ሰበር ዜና🔥ኣረጋዊ በርሀ ንመቐለ / ጌታቸው ረዳ ናብ ጣልያን /ሓዱሽ ግምት ተጣይሹ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 19 ноя 2024

Комментарии • 71

  • @FhF-x1m
    @FhF-x1m 2 дня назад +5

    ኣረጋዊ ንመቀለ ኣይዉዕላን

    • @luwamluwam3868
      @luwamluwam3868 2 дня назад

      @@FhF-x1m
      መን ክጥይቆ
      ብፈደራል ተወኪሉ እዩ እኮ ክመፅእ

  • @luwamluwam3868
    @luwamluwam3868 2 дня назад +9

    ልቢ ሰባሪ
    ዜና
    ዋላ አይምራሕ አረጋዊ በርሀ አብ መቀለ ቢሮ ተከፊቱ
    እቲ ዝተከፈለ መስዋእቲ መእሰይ ትግራይ ኩንቱ እዩ ማለት እዩ😢😢😢

    • @KASSABERHANE
      @KASSABERHANE 2 дня назад +1

      ጌታቸው ምግላሱ ፅቡቅ ኮይኑ ፃድቃን እውን ክግለል ኣለዎ። እንተ ኣረጋዊ በርሀ ግን ኣይኮነን ስልጣን ሒዙ ንትግራይ ክመርሕስ ኣብ መቀለ ቢሮ ከፊቱ ንኽሰርሕ እውን ኣይክንፈቅደሉን ኢና ጀኖሳይድ ትግራይ ዘቀላጠፈ ዕሉል ባንዳ እንድዩ

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 2 дня назад

    Selami. ❤❤❤

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 День назад

    Thanku. Hagose. Hawena You Telling the Turuth. GENE. The Unswer. Is. Kehedomo. So Why. You Waiting. Them.Ps Forget. Them,They are Enamy. Of Tigeray. JUSTICE FOR TIGERAY ⚖️.

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 2 дня назад +1

    መዓዛ ነጠበት ናይ ብዕራይ ፍረነብሲ እናረኣየ ዝጓዓዝ ኸልቢ ዘዓይነቱ አይትኩን መንእሰይ ትግራይ ?? መርገምን መረረን ክስን ገዲፍካ ህዝባዊነት ተዓጢቅካ ፍታ አምፅእ እምበር ብመርገምን ብክስን ዝመፅ ነገር የለን ???🤝👌✌️✌️✌️

  • @gebremedhinhadera4652
    @gebremedhinhadera4652 2 дня назад

    ፀላእትና እዮም

  • @YaredTesfay-t2t
    @YaredTesfay-t2t 2 дня назад +1

    ንዓና ሓደ ዝገብርዩ ኣካይዳ ፌደራል መንግስቲ ምኽኖያቱ ኩሉ እቲ ዝገብሮ ዘሎ ድራማ ሙዃኑ ሕጂ ህዝቢ ዝተረዶኦ ይመስለኒ ካብ ሕጂ ንደሓር ከመይ ጌርና ነዚ ነገር ናብ ጥቅምና ንቅይሮ ደው ኢልና ንሕሰብ

  • @BrhaneHaile-je3gq
    @BrhaneHaile-je3gq 2 дня назад +2

    ኣነስ እቶም ጀነራላትና ኩሎም ኣብሓደ ዓይነትናይ ህዝቦም ምድሓን ቅዋም ኣለውዶ ትብልዎም ሕቶ ፈጢሩለይ ?

  • @SesenHadish
    @SesenHadish День назад

    ዝገርም እዩ። እዚኦም ንመማኽርቶም እዮም። እዚኦም ካብ መመሻጥርቲ ወሰንቲ ካብ ዘኾኑሉ ጉጅለ ታይ ትፅበ ?

  • @kebedetilahun7940
    @kebedetilahun7940 2 дня назад +2

    ጌታቸው መሬት ትግራይ ይመለስ ዝብል ቀዳማይ ቁዋምኻ ክኾን አለዎ

  • @embahuneyayele4207
    @embahuneyayele4207 2 дня назад +1

    ነዚ ሕዝካዩ ናይ ሕልሚ እንጀራን 03 ናይ ምድንጋር ሓበሬታታትን ክንዛሕ ዝቐነየ

  • @meharigebremicheal5569
    @meharigebremicheal5569 2 дня назад

    ናዕቢ ሕወሓት ልዕሊ ዝኸፈልናዮ መስዋእቲ ከክፍለና ድልየቱ እዩ። ልዕሊ ሕወሓት ንህዝቢ ትግራይ ዝበደለ ስርዓት የለን። እዙይ ክመፅ ከምዝክእል ፍሉጥ እዩ። ተስማዕሚዕኩም ርገፁና ተባሂሉ ኣብ ዝኣቢ ስርዓት ምንም ትፅቢት ኣይግበሮን

