ንመናፍቅ መቃርዮስ ስለ ጥንተ ኣብሶ ብ ሊቃውንት ዝተዳለወ መልሲ tewahdo zebeaman

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 11 янв 2025

Комментарии • 359

  • @SoloIsack
    @SoloIsack 3 месяца назад

    ቃለ ሂወት ዕድመ የንውሓልካ መድሃኒ ኣለም ጥበቡ ዕጽፍታት የብዝሓልኩም መጋቤ ሓዲስ ዘ ኣማኑኤል

  • @habtomlijam6337
    @habtomlijam6337 3 года назад +10

    ሊቀ መዘምራን ዘኣማኑኤል ዕደመ መዋዕልኩም የንውሃልኩም መቃርሳውያን ውዳሴ ማርያም ዘይተማህሩ መናፍቅ ናይ ዘመና ሳጥናኤል

  • @shimbayberihu1241
    @shimbayberihu1241 2 года назад

    Qale Hiwet yesmalna.
    ንኣረሜን እምነት ንህዝበ ክርስትያን ሳህለ ምህረት
    የውርደልና መድሃኔ ኣለም።

  • @senayteklu-ef6yl
    @senayteklu-ef6yl Год назад

    ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና መጋቢ ሓዲስ ዘኣማኑኤል ኣምላክ ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም ከማኩም ሊቃውንቲ ይብዝሑልና ንዖም ከኣ ኣምላክ ዓይነልቦንኦም ይክፈተሎም

  • @lemlemyutb2358
    @lemlemyutb2358 3 года назад +2

    ብኃቂ ቃል ህይወት የስመዐልና አምላክ ጥበብን ምስጢሩን የብዘሐልክን ንካሓድቲ ደማ ንንስሃ የብቐዐዮም

  • @stc2160
    @stc2160 4 года назад +9

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም ኣቦታትና
    ሰመይ ምድሪ ከይተፈጥረ ገና
    ዝተሓስበት ብእግዚኣብሔር ሕልና
    ተጸዊዑ ዘይጾገብ ስማ ድንግል ማርያም
    ናይ ሃይማኖን ኣርማ
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @Eritrea928
    @Eritrea928 4 месяца назад

    Amen kal hiwet yesmaelna 🙏🥰

  • @YafietShewit
    @YafietShewit 2 дня назад

    ቃለ ሂወት ያሰማልን ❤

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 4 года назад +21

    መርሓባ መምህር አንቃዕ ብሰላም መጻኹም ናይ በሓቂ ኣገዳሲ ዛዕባ።

  • @danielmahari4110
    @danielmahari4110 3 года назад +8

    እግዚኦ ማሕረና ክርስቶስ
    በእንተ ማርያም ማሓረና ክርስቶስ ይቕረ በለልና

  • @selemuntnsae1484
    @selemuntnsae1484 2 года назад

    ኣሜን (3) እዝጌ እዝጌ እዝጌ እዝጌ ምሓረና ክርስቶስ ካብ ክሕደት ሃዪምኖት ይሰውረና ኣምላክ 💒🙏💒🙏💒🙏❤️❤️❤️🇪🇷

  • @ኤፍታህወለተማርያምተ-ሸ3ጘ

    ቃለ ህይወት ያሰማልን ክብር ኣባታችን ፀጋው ያብዛልህ እግዚኣብሔር ኣምላክ

  • @kinfetareke6703
    @kinfetareke6703 4 года назад +5

    ቃለሂወት የስመዓልና መ/ም መርጌታ ኣማኑኤል

  • @gebrebirhaneasfeha6049
    @gebrebirhaneasfeha6049 3 года назад +1

    ኣቤት ድፍረት ናይ ብሓቂ ብዘይ ስርዓት ዝዓበኻ እኻ።ኣቡነ መንቃርዮስ እስኻ ስለዘንጢልካዮም ክብሮም ኣይጎድልን እዩ።እሶም እቲ ሓቂ ቃል ኣምላኽ እዮም ንህዝቦም ዝምግቡ ክምዚ ከማኻ ገጽ ሰብ እንዳርኣዩ ኣይኮኑን ዘገልጉሉ።እቲ ንዓኻ ማዕርግ ዝሃበ ክንደይኮን ይሓዝን ይህሉ ንሓደ ግዳም ሓደር ብምሃቡ፡ጸርፊ ዝጻረፍ ንሓደ ኣቦ ወዲ 90 ዓመት ሓሳዊ ዝብል ዘይተቀጽዐ ብስድነት ዝዓበየ ከምዚ ከማኻ እዩ ።ቁዱስ መጽሓፍ ዝብለና ዋላ ሓንቲ ቃል ካብ ኣፍኩም ኩፉእ ኣይውጻእ።መጽሓፍ ቁዱስ ንዓኻ ድኣ ኣይንታይካን እዩ እንበር።

