ዓዲግራት፣ ተግሳፅ ንጌታቸው| ጉዳይ ዶ/ደፅዮን ተላዒሉ| በዝሒ ኣብ ኤርትራ ዝተወረሰ ዶላር ተፈሊጡ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 19 ноя 2024

Комментарии • 69

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 2 месяца назад +6

    ጌታቸውን ጉጅልኡን ናይ ሕጂ ሕቶ ህዝቢ ትግራይ ክልሱ ኣይኮነን ነቕሉ ዘሎ። ንመረጻ ምርጫ ዕድሎም ዮም ዘጠጥሑ ዘለው ወይ ውን ምስሌነ ናይ ኣብይ ተቐብሎም ክመርሑ ዝዳለው ዘለው ይመስሉ ።

  • @addisalemmesfin4849
    @addisalemmesfin4849 2 месяца назад +6

    አብ ትግራይ መጭበርበሪ አብ ሓፂር ግዜ እዩ ዝፍለጥ! ህዝቢ ሕዚ እውን እዳተሳቀየን እንዳ ጠመየን መጋየፂ አቀባብላ ዝወፀ ወጪ ብኸመይ አድልዩ?

  • @adiamgebre7805
    @adiamgebre7805 2 месяца назад +4

    በቃ አብ ትግራይ ብኩናት ዘይከአሎ ንበዓል ፃድቃንን ጌታቸውን አባላቱ ገይሩ ፕልፅግና ሰተት ኢለሉ አታዩ

  • @herangetachew-dh5ip
    @herangetachew-dh5ip 2 месяца назад +1

    አቦታትና የቐንየልና

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround 2 месяца назад +4

    ገፀ ይርሓቕ እዙ ማጉላዙይ እናዞረ ካብዝትርባዕ ስርሑ አብ ባይታ ዘይሰርሕ ?🤔 ህዝቢ ብዘይ ኪናት ብሰላሕታ ይውደኦሎ 🙆🙆😳🙄
    Populist ከም አብይ አሕመድ copy and past 😳

  • @SagolPagol-p3f
    @SagolPagol-p3f 2 месяца назад +3

    እዚ ግዝያዊ ኣብ ስራሕ ዘይኮነስ ማዓት ገንዘብ ፈሰስ እናገበረ ዉዳበታት እናፈጠረ ኣብ ስልጣን ንሕንሕ እዩ ኣትዩ ዘሎ እቲ ሓደ ምሌን ወፃኢ ገይሩ ትሾርት ዘስረሐ ንዝጠመየ ንዝተፋናቀለ ፅጉም ህዝቢ ዘየዕንግል ነይሩ

  • @BerihuWeldemichael
    @BerihuWeldemichael 2 месяца назад +6

    Getachew reda banda eka ምስቲ ዱሁል ጻድቀ ሉኡክ ኣሚርካ

  • @seidedris3325
    @seidedris3325 2 месяца назад +3

    ተለኣኣኪ

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 2 месяца назад +3

    በለጻዊ ኣካይዳ ይኸድ ኣሎ ጌታቸው ንሱ ንጹህ ህወሓት ካልኦት ሕማቃት ህወሓት እናበለ ጸለመ ትሕዝቶ ዘለዎ ገለጻ ዩ ዝገሊጽ ዘሎ ።ሕቶ ህዝቢ ኣወንዝፍካ ስልጣን ንምጥጣሕ ዝስራሕ ዘሎ።

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq 2 месяца назад +4

    ደናቁር መራሓቲ ብዘይ ህዝቢ ምንም እኩም ሱሳዓት

  • @gueshgeber-mariam1211
    @gueshgeber-mariam1211 2 месяца назад +2

    I really appreciate people of Agame Tigray ❤.

  • @salusalu-f9g
    @salusalu-f9g 2 месяца назад +3

    ትግራይ ብጥምየት ሐሶት ጭውያ ደቅሰብ ምዕማጽ ኣንስትይ ቀዳመይት ኢኩም መከብ ከክፉኡ ንሸይጣን ትቅድምዎ ክልል ኢኩም ኣወዳትኩም ኣንስትኩም ይዕምጽወን ብቀትሪን ለይትን ዝዛረበለን እካ የሎም ዝይምልከቶም ጥራይ ብሐሶት ዝህውትቱ ክልክ

