Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ኣሕ እዋይ የሕዋተይ መስዋእቲ ማለት ከምዚ እዩ።ብዘይ ውዕለት ባህልና ዘዓቀብኩሙልና ካብ ልቢ ነመስግን።ክቡራት የሕዋትናክቡራት ኣያታትናክቡራት ኣቦታትናክቡራት ኣዴታትናኩልኩም ካብ ዝዓበኩም ክሳብ ዝነኣስኩምከምዚ ገርኩም ብዘይ ውዕለት ንህዝብና ተቕርቡልና ዘለኩም ክብሪ ይግባኣኩም ኢዩ እሞ ክበሩ ኣያታተይ ዝነኣስኩም ከኣ የሕዋተይ ዓስብኩም እቲ ለዋህ ፈጣሪ ይኽፈልኩም።ኣነ ብጣዕሚ እየ ተሓጊሰ ዕባይ ሃገረሰብ ግዲ ኮይነስ ምጽጋብ ሲእነያ ባህልና ጥዑም።ኩልኩም ኣብ ወጻኢ ዘለኩም ኣብ ዓዲ ኣኻኽቦ ይፍጠረልና ተሕዋት ጾምና ብሰላም የፈጽመና ፈጣሪ።ኩቡራት ሥነ ጥበባውያን የቐንየለና።
Waghtyyy enke abdij mtekum
Delina Delu ክቡር/ቲ ርእይቶኺ ዝወጾ የሎን እንተኾነ ግን ኣብ እሩም ትግሪኛ ምጽሓፍ ክትጥቀሚ ከዘኻኽረኪ እፈቱ ንኣብነት ኣብ ክንዲ የሕዋተይ ትብሊ "ኣሕዋተይ /ኣሓተይ" ዝብል እሩም ትግሪኛ ክትጥቀሚ ከተሓሳስበኪ እፈቱ።
ኣስመራ ዓብየ ጠቅላላ ወላ ን ዓዲ ገሸ ኣይፈልጥን ከምዚ ዓይነት ባህላዊ ፊልም ካብ ዝከታተል ጊን ገለ ነገር ከምዝከሰርኩ ይርድኣኒ ናይ ብሓቂ ጣዕሳ ጥዑም ሂወት ኢዩ ስደትና ይሕጽረልና ኢን ሻ ኣልላህ
ነዛ ኮመንት ተንብብ/ቢ ዘለካ/ኪ ኣብ ሂወትካ/ኪ ሰላም ዝዓሰሎ ይኩነልኩም ብሽም ኩሎም ተዋሳእቲ ላይኽ ብዝበለፀ ድማ ንመንኽር ትፈትዉ
Amen amen amen
Amen Amen Amen
Amen 🙏🥰
ኣሜን
@@bahlbisbhatu2368 9§a tr
ስነ ጥበባዉያን ሃገርና ኤርትራ ቁኑዕ ምሕደራን ጉቡእ ምወላን እንተ ዝረኽቡ ታኣምር ከም ዝሰርሑ ጥርጥር የብለይን ። ኣጆኹም ንፉዓት!
ኣቤት እዚ ባህልናስ ክጥዕም፡ ናብ ባህልናን ዓድናን ንምለሰሉ ግዜ ይፍጠረልና ኣምላክ።
ባህሊ ዓድና ናፊቀ ልብካ ዝትንክፍ ፊልሚማራ እየ ዝፈትወኩም ክሉኩም ተዋሳእቲ ሃዳናይ😘
Nay ke tfetwni do
@@adu835 እሞ‘ሲ ትዋሳእ ዲካ ኣብዛ ፊልሚ
@@ዕባይእገላኦርቶዶክሳዊትተ እሞ ሲ ክረውኣኪ ዶ
@@ብሩርወርቂ ኣታ ብዓቢካ ሕማቅ ኣይትዛረብ
@@ዕባይእገላኦርቶዶክሳዊትተ በቃ ወላ ቀትሪ ዲኪ ኮሞንቲ ትቃዳደሚ
Mebre and menkir tom and Jerry kkkkkk
haaa behaki tome and jeriy
😂😂😂😂🤦🏼♂️
Bhaki🤣🤣🤣🤣🤦🏽♀️
😁😁😁 beautiful done 😂😂👍❤
መርሓባ ተናፈቅቲ ኣታ እዞም ጓስነት ዘላዉ ቖልዑ ደስ ክብላ ሽኮሪናታት
ዘይምኖ"የ በረካ ዓደይ ኣዘኪሩኒ መተዓቢተይ❤️👑🙏🏿
መንክር ዓይኒ ሃገር √√√ኣማሓዳሪ ሃገር መርጸካ ኣለኹ!!