  • @FreweyniGalagame
    @FreweyniGalagame 2 дня назад

    😢ትግራይና መፃወቲ አህባይ ኮይና😢 እኒ አረጋዊ ሞንኪ፣ አብረሀም በላይ ወዘተ ትግራይ ዘፅነቱ ነዚኦም ድፍን ዘብሎምዶ ተስአነ😢 እኒዚኦምዮም ብደም ወገና ዝተፃወቱ

  • @MeresaTsehaye
    @MeresaTsehaye День назад

    አይተደናግሩ

  • @KoremadeyiBogal
    @KoremadeyiBogal 2 дня назад

    ሐዚው ን ኣብ ትግራይ ኣርሰውሳነ ከይካዬድ እናትረባረው ዘለው ተስፋ ናይ መነዐሰ ትግራዋይ ክፅልምት እናገበሩ ዘለው ናይብልፅግና መሓር እዮም ከም ኣረጋዊ ዝመሰለ ናይ ትግራይ ጠቂ ፀላዒ አለውዋ ከመይ ንስገሮ እዚ ፀልማት😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @geregidey2660
    @geregidey2660 2 дня назад +7

    Teashnasn sean mflatnan dea ember kab beal aregawi berhen lilay hailemariamn zgedu natna enblom natna zeykonu aremenatn denakurn abzuy msana hinewu

  • @Kidane-y1n
    @Kidane-y1n День назад

    መራሕቲ ህወሓት ኮነ ኢሎም ተፈናቐልቲ ትግራይ ናብ መረበቶም ከይምለሱ ኢዮም ዝሠርሑ ዘለው፣ ንክልተ ዓመት ሙሉእ ውዕል ብሪቶርያ ከይትግበር ይሠርሑ ኣለው።

  • @AshebrWeldegebreal
    @AshebrWeldegebreal 20 часов назад

    ኣብ ባይታ ዘየለ ሓበሬታ እናምፃኹም ህዝቢ ትግራይ አብ ስግኣት አይትሸምምዎ። አረጋዊ በርሀ ንመቀለ ንምምፃእ ሕልሚ ይህልዎ ወይ ናይፀላእትና ሕልሚ ክኾውን ይኽእል እዩ። እቲ ሓቂ ግን ክኾውን ኣይኽእልን ።መራሕትና ብህልኽ ወይ ብድፍኢት ፀላእትና ክቅበልዎ ይኽእሉ ይኾኑ፤ህዝቢ ትግራይ ግን አይገብሮን ታሪኹ'ውን አይኮነን።

  • @SeyoumBairu
    @SeyoumBairu 2 дня назад

    Getachew Gefih Af Abo Hatela has been out.

  • @girmaigebremichael6963
    @girmaigebremichael6963 2 дня назад +1

    አይትረብሑን

  • @EagerBocce-vl1ri
    @EagerBocce-vl1ri 2 дня назад

    🎉❤

  • @fisshadesta
    @fisshadesta 2 дня назад +1

    ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ብ1993 ዓ /ም ዝነበረ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ብሙሉብርሃን ሃይለ ኣቢሉ ኣብ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ምክትል ሓላፊ ዝነበረ ሙሉብርሃን ሃይለ ስሚቶ መዳበርያ ርዳእታ እኽሊ ወዘተ ሸይጡዎ እዩ። ኣብ ማሕበረ ጎዶን ኣኽሱም ጭፍጨፋ ዝተሳተፋ ምስ ዴፓት ኣለው። ርግፀኛ እየ ምስ ናይ ሽዓብያ ሰራዊት ኮይኖም ዘሪፎም እዮም። መሊሶም ንዝተዘረፉ ተጋሩ ንብረትኩም ክነምልሰልኩም ገንዘብ ሃቡ እሞ ክነምልሰልኩም እናበሉ ገንዘብ ይቕበሉ ኔሮም። ርዳእታ ህዝቢ ትግራይ ከይኣቱ ይቃወም ኔሩ ቅድሚ ውግእ ዝኣተወ ይሸጥዎን ንኤርትራን ኣምሓራን ክኸይድ ይገብሩ ኔሮም። ግዝኣት ትግራይ ከይምለስ ይጉስጎስ ኔሩ። ኣነ ብርሑቕ ኮይነ ኣይኮንኩን ዝፈልጦ ኣብ ውሽጢ ኮይነ እየ ዝቃለሶ ኔረ ሐዚ እውን ሕማቕ ስራሕ ይሰርሕ ኣሎ። እንቃወሞ ዝነበርና የእስረናን የደብድበናን ኣሎ።

  • @MichaeleMulugeta
    @MichaeleMulugeta 2 дня назад +2

    እሞ ፅቡቅ ኮ ኢዩ እቲ ሳልሳይ ጊዚያዊ ምምሕዳር እንተመፂኡ

    • @ZeradawitAbrha
      @ZeradawitAbrha День назад

      ብሀመይ ፅቡቅ ኢልኻዬ?