  • @kidaneberhe7911
    @kidaneberhe7911 2 месяца назад +4

    አብ ትግሬይ ንሕዝቢ ማእከል ጌርኬ ሐላፍነት ክትስከም ከቢድ ኢዩ። ንጌታቸው ወካዕካዕን ዝናን ስልጣን ቅድም ኩሊ ሐላፍነት ስለዝኮነ ከም አብይ ናይ ትግራይ ምኳን ቃልሱ የካይድ አሎ። ሕዝቢ ትግራይ ንወኪል አብይ ዝኮነ ጌታቸዎ ወጊድ ክብሎ አሎ። ጌታቸው ዐሻ ደሌይ ስልጣን ምኳኑ ህበይ ከቱረፈት ክትምስኮር ትክእልያ

  • @MahugaSamicho-lx6ow
    @MahugaSamicho-lx6ow 2 месяца назад

    የቀንየልና እቲ ሓቂ እዙይ ነይሩ እቲ

  • @goitomlegas883
    @goitomlegas883 2 месяца назад +1

    ብራቮ መሓሪ ዮሓንስ

  • @eyassukidanu6752
    @eyassukidanu6752 2 месяца назад +3

    ኣይ ጌታቸውውውው ክንደይሻዕ ኢኻ ባንዳ ተባሂልና እናበልካ ኣብዘዝኸድካዮ መድረኽ እትጠርዕ? መጀመርያ ዳሓን ሰብ ትመስል ኔርካ።ደጋጊመ እንተስተውዐልኩ ግን ከፍ ኢልካ ኣብይ። በቃ ተፈታውነት ዝረኸብካ እናመሠለካ ኣብ ዘዝኸድካዮ ምንስናስ ኮይኑ ስራሕኻ።።።ኣብይ።

    • @እርገጤሞላተሰመ
      @እርገጤሞላተሰመ 2 месяца назад

      መራሒ ክልል ትግራይ ኮንካ ስ ብደቂ ወፃኢ ወርቂ ትግራይ ይስረቅ አሎ ክትብልስ አየሕፍርን ዶ?

  • @asgedomtekie1738
    @asgedomtekie1738 2 месяца назад +2

    አሜሪካ ብሓደ ዝሰዓረ ሰልፊ ትምራሕ፡፡ ኢትዮጵያ ብሰልፊ ብልፅግና ትምራሕ ኣላ። ህወሓት ናይ ህዝቢ ትግራይ ሰልፊ እያ። ነፍርሳ ንኣግዳ ዝብሉ ሒማቅ ናይ ባንዳ መንፈስ ዘለዎም ውድባት ትግራይ እትኣካከቡ ኣለዉ። ናይ'ዚ ኩሉ ፀገም ኣቶ ጌታቸው እዩ። ብዓል ፃድቃን ሕዱር ፅሊኢት ንህወሓት ኣለዎም። ግልፂ እዩ። ልአክቲ ኣለዎም እዩ። ህዝቢ ትግራይ ውድብካ ኣድሕን። ውድብ ህወሓት ናይ ደብረጼን ወይ ናይ ጌታቸው ኣይኮነትን ናይ ህዝቢ እያ!😢😢😢