    • @lemlemyutb2358
      @lemlemyutb2358 3 года назад +2

      ንሰብ ምክባር ድዩ ዝበልፅ ለእግዚአብሔር ንድንግል ማርያም አዶ አምላክ ጥንቲ አብሶ አለዎ እናበሉስ ስቅ ዘይበለ ድዩ ወይስ እቲ ናቶም ትክክል ንምባል እዩ አርደአኒ ብቅዱስ አባታትና ዝተወደስት ድንግል ማርያም ንዘቃቃሉ እማ እቲ ዝግበኦም መልሲ የድል እዩ

  • @teklemaryamhaile6536
    @teklemaryamhaile6536 4 года назад +6

    ቃለ ሂወት የስዓማልና መምህር ዘኣማኒኤል go head🙏🙏

  • @tekieyonas3518
    @tekieyonas3518 Год назад

    Amen amen amen egziabher amlakna kbrn msganan ybxehayo

  • @yemanegoitom3387
    @yemanegoitom3387 4 года назад +2

    ጽዮን ጽዮን ንበል ኩልና ብሓባር መመኪሕትና እያ ኣድና ማርያም ሃሌሉያ ዝጽልእኪ ህይ2 ኩሉ ይደየኑ ።
    አሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና መምህርና እቶም ንእመ ብራሃን ዘይፈለጥዋ ዓይኒ ልበም ይክፈተሎም እበር ዘርበኦም ሰምዕናዮ ኣለና

  • @ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ

    ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ✝️⛪️💖💞🤲🙏 ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ኣሜን 3+✝️⛪️💖💞🤲🙏ብሓቂ ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ ልዕል እግዛብሄር ኣምላክ 🙏ኩቡር ሓውናን ኣቦናን መምህር ኣማኒኤል እግዛብሄር ይሓግዝካ ብዓሉ እምበር እንታይ ክንብል hnak gze besihna bmhretu ytemtena ykre ybelelna lul igzabger amlak Amen, 3+✝️⛪️💖💞🤲🙏

  • @zelasiekidani7021
    @zelasiekidani7021 4 года назад +3

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልን ክቡረ መምህርና ፅገኡ የብዚሓልኩም አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ፈጣሪ 💒❤💒❤💒❤💒❤💒

  • @ትግራይዓደይፈቃርኡዩልባ

    ብሓቂ ቃል ህይወት ይሰመዐልና ፀጉኡ የብዛሓልኩም ክቡር ኣቦና ንድኩማት ደቁኩም ካብ ሃይማኖትና ከይንተርፍ ብፆሎትኩም ሕሰቡና ክቡር ኣቦና
    ስዓቱ እዩ ከምቲ ጎይታናን መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ዝበሉ ኣብቲ ሳዓት ፈተነ ምስ በፀሐት ቡዙሓት ካብ እምነቶም ክዝብሉ እዮም ከም ዝበለና ኡዩ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጥራይ ባዕሉ ይማሓረና ይቅር ይበለልና 🙏🙏🙏😭😭😭😭

    • @تسبلهاديداس
      @تسبلهاديداس 3 года назад

      ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመአና አቦና አማኒኤል አ

  • @solomunbrhane4123
    @solomunbrhane4123 3 года назад

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna nebona tsega yebzh egziabher abona 🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏🙏🙏💒💒💒🙏🙏🙏💒💒💒🙏🙏🙏💒💒💒🙏🙏🙏💒💒💒🙏🙏🙏💒💒💒🙏🙏🙏💒💒💒🙏🙏🙏❤❤❤🙏🙏🙏🙏❤❤❤🙏🙏🙏

  • @tmhgr-d1p
    @tmhgr-d1p Год назад

    behaki kale heywet yesmealna kegesets zegebeoo kegesets alewo kewegez zegebeo dema kewegez alewo

  • @kubrommeasho822
    @kubrommeasho822 4 года назад +18

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና መምህርና እግዚኣብሔር ኣምላኽና ጸግኡ የብዝሓልኩም ነቶም ኣብ ናይ ክሕደት መንገዲ ዘለዉ ከኣ ኣምላኽ ዓይነልበነኦም ከፊቱ ናብታ ቅንዕቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ክመልሶም ናቱ ፍቃድ ይኹን።

