዕለው ድዮም #ያእቆብ 4 (James)
    4፤ ኣትን ዘመውቲ፡ ፍቕሪ ንዓለምሲ ንኣምላኽ ጽልኢ ምዃኑዶ ኣይትፈልጣን ኢኽን፧ እምበኣርከ ፈታው ዓለም ምዃን ዚደሊ፡ ንሱ ጸላእ ኣምላኽ እዩ ዚኸውን።

  • @ghch2366
    @ghch2366 3 года назад +8

    ኦ ኣምላኬ ከም ሓጥያትና ዘይኮነስ ከም ዓይነ ምሕረትኻ ጠምተና🙏
    ወዲ ዝሓፍረሉ ጓል ትደፍረሉ ግዜ በፂሕና

  • @ጣዕምጓልተዋህዶ
    @ጣዕምጓልተዋህዶ 2 года назад

    እግዚኦ ተሰሃልን
    በሰመእብ ወወልድ ወመንፈሰ ቅዱሰ እሃዱ እምላእክአሜን
    ዋይይይይይይ እግዚአብሔር ልቦና ይሃብኪ😥

  • @gbdewu3569
    @gbdewu3569 3 года назад

    ወዲ ቀሺ ሓውይ ጽቡቅ ዘረባ ኢዩ ትዛሮቦ ዘለካ ምስ'ካ ዘላ ጋል ግን ትንፈር ኣይትንፈር ጤል ኢያ ትብል ኣላ ብዝኮነ ሓፍትና ፍርሓት እግዝኣብሔር የሃልኪ ዘሓፍትና

  • @ccdhdhddvzcsnoycwx3149
    @ccdhdhddvzcsnoycwx3149 2 года назад

    እግዝኦ መሃረነ ክርስቶስ 🤲
    እግዝኦ መሃረነ ክርስቶስ🤲
    እግዝኦ መሃረነ ክርስቶስ 🤲ዓይኒ ልቦናኪ ይክፈተልኪ 😭😭😭😭😭

  • @birhn7948
    @birhn7948 3 года назад +2

    ዋይ ጉደይ ኣምላኽ ሙሉእ ገይሩ ፈጥርናስ ባዕለይ ፆታይ ንምቕያር ክምነ? ኣብ ልዕሊ ኣምላኸይ ኽስ ኣቕርበ ማለት ኮ እዩ። !!! ኦ ጎይታ ምሓረና ይቕር በለና🤲💔😭 ዋይ ወርድን ምፅኣት 🙇‍♀️

  • @afewerkighile253
    @afewerkighile253 Год назад

    Anta kndey maebile ktbl diya Respekt nzgbo eka thbo wedi keshi xubuq aleka

  • @salmtigry2282
    @salmtigry2282 2 года назад

    መዛረቢ እምበረ መሕሰቢ አለኪዶ
    ንሱ ሓፈሩ አብ ክንዳኺ👈
    ከልእ ተምህረቲ ነሰንግላት አሕዋትና ዝምሃራሉ ክኸውን አለወ አምበረ ሃሃሃ ኢለኪ ክትዛረቢ ግዜኺ አይትባኽኒ👈

  • @edgwd3138
    @edgwd3138 3 года назад +1

    በሰመ ሰላሴ ኣታ ጎይታይ ታይ ኢና ክንሰምዕ ቅንይ ኢልናሰ
    ዋ ኣንቲ ክም ሰብ ሕልና ኣለኪ ዶ ኡፍ ጎይታ ሆይ ክም በደልና ክይኮነሰ ክም ምሕርትካ ጠምተና 😢😢😢😢

  • @tt-kd7sx
    @tt-kd7sx 3 года назад +2

    ኡይይይይይይይ ዶ ክብል ርእሰይ ሒዘ ኣታ ካበዲኣ ያ መፅያ ዛስዲ ባዕለገ😢😢

  • @mostviewedtubemvt2353
    @mostviewedtubemvt2353 3 года назад +7

    ኣታ ወዲ ከምዛ ናይዛ ቆልዓ ወለዶ ዘርስሕ ተካል ኣታሓሳስባ ዘለዎ ሰብ ዕድል ኣይትሃብ, እዚኣ ንባዕላ ጥዕና ዘለዋ ኣይትምስልን. ብመሰረቱ እውን እዚ ኣርእስቲ ክልዓል ኣይነበሮ. ምሽ ምስ ጋል ራያ ቤላ ተዘናጉዑና ነይርኩም, ናበይ ከይዳ. ነዛ ጀላዕ ቅንፍዝ ትመስል ቆልዓ ግን ገልፋ በጃካ ኢልናካ. ብዙሕ ከነክብሮ ዘለና ነገር ኣሎ, ቅድሚ ጽዩፍ ነገር ነክብር ኢልና ሰብ ምጉስጋስና. ጸሊአያ ሞይተ በሓቂ

