መንፈሳዊ ሕቶታት አብ ጎደናታት ዙሪኽ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 20 янв 2025

Комментарии • 717

  • @ወዙጓልተዋህዶትግራወይቲ

    ኣሰይይይ ፅሪተይ ረድእዋ ካብ ናይ ዓለም ፊልሚ ናብ መንፈሳዊ ሂወት ከማኪ ክንኳን እግዚአብሔር ይደግፈና ብሓቂ ቃል ህይወት ይሰመዐልና እግዚአብሔር ፀጉኡን በረከቱን የብዝሓልኩም ቡሩካተይ 😘👏✝️

  • @asfaha.m.g.d8021
    @asfaha.m.g.d8021 2 года назад +63

    እዋይ ሰሉ ሓፍትና ኣብ ፊልሚ ዓለም ከለኺ ኣድናቒኺ እየ ኔረ ሕጂ ድማ በታ ኣደይ ዝኾነት ቅድስት ቤተ ክርስትያን መንፈሳዊ ሂወት ሒዝኪ ምምጻእኪ ብጣዕሚ እየ ተሓጊሰ፡ ክሳብ መወዳእታ ዘመንኪ ጸኒዕኪ ክትነብሪ ኣምላኽ ይሓግዝኪ

  • @መላጥ
    @መላጥ 2 года назад +106

    ሰሉ ሓፍተይ ብጣሚ ደስ ዝብል መደብ ኢዩ ቃል ሂወት ይስምዓልና ተባረኪ

    • @breygebreyesus9790
      @breygebreyesus9790 2 года назад +1

      ሰሉ ሸኮረ. ጸጋ የበዝሐል በዚ ትከድዬ ዘለኪ ዝከደ ሰበ ወትሩ ሕኀስን ክንዲ ዝከበደ ይክበድ ናብራካ ብጸገም ዘይትስነፉን ኢካ ትከውን እሞ ኩሉና ንሰዐቦ ይግባእ..

    • @fhh5953
      @fhh5953 2 года назад

      ሰሉ ሓፍተይ ብጣዕሚ ደሰ ዝብል መደብ አዩ ቃል ህወት ይሰምዓልና ተባረኩ

  • @robelrobel7876
    @robelrobel7876 2 года назад +54

    ሶሊ ጅግና ትማሊ ኣብ ማሕበራዊ ሎሚ ኣብ መንፈሳዊ ኣብ ኩሉ ንህዝቢ ትገብርዮ ኣገልጉልቲ ከየመስገንኹኪ ክሓልፍ ኣይደልን.... ብምቅጻል ሓንቲ ጠቃሚት ርእይቶ ዝብላ ወስ ከብል.........ሕቶ ተደጋጋሚ ኮይኑ ሙሉእ ቪድዮ ክትሰምዕ ኣሰልቻዊ ከይከዉን እቲ ሰብ ከኣ ብዙሕ ክመሃር'ሲ ሕቶታት ተዘተደጋገመ ጽቡቅ ምኾነ ይብል
    ብዝተረፈ ቀጽልዮ ጸጉኡ የብዝሓልኪ ሶሉ ሓፍተይ 🙏

    • @henitesfe4704
      @henitesfe4704 2 года назад +5

      ናይ ብሓቂ ኣስሚረላ ኣለኹ ✅️✅️✅️.

  • @ruthlove1462
    @ruthlove1462 2 года назад +97

    ዊይ በጣም እኮ ነው የምወድሽ በፊልሞችሽ አሁን ደሞ መንፈሳዊት ሴት በመሆንሽ አከበርኩሽ በርች እግዚአብሔር ፀጋ በርከቱን ያብዛልሽ ወላዲተ አምላክ ትጠብቅሽ 🙏🙏🙏