    • @ቦኪ
      @ቦኪ 3 года назад +1

      ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ መምህርና ዕድመ ጥዕና ይሃብካ

  • @anedo3886
    @anedo3886 3 года назад +16

    ኣቡነ መቃርዮስ 30 ዓመት ኣብ ገዳም ደብረቢዘን ተማሂሮም ምሂሮም ብንጽህና ዘገልገሉ ኣባ እዮም። ንህግደፍ ብምቅዋሞም ግን ዘይስሞም ሂብኩሞም። እዝጊዮ መሓረነ ክርስቶስ

    • @kesetebitsuamlaktesfay9650
      @kesetebitsuamlaktesfay9650 3 года назад

      አታ ስብ አንታይ ንይግድፍ ውይ ተቃዋሚ ዘብል ኣይኮነን አቲ ዘርባ ብዛዓባ ቅድስት ድንግል ምሪያም አዩ አቲ ዘርባ አስተዉል አዚ ናይ ሕይማኖት አዩ ዘረባ ናይ ግድፍ ኣይኮንን

    • @anedo3886
      @anedo3886 3 года назад +5

      @@kesetebitsuamlaktesfay9650 እቲ ቭድይ ብምሉኡ ስምዓዮ ከይተቖራረጸ ተቐዳዲምካ ኣይፍረድ

    • @kesetebitsuamlaktesfay9650
      @kesetebitsuamlaktesfay9650 3 года назад

      ሀውይ አንታይ ዘተርፈም ሐልዩ ኩሉ ንፋቄ አዩ

    • @sasatete9956
      @sasatete9956 3 года назад +2

      Yegerm iu ezom komalat higfef ko kula fah fah abilomo

    • @ghideonortho4957
      @ghideonortho4957 2 года назад +1

      ብዛዕባ ሃይማኖታዊ እምነት እንበር ብዛዕባ ፖለቲካ ኣይተዛረብናን።

  • @ghenetyemane6103
    @ghenetyemane6103 Год назад

    ኣምላኽ መሓሪ እዩ'ሞ ይቅረ ይበለልካ!

  • @genetkahsay994
    @genetkahsay994 3 года назад

    Temesgen temesgen temesgen amlakeyyyy bhaqi xegueu yebzhalkumu fetari ,🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Meseret-G
    @Meseret-G 4 года назад +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መጋቤ ሓዲስ መምህር ኣማኑኤል ጽቡቅ ዝኮነ መልሲ ዓባይ በጊዕሲ ደቃ ሒዛ ትጠፋእ ዲዩ ዝብሃል፡ ቁሩብ ናይ ፖሎቲካ ተዛሪቦም ልቢ መንእሰይ ናብ ክሕደት ዝምህሩ ዘለዉ ኢዮም፡እቲ ዘረበኦም ሕዉስዉስ ዝበለ ኢዩ ኣዋልድ መጻሕፍቲ ኣይቅበልን ኢሎም የቃልልዎ ሓደ ግዜ ግን ባዕሎም ካብ ዝበልዎ ኣነ ዉዳሴ ማርያም ከይደገምኩ ኣይድቅስን ኢየ ኢሎም ተዛሪቦም ኔሮም፡ምስ ዕብየት ጸገም ኣእምሮ ጌሮም ከይኮኑ ወላ ዝዛረብዎ ዉን ኣይፈልጡን ኢዮም እግዚኣብሄር ኣእምሮ ምስትዉዓል ይሃቦም።

  • @OldisGold-jm5od
    @OldisGold-jm5od 4 года назад +2

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna Egziabhier xegeu yebzhalkum.

  • @michaelteklay2105
    @michaelteklay2105 4 года назад +4

    መጋቤ ሐዲስ ናይ ብሓቂ ቃለ ሕይወት የስመዓልና
    መምህር

  • @efremmebrahtu7529
    @efremmebrahtu7529 Год назад

    ኣይትሓሱ መርጌታ፡ ሰብ ዘይበሎ ኣይትወስኽ! ሓቀኛ ተባዕ ኣቦ እዮም፡ ብሓቂ።

    • @YaredAbrham-o5h
      @YaredAbrham-o5h 3 месяца назад

      ኣይትሰምዕን ዲኻ ዘለኻ መን ድዩ ዝዛረቦ ዘሎ ኣቦኻ እዮም እኮ ዝዛረብዎ ዘለዉ

  • @yiergalemsium7881
    @yiergalemsium7881 Год назад

    ሊቀ መዘምራን ዘኣማኑኤል ብመጀመርያ ሰላም ኣምላኽ ኣብ ኹልና ይኹን
    ቀጺለ ዝብሎ ክቡር መምህርና ንሕና ንደሊ ዘለና ጸርፍን ዘለፋን ዘይኮነ ትምህርቲ ወንጌል እዩ ዘድልየና ስለዚ ቤተክርስትያና ብወንጌል ድሒራ ኣላ ሓደራ ህዝብና ቃል እዩ ዘድልዮ ዘሎ

