Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ትግራይ ንአደመ ረመፅኢያ።
ሓቂ ሚድያ 💪💪💪
ሓቂ ሚድያ❤❤❤
ጀጋኑ ሚዲያ❤
good job
truth media
👍👍👍👍👍👍👍👍🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
❤❤❤❤❤❤
❤❤💯👍👍👍
ቀፃሊ መራሐ ትግራይ ኣጠንቂቁ።
ናብ ከባብያዊነት ኣይትቕይሮ ትግራይ ሓንቲ ኢያ እንደርታ ራያ ዓጋመ ኣይትበለና ድሑር ንትግራይ ዝኾነ ይኹን ብኸባቢ ዝሓስብ ጉጅለ ኣየድልያን ትግራይ ትስዕር እናበሉ ስለ ትግራይ ዝተሰዉኡ መላምል ተጋሩ ኣይትረስዑ ንውልቀሰባት ስልጣን ክበሃል ኣይትኸፋፉልና ናይ ክልቲኡ ጉጅለ ደገፍቲ ሕልና ይሃልኹም ጉጅለ ኣደመ በቲ ዝሰርሕዎ ጥፋኣትን ድኽመትን ጥራሕ በቃኹም ክንብሎም እኹል ኢዩ
ሓቅኻ ኢኻ ህዝቢ ዓድዋእዉን እንትኾነ ብሽሙ ተነገደሉ እምበር ጥር ትብል ሕልፊ ዝተገበረሎም ነገር የለን ግን እንታይ ዝብሃል ዘረባ ኣሎ ኣብ ዓለምና ብሃይማኖት ኣኽራሪነት ተለዓዒሎም ዝዋገኡን ኣሸባሪ ዝኾኑን ብኣብዝሓ ሞስሊም ኢዮም ግን ንእስልምና ሃይማኖት ኣይውክሉን ከምዝብሃል ኣብቲ ዘሓለፈ 30ዓመታት ፖለቲካ ትግራይ ይኹን ኢትዮጵያ ተቆጻጺሮም ዝነበሩ ብኣብዝሓ ደቂ ዓድዋ ኢዮም ይኹን እምበር ንግሎም ተጠቂሞም ክኾኑ ይኽ እሉ ንህዝቢ ዓድዋ ግን ሓለፋ ዝተገብረሉ ነገር የለን ንፈልጥ ኢና ናይጸላእትና ጨፍጫፍ እዉን ከምኣ ኢያ ነይራ ብሓባር ንትግራይ ጨፍጪፎማ ኢዮም መንእሰይ ትግራይ ከኣ ብሓባር መኪቱዎም ኣባሪሩዎም ስለዚይ ሐዚ እዉን ከይተፈላለና ሓቢርና ሰሚርና ትግራይና ነሓሉ መጻወቲ ደቂ ሓወቦ ከይንከዉን ንሕበር ንስመር ፡፡ኣቱም ሰበስልጣን ትግራይከኣ ልቢ ግበሩ በሰንክኹም ኢዩ ትግራይን ህዝባን ሓሳረ መከራ ዝበልዐ ዓቅሚ የብልኩምን ስለዚይ ስልጣን የኣኽለና በሉ ካብ ኣዲስ ኣበባ ተባሪርኩም ካብ ትግራይ ከዓ ከትባረሩ ?ህዝቢ ኣይትኸፋፍሉዎ ኣይተዳኽምዎ ብሰንክኹም ትግራይ ካልኣይ ናብ ሓደጋ ምፍልላይ ትኸይድ ኣላ ደብረ ጽዮን መንጀሪኖ ጊታቸው አሰፋ ወዘተ ዕረፍቲ ውሰዱ ዋይ ሕራሮት ብዘይ ስልጣንዶ ክትነብሩዶ ኣይትኽእሉን ኢኩም ኣእምሮኹም ከማና ዝሓስብን ዘስተንትንን ትግራይ ሰብ ኣለዋ ኢዩ ኢልኩም ሂሊናኹም ኣእምኑ ፡፡