  • @Kflemaryam
    @Kflemaryam 2 года назад +76

    ሰሊና ሓፍታና እግዚአብሔር ቃለ ህይወት የስምዕኪ።
    ብምቅጻል መቸም እግዚአብሔር በየናይ መንገዲ ከም ዝጽውዓካ ኣይፍለጥን እዩ እሞ ስለቲ እግዚአብሔር ናብ ቤቱ ዝዓደመኪ ደጊምኪ ኣመስግንዮ ብዘይ ምቁራጽ ድማ ኣብ ቤቱ ቆይምኪ ክሳብ መወዳእታ ዕድሜኪ ከተገልግልዮ እግዚአብሔር ጥበቡን ምስጢሩን ይዓድልኪ።

  • @henokokubazghi4909
    @henokokubazghi4909 2 года назад +94

    ክላይላይሶን ክላይላይሶን ክላይላይሶን
    ቃል ሂወት የስምዓልና ዞመሕዋተይ ቀጽልዎ ኢኹም ከኣ ❤❤❤

  • @yemanekifle6866
    @yemanekifle6866 2 года назад +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማኣልና ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪ ዘሃፍተይ በርቲዒ

  • @ArsemaTesfagerges
    @ArsemaTesfagerges 3 месяца назад +1

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna🙏🙏🙏

  • @makimosi3972
    @makimosi3972 2 года назад +4

    ሰሉ ሓብተይ ብርኽቲ ፍጥረት እ/ሄር ይባርኽኪ ዕድመን ጥዕናን ድማ ይሃብኪ ፈጣሪ🙏🙏🇪🇷

  • @wedimaryam15
    @wedimaryam15 2 года назад +16

    ኪርያላይሶን!ኪርያላይሶን!ኣማኑኤል ጌታ
    "ኦ እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሕረትካ ላኣኸልና* በዚ ዓቢይ ጾም እዚ ክዕረቀና ጸሎት ነብዝሕ ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ ብሰላም የብጻሓና ሶሊ ኸኣ ተባረኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤✝️🙏

  • @tesfamichaelsolomon138
    @tesfamichaelsolomon138 2 года назад +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክላይላይሶን ክላይላይሶን ክላይላይሶን ሶሊ ቃል ሂወት የስምዐልና

  • @filomteklemaryam5630
    @filomteklemaryam5630 2 года назад +3

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna
    Xbuk medeb temhirna kexlyo selina habtina🙏🙏🙏

  • @weldensedebesay2057
    @weldensedebesay2057 2 года назад +2

    ሰሉ ሓብተይ እግዛብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኪ ቃል ሂወት የስመዓልና ጾምና ሰላም ኣጀሚሩ ሰላም የፈጽመና ሰላም ናብ ዳግማይ ትንሳኤ የርኤና 🙏🙏🙏💒💒💒✝️✝️✝️

  • @akberetberhane6521
    @akberetberhane6521 2 года назад +6

    አሜን እግዚአብሔር ይመስገን ቃል ህይወት ይስማዓልና ፡ናይ አገልግሎት ምስጢሩ እግዚአብሔር አሞለኽ ይግልጸሊኹም፡ደቂ ተዋህድኦ ኦርተደኩስ ፡✝️🙏

  • @awettsegay7214
    @awettsegay7214 2 года назад +27

    ጸግኡ የቡዝሓልኩም ኣዳልወተይ መደብ ቡዙሕ ተማሂር የቀንለይ ናብ ብርሃነ ትንሳኤ ብስላም የብቃና ❤️⛪️⛪️

  • @ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ

    እሰይ ሰሉ ሓፍተይ ደስ ዝብል እግዚኣብሄር ኣጀሚሩ የፈጽምኪ ቀደም ዘይኮንኪ ኣብ ጥበብ ኔርኪ ሕጂ ኢኪ ናብ ጥበብ መጺኺ ሓቐኛ ጥበብ መጀመርታ ጥበብ ፍርሃት እግዚኣብሄር እዩ ጥበብ ማለት ክርስቶስ እዩ ጥበብ ማለት ነብያት እዮም ዓይኖም ሕሉፉን መጻእን ዝሪኢ ጥበብ ማለት ሃዋርያት እዮም 72 ቓንቓ ዝዛረቡ ጥበብ ማለት ሰማእታት እዮም ኣብ ቅድሚ ነገስታት ዘይፈርሑ እግዚኣብሄር ስደትና የሕጽሮ ንሰይጣን ይእሰሮ ታሪኽና ይቀይሮ ጾምና ናይ ስሬት ናይ ድሕነት ይግበረልና እግዚኣብሄር

