Tigray Media Network ጆኖሳይድ ዝፈፀሙ መከላከያን ጀነራላት ህወሓትን Sep 17, 2024

Поделиться
HTML-код

Комментарии • 78

  • @dahabaraya4906
    @dahabaraya4906 Месяц назад +8

    ብዕራይ ኢዩ እዚ ወዲ ወረደ ዝብሉወ ላም ዝወሐጠ ይመስል ዝብኢ ቀትርን ለይትን ገጱ ትርሐቅ።

    • @ዘይምግዳለይየኹርዓኒ
      @ዘይምግዳለይየኹርዓኒ Месяц назад +1

      ኣነስ ንሱ ክዛረብ ከሎስ ከብዲ ድርቀት ይሕዘኒ.In a way ፈውሲ ውጽኣት ዩ 😂😅😊😅😂

    • @Erilebna
      @Erilebna Месяц назад

      I am trying to vomit when I see and hear his voice this 🙈 person.

    • @Erilebna
      @Erilebna Месяц назад

      He looks like pregnant woman shame on him👹👺💀👻☠️

    • @Erilebna
      @Erilebna Месяц назад +1

      Natu are you trust these evils getachew, tsadkan, debretsion and wedi werede please?

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 Месяц назад +4

    Selam. Natu 🇪🇷🇪🇷❤️❤️

  • @almazhampel9473
    @almazhampel9473 Месяц назад +2

    Selam Natu❤❤🇪🇷🇪🇷👍

  • @legessehunde2721
    @legessehunde2721 Месяц назад

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @TsehayeTewolde
    @TsehayeTewolde Месяц назад +2

    ጽቡቅ ብሮግራም ናቲ

  • @yeye3503
    @yeye3503 Месяц назад

    እንኳን ደህና መጣህ❤

  • @helenokbe8234
    @helenokbe8234 Месяц назад

    ❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @gomadgodam9421
    @gomadgodam9421 Месяц назад +2

    💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏

  • @redaghebrezghi149
    @redaghebrezghi149 Месяц назад

    Natuye btaemi eyu zehzn amlak mom ykun ❤❤

  • @Abrha-l7o
    @Abrha-l7o Месяц назад

    😮😮😮

  • @helenokbe8234
    @helenokbe8234 Месяц назад

    💔💔💔💔💔

  • @twt6750
    @twt6750 Месяц назад

    😢

  • @ዘይምግዳለይየኹርዓኒ

    የሕዝኑኻ እቶም ዓቢ ኣቦ 😢😢😢

  • @samymatusala5491
    @samymatusala5491 Месяц назад

    Good broadcast as always.....and i think it is time you should embrace the diaspora tigray also by showing their clip on what to use to talk on RUclips.

  • @ghirmaytewolde8273
    @ghirmaytewolde8273 Месяц назад +2

    Hi Natnael don’t forget Tigray it’s part of Ethiopia please can you teach them Tigray it’s not a country it’s KILLElL and tell them don’t talk about Eritrea Eritrea is a country thanks