  • @እግዚአብሔርፍቅርነው-ሰ7ፀ

    ዓበሻ ዕደ ፃዓዱ ዝገብሩዎ ኩሉ ቅኑዕ እዩ ዝመስለኩም ሓቀይ ዋይ ሕራረት

  • @እምነትመሰለ
    @እምነትመሰለ 2 года назад

    ዋይ አታ ጉድ እዩ ናይሎሚ ወዲ ቓሺ ከምዚአን ዝበላ ናብ ቻነልካ አይተምፅአየን ንኹሉ ትዓዘቦ ነዚ ሰናይ ሰዓቦ ዝብል ቃል ንዘክር አሕዋት አብ ክንዲ ዓገብ ነውሪ አምላክና ዘይፈቅዶ

  • @ጓልማርያምጽዮን
    @ጓልማርያምጽዮን 3 года назад +1

    አቤት አቤት እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ
    እንታይ ዝበለ ግዜ ኢና በጺሕና ዘለና ዝዝረብ ሲኢና ድያ እዚ ትዛረብ ዛላ
    ዓይኒ ይዕወር ጉዳም😭😭😭😭😭

  • @tdf9455
    @tdf9455 3 года назад +10

    እንካእ ኣይፈለጥካ ወዲ ቀሺ ሓወይ። ክንፈልጦ ውን ኣይግባእን ዘይ ባህልና በጃኹም እንተኪኢልኩም ከምዚ ዝበለ ነገር በጃኹም ከይትደግሙ❤🙏🙏🙏 እዚ ሰይጣናዊ ና ፉንፉን ስራሕ ዋላ ወድነኻ ዘይከውን ክተግልሎ ክተርሕቆ ክትቅንጥቦ ጥራሕ ዩ ዘለካ።እግዝኣብሄር ይክበር ይገስ🙏🙏🙏
    👹ሰይጣን ይፍረስ

    • @ghhshsmxkjjj4993
      @ghhshsmxkjjj4993 3 года назад +1

      ይገርምዩ ኣቤቱ ጌታየ ሆይ ዓነ ልቦናና ይክፈተልና ዘመኑ ይቀይረልና በጃካ ኣርሕቃ ሰብ መሲሉዋ ምስ ድያብሎስ ይዛረብ ኣሎ የጥዕመለይ ኢልካ ካብ እትገብሮስ የክፍኣለይ ኢልካ ትገድፎ ይብሉ ወለድና

  • @berhanegaletigray264
    @berhanegaletigray264 3 года назад +1

    እውይይ ፊጣሪ ኦባይ ምሕርትካ ልኣከልና

  • @igryjdubvd5626
    @igryjdubvd5626 3 года назад

    Effffff ms kbri gal zeyked zereba o amlak aboy yqr belelna 😭😭😭😭
    Wedi qeshi becaka kemzii zbela iytemtsalna

  • @ዓጋመእየትግራወይቲ
    @ዓጋመእየትግራወይቲ 3 года назад

    Fokas kndey habibi Alo
    Shewit Barchu zeyele Aytmharna Ab hbretesebna

  • @ዛይድጓልትግራይ
    @ዛይድጓልትግራይ 3 года назад

    እግዚኦ ማሓረና ክርሰቶሰ እፍፍፍፍፍ እታ ጓል ግን ብሓቂ ሰዲ እያ ከበድያ ዝመፀት ያ ልቦና ይሃብኩም

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 Год назад

    Sdnet Aytemhru. Qumneger amhrun temaharun.