  • @abebatesfay1985
    @abebatesfay1985 4 года назад +3

    Amen amen amen kal hiwet yesmalna abona❤️🥰💒🙏🙏🙏

  • @ሚጣ-የ7ሸ
    @ሚጣ-የ7ሸ 3 года назад

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ዘኣማኑኤል
    ንካሓድያን ወገነረትና ድማ እግዚኣብሔር ኣንላክ ናብ ልቦም ይምለሶም ብሓቂ ዝገርም እዩ ኣጋ እርጋን ዝርጋን ደበሉ መሰልቲ ዘሐዝን😢😢

  • @slamahslamah1660
    @slamahslamah1660 3 года назад

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና መጋቤ ሐዲስ ዘአማኒኤል አቦና ናይ አገልግሎት ዘበንኩም ይባርከልኩም እግዚያብሔር ልቢ ልድያ ዝከፈተ ልቢ ኩለና ይክፈተልና ካብ ምክሓድ ይምሓረና ይስውረና

  • @AdiEto
    @AdiEto 3 года назад +1

    amen amen amen qale hiwate yesmna memihrna

  • @DrBin-em5hv
    @DrBin-em5hv 4 года назад +4

    Memahran Ortedox egzabihar amlak edmen xinana yhabkum ⛪🙏🏾⛪🙏🏾⛪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta3461 4 года назад +3

    Behaki abona kal.hiwet ysemealna egziabher amlak xegau yebzhalkum edemen teanen yehabkum fetri xilotekum ayfeleyena amen amen amen

  • @tesfagergishtesfay6137
    @tesfagergishtesfay6137 Год назад

    እወ ቅንዕትን ጽንዕትን አያ እግዝ አብሄር አገልግሎትካ ቭባርኽ

  • @timtemehri3533
    @timtemehri3533 3 года назад

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና

  • @enbebagebrhiwet7349
    @enbebagebrhiwet7349 3 года назад

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna egziabherrr abetatna

  • @tesfamariamfikadu5184
    @tesfamariamfikadu5184 3 года назад

    እግዚኦ ምሓረና ኽርስቶስ በእንተ ማርያም ምሓረና ኽርስቶስ መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና

  • @ጴጥሮስወጳውሎስ
    @ጴጥሮስወጳውሎስ 4 года назад +2

    ኣነስ እግዚኣብሄር ክብል ከለኩ ኣብን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ማለተይ ኢዩ ፡ ቅ ጌርጎሮስ ዘእንዚናዙ

    • @wedieri8264
      @wedieri8264 4 года назад +4

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን
      እግዚ=ወልድ
      አብ=አቦ
      ሔር=መንፈስ ቅዱስ
      እግዚአ=ገዛኢ
      ብሔር=ብሔራት ቓንቓታት
      እግዚአብሔር ማለት አብ ወልድ መንፈስ ቅዱስ ገዛእቲ ኹሉ ብሔራትን ቃንቃታትን ማለትዩ::

  • @yakovtekle1579
    @yakovtekle1579 4 года назад

    ቃለ ሕይወት የስምዓልና መም ኣማኑኤል
    እግዚአብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ!!!
    ተዋሕዶ ንዘልኣለም ትንበር
    ነቶም ኣብ ስሕተት መገዲ ዘለዉ ኸኣ ኣምላኽ ናብ ልቦም ይምለሰልና!!!

