ሓዱሽ ዜና ቢቢሲ || ገንዘብ ኢትዮጵያ ደስኪሉ | ውሽጣዊ ምብስባስ ህወሓት | ገብሩ ኣስራት 'ታይ በለ?
HTML-код
- Опубликовано: 20 окт 2024
- ገንዘብ ኢትዮጵያ ደስኪሉ
ውሽጣዊ ምብስባስ ህወሓት
ገብሩ ኣስራት 'ታይ በለ?
| Subscribe to Mekalh Tv for updated info. |
unauthorized use, distribution, and re-upload of this content is strictly prohibited
Copyright ©2024 #TigrayNews #Tigray #Mekalh_Tv #Mekalh_Media
Ati entay eyu kigebrelki hasot Tekeze Tigrayu
ገብሩ አስራት ጥሩነህ ብዛዕባ ዳንግላ እምበር ብዛዕባ ዝዶቖሶ ህዝቢ ትግራይ ናይ ምዝራብ ስብእና የብሉን።
ዋይ ዚ ገብሮ ብስሩ ኸ እምበር ዶ ምሳና ነይሩ እዩ ይብሉ ኣቦይ ስብሓት።
11 ቢልዮን $ ዶላር: ንኹናት ወይስ ን ልምዓት???????.
ኢትዮጵያ ነንባዕሎም ዝባልዑሉ ግዚያት ሰሪቡ።
ናሎሚ ኢትየጵያ ብፍላይ ተግራይ ብልመና ዶላር 1ኛ ብቅትለት ሰባት 1ኛ ብሐሶት
ስልጣን ብዘይ ምጽጋብ ህዝቢ ምውዳእ get lost man greedy people
Gualza Shermutta Tekeze is in Tigray Shermutta pp Eki !
ወድዛ ማለሊት፡ ተከዘ ኢዝ ኢን ኣምሃራ። ቡዳ ሑሓት ኢኻ
ሰላም ገንዘብ ክብሪ ሐድነት ኢኮኖሚ etc አሸቆልቂሉ እዩ መካርን ሰማኢ እዝኒ ክእለትን ሐቦን ፍቅሪ ሀገርን ዘብሉ ብናይ ጦንቃሊ (አባጅፋር )ጥንቆላ ስልጣን ክሐልም ናይ ስልጣን ሑይር ፍቅሪ ዝሐደሮ ሰብ ብዘይ ስልጣኑ ብስልጣኑ ዝመፅዎ ክቀትል ሀገር ምፍርራሱ ዘይአጅቦ ንዓለም ዘደመመ ዲኮር ድዛይነር መራሕ ኢትዮጵያ እኖሆ ወዲቀ እታ ሀገር አብ ክእለት ዘይብሉ ወዲቃ ኢኮኖሚ ወዲቁ ንስልጣኑ መብዛሕቶም ተሰዊኦም 🤔መዋፅእቲ ንምነይ ንምሥራቅ አፍሪቃ ብሐባር 🤔
ደስኪሉ?? በጃኹም ትግርኛ ታይ በዲሉ
በትግራይ ህዝብ ስም ሚዲያ የምትከፍቱ አረመኔ ኤርትራውያን ዋጋ ትከፍላላችሁ ። ትክክለኛ ትግራዋይ ከሆንሽ ማንነትሽን ልክ እንደ አገር ተክለብርሃን ግልጽ አድርጊ