    • @ጽዮነይኣደይሓልዉኒ
      @ጽዮነይኣደይሓልዉኒ 2 года назад +1

      ኣሜን ኣሜን ናይ በሓቂ

    • @mibrakteclemichael750
      @mibrakteclemichael750 2 года назад +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን! ናይ ብሓቂ! እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓላ! ኣብ ፍጻሜ የብጽሓይያ ።

  • @ምልኣትየማርያምልጅነኝ

    ሰሉ ሓፍተይ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ብሓቂ ንዓኪ ዝበፀ አምላክ ንዓና እውን ይብፀሐና ካብ ተዋሳኢት ናብ መንፈሳዊት ምቅያርኪ ናይእግዚአብሄር ስራሕ ድንቂ እዩ ተመስገን ጎይታይ ስለቲ ኩሉ ትገብረልና ግብሪ

  • @cugu2668
    @cugu2668 2 года назад +3

    ቃለ ህይወት የስመዓልና ፀግኡ የብዘሐልኹም ደቂ ተዋህዶ ኣሕዋተይ👏

  • @ተመስገንአምላኬ-በ4ረ
    @ተመስገንአምላኬ-በ4ረ 2 года назад +16

    በእውነት ድስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ቀፅልሉ ስሊናየይ ሽኮር 🙏🙏 አነ ልባዕለይ ብዙሕ ኣይፈልጥን እየ ካብዚ ብዙሕ ተማሄረ ቃለ ሂወት የስመዐልና 🙏🙏🙏

  • @musseteklit2860
    @musseteklit2860 2 года назад +6

    እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሕ ሓብትና ኣብ ቤቱ የጽንዕኪ ሓቀኛ መልክዕና ኣብ ቤት ክርስትያን ጥራይ እዩ ዝርከብ።

  • @ksanetaregay3207
    @ksanetaregay3207 2 года назад +5

    አሰይ ሰሉ ሓፍተይ ብጣዓሚ ደስ ዝብል ቃል ሂወት የስማዓልና

  • @sissis9505
    @sissis9505 2 года назад +1

    Zebenki ybArk. Btaemi bekye hji Kab mntay u ayrdeann 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @habtomyemane9995
    @habtomyemane9995 2 года назад +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኪ ንፍዕቲ ሓብትና።

  • @ጓልተዋህዶ-ሠ4ቨ
    @ጓልተዋህዶ-ሠ4ቨ 2 года назад +7

    ሠሉ ሓፍተይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣቤቱ የፅንኪ ንዓና ድማ ንዓኪ የማስለና ክርያላይሶን፫

  • @solomonghirmay3149
    @solomonghirmay3149 2 года назад +7

    ኣሰይ አግዛብሄር ነዚ ጸጋ እዚ ዝሃበኪ አግዛብሄር ይመስገን።ሰሉ ሓብትና ድማ ብኩሉ ኤርትራዊ ትፍተውን ትፍለጥን ብሙካንኪ ንህዝቢ ኣብ መንፈሳዊ ጉዕዙኡ ከሕይል ትገብርዮ ኣስተዋጽኦ መዳርግቲ የብሉን ሞ መራሒት ናይ እግዛብሄር ጉዕዞን ስነምግባር ትሕትና ሚሂርክና እኪ ሞ አግዛብሄር ዝተረፈ ጉዕዞኪ ይባርኽ።

  • @tsgiegalhageretigrey1192
    @tsgiegalhageretigrey1192 2 года назад +3

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ቃለ ሂወት የስምዐልና ክብርቲ ሓፍትና ቀፅልሉ ከማኪ ካብ ዝወደቅናሉ ክንትንስ እግዛብሔር ሰናይ ፍቃዱ ይኩነልና ኣሜን፫