ቅቅቅቅ
kkkkkk yhshena
Bro amhdri mhber ketbl deka
Menkr the best actor eritrea
What about the kids
ናይ ባሓቂ ኣብ ስሚዒት ተእቱ ፍሊም ጽብቅቲግን እቲ መርዝዓዊ ክዳን ናይ መርዓውቲ ኣይ ገበርን እታ ክዳን ኣይ ቀየራን ? እንደጋና መንክር ካኣ ዉራድ መርዓ ጸዉዓዮ እንዳ ተባሃለ ጭላይ ብዕራይና ክሕረድ ድዩ እሉ ብዕራይ ማዓስ ድዩ ዝሕረድ ?ኣብ ገዚኡ መርዓ እንዳ ተተኽለ ካኣ ኣብ ካሊእ ክተክል ከይዱ እዚኤን ቁሩብ ዓበይቲ ጌጋ ኮይነን ተራእየናኒ ካልእ ከም ርዱእ ዝውሰድ ኣሎ እቲ ዓርኪ ካኣ እታ መርዓት መስ ሓመመት ጸባ ጠስሚ ኣለና እሉ ከምኡ ክገብር ኣይ ግበኦን ኩነታታ ክፈልጥ ይግባእሓፈሻዊ ግን ጹቡቅ ካልእ ኣብ ዝመጽእ ዝማሓየሽ ክማሓየሽ እለ እየ ሪእቶይ ዝፍስስ ዘለኹ
ኩቡር ሓው እዚ ኣብ ባህልና ንመርዓት ዝግበር ምቅብጣር እዩ።ምኽንያቱ እንተ ኣስተብህልካላ ክትነግሮ ኣይደለየትን ግን ንሱ ንግዝኡ ንክትመለስ እዩ ገይሩ።ብድሕርኣ ግን እንታይ ክገብሩ ነይሩዎም ሓብቱ ወይ ኣድኡ መጽኣ ክትሓታ እዩ ዝግባእ ኣብ ባህልና ክኣ ብከመዚ እና ንፈልጦ።ብዝኾነ ብጣዕሚ መስጢት ነዚ ንፈትዎ ባህሊ ሰርሖም ዘርኣዩና ሰነ ጥበባውያን ክብርን ሞግስን ይሃቦም ኣምላክ።
Ezy qolia kfatwio mate eya mqrtyyyyy aynie abyikme ydafine ajokme aythimqu dqyie eryyyyyy maryyyyy ❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
ከምዚ ከማይ ብሃንቀውታ ዝተጸበያ 👍👍👍
ክክክክክ ኣላ መብሬ ወደይ ከ ናይ መወዳእታ ድዩ ዶ በልካያ ኣስሒቃኒ thanks to all actors hadanay specialy wegihu 🇪🇷🇪🇷🙏🙏💪💪😘😘
Menkir zfetu 1 like habuni beteseb ena like mgbar hatitya diu🤣
ባህሊ ዓዱ ዝናፈቐ ኣብዛ ስእለይ ኣትዩ ሳብስክራይብ ይወቅጥ
Well come forom Ethiopia adis abeba ኤርትራዊያን love
ኣቱም ቡርኻት ደቂ ሃገረይ ክብረት ይሃብኩ ባህልና ዝዓበናሉ ዘርኣኩምና።
ባባ መብሬ ክክ ነዚኣ ቆልዓ እንበር ጉንዲ እዝና ኣስምጡሙዋ ክክክክ ሞይተ ድየ ገለ። ናብ ብሕቂ ገይርዎ!
ብጣዕሚ ታይ ገዲፍላ😅😅😅😅
At 21:44 ናይ ባሓቂ መንክር ወዲቁ ተሃሲዩ ኢዱ ክክክክክክክክክክ This is a real what an artist can do.Realy i proud of u menkrino.What makes menkr more likely one.