ከማኹም ያቢዘሖ🎉
fesam
ትግራይ ንአደመ ረመፅኢያ።
ሓቂ ሚድያ 💪💪💪
ሓቂ ሚድያ❤❤❤
ጀጋኑ ሚዲያ❤
good job
truth media
👍👍👍👍👍👍👍👍🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
❤❤❤❤❤❤
❤❤💯👍👍👍
ቀፃሊ መራሐ ትግራይ ኣጠንቂቁ።
ናብ ከባብያዊነት ኣይትቕይሮ ትግራይ ሓንቲ ኢያ እንደርታ ራያ ዓጋመ ኣይትበለና ድሑር ንትግራይ ዝኾነ ይኹን ብኸባቢ ዝሓስብ ጉጅለ ኣየድልያን ትግራይ ትስዕር እናበሉ ስለ ትግራይ ዝተሰዉኡ መላምል ተጋሩ ኣይትረስዑ ንውልቀሰባት ስልጣን ክበሃል ኣይትኸፋፉልና ናይ ክልቲኡ ጉጅለ ደገፍቲ ሕልና ይሃልኹም ጉጅለ ኣደመ በቲ ዝሰርሕዎ ጥፋኣትን ድኽመትን ጥራሕ በቃኹም ክንብሎም እኹል ኢዩ
ሓቅኻ ኢኻ ህዝቢ ዓድዋእዉን እንትኾነ ብሽሙ ተነገደሉ እምበር ጥር ትብል ሕልፊ ዝተገበረሎም ነገር የለን ግን እንታይ ዝብሃል ዘረባ ኣሎ ኣብ ዓለምና ብሃይማኖት ኣኽራሪነት ተለዓዒሎም ዝዋገኡን ኣሸባሪ ዝኾኑን ብኣብዝሓ ሞስሊም ኢዮም ግን ንእስልምና ሃይማኖት ኣይውክሉን ከምዝብሃል ኣብቲ ዘሓለፈ 30ዓመታት ፖለቲካ ትግራይ ይኹን ኢትዮጵያ ተቆጻጺሮም ዝነበሩ ብኣብዝሓ ደቂ ዓድዋ ኢዮም ይኹን እምበር ንግሎም ተጠቂሞም ክኾኑ ይኽ እሉ ንህዝቢ ዓድዋ ግን ሓለፋ ዝተገብረሉ ነገር የለን ንፈልጥ ኢና ናይጸላእትና ጨፍጫፍ እዉን ከምኣ ኢያ ነይራ ብሓባር ንትግራይ ጨፍጪፎማ ኢዮም መንእሰይ ትግራይ ከኣ ብሓባር መኪቱዎም ኣባሪሩዎም ስለዚይ ሐዚ እዉን ከይተፈላለና ሓቢርና ሰሚርና ትግራይና ነሓሉ መጻወቲ ደቂ ሓወቦ ከይንከዉን ንሕበር ንስመር ፡፡
ኣቱም ሰበስልጣን ትግራይከኣ ልቢ ግበሩ በሰንክኹም ኢዩ ትግራይን ህዝባን ሓሳረ መከራ ዝበልዐ ዓቅሚ የብልኩምን ስለዚይ ስልጣን የኣኽለና በሉ ካብ ኣዲስ ኣበባ ተባሪርኩም ካብ ትግራይ ከዓ ከትባረሩ ?
ህዝቢ ኣይትኸፋፍሉዎ ኣይተዳኽምዎ ብሰንክኹም ትግራይ ካልኣይ ናብ ሓደጋ ምፍልላይ ትኸይድ ኣላ ደብረ ጽዮን መንጀሪኖ ጊታቸው አሰፋ ወዘተ ዕረፍቲ ውሰዱ ዋይ ሕራሮት ብዘይ ስልጣንዶ ክትነብሩዶ ኣይትኽእሉን ኢኩም ኣእምሮኹም ከማና ዝሓስብን ዘስተንትንን ትግራይ ሰብ ኣለዋ ኢዩ ኢልኩም ሂሊናኹም ኣእምኑ ፡፡
ከማኹም ያቢዘሖ🎉
fesam