  • @amanuel5687
    @amanuel5687 2 года назад +1

    አሜን አሜን አሜን ሐፍትና ዝማሬ መላዕክት የስምዓልና ናይ አጎልጉሎት ዘመንኪ እግዚአቢሄር ይባርከልና👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋🙏🙏🙏

  • @alextesfe6225
    @alextesfe6225 2 года назад

    ቃለ ሂወት የስማኣልና ብርክቲ ሃብተና ጾምና በስላም ኣጀሚሩ በስላም የፍጽመና ንሰኪ ካኣ ነዚ መንፈሳዊ ሕቶታት ክትክጽልዮ ነምህጸነኪ ኣመን ክብሪ ናኣምላክ ይኩን

  • @kesenetkahsey2874
    @kesenetkahsey2874 2 года назад +7

    አሰይይይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም

  • @metkeltesfagergsh5312
    @metkeltesfagergsh5312 2 года назад +1

    ኪርያ ላይሶን፡ ኪርያ ላይሶን ፡ኪርያ ላይሶን፡ ሰሉ ሓፍትና ኣምላክ፡ጸግኡ ይብዝሓልኪ ናይ በሓቂ ኣርኣያ ኬንኪየን ኣለኪ ከማኪ የብዝሓየን ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኪርያ ላይሶን።

  • @ኤፍታህወለተብርሃን
    @ኤፍታህወለተብርሃን 2 года назад +22

    ኪርያ ላይሶን
    ኪርያ ላይሶን
    ኪርያ ላይሶን
    ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም አሕዋት

    • @desalegebru5775
      @desalegebru5775 2 года назад

      ኪሪያ ላይሶን(3)
      ቃለ ሂወት ይሰመዓልና

  • @da8387
    @da8387 2 года назад +4

    ተባረኺ ሳሊ ሓፍትና ልዑል ፈጣሪና ድማ ጸግኡ የብዝሓልኪ 🙏ኣ🙏ሜ🙏ን

  • @myid7781
    @myid7781 2 года назад +7

    ሰሉ ምቅርቲ ቃል ሂወት ይስምዓልና ተባረኪ😘👏💒

  • @ሕልና-አ8የ
    @ሕልና-አ8የ 2 года назад +3

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣምላክ ይመስገን። ዝያዳ ሰሓቢ ክከዉን ግና ሕቶ ተዘይተደጋገመ።

  • @maerez3974
    @maerez3974 2 года назад +7

    ቃል ሂወት የስመዓልና ክብርቲ ሓፍተይ እግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልኪ

  • @lillyabrsh6952
    @lillyabrsh6952 2 года назад +1

    Yen kjoo tebarki Betam des yemil program new 🙏❤️

  • @tesfahiwettseghay2220
    @tesfahiwettseghay2220 2 года назад +7

    ቡሉጻት የሕዋትና ቃለ ሂወት የስማዓልና ደስ ዝብል ትምህርቲ'ዩ።

  • @DawitMsgna-f7l
    @DawitMsgna-f7l 3 месяца назад

    Amen amen amen btaemi des zbl tmhrti zemeherkumna qale hiwet yesmalna ❤❤❤❤❤

  • @segenseltan793
    @segenseltan793 2 года назад +2

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna

  • @FreTube-b9c
    @FreTube-b9c 2 года назад +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና እሰይይይ ብሓቂ ጎበዝዝዝ ቀፅልዮ
    ዓብይ ፀጋ ይዓድልኺ ተባረኪ ዝሓፍተይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይቀድሰልኪ ይባርከልኪ 🤲 ሰሉ ናብ ዓለም ፊልሚ ከይትምለሲ ሓደራ መንፈሳዊ ቀፅልዮ ኣምላክ ይሓግዝኪ 🤲🤲