Welcome ደቂ ሪመይ ኣታ ኣነስ ኤረትራ አምበር ናፊቀ ዓሕ by the way ጽቡቅ ስራሕ
ኤረይ ሽኮር ናፊቅናያ ሓቅካ ሓወይ ናተይ
Ah eway bahlna marey tenafaki o egzabiher amlak sdetna ahxrelna 😣😥😥
ሰላም ንዓኹም፡ደስ ክብለካ እቲቦታ ኣይትዶንጉዩና ኢኹም Bon travail.ናይ ብሓቂ ክምዛ ፊልም እዚኣ ጌሩ ዝሳሓብኒ የለን🔥☔
እስከ መብሬ ዝፈቱ Like 👇
Tsorona Adey nafikeki
እዋይ እዞም ክልተ ቆልዑ ክረግሙ 😄😄😄👍
ናይ ብሓቂ ብሉጽ ስራሕ።
Welcome deki erey Tsorona adey my all miss you deki atkaro tenafki ❤️❤️👌👌
waww welcome txby qenina endameqeret tkeyd ala teawetu nfuat deqi erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merihaba deki ereyi shkurinatati kolo zetisbikulomi ikaa dahane metiskumi betaame xibuki sirahi 👍🏾🇪🇷🏵🇪🇷🇪🇷🌟🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🏵🏵🐪🏵🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🌟🇪🇷🌟🇪🇷🐪🇪🇷🏵🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
መንኽር መቀረት ናይዛ ፊልም 🤣
Kkkkk kemzi tebaetey derho gefgaf abilka zeythza
ታይ ደአ መርዓዊ ሃገረሰብ ዘይ መስል ገብራትን ሚለኑኑ ዶ አይረአዩን እዮም ነቲ ጽባቀ ፈረስ ተሰቂላ ደስ አደ ወደኽደኽ እናበለት ተተሪኡና አጸቢቁ ምመቀረ ብጣሚ ግን ጽብቅቲ ባህሊ ሀገርና እቲ ቦታ ከሊ ጽቡቅ የቀንየልና 🙏❤🌹🙏❤🌹🇪🇷
Btami Xbuk srah ms kbrtatu nbret yhabelna💓💓💓💓💓👏👏
Aseyyy deki erey ♥️🇪🇷 & deki atkaroye ♥️ enkoa dhan mexakum Mkurateyyy
Love this movie my favorite one keep it up the great work dike erey ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤enkae beselam mexakum deki erey halalat🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯
😘😘 kkkk Gebel eti ngtimo gebel du rekibwa 😂😂
Naybhaki des zbl Film Ane ertra ayfeltan endye Gn eza film bahlna xbuk gera anxebarikato yekenyelna 🙏kexlwo nufat
Deki ereyi shkurinatati aidimeni tianani yahabikumi futuwati deki ereyi 🔥🐪🇪🇷🏵🇪🇷🏵🇪🇷🏵🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🏵🇪🇷🏵🇪🇷🏵🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞
ኣታ ኣነስ ዕባይ ጾሮና የ እዚ ጎላጉል ዓደይ ሩባ ጾሮና፡ ጋንደ ፡ ጻዕዳ እንባ ፡ መርዓት ጾሮና ገለታት ክርኢ ከለኩ ነብሰይ ከም ገለ ይብለኒ ኣሕ
Ezi ruba mereb du welas ayteredann arku?