  • @wedihadishadi9057
    @wedihadishadi9057 Месяц назад

    👍👍

  • @berhanezegeyetv9977
    @berhanezegeyetv9977 Месяц назад

    🇪🇷🇪🇷🙏❤️❤️🎉🎉🎉🎉

  • @ytewolde9350
    @ytewolde9350 Месяц назад

    ኣብዚኣ ደብሪጽ ኢዩ ሓቂ ተዛሪቡ ዘሎ

  • @tesfomgebremichael6225
    @tesfomgebremichael6225 Месяц назад +1

    ኪሳብ ማኣሲ እዩም ወረ ክህሲኢዋ ኪነብሩ ነዚ ህዝቢ ኣቅሞም ፈልጦም ብትክክል ሃቅ ዘይነግሪዎም

  • @yoditzerom1267
    @yoditzerom1267 Месяц назад

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤😊

  • @mulugetamuler464
    @mulugetamuler464 Месяц назад +1

    Tegaru kemzia endabelikum kitinebiru ekum

  • @teklehaymanotassefa4687
    @teklehaymanotassefa4687 Месяц назад

    ብስራት አማረኸ ብጓሓቱ ዝኸደዐ ዶም የንዕማን ኮይኑ

  • @tesfomgebremichael6225
    @tesfomgebremichael6225 Месяц назад +1

    ኣነ ዝገሪመኒ ፈደራል ዝበሎም እንዳገበሩ ብከመይ ሰራዊት ፈደራል ክኣሲሩ ይኪእሉ

  • @halalqebatse8965
    @halalqebatse8965 Месяц назад +1

    መርሓባ ናቱ እብዚኣ ክብለካ ዝደሊ እወ ልክዕ እቲ ዘሎን ዝኾንን ኢኻ ተቕርቦ ጽቡቕ ግን ኣነ ክብላ ዝደሊ መጀምሪያ እዛ ዝርእያ ዘለኹ ሕቶን መልስን ትገብር ዘላ ምስ ታደሰ እዚኣ ዋጋ ዘብላ ጋሕባ ዕዳጋ ጥራየ ዝብላ ኣይታሓዘለይ ባኣይ ወገን እሳያ ሽማ ናቱ

  • @MmMm-zd3vu
    @MmMm-zd3vu Месяц назад +1

    እዜኦም አዮኩም ናይና ንሰራዊት ኤርትራ ንዚጭዋ ህዝበይን ሰራዊተይን ዘይበልኩሞ የለን ዝገርምዩ ከምዚ ዕይነት ዘረባ ካብመራሕቲ ክስማዕ ዘሕፍርዩ

  • @yohannesgebremeskel7368
    @yohannesgebremeskel7368 Месяц назад

    እዞም ሰባት እቲ ሓዊ ከንድዱ እንትዳለው እቲ ኩናት ምስወላዕና እቲ ምሳና ኣብ ትግራይ ዘየለ ናይ መከላከያ ኣባላት ፖሊስ ኣባላት ሲቭላት ዕድሎም እንታይ እዩ ክኸውን ዝብል ሕቶ ኣብ መቐለ እኒ ስብሓት ነጋን ታደሰ ወረደ ኩሎም እቶም ጉጅለ ኣብዘለዉዎ ከም ሕቶ ተላዒሉ ንኹሉ ንትግራይ ምፃእ ተባሂሉ እዩ ዝመፀ ይምፃእ ዝብኡ ዝፀንሐ ንትግራይ ዘይመፀ ዘይሰዓበና ኣብኡ ሓዊ ይብላዓዮ ኢሎም ወሲኖም ሓዊ ከምዘንደደ ዝወሰነን ዝፈልጥን ታደሰ ኣብ ትሕቲ መንግስቲ ተኣሲሮም ዘለው ሰራዊተይ ከፍትሕ ተደራዲረ ኢሉኩም:: ትግራይ ብነውራማት ተወሪራ!!!! ታደሰ ጌታቸው ደብረፅዮን ወዘተ ኩሎም ስሉኽሉኽ ዝብሉ ምሩኻት እምበር ተደራደርቲ ብኸመይ ሰብ ከምዝፅበ ነቲተፀባዪ ሰብ ድዩ ዘብል እዩ::
    እዚኦም ክዋግኡ ኣይኽእሉ ክደራደሩ ኣይኽእሉ ከማሓድሩ ኣይኽእሉ ካብ ኩሉ ኸዓ ነቲ ደቁን ንባዕሉን ዝበልዑዎ ዘብልዑዎ ሀዚ ልዕሊ ኹሉ ፍትሒ ኢሉ ከይሓቶም ካብ ኩሉ ንላዕሊ ስለዝፈርሑዋ ገፆም ንሰሜን ንምዕራብ ንምስራቕ ንደቡብ እናገበሩ ንሱ እዩ ንሳ እያ ክባሃሃሉ ኮለል ክብሉ ህዝቢ ኮለል የብሉዎ ስቓዩ የናውሑዎ ኣለው:: ወለዶ ድማ ናብዚኦም ክተንቃዕርር ሂወትካን ኩለመናኻን ሰሊቦምኻ!!!! ጥፍኣት ናትካ እዩ ናሃቶም ኣይኮነን::
    ካብ ኩሉ ሕማቕ ዝተስዓረ ጉጅለ ክመርሓካ ምቕባል እዩ:: ዝተስዓረ ጉጅለ ተመሊሱ ናብ ዕንክሊልን ነንባዕሉ ንስኻ ንስኺ ክበሃል እዩ ጊዚኡ ዘጥፍእ:: እዚኦም ግን ካብ ንስኻ ንስኺ ሓሊፎም ኣብ ብጣዕሚመነወሪ ስርቅን ግፍዕን ዝተዋፈሩ እዮም:: ሀዚ ዘኒሆ ትግራዋይ ዝበሃል ግን ናይ እዚኦም ገበን ናይ ትግራይ ምሽጥር ክብል ዘይሕባእ ክሓብእ ከይቀረየ ድቃስ ዝስእን እዩ:: እኒ ታደሰ ፃድቃን ባዕሎም ዘሰንከሉዎም ኣካል ጉዱኣት ፀጊሙና እንተበሉ ዝጭፍጭፉ ግልጋሎትን ሕክምናን እናሰኣን በብማዓልቱ እናተቐበሩ ክውድኡ ይገብሩ ኣለው ካብ ኩሉ ክፉእ ድማ ሚድያ ዝበሃል ከይቐርቦም ከልኪሎም የህልቑዎም ኣለው:: ኣብ እንግዳዕ ህዝቢ ቸቸ ዝብሉ መዥገር እዮም ግን ገንዘብ ኣለዎም ተገዚኡ ዝሽቅለሎም ስብን ሚድያን ኣበራኺቶም እዮም ሓሶት ዝኣምን ምስ ሓቂ ዝተባኣሰ ወለዶ ተፈጢሩሎም እዩ:: ነዙይ ስለዘንበቡ እዩውን ዝተብሃለ እንተተብሃለ ምንም ዘይመስሎም::