  • @zeraytsegay7511
    @zeraytsegay7511 2 года назад

    Kale hiwet yesmealna meriye good job kexlwo dma
    Kem mewesekta dma Orit ዘሌላውያን ዘይኮነት ኦሪት ዘሌዋውያን እያ እቲ ሓደ ሓውና ክትሓትዮ ከለኺ ዘሌላውያን ምስ በለ ኣዳናግሪኪ መስለኒ።
    ብዝተረፈ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ቀጽልሉ. እለተ ትንሳኤ ድማ ብሰላም የብጸሃና ኣሜን

  • @tesabraham4480
    @tesabraham4480 2 года назад +1

    ተባረኺ ፡ልዑል ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኪ ሰሊና ሓፍትና! ኣበርቲዕኪ ስርሕሉ ኣጆኺ!

  • @senedasfaha880
    @senedasfaha880 2 года назад +2

    ክላይላይሶን ክላይላይሶን ክላይላዩሶን ሰሉ ምቅርቲ ሕጂ ግርም ሕጂ ብርሃን ኮነ ቀጽልዮ ጽቡቅ መደብ እዩ ብዙሓት ተማሂርና ኣለና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ደቂ ድንግል ማርያም ኣሕዋተይ

  • @arefainebehane7940
    @arefainebehane7940 2 года назад +9

    1.0000000 thanks Gad bless you and bless Eritrea 🇪🇷

  • @tedrosteklezgi9558
    @tedrosteklezgi9558 2 года назад +1

    ኣሜን (((3))) ቃል ሂወት የስመዓልና አግዚኣቢሄር ይባርኪ ሰሉ ሓፍተይ

  • @EmanuLegese
    @EmanuLegese 3 месяца назад

    ኣሜን ❤ኣሜን ❤ኣሜን❤ ቃለ ሂወት የሰማዓና አምለኽ መሳኽምይከን

  • @aronhaile362
    @aronhaile362 2 года назад +7

    ሰሉ ሽኮርር ኣምላኻ ጽጉኡ ይብዝሓልኪ ሶሎይይ ምቅርቲ ቃል ሂወት ይስመዓልና

  • @nahomzerai3
    @nahomzerai3 2 года назад

    ጽቡቕ መደብ እዩ። እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም። ሰሊ ሓፍተይ ከኣ ማንም ከሕድገኪ ዘይክእል ጽቡቕ ሕርያ ኢኺ ሓሪኺ ዘለኺ እሞ፡ እግዚብሄር ኣብ'ዚ መንፈሳዊ ጉዕዞኺ ሓይሊ ሂቡ ስጋብ ፍጻሜ የጽንዕኪ።

  • @ሜሪጓልእመብርሃን
    @ሜሪጓልእመብርሃን 2 года назад +18

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሐልኩም

  • @kesstekesste195
    @kesstekesste195 2 года назад +1

    Selina thank you bravo kesilio etti zabeye kibret amlak eyu god bless you

  • @afimiki4725
    @afimiki4725 2 года назад +2

    ቃል ሂወት የስማዓልና ሰሉ ሓፍተይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ።

  • @yordanosbeyene4504
    @yordanosbeyene4504 2 года назад

    Amen Amen Amen Kal hiwet yesmalna igziabhier amlak xomman xelotnan ykblena .kxlyo zhaftey✝️🙏❤️💒❤️

  • @simongebre4449
    @simongebre4449 2 года назад +2

    Xega Amelak yebzehleki ( Tebareki )

  • @ፍትሒንህዝቢኤርትራ-ኀ9ቨ

    ሰሉ ሓፍተይ መግለጺ የብለይን ኣምላክ ጸጋኡ የብዘሓልኪ ንሕና ድማ ብዙሕ ተማሂርና ናብ ብርሃነ ትንሳኤ ብሰላም የብጸሐና 👍❤️🙏🙏🙏🙏🙏