@@binyamtesfagergis2841 ሩባ ጾሮና ዩ ዓርኩ
@@zeromkesete7529 thanks arku sle zey felto eye
Edelegna okay bro
First comment welcome deki Erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰
Jeganu deki ereyi sebi tariki sebi kiya sebi sahili sebi 👍🏾🏵🐪🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🌟🌟🌟🇪🇷🌟🌟🏵🐪🐪🐪🐪🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🏵🇪🇷⭐🌻🌻🌻🌻🔥🌻🌻🌻🌻🌻🌻
Bravo wegihu hawey adna bahlna abaka reyeyo ambesa abey emo
kulu btaemi xbuw srah eyu gn hanti qir zibeletini eti merawi nimntay hadish kidan aytekednen?kexile 🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍👍👍🎋🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎉🎉🎉RUHUS HADISH AMET YGBERELNA DEqi eri shikorinatat 💗💗💗💗💗💙💙💜
ብጣሚ ደስ ትብሉ መንክር ጅግና ኣባጅጎ ክክክክክ
Selam deki adey temti film endya kexlwo reyto ke knhbekum do kurub haxira & ketewrdwa kelokum ab kedame sembet tetewrdwa xbuk neru kulu seb srah kenyou kreyelkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅💯❤️❤️❤️🙏🙏❤️❤️🙏❤️
welcom xibukat 🇪🇷🇪🇷
ውቅብቲ ድራማ 👌❤️
Welcome deki erey ♥️♥️♥️🇪🇷 tsorona adey my everything miss you deki atkaro tenafkti
Welkom deki ereyyy xeada enkae bselam mexaekum
Adeye aboye 😂😂😂😂 11:40
ክክክክክክክክ ክክክክክክክክ ክክክክክክክክ ደቂ ኤረይይይይይይ መቅሰናት ንመብሬ ዝፈቱ ይጽፈዓኒ እስከ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😇😇😇😇😇🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome 🥰💖👈🏽
Welcome deqi ere shkorinat bhankewta knxbeyekum xenihna ftwat yehwat edmen teanan abzezelenayo amlak kabsi hmaq hmam and war yhalwena aman(3
Welcome 🙏 great 👍 job ❤️🇪🇷💯🌲💯✅
Herzlichen willkommen deqi erey schorinatattt
መብርአ ስ ነብርለና 🤣♥️
ኣሰይ ደቂ ኤረይ ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና
መንክር ድሙ ተቀይሩ አንቃቅሖ ወዲኡወን ክክክክክ
Mehaza wedi halie ❤🙏
Wedi torona like
Welcom BackMebra shiker
The kids are amazing
Ya they are really amezing ❤❤❤
Asey eza bhla adna ktama
Bahlna zey mrsae
kkkkkkkkkkkk ata ezi mebryes qetilwa bel nay behaqi gerwo i Love you Mebre schkor wedi hazomo
ወጊሑ ፈሰሓጽየን ዓንዲ ባህሊ ትግሪኛ!
ክክክክክ ሸአረክረክ ክትብል አየ ረኺብያ አዞም ቆሉዑ ደስክብልካ
Enkae bselam mexakum deqi ereyyy ajokum ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷👍
Well come the best actor is menkr and etom kolu
Well come bhankowuta kinxbeyekum kenina
ባህሊ ዓደይ ደስ ድብል
Enka bselam mexakum deki erey xbukat
Enqoa bselam mexakum deqi Eirey shukorinata
Enjera mbla ke hatyat dyu 😂😂 menkrey
Enqe bselam mexakum deki Eri ወልካም
😂😂😂 i love you menker hawey. (❤ )
ane ezi qela ashq way habtey 😂😂😂😂ane da kxanxen kbl 12:00 ydqs nere
Welcome deki eri🇪🇷❤🇪🇷🌷🥀🇪🇷❤💙🇪🇷💫🌷🇪🇷🌺🥀🇪🇷2nd🇪🇷🥀🌺🇪🇷
Well come good work
ትመሓየሽ ትኸውን ገለ ባህሊ ዘንጸባርቕ ውርዙይ ዝኾነ ዘረባ ይመጽእ ይኸውን ክብል ኩሉ ግዜ ብዘይጠቅም ትውዳእ , ወጊሑ ንዓ በጃኻ , ግን ከኣ ተሰሪሑ ዝተወድአ እዩ ክትቅይሮ አይትኽእልን ኢኻ , ግን በጃኻ ንብሕጂ ትሰርሖ ልብሲ ዘይኮነ ምስ ልብሲ ዝኸይድ ዘረባን አሰራርሐን ሒዝካ ምጻእ , ከተስሕቐና ዘይኮነስ እቲ ባህሊ አቦታትና ከተርእየና ኢና ንደሊ ,
l love Menkir😅😍😂
eway ezom aqolut teamen jemuon kalay yeblomn i hp they will be succesful in their future.