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 Месяц назад

    Yehatete Yeitomo harena
    Zibehluwedibekemeyejomo

  • @dahabaraya4906
    @dahabaraya4906 Месяц назад +1

    ናቱ ጌቺ ሀላይ ንባዕሉ ዝፈትሐ የለን ብጀካ ንአብይ ዩሁዳ ምክዳም

  • @Salihcharles
    @Salihcharles Месяц назад

    እቲ እበል ከከም ዘጉራዕካ እዩ ዝክፈልን መይሩ

  • @fishmebrahtu5233
    @fishmebrahtu5233 Месяц назад +1

    Entay ybhal wedey ata natu eta haki kula awixiekaya

  • @efremtewelde5052
    @efremtewelde5052 Месяц назад +1

    Beal Tsadkan wedi werede getachew mefatewee mis Abiy geyromo yibil wella kifanowu tekoynom bi Tsadkan getachew wedi werede tirah di u ziwusen???? Abiy tsiltan kihibom mis Hammer zitemedebe u bi hizbi tigray genna kitsawetu yitinkulu allowu beal Tsadkan bi hiwet menesey kitsawetu zehizin u tegaru nezom abbo rieyu.

  • @neamihabtom7391
    @neamihabtom7391 Месяц назад

    Natu Aytigage Debration abzi guay haki tezaribu

  • @ramandebene1131
    @ramandebene1131 Месяц назад +1

    ናይ ፈደራል ሰራዊት ብክድዓት መራሕት ትግራይ ዝተጨፍጨፉን ዝተቀፈዱ፡ ካላኣይ ናይ ፈደራል ሰራዊት ብ ኣብይ ሃንደበታዊ ምዝላቅ ብምእዋጅ ተጨፍጭፎም።
    ስለዚ ፈደራል ሰራዊት ብክልትኦም ብወያነን ብልጽግናን ዝተጨፍጨፉ ዋና ዘይብሎም ኣቅሓ ኮይኖም ተሪፎም።

  • @fessahayeloul9976
    @fessahayeloul9976 Месяц назад +1

    እቶም ብድቁሶም ዝሓረድክሞምከ መን እዩ ክሕተተሎም ?