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky9613 Год назад

    አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን 💯✅🙏🔐⛪✝️

  • @FacheTube1221
    @FacheTube1221 2 года назад +12

    ቃል ሕይወት የስመዓልና ኣምላኽ ይሃርኩም።

  • @mendelayeritrea2074
    @mendelayeritrea2074 2 года назад

    ኣሰይ ጽቡቅቲ ኩሉና ኣሰርኪ ክንዕብ ኣብ ጸሎትኪ ዘክርና ሰልየ ሽኮር ፡ዕልልልልልል ፡ኣምላክ ናብራኪ ይባርክ ።

  • @eldanaqudus7919
    @eldanaqudus7919 2 года назад +2

    ቃል ሂወት የስምኣልና ሶልያና ሓፍተይ ጸጐኡ የብዝሓልኪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @piterosamare3058
    @piterosamare3058 2 года назад

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna egzabiher Amlak xeguu ybzhlki mezaMran habtey

  • @micho1384
    @micho1384 2 года назад +5

    ጽብቅ ሓሳብ ዘሓፍተይ እግዚአብሄር ይባርኪ ብዛዕብ ጾም ኣስፊሕኪ ካብ ቅዱስ ጽሕፍ ከይወጻኺ ብትምህርቲ ደረጃ አቅርብዮ ንጽብየአኪ

  • @bereketkidane7802
    @bereketkidane7802 2 года назад +9

    እግዚአብሔር ምሳኹም ይንኹ። ጽቡቅ መደብ ብዙሕ ተማሂርና። ንፋዓት። ጸሎት ቅዱሳን ኣይፈለኹም።

  • @oneeritrea725
    @oneeritrea725 2 года назад +4

    Selu Nfeti Meglexi senelki
    Amlak mlue tena yhabki☝️🙏
    Amen Amen Amen🙏

  • @ተመሰገንኣምላክ-ረ8ሰ
    @ተመሰገንኣምላክ-ረ8ሰ 2 года назад +4

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉአ የብዘሐልኪ ክብረተይ ሓፍትና

  • @berihulatuemay7118
    @berihulatuemay7118 2 года назад

    Amen amen amen kal hiwet yesmealna Selu haftey btaemi des zebl eu amlak edimen tienan yehabki

  • @habtomkidane5788
    @habtomkidane5788 2 года назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት

  • @yafetsimon1011
    @yafetsimon1011 2 года назад +4

    ቃል ሂወት የስመዓልና ኣጀኪ ቀጽልዮ ዝሃፍተይ

  • @Fthi366
    @Fthi366 2 года назад +7

    Seluway kemey iyu temechiuki n xrha eko mesilki😊God bless you🙏☦️⛪️♥️

  • @yaredtesfamariam1971
    @yaredtesfamariam1971 2 года назад +3

    ብጣሚ ጽቡቅ መደብ ቀጺልዮ
    ግን ነታ ሓፍትናስ ህያብ እንተትህብያ ጽቡቅ ነይሩ ዝዓቅማ ፈቲና እያ።

  • @kirostesfahans
    @kirostesfahans Год назад

    ናይ ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፍቁራት የሕዋት እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @biniam1467
    @biniam1467 2 года назад +4

    ኣዚዩ ደስ ዘብል መደብ ግን ንኹሎም ሓደ ዕይነት ሕቶታት ጌርክምሎም! ዝተፈላለየ ሕቶታት እንተ ዝኸውን ክንደይ ምጸበቐ ንተኸታተልቲ ውን ኣይመሰልቸወን ከም ካልኣይ ከኣ እቲ ሕቶ ኣብ መጀመርያ እንተ ተሓቲቱ ናይ ኩሎም መልሲ ጥራሕ እንተ ተስምዑና ጽቡቕ ምኾነ ግዜ ንምቑጣብ ማለተይ እየ ብዝተረፈ ግን ኣዚየ ካብ ልቢ የመስግን ብፍላይ ሰሉ ሓፍተይ ኩሉ ኣቀራርባኽን ኣተሓትታኽን ኣዚየ ፈቴዮ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኪ ዘሓፍተይ መዓረይ። ቀጽልዮ!!!