    • @MichaeleMulugeta
      @MichaeleMulugeta День назад

      @ZeradawitAbrha ታየዴካ አእትይካ አንታ ልምዓት ጉጅለ

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be День назад

    ባጫ ዶ ?

  • @KASSABERHANE
    @KASSABERHANE 2 дня назад +2

    ፃድቃን እውን ካብ ስልጣን ክግለል ኣለዎ። ኣረጋዊ በርሀ ግን ኣይኮነን ስልጣንስ ኣብ ትግራይ ሓንቲ ለይቲ ክሓድር ኣይክንፈቅደሉን ኢና

    • @Seb15
      @Seb15 2 дня назад

      ኣይፋሉን ጻድቃን ክወርድ ኣለዎ ካብበልካ ኣረጋዊ በርሀ ፕረዚደንት ትግራይ ክከውን ኣለዎ

  • @MuluHailu-zd4tm
    @MuluHailu-zd4tm 2 дня назад

    ኣረጋዊ በርሀ ኢቲ ዝጀዘበ ድዩ ?ወይስ ካልእ?

  • @AmanielAlula
    @AmanielAlula 2 дня назад

    እዚ ዋሓስ ህዝቢ ዝኾነ ትዲ ኤፍ ህዝብና ብክልተ ሐራምፅ እናተረገፀ እናራአየ ንምታይ እዩ ስቅታ መሪፁ?

  • @GrtachewKiros
    @GrtachewKiros 2 дня назад

    አቡዙ ሕዝግዜ ካብ አረጋዊ በርሔ ካብደመቀ ዘውዱ ንሌእል ፀላእቲ ኾይኖምዎ ዘለው አለም መንጀርኖ ዝመርሕዎም ዘለው ጉጅለ አድማ እዮ

  • @mekonnengebreal8969
    @mekonnengebreal8969 2 дня назад

    እዛ ናይ ገ/መ ካሳ ጽቡቕቲ ኣብነት እያ ካለኦቶም እውን ንስሃ ይእተዉ

  • @Semhar-w8w
    @Semhar-w8w 2 дня назад +1

    ሓቂ ስለተዛረብካ ቲ ሓቂ ዘይደሊ ሰብ ይፀልኡኻ እዮም

  • @TeameGebremeskel
    @TeameGebremeskel 2 дня назад

    ካብ ዘረባካን ዘይምልከተካን ስለ ተሓዋውስ እዩ ጀነራል ዘይምልከተካ ስለ ትዛረብን ትፈክር እዩ ካብ ምፍፃም ድማ ንድሕሪት አትብልን።

  • @Amanmussie-d2u
    @Amanmussie-d2u 2 дня назад

    If pp decided aregawi berhe to lead tigray temporary adminstration we will back to war

  • @Msgnagebrelibanos
    @Msgnagebrelibanos 2 дня назад +1

    መሪርና እኮ ሎምስ።፤፦እዞም ነቓዓት ህወሓት ጥራሕ ይርሓቁልና እምበር ይቅር ኣረጋዊ በርሀ ኢሰያስ ሸይጣን'ውን ይምፃእ።

  • @GebiremedhinGebregzabhir
    @GebiremedhinGebregzabhir 2 дня назад

    ዝነበረ ማለት እኮ ብሓሳቡ አውሪድዎ አሎ ማለት እዩ

  • @Haftu-q9b
    @Haftu-q9b День назад

    ናይ 1977 ዘፋነኪሙዎ ሓዉኩም ካብ ኣድስ ኣበባ ይመፅእ ኣሎ ዶር አረጋዊ

  • @mikiYoni-j9l
    @mikiYoni-j9l 2 дня назад

    ፃድቃንስ ለ ንሆ ብንታይ ይፍለ ይምፃ

  • @Lisalove.-yz9xl
    @Lisalove.-yz9xl 2 дня назад

    ሓሳዊ ሕሶት ደአ አካል መመሓዳደሪኹምን ድዩ ሕዋሕትን ሓሶትን ናይ ሓንቲ ሳንቲም ክልተ ገፅዮም ዝገበሩ ይግበሩ አይገበርናን አይሰማዕናንዮም ዝብሉ