  • @MmMm-zd3vu
    @MmMm-zd3vu Месяц назад

    እዋይ መራሕቲ ትግራይ ምስትንክር ብህዝብኩም ዘይትሐሙ ጆነሳይድ ፈጺሞም ዝተባሀሉ ከይተሐተቱ ንዐዶም ሰዲድኩሞም መራሕቲ ምስተባአሱ ጌታቸው ሰዲድዎም ኢሎም ነንሕድሕዶም ይዋቀሱ አለው እገርመናሎ እገርመናሎ

  • @MulugetaA-p8f
    @MulugetaA-p8f Месяц назад

    Genera zerkan he may for tigray jang to much Dollar. I AM NOT ANDERSTAND WHAT YOU R TOKING SHEM FOR U😚😚😚😚😚

  • @tesfalem8773
    @tesfalem8773 Месяц назад

    ትግራዋይ ተዝኸውን ኣነ በዛ ደብረጽየን ዝብላ ዘሎ ንሱ'ዩ ቅኑዕ፡ ገበን ዝፈጸመ ብገበኑ ደኣ ክፍረድ ነይርዎ እምበር ንምንታይ'ዩ ክፍታሕ፧ ጆኖሳይድ ዝገበረ ኣብ ኢድካ ከሎስ ጆኖሳይድ እንዳበልካ ምፍካር ምስ ምንታይ'ዩ ክቑጸር

    • @tsehayesemerab7829
      @tsehayesemerab7829 29 дней назад

      ንሰሜን እዚ ወታሃደር It's ንዘርከብዎ አዳህሊሎም ብድቁሶም ስለዝሓረድዎም ክልቲኦም ካብ ታሓታትነት ንምድሓን ሕሳብ ጌሮም እዮም ምውርራድ ጌሮም ስለዚ ናይሓደ ወገን ክትከውን የጸግመካ እዩ ሓመዶም ይዕረቆም

  • @TekleMengstab
    @TekleMengstab Месяц назад

    ሰላም ሰላም ናቱ
    እዚ ህዝቢ ትግራይስ ናይ ብሐቂ ጉሐፍ ተደፊእዎ እዚ ስ ናይ ትግራይ ሐላፊ ናይ ሐይልታት ምክልካል ብተወሳኪ ክአ ምክትል ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ውን እዩ እንታይ እዩ ግን እቲ ሽግር ብጣዕሚ ናይ ፖለቲካ ብስለት የለ ሐንቲ ቋንቋ የለ እንታይ እዩ እዞም ኩሎም ብሮፌሶራት ደካትራ ክእለት አዘራርባ ክእለት ዘይብሎም

  • @Tomas-b8u
    @Tomas-b8u Месяц назад

    Pls don't bit each other. You are all the son of Aboy Sibhat. Respect him at least until he pass

  • @TesfamichaelKiros
    @TesfamichaelKiros Месяц назад

    Sebeyete gobezaye koeya nazoba dobebe amhadare zenebere golecherchere eya bro

  • @tesfomgebremichael6225
    @tesfomgebremichael6225 Месяц назад +2

    ሰብ እንትይ ክብለኒ እዩ ዘይብሉ ሃሶት
    ናይ ፈደራል ሰራዊት ብከመይ ክልላት ክኣሲራ ይክእላ ?!?!?!?!