Ms nay kebabina zeyefli bahli u so Thank 😎
Welcome ❤️❤️👈🙏...Moyte 😂😂😂😂😂😂etum qola pow
ባህለይ ክብረተይ!
wel come deki erey
enqae.beslam.mexaekum
Nkulom bmare 💯💯🙏👍
Menkr kkkkkkkkkkkkkk😀😀😀😀
7 ደቒቕ መእተዊ ክክክክ
Bienvenue
Wowwwww nay bhaqi mesatit movies
Aseye yy ezibahlna shkorr
Nay bhki dess yblka
Anta ezi menker neay kehmemeni eyu 😂😂😂😂😍
Velkommen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ይበል መምህረይ ነበር
Mabra shikorr
ኣሕ እዋይ የሕዋተይ መስዋእቲ ማለት ከምዚ እዩ።
ብዘይ ውዕለት ባህልና ዘዓቀብኩሙልና ካብ ልቢ ነመስግን።
ክቡራት የሕዋትና
ክቡራት ኣያታትና
ክቡራት ኣቦታትና
ክቡራት ኣዴታትና
ኩልኩም ካብ ዝዓበኩም ክሳብ ዝነኣስኩም
ከምዚ ገርኩም ብዘይ ውዕለት ንህዝብና ተቕርቡልና ዘለኩም ክብሪ ይግባኣኩም ኢዩ እሞ ክበሩ ኣያታተይ ዝነኣስኩም ከኣ የሕዋተይ
ዓስብኩም እቲ ለዋህ ፈጣሪ ይኽፈልኩም።
ኣነ ብጣዕሚ እየ ተሓጊሰ ዕባይ ሃገረሰብ ግዲ ኮይነስ ምጽጋብ ሲእነያ ባህልና ጥዑም።
ኩልኩም ኣብ ወጻኢ ዘለኩም ኣብ ዓዲ ኣኻኽቦ ይፍጠረልና ተሕዋት ጾምና ብሰላም የፈጽመና ፈጣሪ።
ኩቡራት ሥነ ጥበባውያን የቐንየለና።
Waghtyyy enke abdij mtekum
Delina Delu ክቡር/ቲ ርእይቶኺ ዝወጾ የሎን እንተኾነ ግን ኣብ እሩም ትግሪኛ ምጽሓፍ ክትጥቀሚ ከዘኻኽረኪ እፈቱ ንኣብነት ኣብ ክንዲ የሕዋተይ ትብሊ "ኣሕዋተይ /ኣሓተይ" ዝብል እሩም ትግሪኛ ክትጥቀሚ ከተሓሳስበኪ እፈቱ።
ኣስመራ ዓብየ ጠቅላላ ወላ ን ዓዲ ገሸ ኣይፈልጥን ከምዚ ዓይነት ባህላዊ ፊልም ካብ ዝከታተል ጊን ገለ ነገር ከምዝከሰርኩ ይርድኣኒ ናይ ብሓቂ ጣዕሳ ጥዑም ሂወት ኢዩ ስደትና ይሕጽረልና ኢን ሻ ኣልላህ
ነዛ ኮመንት ተንብብ/ቢ ዘለካ/ኪ ኣብ ሂወትካ/ኪ ሰላም ዝዓሰሎ ይኩነልኩም ብሽም ኩሎም ተዋሳእቲ ላይኽ ብዝበለፀ ድማ ንመንኽር ትፈትዉ
Amen amen amen
Amen Amen Amen
Amen 🙏🥰
ኣሜን
@@bahlbisbhatu2368 9§a tr
ስነ ጥበባዉያን ሃገርና ኤርትራ ቁኑዕ ምሕደራን ጉቡእ ምወላን እንተ ዝረኽቡ ታኣምር ከም ዝሰርሑ ጥርጥር የብለይን ። ኣጆኹም ንፉዓት!
ኣቤት እዚ ባህልናስ ክጥዕም፡ ናብ ባህልናን ዓድናን ንምለሰሉ ግዜ ይፍጠረልና ኣምላክ።
ባህሊ ዓድና ናፊቀ ልብካ ዝትንክፍ ፊልሚ
ማራ እየ ዝፈትወኩም ክሉኩም ተዋሳእቲ ሃዳናይ😘
Nay ke tfetwni do
@@adu835 እሞ‘ሲ ትዋሳእ ዲካ ኣብዛ ፊልሚ
@@ዕባይእገላኦርቶዶክሳዊትተ እሞ ሲ ክረውኣኪ ዶ
@@ብሩርወርቂ ኣታ ብዓቢካ ሕማቅ ኣይትዛረብ
@@ዕባይእገላኦርቶዶክሳዊትተ በቃ ወላ ቀትሪ ዲኪ ኮሞንቲ ትቃዳደሚ
Mebre and menkir tom and Jerry kkkkkk
haaa behaki tome and jeriy
😂😂😂😂🤦🏼♂️
Bhaki🤣🤣🤣🤣🤦🏽♀️
😁😁😁 beautiful done 😂😂👍❤
መርሓባ ተናፈቅቲ ኣታ እዞም ጓስነት ዘላዉ ቖልዑ ደስ ክብላ ሽኮሪናታት
ዘይምኖ"የ በረካ ዓደይ
ኣዘኪሩኒ መተዓቢተይ❤️👑🙏🏿
መንክር ዓይኒ ሃገር √√√
ኣማሓዳሪ ሃገር መርጸካ ኣለኹ!!