  • @Zemen271
    @Zemen271 2 года назад +8

    ንፍዕቲ እግዚኣብሄር ምሳኺ ይኹን ። ሂወትኪ ሙሉእ ብመንፈሳውነት ክትቅፅሊ ተስፋ እገብር

  • @wedikfle1775
    @wedikfle1775 2 года назад +1

    ዋውው ሰሉ ሓፍተይ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እግዝኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኪ ጾምና ከኣ ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም የፈጽመና ኣዝዩ ደስ ዘብል እዩ

  • @ertrawimkanekulyu7186
    @ertrawimkanekulyu7186 2 года назад +9

    I am happy to see you
    and keep going
    I am proud to be orthodox
    Thanks God for everything

  • @brawa4kokob
    @brawa4kokob 2 года назад

    ኣሜን ቃል ሂወት የስመልና 💞🙏💞 ሰሊና ሓፍትና ኸኣ እዝግብሄር ኣምላኽ ጸጌኡ የብዝሐልኪ 💞🙏💞

  • @liyahagosasmelash2788
    @liyahagosasmelash2788 2 года назад

    Kiryalayson kiryalayson kiryalayson qal hiwet yesmealna soli haftey xegieu yebzhalki 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @rishant9980
    @rishant9980 2 года назад +25

    ቃል ሂወት የስምዐና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዘይንፈልጦ ተፍልጥና ከምዚ ኮንኪ ክርኤኪ ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ጸሙና ብሰላም አዥሚሩ ብስላም የወዳአና ንሕድገትና ይግበረልና ፈጣሪ እሜን እሜት አሜን

    • @vvgg3692
      @vvgg3692 2 года назад

      ሰይ ዛጋለይ ከማኺ ሽሕ ይወለዳ ደስ ዚብል መደብ

  • @ኣሉጋልወየንቲ
    @ኣሉጋልወየንቲ 2 года назад +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሰሉ ሓፍተይ ቃል ሂወት የስመዐልና 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰

  • @ናብቲክፍጽመለይዝክእልኣም

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣጀኩም ቀጽልዎ ብጣዓም ጽቡቅ

  • @habtegabermesgena3423
    @habtegabermesgena3423 2 года назад +10

    ኣሜን (3) ቃለ ሂወት የስመኣልና ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ይቀድስ ብጣሚ ጽብቅ ትምህቲ እዩ ቀጽልዎ ኣጆኩም

  • @hffgtt9869
    @hffgtt9869 2 года назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዕና ክቡራተይ ፅጋ በረከቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @fanielged1662
    @fanielged1662 2 года назад

    Amen 🙏 selu haftey des zebl medeb xegu yebzhalki fetari

  • @Qedqwi-
    @Qedqwi- 2 года назад

    ቃል ሂወት የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓልኪ ዝሓፍተይ ምቅርቲ

  • @meharigebretnsae8617
    @meharigebretnsae8617 2 года назад +1

    ሰሉ ሓፍተይ ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደብ ኢዩ እግዚኣብሄር ነዊሕ ዕድመ ጥዕና ይሃብኪ ደስ ዘብል መደብ ኣለኪ

  • @efghtyuu1175
    @efghtyuu1175 2 года назад +1

    ቃለ ሂወት የስመዐና ክብርቲ ሓፍትና

  • @genet761
    @genet761 2 года назад

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ፀግኡ የብዝሓልኪ ሰሊተይ

  • @filmonfesehaye3396
    @filmonfesehaye3396 2 года назад +2

    ከላይላይሶን ከላይላይሶን ከላይላይሶን ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣሕዋት ሓፍትና ከኣ ቀጽልዮ ኣምላክ ይሓግዝኪ

  • @سميرةالفيفي-خ4ح
    @سميرةالفيفي-خ4ح 2 года назад +4

    ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብርቲ ሓፍትና በጣዕሚ ደስ ይብል

  • @Brhanezemichaelw.Nazu12
    @Brhanezemichaelw.Nazu12 2 года назад

    Tebareki selu haftns goyta memelisu xegeu yebzhalki ......qale hiwet yesmalna .