  • @ቅድስቲሃገረኤርትራ
    @ቅድስቲሃገረኤርትራ 4 года назад +3

    ቃል ሂወት የስመዓልና መም ዘኣማኑኤል ኣብ እምነትና የጽነዓና

    • @zenaytes8770
      @zenaytes8770 4 года назад +1

      ቅድስት ሃገር ኤርትራ ዶ ኢልካ ጸባ ስተ

  • @zaidtadese4863
    @zaidtadese4863 3 года назад +1

    Amen amen amen qal hiwet yesmealna egzeabiher xega ab leli xega yweskum

  • @dggf3570
    @dggf3570 4 года назад +1

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና ኣቦና

  • @gottseidanke8111
    @gottseidanke8111 4 года назад +2

    Amen amen amen qal hiwet yesmalena megabi hadush memeher amlanil

  • @legosyomane4574
    @legosyomane4574 4 года назад +5

    መጋቤ ሃድስ ጽቡቕ ትምህርቲ ክንደይ ዓመት ሰብ ዘዳናገሩ ዘለው ተኻሉ እዮም ።
    እግዚኣብሄር አምላክ አስብካ ይሃብካ

  • @ሂወትጓልቅሺ
    @ሂወትጓልቅሺ 4 года назад +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት ይሰመዓልና ክብር አባና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ ይበዝሓሉክም💜ተመሰገን አምላክ ናዕኩም አባቲት ዝህብን እግዚአብሔር ይክብር ይመሰገን ⛪️⛪️⛪️

  • @mihretefremand0m773
    @mihretefremand0m773 4 года назад +2

    Qal Hywet yesmoelna Memhir
    Nknsah menfesqdus Ayfeleyena Amen

  • @mashoshewit1547
    @mashoshewit1547 4 года назад +3

    qal hiwet yesmealna mergeta hawena egzabher nay agolgulot zemenkum egzabher yibarkelkum

  • @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር ኣቦና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልኩም ንዓና ውን ካብ ከምዝኦም ዝበሉ ክንጥንቀቅ መስተዉዐሊ ዓይነ ልቦና ይሃበና ኣምላክ አሜን

  • @welideamlakwelideamlak280
    @welideamlakwelideamlak280 2 года назад

    ጅግና ኣቦና መንቆርዮስ ናይ ሓቂ ሓቀኛ ኢዩ።እዚይ ብደብተራ እተጻሕፈ ተጻራሪ መጽሓፍ ቅዱስ ዚኮነ ታእምረ ማርያም ወዘተ ጽሑፋት ኣይንንቅበልንን።

  • @ghidegerkiel5733
    @ghidegerkiel5733 4 года назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና መምህርና መ/ ጋ ሓዲስን እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ዘምን ኣጎልጉሎትኩም ይባርኸልኩምን ይቀደስልኩምን። ኣብ ልብና የሕድሮ። ንመቃርዮስን ሰዓብቱን እቲ ናይ ምሕረት ኣምላክ ናይ ንስሓ ዕድሜ የህቦ።
    ተዋህዶ ንዘለዓለም ትንበር።

  • @amlaketarikenlewtew3782
    @amlaketarikenlewtew3782 4 года назад +1

    አሜን ቃል ህይወት የስመዓልና መምህርና መጋቤ ሐዲስ ነዐኦም ከኣ እግዚአብሔር አምላክ አዕይነተ ልቦናኦም ይክፈተሎም

    • @ssddd943
      @ssddd943 3 года назад

      ሰላም እግዝኣቤሄር የብዝሓልኩ ነዛም ኣባና ድማ እግዝኣቤሄር ብዓይኒ ምሕረቱ ይርኣዩም ኣብ ልቦም ዝምለስሉ ሱባኤ ዝኣትውሉ እግዝኣቤሄር ቆጸራ ይሃቦም እግዝኣቤሄር ንዓለምና ምሕረት የውርደልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @amlaketarikenlewtew3782
      @amlaketarikenlewtew3782 3 года назад

      @@ssddd943 አሜን አሜን አሜን

  • @samialmaestro7154
    @samialmaestro7154 3 года назад

    Kale hiwet yesmealna!God bless

  • @ክትንስእኢየገና
    @ክትንስእኢየገና 3 года назад

    Amen qalehiwet yesmealna Amlak nay agolguletka zemen ybark

  • @mikiwedi5083
    @mikiwedi5083 4 года назад +2

    Amen (3) kal hawit yesmelna

  • @abrhamtesfay9319
    @abrhamtesfay9319 4 года назад +13

    Kemakum liqawunti yebzehalna qalehiwet yesmealna Abona

  • @እግዚአብሔርአምላክይመስገ

    አሜን አሜን አሜንቃል የሥመዐና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም መምህርና ንኡኡ ድማእግዚአብሔር አምላክ ልቦና ይፍጠረሉ

  • @ኤፍታህወለተማርያምተ-ሸ3ጘ

    በስመ ኣብ
    እግዚኦ ማሃረነ ክርስቶስ
    እግዚኦ ማሃረነ ክርስቶ
    እግዚኦ ማሃረነ ክርስቶ
    የድንግል ማርያም ልጅ መስተወዐልቢ ይስጥህ እግዚኦ ማሓሃና ክርስቶስ ኣምላኬ ሆይ መጨረሻችን ኣሳምርልን በእምነታችን ኣፅናን ኣሜን ፫

  • @majorhaile5627
    @majorhaile5627 3 года назад +6

    እቲ መልሲ ጽቁቕ እካ እንተኾነ፡ነገር ግን ነንሕድሕድኩም ኣይትዛናጠሉ.ኣዛራርባኹም ንዓይ ብጣዕሚ ዩ ዝገርመኒ፡respect ዘይብሉ.