ቅቅቅቅ
kkkkkk yhshena
Bro amhdri mhber ketbl deka
Menkr the best actor eritrea
What about the kids
ናይ ባሓቂ ኣብ ስሚዒት ተእቱ ፍሊም ጽብቅቲ
ግን እቲ መርዝዓዊ ክዳን ናይ መርዓውቲ ኣይ ገበርን እታ ክዳን ኣይ ቀየራን ? እንደጋና መንክር ካኣ ዉራድ መርዓ ጸዉዓዮ እንዳ ተባሃለ ጭላይ ብዕራይና ክሕረድ ድዩ እሉ ብዕራይ ማዓስ ድዩ ዝሕረድ ?
ኣብ ገዚኡ መርዓ እንዳ ተተኽለ ካኣ ኣብ ካሊእ ክተክል ከይዱ እዚኤን ቁሩብ ዓበይቲ ጌጋ ኮይነን ተራእየናኒ ካልእ ከም ርዱእ ዝውሰድ ኣሎ እቲ ዓርኪ ካኣ እታ መርዓት መስ ሓመመት ጸባ ጠስሚ ኣለና እሉ ከምኡ ክገብር ኣይ ግበኦን ኩነታታ ክፈልጥ ይግባእ
ሓፈሻዊ ግን ጹቡቅ ካልእ ኣብ ዝመጽእ ዝማሓየሽ ክማሓየሽ እለ እየ ሪእቶይ ዝፍስስ ዘለኹ
ኩቡር ሓው እዚ ኣብ ባህልና ንመርዓት ዝግበር ምቅብጣር እዩ።ምኽንያቱ እንተ ኣስተብህልካላ ክትነግሮ ኣይደለየትን ግን ንሱ ንግዝኡ ንክትመለስ እዩ ገይሩ።ብድሕርኣ ግን እንታይ ክገብሩ ነይሩዎም ሓብቱ ወይ ኣድኡ መጽኣ ክትሓታ እዩ ዝግባእ ኣብ ባህልና ክኣ ብከመዚ እና ንፈልጦ።ብዝኾነ ብጣዕሚ መስጢት ነዚ ንፈትዎ ባህሊ ሰርሖም ዘርኣዩና ሰነ ጥበባውያን ክብርን ሞግስን ይሃቦም ኣምላክ።
Ezy qolia kfatwio mate eya mqrtyyyyy aynie abyikme ydafine ajokme aythimqu dqyie eryyyyyy maryyyyy ❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
ከምዚ ከማይ ብሃንቀውታ ዝተጸበያ 👍👍👍
ክክክክክ ኣላ መብሬ ወደይ ከ ናይ መወዳእታ ድዩ ዶ በልካያ ኣስሒቃኒ thanks to all actors hadanay specialy wegihu 🇪🇷🇪🇷🙏🙏💪💪😘😘
Menkir zfetu 1 like habuni beteseb ena like mgbar hatitya diu🤣
ባህሊ ዓዱ ዝናፈቐ ኣብዛ ስእለይ ኣትዩ ሳብስክራይብ ይወቅጥ
Well come forom Ethiopia adis abeba ኤርትራዊያን love
ኣቱም ቡርኻት ደቂ ሃገረይ ክብረት ይሃብኩ ባህልና ዝዓበናሉ ዘርኣኩምና።
ባባ መብሬ ክክ ነዚኣ ቆልዓ እንበር ጉንዲ እዝና ኣስምጡሙዋ ክክክክ ሞይተ ድየ ገለ። ናብ ብሕቂ ገይርዎ!