  • @lovleytigraye
    @lovleytigraye 2 месяца назад +10

    ትግራዋይነተይ አፅሊኡኒ ብሰንኪ ፓለቲከኛታት እቲ ዝሞተ ተጋዳላይ ዝተቆረፀ ተጋዳላይ እቲ ዝተፈናቀለ ህዝቢ የህዝነኒ

  • @GebrelibanosGebreeyesus
    @GebrelibanosGebreeyesus 2 месяца назад +2

    ጭዋ ህዝቢ ህዝቢ ዓጋመ ተሓቢናልካ ኣለና ካልኦት ከባብታት ድማ ካብ ህዝቢ ዓጋመ ክመሃር ኣለዎ።

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 2 месяца назад

    Selam ❤❤❤❤

  • @abrhamkidanuwelu177
    @abrhamkidanuwelu177 2 месяца назад +1

    ጭዋነት ህዝቢ ዓድግራት ብጣዕሚ ዘኹርዕ እዩ

  • @abeyhaileselassie3040
    @abeyhaileselassie3040 2 месяца назад +1

    ሰብ ሚድያ shame on you shame on you sound system is zero shame

  • @AtakltAbebeKalkay
    @AtakltAbebeKalkay 2 месяца назад

    ጽሬት ድምጺ ጸገም አለዎ

  • @birhaneniguse1068
    @birhaneniguse1068 2 месяца назад

    👑👍👍✅✅

  • @እርገጤሞላተሰመ
    @እርገጤሞላተሰመ 2 месяца назад

    ክቡራት አቦታት ዝበልዎ ትኽክል እዩ።ህዝቢ ዓጋመውን መርአያ ብስለት ምዃኑ ክብርን ምስጋናን ይግብኦ።

  • @sagaas6052
    @sagaas6052 2 месяца назад +10

    እዙይ ሰልቲ ናይ አብይ ሰልቲ እዩ ጌታቸው ዝከዶ ዘሎ

  • @mulugobezayehu9864
    @mulugobezayehu9864 2 месяца назад +2

    ህዝቢ አወዲኹም ንስልጣን ምጉያይ አየሕዝነንኩም ዶ መሕፈርቲ :: ህዝብና ናቦትኡ ምምላስ ስርሑ :: ጌታቾው ቦታታና እንድሕር ፈሪምካ ዘይሂብካ ግልፂ መግለፂ ሀብ:: ዛራሚድያ ከምዝበሎ ግበር ::
    ህይወት ህዝቢ አመሳቒልካ ዐርስኻ አይትፍቶ::

  • @weldegebrielebuy7734
    @weldegebrielebuy7734 2 месяца назад

    We need changeeee

  • @Rockofliberty-lv1jw
    @Rockofliberty-lv1jw 2 месяца назад

    ሰብለ ጽቡቕ ስራሕ!

  • @GebruhadFisha
    @GebruhadFisha 2 месяца назад

    ተፈናቀልቲ ክመለሱ ኣይደልን ንሱ ናይማሑሩ ደጋፊ እዩ ይመስለኒ ትግራይ ንድሕሪት እምበር ነቅድሚት ዛሓስበላ ኣይመሰለንን

  • @abbygualadwa7685
    @abbygualadwa7685 2 месяца назад

    Sad💔 to see Tigray in this situation by the leaders ! Gecho becoming Abiy 2018, populist instead of getting IDPs back to their home!

  • @selamselam2569
    @selamselam2569 2 месяца назад +3

    ኣስተውዕል ትግራዋይ ጌታቸው ረዳ ተላኣኣኪ ናይ ብልጽግና ሙኻኑ ክንፈልጥ ይግባዕ ፅባሕ ዝገደደ ሳዕቤን ከይምፀልና ኣገብ ክባሃል ይግቦኦ።

  • @abrehetmaru44
    @abrehetmaru44 2 месяца назад

    ጽቡቕ ከበሩ!! ማስቓ ህዝቢ ትግራይ ናይ ኢዱ ረኪቡ!!

  • @kirosalemtsehay9778
    @kirosalemtsehay9778 2 месяца назад +1

    🙏🙏🙏🙏

  • @SaraKebedom
    @SaraKebedom 2 месяца назад

    ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ኤርትራዊ እያ ትግራይ ኢትዮጵያ

  • @haileocbamicael3236
    @haileocbamicael3236 2 месяца назад +1

    ካልእ ጽቡቕ ዝተመዝገበ ሲኢንኩም ዲኹም ? ሰብ ክሰምዖ ዝኽእል ዘይተቕርቡ ?

  • @yoseftewelde4319
    @yoseftewelde4319 2 месяца назад

    Tegaru ne Eritraweyanen mengstiy Eritrean entaiy ketefeltu abotatekum hetetu

  • @Tekleaxmite
    @Tekleaxmite 2 месяца назад

    Tigray..........Broadcast........Media........Tg.........CITEY.........COUNTRY ❤

  • @tilahuntsige5187
    @tilahuntsige5187 2 месяца назад

    ንመረፃ ፅቡቕ ባይታ ፍጠሩ

  • @omkhaled6864
    @omkhaled6864 2 месяца назад

    ❤❤❤

  • @gebrhiwotgebretnsai4947
    @gebrhiwotgebretnsai4947 2 месяца назад

    ስስዐ ናይ ስልጣን ከም ርስቲ ምውር ናብ ውሉ ተሪፉ ብሰላምን ፍትሕን ድሮ ተመኩሮ ኣሜሪካን ኤውሮጳ ትዝሐሸ መሰል ደቂ ሰባት ዝሕሉ ምክታ constitutional goverenment ❤