  • @Hagereseb12
    @Hagereseb12 2 года назад

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna 🙏

  • @ጋልወየንቲየጋልቶምጀጋኑ

    ኣሰይ ሰላመይ ክፈትወኪ ማዓት የ ኣብ ቤቱ የንብርኪ እግዝልኣብሔር ኣምላክ ጸግኡን በርከቱን የብዘሐልኪ👏😘

  • @አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ

    ኣሰይይይይይይይ ንኩሉ ግዜ ኣለዎ ሰሉ ሓፍተይ ጀማሪት ዜይ ኾነ ፈፃሚት ይግበርኪ ናይ ብሓቂ ናይ ብዙሓት መርአያ ኢኪ

  • @eyobgebremariam7656
    @eyobgebremariam7656 2 года назад

    ጽቡቅ መደብ ሱዛን ቀጽልዎ ቀኒእና ኣብ ጎደና ተትረክቡና ትምህርታዊ ሓዘል ብካልእ መደብ ድማ ዳግመትንሳኤ ተወሳኪ ሕቶ ጾም ልጋም ይግበረልና ሓጥያትና ገዲፉ ምሕረት ይኣዝዘልና

  • @atakltifutsum6531
    @atakltifutsum6531 2 года назад +2

    ቃል ሂወት የስመዓልና ሶሉ ዓባይ ሰብ እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጋኡ ኣዕዚዙ የብዝሕ ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል እዩ ዝፈለጥክዮ ንዘይንፈልጥ ከምዚ ጌርኪ ምቅራብኪ ነመስግን ካብዚ ንላዕሊ ክትከዲ ድማ እግዚአብሔር ይደግፍኪ ኣጆኪ በርትዒ።

  • @awetgebremeskel2396
    @awetgebremeskel2396 2 года назад +2

    Amen.kal hiwet yasmina .xgu ybzhalki fetati

  • @samiyowhans1647
    @samiyowhans1647 2 года назад

    ክላይ ላይላይሶን ክላይላይሶን ክላይላይሶን ብጣአሚ ጽቡክ መደብ ጸጋ አግዚኣብሀር ምሳኩም ይኩን ይህዋተይ ከጽልዎ ኣመን

  • @nati4958
    @nati4958 2 года назад +6

    ሰሉ ሓፍተይ ቃለ ሂወት የስማዓልና እምላክ ጸጉኡ የብዘሓልኪ ሓፍተይ ናተይ !
    * ኣብ መንፍሳዊ ሂወት እቲኪ ምስ ራኣኩኪ ክመይ ተሓጊሰ ትፍልጢ መግለጺ የብለይን ።እጆኪ ሶሊተይ ካብ ሕቅፍ ታ ቅንዕቲ ሃይማናት ከይታኣለኪ ቀጽልዮ እምላክ ምሳኪ ይኩን!!!።።።

  • @hailabgebrkekistos5240
    @hailabgebrkekistos5240 2 года назад

    ብጣዕሚ ጹቡቅ ተበጉሶ ንእግርመገድና ብዙሕ ተመህርና

  • @ጋልተዋሃዶነኝ
    @ጋልተዋሃዶነኝ 2 года назад

    እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡን በረከቱን የብዝሐልክም ፍቅራት ኣሕዋተይ
    ኣጀኩም ቀፅልሉ ክብርቲ ሓፍትና እውን እግዚአብሔር ኣምላክ ጥበቡ የብዝሐልኪ ክብርተይ እንሕና እውን ናትኩም ተካፈልቲ በረከት ይግበረልና ፈጣሪ ኣምላክ

  • @meleyshow5599
    @meleyshow5599 2 года назад +3

    Amen qale hiwet yesmalna kubrat ahwat and selu haftey egzabher xegu yebzahlki 🙏🙏🙏🙏😇😇😇😇🥰🥰😍😍