    • @AlazarAraya-o8e
      @AlazarAraya-o8e 10 месяцев назад

      😂😂😂 እንታይዩ Respect ዘይብሉ

  • @መንከምትግራይ-ቀ4ከ
    @መንከምትግራይ-ቀ4ከ 3 года назад +1

    ኦ መዳኒያለም አቦይ ልቦና ይሀበና🙏🙏🙏🙏

  • @abrahamgebrekidan9547
    @abrahamgebrekidan9547 4 года назад +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓና ኣቦና.ቅ

  • @metachnmetachnmetachnmetac5435
    @metachnmetachnmetachnmetac5435 3 года назад

    edme yhabelna fetari

  • @teamehaile7097
    @teamehaile7097 4 года назад

    Amen kale hiwet ysmalna abona egzabher xegakum yebzhayo nabhaki kulom menafkan yhfru egzabher ayne lbenom ykfetelom

  • @dawithabtemariam6677
    @dawithabtemariam6677 3 года назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስማዓልና

  • @ruthagerensiae8977
    @ruthagerensiae8977 4 года назад

    kale hiwet yesmalna abona Egzabher amlak xegeu yebzehalkum amen amen amen

  • @teabeainealem274
    @teabeainealem274 4 года назад

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣምላክ ኢድመን ንጥዕናን ይሃበልና መድሃኔዓለም ጸጉኡ የብዝሓልካ እመብርሃን ጽላ ላ ተጽልለልካ

  • @ghideonortho4957
    @ghideonortho4957 3 года назад

    መምህር ቃል ሕይወት የስምዓልና ።
    እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ
    ማርያም ትዓቢ እምኩሉ ፍጥረት

  • @yruruhdhdhd4708
    @yruruhdhdhd4708 4 года назад

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦታትናን መማህራን ቁዱስ ቃሉ ኣብ አምነትና የጽንዓና ነቶም ዝኽሕዱን ዝምንፍቁን ኣብ ልቦም ይምለሶም 💚⛪️⛪️⛪️💚✝️✝️✝️💚

  • @AbiNatey-z5b
    @AbiNatey-z5b 7 месяцев назад

    ተባዕ መልሲ እዩ ኹልና ንንቃሕ መጋቤ ምስጢር ዘኣማኑኤል

  • @user-Pc-1132
    @user-Pc-1132 3 года назад

    ናይ በሓቂ ጽቡቅ መልሲ መርጌታ ናቶም መልሲ እዩ እዚ።

  • @rgatdesta650
    @rgatdesta650 4 года назад +4

    ኣገዳሲት ነገር እያ ኣምላክ ይባርክካ

  • @medhaniekesete5588
    @medhaniekesete5588 4 года назад

    Amen (3) kale hiwet yesmaelna kabzi khdet tmhrti yedhnena

  • @wintamekonen5003
    @wintamekonen5003 3 года назад

    Nazom aba makros zebhalus lomalte ni fetlmaly geza reyom gexom bezrba terhi eya zefeltom amlki abi lebom yemlsom nana ka abi emntna yexnan amen

  • @ናታኔም-ኀ2ኀ
    @ናታኔም-ኀ2ኀ 3 года назад

    Egziabiher nkulatna zestewuel aemro yhabena abta qnetin tntawitn godena dma nzelalem yexniana 🙏🙏🙏

  • @habtegargishmehari5178
    @habtegargishmehari5178 4 года назад

    Amen amen amen qalahiwat yasmialna, nay agalgilot zamankum yabzihalkum

  • @bsratmen2102
    @bsratmen2102 4 года назад +1

    Qal Hywet tesmalna fre tewaHdo liqawnt xegeu yebzHalkum mharu astemhru. Sle zehaymanot