  • @dehabashmelash6073
    @dehabashmelash6073 3 года назад +7

    ደፋር ክንደይ ክ ትደፍር አያ ንህዝብ ሕማክ ትምህር ኣላ አግዝኣብሀር ይክረ ይበለልና
    ወድ ቀሽ ሓወይ ሓንት ክብለካ ዝደል ከምዝኣን ኣይነት ሰባት ኣይተምጽአ መደብካ ኣይተባላሽ
    በዛ ሎም ዝተዛረበታ ዘረባ ሓደ ሰብ ከተጋግ ቲክአል አያ።

  • @ቅድስትድንግልማርያምቁሚከ

    Gefah geramit tezaribe ela ekoya

  • @ስድራይናፊቐ-ፐ6ሠ
    @ስድራይናፊቐ-ፐ6ሠ 3 года назад

    Himak weledo trgumkum nemebar zeyhigz abet egzabher beayni mehreto yetemitena
    Sedi balege

  • @ቲቲፍረዞምጀጋኑተጋሩ
    @ቲቲፍረዞምጀጋኑተጋሩ 3 года назад +1

    ገጽኺ ትከወል ኹፍእቲ ኣፍ ገልዒ ኣብ ክንድኣ ንሱ ሓፊሩላ ሕሱራት
    በስመኣብ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😥😥😥

  • @mostviewedtubemvt2353
    @mostviewedtubemvt2353 3 года назад +5

    ብክብሪ ትሓስቢ ተኮይንኪ ነቲ ንቡር ኣክብሪ, ክም ንቡር ተዛረቢ, ጽዩፍ ነገር ነክብር ክትብሊ ሕፈሪ.

  • @futsumtesfeslesse5941
    @futsumtesfeslesse5941 Год назад

    Kkkkkkkkkkkk😊😊😊😊

  • @angshtecletsion104
    @angshtecletsion104 Год назад

    eway afa kgefh

  • @ካሕሳጋልሓዉዜን
    @ካሕሳጋልሓዉዜን 3 года назад +1

    Welcom ✌️way shiewit gedfu ageb geberi

    • @slamslam54
      @slamslam54 3 года назад

      ትፈልትያ ድኪ ሕነቅያ በይዛኺ 🤑🤑🤑🤑

  • @luliluli9262
    @luliluli9262 3 года назад

    eway hafey marey besmab beli

  • @destadesta5547
    @destadesta5547 3 года назад

    ሃላይ ጋል

  • @sara5880
    @sara5880 3 года назад +1

    ፈጣሪ ቡኑቁስ የብልኪ ጓሕሻሪ ክፍእቲ ገፅ

  • @ፈጣሪሆይትግስትሰጥኝ
    @ፈጣሪሆይትግስትሰጥኝ 3 года назад +1

    ኣ አምላኬየ ይቅር በለን 😭😭😭

  • @belulteklehaymanot5410
    @belulteklehaymanot5410 3 года назад +2

    Egzio mahareni kurustos 😭😭

  • @የአርሴማልጅ-ጐ4ጀ
    @የአርሴማልጅ-ጐ4ጀ 3 года назад +8

    ፅቡቅ ትምህርቲ መሲልዋ ድዩ ስዲ እንታይ ክትገብሪ ተኸታቲልክዮ ተትብሃል እንታይ ክትምልስ እያ ጨናዊት👹👹👹

  • @eritreashikoradijeganu2039
    @eritreashikoradijeganu2039 3 года назад

    Amlak ykre belelina 👏

  • @alexalujichanel7241
    @alexalujichanel7241 3 года назад +2

    ወዲ ቀሺ ብጣሚ ኣድኒቀካ ቀጽሎ ሰብ መታለሊ እዩ ግን እዚ ናይ ሰይጣን ስራሕ እዩ ።እምነት ትዕድልቲ ፈጣሪ ዝቅይሮ የለን ።

  • @fritagebereselama8074
    @fritagebereselama8074 3 года назад

    ቆሪፆም ይደሪቢኩይ ሱዲ ጋሓፋ ፎእ

  • @adiamabay6731
    @adiamabay6731 2 года назад

    ጋህታፍ ኣፍ ጻሕሊ

  • @keberomaraya2011
    @keberomaraya2011 Год назад

    haftna eta nab wedi ztekeyeretke haul katerina tkel do

  • @mankanatube9198
    @mankanatube9198 3 года назад +10

    አታ ታይ ያ ገፍሕ እዚአ

  • @ماجدالقحطاني-و7س
    @ماجدالقحطاني-و7س 3 года назад +5

    ወዲ ቀሺ ከይንፀልአካ ከምዝኤን አይትአምፅእ 😎😂😂😂😂😭👹👹👹

  • @hadasmeles1416
    @hadasmeles1416 3 года назад

    Krstianke sk yblu maltkidyou ati sik beli. sdi nski balege nsawin komeu eia ymsleini