ብጣዕሚ ታይ ገዲፍላ😅😅😅😅
At 21:44 ናይ ባሓቂ መንክር ወዲቁ ተሃሲዩ ኢዱ ክክክክክክክክክክ This is a real what an artist can do.Realy i proud of u menkrino.
What makes menkr more likely one.
Welcome ደቂ ሪመይ ኣታ ኣነስ ኤረትራ አምበር ናፊቀ ዓሕ by the way ጽቡቅ ስራሕ
ኤረይ ሽኮር ናፊቅናያ ሓቅካ ሓወይ ናተይ
Ah eway bahlna marey tenafaki o egzabiher amlak sdetna ahxrelna 😣😥😥
ሰላም ንዓኹም፡
ደስ ክብለካ እቲቦታ ኣይትዶንጉዩና ኢኹም
Bon travail.ናይ ብሓቂ ክምዛ ፊልም እዚኣ ጌሩ ዝሳሓብኒ የለን🔥☔
እስከ መብሬ ዝፈቱ Like
👇
Tsorona Adey nafikeki
እዋይ እዞም ክልተ ቆልዑ ክረግሙ 😄😄😄👍
ናይ ብሓቂ ብሉጽ ስራሕ።
Welcome deki erey Tsorona adey my all miss you deki atkaro tenafki ❤️❤️👌👌
waww welcome txby qenina endameqeret tkeyd ala teawetu nfuat deqi erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merihaba deki ereyi shkurinatati kolo zetisbikulomi ikaa dahane metiskumi betaame xibuki sirahi 👍🏾🇪🇷🏵🇪🇷🇪🇷🌟🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🏵🏵🐪🏵🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🌟🇪🇷🌟🇪🇷🐪🇪🇷🏵🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
መንኽር መቀረት ናይዛ ፊልም 🤣
Kkkkk kemzi tebaetey derho gefgaf abilka zeythza
ታይ ደአ መርዓዊ ሃገረሰብ ዘይ መስል ገብራትን ሚለኑኑ ዶ አይረአዩን እዮም ነቲ ጽባቀ ፈረስ ተሰቂላ ደስ አደ ወደኽደኽ እናበለት ተተሪኡና አጸቢቁ ምመቀረ ብጣሚ ግን ጽብቅቲ ባህሊ ሀገርና እቲ ቦታ ከሊ ጽቡቅ የቀንየልና 🙏❤🌹🙏❤🌹🇪🇷
Btami Xbuk srah ms kbrtatu nbret yhabelna💓💓💓💓💓👏👏
Aseyyy deki erey ♥️🇪🇷 & deki atkaroye ♥️ enkoa dhan mexakum Mkurateyyy
Love this movie my favorite one keep it up the great work dike erey ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤enkae beselam mexakum deki erey halalat🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯
😘😘 kkkk Gebel eti ngtimo gebel du rekibwa 😂😂
Naybhaki des zbl Film
Ane ertra ayfeltan endye Gn eza film bahlna xbuk gera anxebarikato yekenyelna 🙏kexlwo nufat
Deki ereyi shkurinatati aidimeni tianani yahabikumi futuwati deki ereyi 🔥🐪🇪🇷🏵🇪🇷🏵🇪🇷🏵🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🏵🇪🇷🏵🇪🇷🏵🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞
ኣታ ኣነስ ዕባይ ጾሮና የ እዚ ጎላጉል ዓደይ ሩባ ጾሮና፡ ጋንደ ፡ ጻዕዳ እንባ ፡ መርዓት ጾሮና ገለታት ክርኢ ከለኩ ነብሰይ ከም ገለ ይብለኒ ኣሕ
Ezi ruba mereb du welas ayteredann arku?
@@binyamtesfagergis2841 ሩባ ጾሮና ዩ ዓርኩ
@@zeromkesete7529 thanks arku sle zey felto eye
Edelegna okay bro
First comment welcome deki Erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰
Jeganu deki ereyi sebi tariki sebi kiya sebi sahili sebi 👍🏾🏵🐪🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🌟🌟🌟🇪🇷🌟🌟🏵🐪🐪🐪🐪🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🏵🇪🇷⭐🌻🌻🌻🌻🔥🌻🌻🌻🌻🌻🌻
Bravo wegihu hawey adna bahlna abaka reyeyo ambesa abey emo
kulu btaemi xbuw srah eyu
gn hanti qir zibeletini eti merawi nimntay hadish kidan aytekednen?