  • @alemgebremedhin5235
    @alemgebremedhin5235 4 года назад +3

    Amlak ybarka mergeta hawena kimzi endgbrkum hzbkum adhnu kal hiwot yesmaolna

  • @bahlbitewelde6613
    @bahlbitewelde6613 4 года назад

    Amen amen amen qall hiwet yesmeana kab khdet tmhrti yedhnena 🙏🙏🙏

  • @semeremihreteab4788
    @semeremihreteab4788 3 года назад +2

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ንኩልና ዘስተዉዕል ልቢ ይሃበና
    ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ብዙሕ ብዛዕባ ትምህርትን ስርዓት በተ ክርስትያን ምሂርኩም ኢኩም ናይ ብጹእ ወቅዱስ 3ይ ፓትሪያሪክ ኣቡነ እንጦንዮስ ስለምንታይ ዘይተዛርብኩም ቤተ ክርስትያን ትኣስር ዲያ ወይ በደሉ ከይተነግረ ሓደ ሰብ ይፍረድ ዲዩ
    “ሕግናኸ ንሰብዶ፡ ቅድም ከይተሰምዔን እቲ ዝገበሮ ኸይተፈልጠን፡ ይፈርዶ እዩ፧ በሎም።”
    - ወንጌል ዮሐንስ 7፥51
    ሊቃዉንቲ ብዝዕባ እዚ ገለ ዘይቲብሉ ንሰብ ሎሚ ኣሸጊርዎ ዘሎ ንስካትኩም ድማ ሽግር ህዝብኩም ዘይትርእዩ ዘለኩም ጺላል ቀላሚንጦስ ኣይንኩን ኣብ እግርና ዘሎ ከይጽለልና ኣብ ናይ ካሊኦት ኣእጋር ሚጽላል ጽቡቅ ኣይኮነን ከም ድፍረት ኣይትቁጸርዎ ኣነ ብትምህርትኩም ዕጉብ ስለ ዝኮንኩ እየ

  • @senaitkiflay7390
    @senaitkiflay7390 3 года назад

    Amen kale hiwet yesmealna

  • @edentesfazghi3208
    @edentesfazghi3208 4 года назад

    Kale hiwet yesmialna ab and hiwet yxhafelna Egziabher haymanotnan hagernan ybarkelna 🙏🙏🙏

  • @godskidsokube193
    @godskidsokube193 2 года назад

    Qale hiwet ysmealna Mergeta

  • @Nahom.TV...D
    @Nahom.TV...D 4 года назад

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna abona

  • @የደማስቆምርኮኛነኝ-ዠ3ሸ

    መምህር እግዚአብሔር ያቆይልን የቋንቋ ችግር አለ ብሰማው ጥሩ ነበር ግን ይገባናል ሀሳቡ እግዚአብሔር ይስጥልን

    • @merathetewahdo2539
      @merathetewahdo2539 4 года назад +5

      ችግር የለውም ዝም ብለሽ/ህ ብቻ ስማ ከዛ ቀስበቀስ ይገባሃል/ሻል፡ እኔም እንደዛ ነው ኣምሓርኛ የተማርኩት በመስማት ብቻ በደምብ መናገር እችላለው። የድያቆን ዮርዳኖስ ወንድማጅን ስብከት የመምህራችን ሊቀሊቃውንት እዝራ ሓዲስ ትምህርት ነው የሚሰማው እና በመስማት ብዙ መማር እንደሚቻል ለመግለጽ ስለ ፈለግኩ ንው።

    • @የደማስቆምርኮኛነኝ-ዠ3ሸ
      @የደማስቆምርኮኛነኝ-ዠ3ሸ 4 года назад +4

      @@merathetewahdo2539 እውነት ነው

    • @ebetesfahiwet9658
      @ebetesfahiwet9658 3 года назад +4

      Qal hiwet yesmalna abona nay agelglot edmekum ybark egziabiher

    • @نانسيالشهري
      @نانسيالشهري 3 года назад

      @@ebetesfahiwet9658 አ
      ዘ,ሸሸ.ዘ.ቀፀቀ.,ቀገ.ጒገገግዘረ ሸአዘ

    • @efremnega1781
      @efremnega1781 3 года назад

      @@merathetewahdo2539 tekekl

  • @kingofmafia4856
    @kingofmafia4856 4 года назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስማልና

  • @arayapater5531
    @arayapater5531 4 года назад

    Amen Amen Amen Kale hiwet yesmalna

  • @Th-si7zn
    @Th-si7zn 4 года назад +1

    *_እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ኣቦና_*
    _አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና_
    *_ንቶም ዝጋገይለዉ እዉን ኣምላክ መስተወዓሊ ልቢ ይሃቦም_*

  • @smretwedigere388
    @smretwedigere388 4 года назад +4

    ቃል ሂወት የስማኣልና የነታ

  • @merhawizereslasie4059
    @merhawizereslasie4059 4 года назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስማልና መ/ር ኣማኑኤል ሓውና እግዚኣብሔር ኣብታ ጥንታዊትን ኣጽናፋዊትን እምነትና ጸኒዕና ክነብር እግዚኣብሔር ይደግፈና።

  • @mibrakberhe3948
    @mibrakberhe3948 4 года назад +2

    Kalehiwet yesmalna mergeta hawna egzabher xegu yebzhalkum.