  • @asmeromsaar8912
    @asmeromsaar8912 3 года назад +3

    ንበዓላ ለዝብያን ኢያ ክንጸሉ ኣለዎም እንታይ ማለት ኢዩ ከነክብሮ ኣለና ።

  • @ተመስገንፈጣር-ጐ3ጀ
    @ተመስገንፈጣር-ጐ3ጀ 3 года назад

    ኣወፅኣያ ናዳመን ሳቱ እያ

  • @ራኪጓልአኽሱምፅዮን
    @ራኪጓልአኽሱምፅዮን 3 года назад +1

    ስዲ ጋሓፍ ዝይ ክም አዶታታ🐒😭😭😭🙏🙏🙏

  • @satasa7604
    @satasa7604 3 года назад

    🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️

  • @tsegawezam1814
    @tsegawezam1814 2 года назад

    ወዲ ቀሺ ሽኮር😍♥

  • @ፈቃርልበይኣይትስሓቀሉ

    tefekumuna wedi keshi shikor

  • @salmtigry2282
    @salmtigry2282 2 года назад

    ትግራወቲ ደኺ ሓፈተይ
    ተጋግይ እለኺ ፎፎ😭😭

  • @davidyared7857
    @davidyared7857 3 года назад +1

    ኣቱም ሰባት ኢዛ ጋል ጽቡቅ ኣላ።ክተኽብሮም ኢምበር ኣለካ ወይለይ ኣብ ዓዶም መጺናስ ዘገርም ኢዩ።ከም ሰባት ተኽብሮም ሃይማኖትና ስለዘይንቅበሎ ፉንፉን ስለዝኾነ ግን ሃይማኖትና ኣክብርና ንኸይድ።

  • @hadasmeles1416
    @hadasmeles1416 3 года назад

    Wedi kshi begaka aytsmaia

  • @ugghhbdnd3336
    @ugghhbdnd3336 2 года назад

    ሸዊት ኩንታል ወደል

  • @merhawikhasay43
    @merhawikhasay43 2 года назад

    ኣንበሳ ወዲ ቐሺ ፡ተባዕ ውሳኒየ ዩ # ሰበኣይ ናይሰበኣይ ክሰርሕን፡ ሰበኣይ ክከውንን ኣለዎ ካብዚ ወጻኢኢ ተፈጥሮኻ ምኽሓድ ኢዩ። ሸዊት ድማ ትድግፍዮ ዶ ኣይትድግፍዮን እንድዒኢ ፡ ኣኽብሮት ምሃብ ግን ከምዘይ ነተባብዖም ክፈልጡ ኣለዎም ፡ እቲ ሰላም ምባል ግን ክወሃቡ ይኽእሉ ኢዮም ፡ሕጂ እታ respekt እንታይ ን ከመይ ዝሓዘት ኢያ?

  • @ayanadarhussein3516
    @ayanadarhussein3516 3 года назад +1

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ፍቅሪጡዑምምሰኩሉ
    @ፍቅሪጡዑምምሰኩሉ 3 года назад +3

    ካልእ መዘራረቢ አምፅኡ እምበር ንዓና ከምዚ ዓይነት ሕማቅ ባህልና ዘይኮኑ ነገራት አይተቅርቡ በጃኹም

  • @ስድራይናፊቐ-ፐ6ሠ
    @ስድራይናፊቐ-ፐ6ሠ 3 года назад

    Ageb zibla seb sina malet diu afa zeytethiziwa neza Resaha seb

  • @merhawikhasay43
    @merhawikhasay43 2 года назад

    ሸዊት ወዶ ወዶ ፡ወይ ጓልጓሎ ዲኺ ስሚዕታትኪ ጠበቃ ኮይንኪ

  • @ዳኒጋልሃገረትግራይ-ለ8ቸ

    ኦ አምላኼ ሆይ እንታይ ዓይነት ዘመን ኢና በፂሕና ዘለና አምላክ መሪፁ ዝሰረሐካስ ባዓልካ ኽትቅይሮ ሓደ ነገር አሎ አነ ብጣዓሚ ዝገርመኒ መፀውዒና ክርስቲያን ግና ተግባርና ናይ ሰይጣን እግዚአብሔር ዘይንፈልጥ በቃ ዘይንመውትዐ ይመስለና እፍፍፍፍፍፍ ዳሓር ኮናይ ንአምላክ ኤንታይ ኢልና ኢና ክንምልሰሉ 😭 ብጣዓ ካብ ትግራይ ዓደይ ዝፀላአ ድማ ሓንቲ ሸውት እያ ሰብ አይፀላኣን ድዩ ግና ኩሉ ብተግባራ ብአዛራርባኣ ብጣዓሚ እያ ተፅለኣኒ ቡኩሉ ተግባራ ንትግራይ አይትውክልን እዚኣ ስዲ ረሳሓ እያ ናይ መጨረሻ🤐😔