    • @ዘይምግዳለይየኹርዓኒ
      @ዘይምግዳለይየኹርዓኒ Месяц назад

      እወ ናይ ክልተ ሉኣላውያን ሃገራት ጌሩ ገሊጽዎ ጀነራል ታደሰ ወረደ.ይመስለኒ በሻሻ ፍትሕዎም ኢልዎም ፈቲሖሞም እያ ትመስል 😮😢😮

  • @kaprino
    @kaprino Месяц назад

    ን ወዲ ወረደ ሰብ ቆጺርኩም ግዜ ሂብኩም ትሰምዑ ሰባት ትገዱ። ግን ህዝቢ ትግራይ መርገም ኣለዎ ኮይኑ እምበር በዚኦም ዶ ምተመረሐ😂😂😂

  • @amanueltesfamichael5776
    @amanueltesfamichael5776 Месяц назад

    Natnael etom gazetengana yehizin ditezarebiwo kisemiu yikebu ayihatu eti hzbi tigray ayteadelen

  • @nohisack7796
    @nohisack7796 Месяц назад

    አታ ናቱ ሰብ ረኪብካ ነዚ ብዕራይ መሰከረም አምጺካዩ ዓባስ

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria Месяц назад

    አብዙሎ ዓንጃል ናይ ፖለቲካ ፍልጠት ዘየብሉ ብዘዓባ ፖለቲካ ክንትንት ዓቅምን ብቅዓትን የብልካን መላምል ደቂ ትግራይ መስዋእቲ ከፊሎም ዝማረኽዎም አህሊፍካ ዘሃብካ ብሕጊ ክትሕተት ኢኻ አታ ዓፋፍ ዓንጓር

  • @yohannesbaraya4269
    @yohannesbaraya4269 Месяц назад

    16134 ምሩኻት....የተጎሳቆለ ቁጥር ሃ😂😂😂

  • @dh4343
    @dh4343 Месяц назад +1

    ኣነስ ትግራይን ሓንቲ ካብተን ክልልላት ናይ ኢትዮጵያን እዩ ዝመስለኒ ነይሩ፡ ጋዜጠኛ፡ ናይ ኢትዮጵያ'ናበሉ ይሓቱ፡ ዋላ ናቱ ሽኮር! ክልተ ሃገራት ተዋጊአን ውግእ ምስ ተወደአ፡ መንግስታተ'እየን ምርኻቶም ዝለዋወጡ ክትብል ከለኻ ምርዳእ ኣብዩኒ'ሞ ኣነ ድየ ዝጋገ ዘለኹ ዋላስ ዞም ትዛረቡ ዘለኹም?? ሓገዝ!!

    • @ዘይምግዳለይየኹርዓኒ
      @ዘይምግዳለይየኹርዓኒ Месяц назад

      In reality እታ ትግራይ defacto ሃገር እያ ትመስል ባጀታ ግን ካብ ማማ ኢስጦብያ እዩ....ኢትዮጵያ ንትግራይ ብማዕዶ እምበር ብቀጥታ ኣይትዝውራን .It is confusing.😮

  • @trhastekle2543
    @trhastekle2543 Месяц назад

    እስካ ከ አምሃሩ ጆኖሳይድ ፈጺሞም ኢልካ ተአምን ዶ?ሃቂ ዘይትፈርዱ ግን ጽጋብ ሰሪሩዎም አምሃሩ ብድቁሶም አማእከል አዶም ረሺንኹሞም ሲ ድማ ጆኖሳይድ ን እግዚአብሔር አይተታልልዎን ንሰብ ግን እወ እዚ ኩሉ አደ አምሃራ እንስሳ ከማን ዘይተረፈኩም ጨካናት ጆኖሳይድ🙄