  • @JesusisLord4ever.
    @JesusisLord4ever. 3 года назад +1

    ድንግል ማርያም ሓጥያት ናይ ኣዳም እንተዘይሓሊፍዋ ስለምንታይ መድሓኒ ወይ ምድሓን ኣድልይዋ?ካብ ምንታይ እያ ኸ ክትድሕን ሓጥያት እንተዘይብላ፧
    ነፍሰይ በቲ መድሓንየይ ባህ ይብሎ ኢላ፧
    “መንፈሰይ ከኣ ብኣምላኽ፡ በቲ መድሓንየይ፡ ባህ ይብሎ። ውርደት ባርያኡ ስለ ዝረኣየ፡ እቲ ሓያል ዓብዪ ነገር ገይሩለይ እዩ እሞ፡ ስሙ ቅዱስ እዩ። እንሆ፡ ካብ ሕጂ ዅሎም ወለዶ ብጽእቲ ኺብሉኒ እዮም።”
    - ወንጌል ሉቃስ 1፥47-49
    መድሓኒ ዘድለየና እኮ ኩላትና ብ ኣዳም ስለ ዝወደቅና እዩ።ኩሎም እዩ ዝብል ዘሎ እንኮላይ ማርያም።
    “ስለዚ ኸኣ ከምቲ ብሰሪ ሓደ ሰብኣይ ሓጢኣት ናብ ዓለም ዝኣተወ፡ ብሓጢኣትውን ሞት፡ ኲላቶም ስለ ዝበደሉ ድማ፡ ሞት ናብ ኲሉ ሰብ ሐለፈ።”
    “እምብኣርሲ እቶም ብዙሓት በቲ ዘይምእዛዝ ሓደ ሰብኣይ ሓጥኣን ከም ዝዀኑ፡ ከምኡ ኸኣ ብምእዛዝ እቲ ሓደ እቶም ብዙሓት ጻድቃን ኪዀኑ እዮም እሞ፡ ከምቲ ብሓንቲ ኣበሳ ናብ ኲሉ ሰብ ኲነኔ ዝመጸ፡ ከምኡ ድማ ብሓንቲ ግብሪ ጽድቂ እቲ ምጽዳቕ ንህይወት ናብ ኲሉ ሰብ መጸ።”
    - ናብ ሰብ ሮሜ 5፥18-19
    ናብ ሰብ ሮሜ 3
    ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯
    ²³ ኲሎም ሓጢኦም ክብሪ ኣምላኽውን ስኢኖም።
    ²⁴ በቲ ብየሱስ ክርስቶስ ዚርከብ በጃ ምሕላፍ ብኸምኡ ብጸጋኡ ይጸድቁ።
    May God give you understanding to know Jesus as the only way.

  • @ks24721
    @ks24721 4 года назад

    Amen kale hiwet yesmalna xegu ybzhalka

  • @amanuelalemseged2062
    @amanuelalemseged2062 4 года назад +1

    qale hiwet yesmalna Memhrna

  • @hanetsaembaye5108
    @hanetsaembaye5108 4 года назад

    Amen kaley hiwet yesmalna tsegue yebzahalika fetary.

  • @onelove7249
    @onelove7249 4 года назад +1

    ኣሜን ((3)) ቃለሆወት የስመዓልና እበር ካብዚ ዝዓቢ ክሕደት የሎን ።ድንግል ማርያምስ ኩሉ ጌዜ ድንግል ብሕልንኣ ድንግል ብስግኣ ኢያ። ብዝኾነ ነቶም ተኻሉ ከምዚ ገርኩም ኣላልዩና መምህርና ስቅ ኣይትበሉ በጃኩም ሰብ ከይጠፍእ

  • @חוריטוולדה
    @חוריטוולדה 4 года назад +2

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መምህርና መጋቤ ሃዲስ ኣማኒአል መንግስትኣብ