  • @yordanoskfilekidane4731
    @yordanoskfilekidane4731 3 года назад

    Eza gal nay behaki sidi eya men trkatatelyo eliki

  • @MT25-f5o
    @MT25-f5o 3 года назад +4

    ሃላይ ዝኮነት ቖልዓ ዋእ ታይ ዘበኑ ዩ ሕማቅ ስማዕ፡ ወዲ ቐሺ ከኣ ናይ ጋል ራያ ከይትውርድ ሲ ጉሓፍ ሕዝካልና መጺካ

  • @binibinibi4683
    @binibinibi4683 Год назад

    ንነብሳስ ወይለከ ሸዊተይ ህኮት

  • @slamslam54
    @slamslam54 3 года назад +1

    ሀይ ስነስርዓት ግበር ኣታወዲ

  • @ጓልድጅታልወያነ
    @ጓልድጅታልወያነ 3 года назад

    ዋይ ኢኔአካ ሕራረት

  • @tigraycountry5674
    @tigraycountry5674 3 года назад +1

    ኢንታይ ማዐት ኢዩ

  • @sarachanneltube
    @sarachanneltube 3 года назад +5

    አግዚኦ ማሓረና
    ካብ መልካዓ መልሓሳ ካብ መልሓሳ መልክዓ ዑዑ
    ደሞ ቁም ነገር ዝተዛረበት ትመስል ዓሰርተ ግዜ ተረዲእኻኒ ትብል ዓንጃል ይዕ

    • @meksebhalefakulu9297
      @meksebhalefakulu9297 3 года назад

      መልክዓስ ሽኾር እያ ዘየኮነ ኣይትዛረብ።

  • @asterkidane2328
    @asterkidane2328 3 года назад +4

    ነዉሪ ካልእ ተዛረቡ ተዛረቡ በዛአባዚ መግለጺ አድላይ አይኮንን

  • @ማርያመይመዝሙረይ-ዘ8ፀ

    ገፅኪ ትከወል ስዲ ንሱ ሓፊሩ ከክንዳኣ

  • @Letushtigray
    @Letushtigray 3 года назад

    በስማአም ሲዲይ

  • @tmmt1334
    @tmmt1334 3 года назад +2

    ካባኽስ ተለቢሙለይ ኢልኪ ኢኺ ድህልቲ

  • @genetabraha2818
    @genetabraha2818 3 года назад +2

    ኣብዚ ዘላ ገስረጥ ፎ😷

  • @selamgebre5542
    @selamgebre5542 3 года назад +4

    አትዮ ጓል ኢዶ ምሰሊ ከመይ ከመይ ኢኪ ትበለኪ ዋይ ሰድድለይ መክደን ዘይብሉ አፍ ሕዝኪ እሰ በቃ ለይነስኪ እኮ ሰብ የለን ኡፍፍፍፍፍፍ ጓል እሲ ትሕት ተዝትብል እዩ ዘጥዕመላ አረ አውፀአያ ወዲ ቀሺ ናይና