  • @mulugkiros-mj6lp
    @mulugkiros-mj6lp 2 месяца назад

    ውኽሉል ህዝቢ ዓዲግራት በሳል ሪኢቶ ተምሃሩ

  • @GoitomAlem-zr7vq
    @GoitomAlem-zr7vq 2 месяца назад

    11:51

  • @RedaeSisay
    @RedaeSisay 2 месяца назад +4

    ልክዕ ከምቲ አብይ አሕመድ ናብ ስልጣን ዝመፀሉ ሰዓት መዕረፊኡ ዘይፍለጥ ጭብጨባ

  • @እርገጤሞላተሰመ
    @እርገጤሞላተሰመ 2 месяца назад

    ግዚኡ ዝሓለወ ሕቶ።አብይ አህመድ ልኡኹ ንአሜሪካ ከምዝሰደደ ጊዚያዊ መመሓደሪ ትግራይን ደገፍቱን ብናይ አሜሪካን ፖሊስ ተዓጂቦም ናብ ትግራይ ማሕብረ ሰብ ምስከዱ እዩ ነይሩ።ብደሕሪኡውን እቶም ናይ ሕዚ ናይ ሳዕሪ ውሽጢ አትማን በብግዚኡ ንአሜሪካ ምምልላሶም ተሓሕት(TPLF)ጠርጢሩ ስጉምቲ ዘይምውሳዱ ዓቢይ ጌጋ ነይሩ ።

  • @herangetachew-dh5ip
    @herangetachew-dh5ip 2 месяца назад

    በኻዪ ካብ ምብካይ ወፁ ሞ በይዛ ህዝቢ ኹኑ

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 2 месяца назад

    እታ ዘይተዓደለት አርትራ ኣቦኡ ኣፈርቂ ኣብራሃ ካብ ትምቤን ናብ ኣስመራ ኣትዩ ዝወለዶ ኢሳያስ ፡ኣብ ንግድን ፡ ኢንቨስትመንትን ዘይኮነስ ፡ከም ዓለቕቲ ደም ዝረኽበሉ ኩነታትዩ ዝነብር ።

  • @እርገጤሞላተሰመ
    @እርገጤሞላተሰመ 2 месяца назад

    ግዚያዊ መንግሥቲ ጊዜያዊ ስለዝኾነ ብዛዕባ መፃኢ ዕድል ትግራይ ክዛረብውን መሰል የብሉን።ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ከምበዓል ፃድቃን ዝበሉ መርገፂኦም ዘይተፈልጠ ነጋዶ ዝሰምዓሉ እዝኒ የብሉን።

  • @jibriltaha3096
    @jibriltaha3096 2 месяца назад

    እዚ ይወሰክ ወይ ይነከ ትብሉዎ ቃላት ደው ይበል ክነሞግስ ወይ ክነቅፍ እንተደለና ሽም አንባቢ ዜና ክንገር ይግባእ::

  • @zemenmamoamare4621
    @zemenmamoamare4621 2 месяца назад

    እቶም ኣብ ዓዲግራት ዝተረኣዩ ፅሑፋት ፅቡቓት ነይሮም

  • @GebrekidanTeklemichael-kb5cg
    @GebrekidanTeklemichael-kb5cg 2 месяца назад

    You call them the government where they are not. They are group who call themselves interim government. The government is one elected by the people from the people for the people who should work for the people that elected.

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 2 месяца назад

    Debritsn getachewn enkelewus Tigray ayihalan Tigray.
    Eziom kilitiom hade eyom.
    Ane Mehari yohannes entezikewin merahi Tigray entezikewin tsibuk neyru .
    Tigray ab beal ezom gedayim hiwehat tesfa yebilan.
    Mehari yohannes eyu biherawi harbegna Tigray.
    Niew beliwom ezom kilite niew beliwom debretsionin Getachewn laliot sebat yelewun diom.

  • @moe3000
    @moe3000 2 месяца назад

    Nab Adwa,axum,Shire ke kikeyid diyuu?

  • @fff-g3q
    @fff-g3q 2 месяца назад

    ❤❤❤😂❤😂🎉🎉

  • @GebruhadFisha
    @GebruhadFisha 2 месяца назад

    ተዕሥቲቲቲቲቲ ክንደይ ሸዕ?????