  • @LoveEri-z4u
    @LoveEri-z4u Месяц назад +1

    ደብሪጽ ሓሰዉቲ ኢኹም፡ ቅድም ሰራዊት ሻዕብያ ኔሩ፡ ሕጂ ወተሃደር ኢትዮጵያ እዚ ኩሉ ሓቂ ንምሽፋን'ዩ።
    ጽባሕ ንጉሆ ከኣ፡ እቲ ሓቂ ከተዉጽእዎ ኢኹም
    ሰራዊት ትግራይ፡ ናይ መከላከያን ናይ ሻዕብያን ክዳውንቲ ከዲንኩም ኢኹም ፈጺምኩሞ።
    ኤርትራውያን'ኳ ንፈልጦ ኢና፡
    ወዲ ራያ ተስፋይ ከኣ ጹቡቕ ጌሩ ነጊሩኩም ኣሎ ባዕልኹም ከም ዝፈጸምኩሞ፡
    ከም ናይ ሓውዜን።
    ንህዝብኹም ክንዲ ሳንቲም ኣይትቆጽሩዎን ኢኹም።

  • @AsterTekle-gp9uc
    @AsterTekle-gp9uc Месяц назад

    Mesakin weledity😅

  • @ytewolde9350
    @ytewolde9350 Месяц назад

    😂😂😂😂

  • @KebuuLamuu
    @KebuuLamuu Месяц назад

    Ja hije rekebkayom kulom bebeynom eyom zezarebu ane ka bezaba ezi yehaseb nere ayhafrun endeom kola zeyhsewo hasot kezarebu

  • @twt6750
    @twt6750 Месяц назад

    😂 way nger

  • @thomasyohanns9522
    @thomasyohanns9522 Месяц назад

    ነዛ ጸፋሕ እግራ ተ አመነለኻ ኢኻ ?

  • @Lalba12
    @Lalba12 Месяц назад

    ናቱ ወዲ ኤረይ ናይ ኤርትራኻ እንዶ ግበር አብ ጉዳይ ትግራይ እንታይ ኣለካ

  • @LoveEri-z4u
    @LoveEri-z4u Месяц назад

    ናቱ፡ በጃኻ ስራሕ ካድረታት ብናይ ወያኔ ካድረታት ኣይትምዘኖ፡
    እቶም ናይ ሻዕብያ ደገፍቲ ኢልካ ትብሎም፡ ኣይዛረቡን፡ ኣይጽሕፉን ሱቕ ኢሎም'ዮም ስርሖም ዝገብሩ ትብሎም፡ ዉፉያት ካድረታት'ዮም፡ ደገፍቲ ዘይኮኑስ ህግደፋውያን፡ ንህዝቦምን ሃገሮምን፡ ንህይወቶም ከይበቀቁ፡ ግዜኦምን፡ ገንዘቦምን፡ ዝወፍዩ እዮም ሓሙሽተ ሳንቲም ከይረኽቡ።
    ስለዚ ካድረ ዉፉይ እምበር በላዒ መዝማዚ ኣይኮነን።
    ክኾዉን ናይ ኤርትራ ካድረታት።

  • @fliposkbrom8030
    @fliposkbrom8030 Месяц назад

    If you have His number please send to me. He is one of our father. Very sad to hear that. No more crying Tigrigna and Eritrea parents .

  • @edensolmon4624
    @edensolmon4624 Месяц назад

    ናቱ ሐወይ ዘይተፈፀመ ጆናሳይድ። እንተ ተፈፂሙ እውን እሶም ባእላቶም ንኤርትራን ንኢትዮጵያ ወታደር ንምውጃል ብተዳጋጋሚ ህዝቦም ዝርሺኑ እካ እዩም።♥️🇪🇷♥️

  • @zekariasbahlibi2890
    @zekariasbahlibi2890 Месяц назад

    ዓሕሕ እዋይ ህዝቢ ትግርኛ ረኺብዎ ዘሎ!!!!፧ ንሓድሕዱ ክቓተል ዘሕዝን እዩ።እዚ ኩሉ ውርደት ክኣ ነዛ ዝተበታተነት ናይ እንዳን ቀቢላን ዓዲ ንምድሓን ምዃኑ እዩ። ብሄር ብሄረ ሰብ ክብል ነብሱ ረሲዑ ናይ ዘመናት ስልጣነ ሒዝካስ ክንድዚ ውርደት!!!ካብ ሕጂ እዚ ውርደት ከብቕዕ ኣለዎ ትግርኛ ነብስኻ ምሰል!!! ሎሚ ነዛ ስናዕ መንነት ኣሎቦ ኢትዮጵያ ንምድሓን ደው ክተብል ኣለካ። ህዝቢ ትግርኛ ስልጣነኻ ምለስ ንኣዱሊስ ንባሕሪ ጠምት፡ ንቓሕ ህዝቢ ትግርኛ።