  • @sallamaman1139
    @sallamaman1139 3 года назад +1

    ስዲ ዝኮነት ቆልዓ

  • @jdjdiut4927
    @jdjdiut4927 3 года назад

    ቅድስ ምቻኣል ይድፋእኽ ኣሳውት

  • @fidleytube
    @fidleytube 3 года назад

    ሸዊት ንስኺ እምበር ዒብዲት ወዲ ቀሺ ምስ ልቡ እዩ ዝናገር ዘሎ

  • @adeyeyaalemeyy2482
    @adeyeyaalemeyy2482 3 года назад +1

    Uyyyyy yetkel shewit ageb geberi netom kemu zegbru abkindi nab lbom nmlsom

  • @ቃልጓልነበለት
    @ቃልጓልነበለት 3 года назад

    ሆ ማሓረነ እስኪ ጥዑይ ተዛረቡ

  • @biniakellabkellab2903
    @biniakellabkellab2903 3 года назад

    Zehzin eyu

  • @ሰላምኪተጨውዩዓደይ
    @ሰላምኪተጨውዩዓደይ 3 года назад +1

    ማዓኮሮም ትቀደድ ገይ እንታይ ክብረት ኣድልይዎም ፍንፉናት

  • @afro1936
    @afro1936 3 года назад +1

    eza gal ktexlleni eya

  • @hadasmeles1416
    @hadasmeles1416 3 года назад

    Snesrat athrarbaki bgaki egthiabiher frhae aynini awta begaki

  • @azmeratesfazgi1159
    @azmeratesfazgi1159 3 года назад +1

    ኣምላኽ ኣዳምን ሄዋንን ፈጠረ ሰብኣይን ሰበይትን ጌሩ ክኣ ፈተሮም እምበር ጋል ወዲ ክትከዉን ወዲ ጋል ክኸዉን ኣምላኽ ጽባሕ ክሓቶም ዩ ክም ኣዳምን ጎሞራን ክኣ ክገብሮም ዩ ፎ ካብዚ ዝከፍእ ሓጥያት እንታይ ኣሎ ፎ

  • @eyobghirmay117
    @eyobghirmay117 3 года назад

    Eti Atubata ke entay tigebro malet gol wedi entekeyrato

  • @tigraycountry5674
    @tigraycountry5674 3 года назад

    ዋላ ምኒም ኡኾ ኢኽ ዘይካአልኽሉ ሀተፍተፍ አትበሊ
    ዘይፈለጠ የብዛሓዬ ኒየኽ

  • @natsinetfissehaye6802
    @natsinetfissehaye6802 3 года назад +1

    ወዲ ቀሺ ሓወይ ሎሚ ብልብካ ድካ ነዛ ኦይይይይይይይ በቃ ኦይይይይ ኢዮ ዘበሩ ኣምላክ ዝሃበካ ክትቅይር ከኣ ሓጥያት ኢይ ሓፍትና ንምንታይ ምህርቲ ኢያ ቀሪባ ኣይተረዳኣንን ዘሎ ብዝከነ ኣምላክ ባዕሉ ሕፍረታ ይሸፍነላ ኢንበር ትሽፈን ኣይትመስልን ኢያ ኢዋእ ኣታ ኢንታይይይ ኢና ንከውን ዘለና

  • @arongebremical435
    @arongebremical435 3 года назад

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @saram9863
    @saram9863 3 года назад

    ሓቢ ይሓዝኪ ጋለይ ዘይትሓፍሪ ክኣ ሓቢቢ ትብሊ😈😈😈

  • @tedifish399
    @tedifish399 3 года назад

    Ata kabey zmexet gal ya ezia besmab wewels menfes kudus yakileki block gbera bejaka wedi keshi

  • @fidleytube
    @fidleytube 3 года назад

    ኧረ ከምዚ ዓይነት ወግዒ ጽብቅ አይኮነን🙉

  • @ereyereyerey1376
    @ereyereyerey1376 3 года назад

    Aded 🤮🤮🤮🤮 hfret zeybla gual eway mergem fetari ykre ybelki wey gizie 😭😭😭😭😭😭🤲🏿🤲🏿🤲🏿

  • @aweaae8711
    @aweaae8711 3 года назад

    ንካልኦት አይተስማዓዮም እናበልካ ፓስት ትገብር ካብናታ ናትካ ይከፍእ

  • @AlgenEriPress
    @AlgenEriPress 3 года назад

    Kkkkk anta bahab koyna terifa eza bealti jermen

  • @ፈቃርልበይኣይትስሓቀሉ

    Ab kndakum hafrna eco 😂

  • @Aaaa-xm7cn
    @Aaaa-xm7cn 3 года назад

    ኣታ ኣፋ ክገፍሕ

  • @yonasgerie8911
    @yonasgerie8911 11 месяцев назад

    ወዲ ቐሽ ትህርማ ኢኻ መስለኒ ሳይክሎጂ

  • @yaziwedimarahayalbeliheiyu573
    @yaziwedimarahayalbeliheiyu573 3 года назад

    ሰክቲ እስከ ጥረ ሰበረ ጣውላ ንየ በላ እስከ ዕጸዋ ኣውጻያ ገልዒ

  • @VipVip-mo9qp
    @VipVip-mo9qp 3 года назад

    wedi qeshi anbesa eka eta gal kemzi lebam lebam eya txawet zela abzi gna kabzi lebam zkone hbreteseb zbl sle zkone kemza hgi nay hitler kenexdq ena abzieom sebat

  • @ጋልወያኒት
    @ጋልወያኒት 3 года назад +1

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