kexile 🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍👍👍🎋🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎉🎉🎉RUHUS HADISH AMET YGBERELNA DEqi eri shikorinatat 💗💗💗💗💗💙💙💜
ብጣሚ ደስ ትብሉ መንክር ጅግና ኣባጅጎ ክክክክክ
Selam deki adey temti film endya kexlwo reyto ke knhbekum do kurub haxira & ketewrdwa kelokum ab kedame sembet tetewrdwa xbuk neru kulu seb srah kenyou kreyelkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅💯❤️❤️❤️🙏🙏❤️❤️🙏❤️
welcom xibukat 🇪🇷🇪🇷
ውቅብቲ ድራማ 👌❤️
Welcome deki erey ♥️♥️♥️🇪🇷 tsorona adey my everything miss you deki atkaro tenafkti
Welkom deki ereyyy xeada enkae bselam mexaekum
Adeye aboye 😂😂😂😂 11:40
ክክክክክክክክ ክክክክክክክክ
ክክክክክክክክ ደቂ ኤረይይይይይይ መቅሰናት ንመብሬ ዝፈቱ ይጽፈዓኒ እስከ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😇😇😇😇😇🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome 🥰💖👈🏽
Welcome deqi ere shkorinat bhankewta knxbeyekum xenihna ftwat yehwat edmen teanan abzezelenayo amlak kabsi hmaq hmam and war yhalwena aman(3
Welcome 🙏 great 👍 job ❤️🇪🇷💯🌲💯✅
Herzlichen willkommen deqi erey schorinatattt
መብርአ ስ ነብርለና 🤣♥️
ኣሰይ ደቂ ኤረይ ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና
ኣሜን
መንክር ድሙ ተቀይሩ አንቃቅሖ ወዲኡወን ክክክክክ
Mehaza wedi halie ❤🙏
Wedi torona like
Welcom
Back
Mebra shiker
The kids are amazing
Ya they are really amezing ❤❤❤
Asey eza bhla adna ktama
Bahlna zey mrsae
kkkkkkkkkkkk ata ezi mebryes qetilwa bel nay behaqi gerwo i Love you Mebre schkor wedi hazomo
ወጊሑ ፈሰሓጽየን ዓንዲ ባህሊ ትግሪኛ!
ክክክክክ ሸአረክረክ ክትብል አየ ረኺብያ አዞም ቆሉዑ ደስክብልካ
Enkae bselam mexakum deqi ereyyy ajokum ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷👍
Well come the best actor is menkr and etom kolu
Well come bhankowuta kinxbeyekum kenina
ባህሊ ዓደይ ደስ ድብል
Enka bselam mexakum deki erey xbukat
Enqoa bselam mexakum deqi Eirey shukorinata
Enjera mbla ke hatyat dyu 😂😂 menkrey
Enqe bselam mexakum deki Eri ወልካም
😂😂😂 i love you menker hawey. (❤ )
ane ezi qela ashq way habtey 😂😂😂😂ane da kxanxen kbl 12:00 ydqs nere
Welcome deki eri🇪🇷❤🇪🇷🌷🥀🇪🇷❤💙🇪🇷💫🌷🇪🇷🌺🥀🇪🇷2nd🇪🇷🥀🌺🇪🇷
Well come good work
ትመሓየሽ ትኸውን ገለ ባህሊ ዘንጸባርቕ ውርዙይ ዝኾነ ዘረባ ይመጽእ ይኸውን ክብል ኩሉ ግዜ ብዘይጠቅም ትውዳእ , ወጊሑ ንዓ በጃኻ , ግን ከኣ ተሰሪሑ ዝተወድአ እዩ ክትቅይሮ አይትኽእልን ኢኻ , ግን በጃኻ ንብሕጂ ትሰርሖ ልብሲ ዘይኮነ ምስ ልብሲ ዝኸይድ ዘረባን አሰራርሐን ሒዝካ ምጻእ , ከተስሕቐና ዘይኮነስ እቲ ባህሊ አቦታትና ከተርእየና ኢና ንደሊ ,
l love Menkir😅😍😂
eway ezom aqolut teamen jemuon kalay yeblomn i hp they will be succesful in their future.
Ms nay kebabina zeyefli bahli u so Thank 😎
Welcome ❤️❤️👈🙏...
Moyte 😂😂😂😂😂😂etum qola pow