    • @mebrattesfay5436
      @mebrattesfay5436 Месяц назад

      Komale tigrij yelene nihina eritrawiyan nibehale 🇪🇷🤧🤧🤧🤧🤧❌❌❌❌

    • @ዘይምግዳለይየኹርዓኒ
      @ዘይምግዳለይየኹርዓኒ Месяц назад

      እቶም ዝተሰውኡ ኤርትራውያን ትግርኛ ጥራይ ኣይኮኑን. ካብ ኩሉ ብሄር እዩ; መሪጽካ ምልቃስ መሰልካ ኾይኑ ሃገር ግን ብቀቢላታት ኣይትግለጽን 😮

    • @zekariasbahlibi2890
      @zekariasbahlibi2890 Месяц назад

      @@ዘይምግዳለይየኹርዓኒ ኣበይ ዘለዉ ብሄራት ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ፧ኣብ ኤርትራ ትፈጦ ብሄር ኣለካ መን ይብሃሉ፧ ኣብ ኤርትራ ሓደ ብሄር ወይ ሃገር እዩ ዘሎ ንሱ ክኣ ብሄረ ትግርኛ እዩ።ወይ ብሄረ ግእዝ ጥራይ እዩ ዘሎ።ትፈልጦም ብሄራት ወይ ሃገራት እንተ ሃሌሙኻ ንገረኒ።እዚ ብማዕረ ተሰዊእና ዝብል ዕሽነት ክኣ ንዓባይካ ኢኻ ከምኡ ኢልካ ተታልላ ንሕና ብጭብጢ ብኽውንነት ኢና ንዓለም ንርእያ ንሓድነት ዶ ጂኒ ዕፍሪት ኢልና ብስውኣት ኣያታትና ኣይንሽቕጥን ኢና።ንሕና ነቲ ዋጋ ዝኸፈለ ኣፍልጦ ምሃብን ናቱ ክብሪ ምሃብን እዩ ስራሕና።ንስኻ ክትሕሱ ብስድራቤትና ክትሽቅጥ ንቐቢላታት ክተሐጉስ ደሊኻ እምበር ሓደ ስውእ ወይ ወትሃደር ካብ ቀቢላ ራሻይዳ ርኢኻ ኣይትፈጥን ኢኻ።ሕጂ ንስኻ መን እዩ ስልጣን ሂቡካ ስውኣት ስድራቤተይ ምስ ቀቢላ ራሻይዳ ክትሰርዓለይ፧ሓንቲ 7 ደቃ ዘሰውአት ኣደ ትግርኛስ ብሓድነት ዝብል ናይ ሸፈጥ ቃል ክሸጣ፧ ኣታ ክንደይ ትሓምቑ!!!፧ሓዝ እቲ ሓቂ ክነግረካ ካብዞም ትብሎም ዘለኻ እንዳን ቀቢላን ኣብ ብሄር ዘይበጽሑ ማሕበረ ሰብ ምናልባት ካብ ኩሎም ካብ ትግረ ወጻኢ ስውኣቶም ተደሚሮም 500 ኣይበጽሑን እዮም።ምኽንያቱ ብዝሒ ህዝቢ ናይቶም እንዳን ቀቢላን ኣዝዩ ውሱን እዩ ኣብ ኤርትራ ብዝሖም 10% እዮም።ስለዚ እዞም ብሄራት ትብሎም ዘለኻ ኣብ ርእስኻ ኣብቲ ኣብ ክላስ ዝተመሃርካዮ ናይ ሓሶት ታሪኽ እምበር ኣብ ባይታ የለውን።
      ኩሉ ቪድዮታት ህዝባዊ ግምባር ተመሊስካ ርኣዮ ብትግርኛ ይዕለም፡ብትግርኛ፡ይስዕስዕ፡ብትግርኛ ቅዲ ኲናት የውጽእ ብትግርኛ ጉባኤ ይገብር ኣጋር ሰራዊቱ 90 ትግርኛ እዮም መራሕቲ ውድብ ኣዘዝቲ ግምባር 90% ትግርኛ እዮም ናደው ዘፍረሱ መራሕቲ ትግርኛ እዮም ንፈልቅል ዝሃንደሱ ትግርኛ እዮም ሕጂ ብዋጋና ብስውኣትና ዲኻ ምስቲ 10 ሰባት ዘሰውአት ኩናማ ማዕረት ኢና ተሰዊእና ትብለና ዘለኻ፧ናታትኩም ዕሽነት ናታትኩም ድንቑርና መትሓዝን መስፋርን የብሉን ሕጂ ዓሊ ሰይድ ዓብደላ ዝብሃል ሓላፊ ነይሩ ክትብል ኢኻ ፍሉጥ እዩ።እስከ ሓደ ኣዝማዱ ደቂ ሓወብኡ ስውእ ኣምጽ፧እዞም ኩሎም ጀነራላት ግን ኩሎም ምስ ኣርባዕተ ኣሕዋቶም እዮም ተሰሊፎም ሕጂ ኣይትፍርሑ ጆሮቑሮቕ ኣይትበሉ ታሪኽ ታሪኽኩም እዩ።መሳኪን እዞም ትብሎም ዘለኻ እንዳን ቀቢላን ክኣ ኣይኮነን ሰውራ ፈጢሮም ውዳበ ፈጢሮም ሃገር ከምጽኡ ሓንቲ ናይ 50 ገባር ዘለዋ ዓዲ ውን ክፈጥሩ ኣይክእሉን እዮም።እዚ ምስትንዓቕ ዘይኮነ ባህርያዊ ተፈጥርኦም ስለ ዘየፍቕደሎም እዮም ስለዚ ንቑሓት ኩኑ ረብሓኹም ኣለልዩ።ክትፈጡ ክኣ ፈትኑ ብሃውሪ ታሪኽ ከይፈለጥካ ከየምበብካ ምኻድ ኣቋርጹ።

