Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ኣቤት ክንደይ ደስ ዝብል መልእክቲ"ዩ፡ በሓቂ ኣቦና ቀሺ ዮናስ፡ከም ወትሩ ሓጺርን ዓቢ ትምህርትን ኢኩም ኣቅሪብኩም።
Kkkkkkkkkkkk
ኣዝዩ ብሉጽ መልእኽቲ። ውጽኢት ብኩራት ጓሶት ምዃኑስ ፍጹም ክዝረበሉ ኣይተደልየን። መልእኽትኹም ፥ ብምስትውዓል እምበር ብታህዋኽ ኣይተዳለወን ፥ ምስ ዝነፈሰ ንፋስ ኣይነፈሰን ። ነዚ ዘመንን መጽሓፍን ብዝግባእ ትርድኡ ካህን !
God bless you in abundance Aba Keshi!
ሓቂ ሓሻኪ ሞኒካ ተባረኩ ኣባ ዮናስ ❤❤🎉🎉🎉
ተባረኹ ኣቦና!
Tebareku aba qeshi
❤❤❤
ጸጉኡ የብዝሕ፡ ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ይርኣአና ኣቦና🎉❤
ጸጋ ይብዛሓልኩም ኣብቲ ዘለኩም ዓቢ ምስትውዓል ይወስኸልኩ። ተባረኹ።
Thank you so much aboy keshi 😊
Amselu eu ez habesha that's why Fetari kabana rhiqu nay nebsna hatyat zeygeberna nsebat ena nfered nwel mhret yewrdelna.
እድሜኪ ይህፀር
At bhaki monika dea mslena ya
ባህ በሉ
ስቅ በል ነጅስ
Sdi😢 Egziabher ygnahka
ዓገብ.........
@@HenSamedia8480nsuke entay du zbl zelo gn tehznu sm amlak xewiekum neaka ygnhakat tbl neuuuke
ኣቦይ ቀሺ ዮናስ ቅድሚ ሓሙሽተ ሰዓታት ከባቢስ ብልበይ ይሓስበኩም ነረ ኣቦይ ቐሺ ከ ብዛዕባ እዚ እንታይ ይብሉ ኢለ እታ ኣቦይ ቐሺ ገብረሚካኤል ዝተዛረብዋን ሓደ ሓውና ምድረ ከኒኣን ትብልስ ጥራሕ እየ ሰሚዐ እንታይ ይበሃል ኣሎ ብዙሕ ግዜ ኣይረከብኩን ግን ነዓኩም ተጸብየኩም ብሓቂ ኣቦይ ቐሺ ዮናስ ከ እንታይ ይብሉ ይብል ነረ። Romans 2 ትግ - ሮሜ3: ኣታ ኣብቶም ከምዚ ዝበለ ዚገብሩ እትፈርድ ባዕልኻውን እትገብሮ ሰብ፡ ካብቲ ፍርዲ ኣምላኽ እትመልቚዶ ይመስለካ ኣሎ፧ ዝብል ጽሑፍ እዳ ዘከርኩ በርደግ ኢልኩም። ብዛዕባ ውግዘት ከ ካበይ ናበይ እዩ ደረቱ ሚዛኑን ክብደቱን ከ ክሳብ ክንደይ እዩ ገለ በሉ።
ኣቤት ክንደይ ደስ ዝብል መልእክቲ"ዩ፡ በሓቂ ኣቦና ቀሺ ዮናስ፡ከም ወትሩ ሓጺርን ዓቢ ትምህርትን ኢኩም ኣቅሪብኩም።
Kkkkkkkkkkkk
ኣዝዩ ብሉጽ መልእኽቲ። ውጽኢት ብኩራት ጓሶት ምዃኑስ ፍጹም ክዝረበሉ ኣይተደልየን። መልእኽትኹም ፥ ብምስትውዓል እምበር ብታህዋኽ ኣይተዳለወን ፥ ምስ ዝነፈሰ ንፋስ ኣይነፈሰን ። ነዚ ዘመንን መጽሓፍን ብዝግባእ ትርድኡ ካህን !
God bless you in abundance Aba Keshi!
ሓቂ ሓሻኪ ሞኒካ ተባረኩ ኣባ ዮናስ ❤❤🎉🎉🎉
ተባረኹ ኣቦና!
Tebareku aba qeshi
❤❤❤
ጸጉኡ የብዝሕ፡ ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ይርኣአና ኣቦና🎉❤
ጸጋ ይብዛሓልኩም ኣብቲ ዘለኩም ዓቢ ምስትውዓል ይወስኸልኩ። ተባረኹ።
Thank you so much aboy keshi 😊
Amselu eu ez habesha that's why Fetari kabana rhiqu nay nebsna hatyat zeygeberna nsebat ena nfered nwel mhret yewrdelna.
እድሜኪ ይህፀር
At bhaki monika dea mslena ya
ባህ በሉ
ስቅ በል ነጅስ
Sdi😢 Egziabher ygnahka
ዓገብ.........
@@HenSamedia8480nsuke entay du zbl zelo gn tehznu sm amlak xewiekum neaka ygnhakat tbl neuuuke
ኣቦይ ቀሺ ዮናስ ቅድሚ ሓሙሽተ ሰዓታት ከባቢስ ብልበይ ይሓስበኩም ነረ ኣቦይ ቐሺ ከ ብዛዕባ እዚ እንታይ ይብሉ ኢለ እታ ኣቦይ ቐሺ ገብረሚካኤል ዝተዛረብዋን ሓደ ሓውና ምድረ ከኒኣን ትብልስ ጥራሕ እየ ሰሚዐ እንታይ ይበሃል ኣሎ ብዙሕ ግዜ ኣይረከብኩን ግን ነዓኩም ተጸብየኩም ብሓቂ ኣቦይ ቐሺ ዮናስ ከ እንታይ ይብሉ ይብል ነረ። Romans 2 ትግ - ሮሜ
3: ኣታ ኣብቶም ከምዚ ዝበለ ዚገብሩ እትፈርድ ባዕልኻውን እትገብሮ ሰብ፡ ካብቲ ፍርዲ ኣምላኽ እትመልቚዶ ይመስለካ ኣሎ፧ ዝብል ጽሑፍ እዳ ዘከርኩ በርደግ ኢልኩም። ብዛዕባ ውግዘት ከ ካበይ ናበይ እዩ ደረቱ ሚዛኑን ክብደቱን ከ ክሳብ ክንደይ እዩ ገለ በሉ።