  • @kebedetilahun7940
    @kebedetilahun7940 2 дня назад +3

    ህወሃት እንዳሃለዎት ትግራይ አይትድሕንን ።ህዝቢ ተላዒሉ ክጉሕፎም አሐዎ

  • @abebadesawit8537
    @abebadesawit8537 2 дня назад

    Wukro zrebesho deki wekro eykono

  • @gebregziabher3211
    @gebregziabher3211 2 дня назад

    ዘይትብሕ ሰብ ኢካ

  • @DadeBegze-sb1mi
    @DadeBegze-sb1mi 2 дня назад

    ሑመራ ናብ ዋንኣ ትመለስ ተፈናቐልቲ ናብመረበቶም ይመለሱ ተበሂሉ ምነቅሰቓስ ምሰተጀመረ ዕግርግር ንምንታይ?

    • @samsamsun367
      @samsamsun367 2 дня назад

      ሑመራ ናብ ኑብር ይመለስ ዝበለ የለን አይሰማአኩን ፃድቃን ከብወፃኢ ዝመፁ ተመዛበልቲ ክሪኡ ዝከደሉ ግዜ ከምዝደለናዬ አይከነን ተስፋ ክህበኩም አይደሊን ኢሉ እዩ 👉ውእል ፕሪቶሪያ አውሪዱ ንጎንደር ሽማግሌ ሂቦም 😡 ጌታቸው ፃድቃን😡ለሚኖብ ተመዘባልቲ ክምልስ 😢ይደልዩ አምሀራ ከምዚ ናፈከረ መሳሪ አውሪድካ ኢካ ትአትው ይባሀል

  • @mulualemnirae8324
    @mulualemnirae8324 2 дня назад

    Hezbe wekilu kesabe zeserhe zenebre???

  • @kidaneghiwot-z5o
    @kidaneghiwot-z5o 23 часа назад

    b ኣርሚ 60 tewekie Maz elu kedimu zteshereme

  • @sebhatuberhe5308
    @sebhatuberhe5308 2 дня назад

    What is Dr Argawi Berhe role in
    Etiopians Poltics
    I Can't See any clear
    Stand .

  • @TsigeredaGebrehiwet
    @TsigeredaGebrehiwet 2 дня назад

    😅😅😅😅😅😅😅

  • @GoitomGesese
    @GoitomGesese День назад

    ሓሶት ንአመሉ ሃማዓሉ

  • @MichaeleMulugeta
    @MichaeleMulugeta 2 дня назад

    ሓሰውቲ ኢኩም ተለአአክቲ ናይሕወሓቴ

  • @gessesesamuel1562
    @gessesesamuel1562 2 дня назад

    ብርሀነ ሓሳው

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 2 дня назад +1

    ትግራይ ንምንታይሲ ረገጻ አረጋዊ በሪሔ

  • @abrahamzekios5252
    @abrahamzekios5252 2 дня назад +1

    Thanks tigray is Ethiopia State not country. Tigrray need democracy education and safety and lawful and freedom and knowledge and unity. Ethiopia tikidem from tigrayns USA Ethiopia democracy union edu.

    • @YaredTesfay-t2t
      @YaredTesfay-t2t 2 дня назад

      በዓል ኣረጋዊ በርሀ ናብ ትግራይ ምምዳብ ማለት ብደውካ ሙሟት ማለትዩ ወይ ናይ ትጎራይ መወዴእታአ ወይ ናዮ ኢቶጲያ መወዳእታ ጊዜመጺሎ ማለትዩ እዚከኣ ክኸውን ኣይክእልን

    • @Seb15
      @Seb15 2 дня назад

      @@YaredTesfay-t2tይምጥን እዩ ምክንያቱ ነኒ ጌታቸው ጀ ጻድቃን ዘቃልል ነኒ ኣርጋዊ በርሄ ንከምጽእ እዩ።

  • @wewe5688
    @wewe5688 2 дня назад

    ትምክሕቲ አውዲቑኩም ትግራዎት፡ ክፍአት ጽቡቕ አይኮነን፡ ባህሪኹም ሕጅውን ነንሕድሕድኩም ተርእይዎ አለኹም፡ሓሶት ከም ሜላ ባህሊ ጌርኩም ነንሕድሕድኹም ትሕሱው ትዕሰቡ አለኹም ዘሕዝን እዩ

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 2 дня назад

    Oromo midya zeble

  • @Ala-o3x
    @Ala-o3x День назад

    ካብ እኒመጀሪኖ ዝመርሓኦ ኣረጋዊ በርሀ መፅዩ ይሓምሶ