    • @zekariasbahlibi2890
      @zekariasbahlibi2890 Месяц назад

      @@mebrattesfay5436 መን ከ ትግርኛ ጌሩካ ኣዴኻ ንሓድነት ኢልካ ንኹናማ ተመርዑ መን ትግርኛ ጌሩካ ንሓድነት ኢልካ ሓብትኻ ራብዐይቲ ሰበይቱ ክትከውን ንራሻይዳ ተወፊ ሸያጢ ሓብቱ።ንስኻን ሓብትኻን ዓረባውያን ክትኮኑ ንሱዕዲ ክንሰደኩም ኢና ወይ ጸለምቲ ጥልያን ክትኮኑ ንጥልያን ክትስጎጉ ኢኹም፡ እንተ ደሊኻ ክኣ ጊላ ናይ ኣምሓራይ ክትከውን ኣብዛ ገስረጥ ኢትዮጵያ ክንሰደካ ኢና።ትግርኛ ምዝራብ ኣቛርጾ ነዲኡ ንሓብቱ ንቛንቑኡ ክከላኸል ዘይክእል ትግርኛ ኣይኮነን።ድርባይ ቀቢላ ሰነፍ ዘይከም ኣቦታቱ ሰብ ነጸላ!!።ንስኻ ቀቢላ ኢኻ ቀምሽካ ሒዝካ ካብ ኤርትራ ክትስጎግ ኢኻ።

    • @mebrattesfay5436
      @mebrattesfay5436 Месяц назад

      ​@@zekariasbahlibi2890🇪🇷🇪🇷❌❌👎👎🤣🤣🤧