  • @dawitghebremeskel552
    @dawitghebremeskel552 2 месяца назад

    አብ አለም እኮ አውራጃ ትኩን ከልል ሉኡላዊመሬት። ትሀትት ትግራይ ትባል ብይቱብ ንነብሳ ሀገር ጌራ ትልፈ አለም ዝፈልጦ ልኡላዊ መሬት ኢትዮጰያን ኤርትራን ኢዩ

  • @weldegebrielebuy7734
    @weldegebrielebuy7734 2 месяца назад

    ዋእእእ ናይ ፃድቃን ዝፀረፍካ ዕሱብ ህሊና ቢስ

  • @NigistTesfahungne-n4c
    @NigistTesfahungne-n4c 2 месяца назад

    ሕዚ ዝግበር ዘሎ አከይዳ ከምታ ናይ አብይ ዝነበረት አመጻጻአ ንናይ ኢትዮፐያ ህዝቢ እናጭብጨ ዘሰሐሐቶ ከምአ እያ ትግበር ዘላ ተጋሩ አስተውዕሉ ስነልቦና ናይ ተግራዋይ ዝርሳዕ ዘሎ እዩ ኮይኑ ዝስማዐኒ ዘሎ እቲ አብውሽጥና ሕዝብና ተበቲኑ ዘሎ ሐሳብ ድዩ ገንዘብ ድዩ ፖለቲካድዩ ክንብሎ እንድዒ ልቢ ክንብል ይግበአና ንዑዑ እየ ስነልቦና ናትግራዋይ ክዕቀብ ይግባ አጨብጨብቲ ከይንኸውን ንሕናው

  • @TsigeDagnewMesfin-jf6yh
    @TsigeDagnewMesfin-jf6yh 2 месяца назад +1

    ናይ ሓሳብ ኣፈላላይ ክሳብ ሀዚ ኣይተዓዘብኩን።

  • @Nunu-i1r
    @Nunu-i1r 2 месяца назад

    Getachaw Reda you are not seasoned politician. What you said about foreign agents working with
    TPLF will put the whole
    Tigray at risk. Please when your address issues regarding Tigray be sober.Remember you are not elected by the people. You are temporary. TPLF for ever. I suggest for you to move to Addis near your boss. Tigray is my land and everyone’s land. Not only yours.

  • @ahmaduhfyui2521
    @ahmaduhfyui2521 2 месяца назад

    ኣቲ ዛምድያ ናብ ካድረ ሕወሓት ዶ ትቅይርላ ደሊኺ በጃኹም ምስ ህዝብና ኹኑ

  • @zefengorhawaria8526
    @zefengorhawaria8526 2 месяца назад

    ❤❤❤😢

  • @Anonymous-iy2ew
    @Anonymous-iy2ew 2 месяца назад

    ናይ ወንበር ውጥጥ ብህዝቢ እዪ መእልቦ ዝውሃበሉ! እሳዮም ይውጽእዎ ዝብል ዘረባ ዘይኸውን ጥራይ እንተዘይኮንስ ግብእ እውን አይኮነን።
    አፈላላዮም ንህዝቢ የቀርቡ ህዝቢ ህርያ ይግበር።
    ንናይ ህዝቢ ጭርሆ ክትነቅፍ ትማጣጠር እስካ ወድመን ትብሃል? ህዝቢ ዘመሰሎ ይዛረብ ንልእሊ 60 እመታት ተኣጊኑ ስለዝነበረ እዚ ሓዱሽ ለውጢ አብህውሓት ከምጽእ ዝደልሎ ተራማጅ ሓይሊ አይተታኣናቅፍዎ በዝይ በትይ እናብልኩም ካድረታትን ኣክቲቢስት ናይ ነበር ጉጂላዊ ህዋት።
    ሚድያታት እቲ ነበር ሓይሊ ኣትኢቱ ሂዝወን አሎ- ደደቢት፣ ትግራይ ሚክሮፎን ሚድያ፥ ስታሊን፥ ማርያማዊት፡ TMH, ወዘት ናይዚ ጉጁላዊ ሓይሊ ውዳበ እዮም። ወገናውነቶም ምስ ህዝቢ ትግራይ ምዃኖም ከምስክሩ ንጽበ ልክእ ከም ድምጺ ወያን ፥ ትግራይ TV።

  • @semerealemayehu-zr7cg
    @semerealemayehu-zr7cg 2 месяца назад

    መቃጠሪት ሓሻዊት

  • @Tekleaxmite
    @Tekleaxmite 2 месяца назад

    H

  • @NomarBegala
    @NomarBegala 2 месяца назад

    እዞም ኣረጊት ስርዓትን ዘረባን ኣጊሊስኩም ሓዱሽ ስርዓትን ሓዱሽ ለውጥን የድልየና ኣሎ ህውሓት ጥራሕ እናበልኩም ህው ተብሉና ኣለኩም ሓደ ውድብ ዝብሕቶ ይኣክል ትግራይ ናይ ኩሉ እያ

  • @tsadikaregawi9756
    @tsadikaregawi9756 2 месяца назад +1

    ❤❤❤