Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ንዚ ሌባ ኣረጊት ጣሳ ዝመስል ስሙ ኣማኑኤል ግብሩ ሳጥናኤል ስመስል ሓማሴና ጽን ኢልኩም ትሰምዑ ተጋሩ እንተሃሊኹም ኣይትስምዓዎ እዚይ ናይ ህግደፍ ጃሱስ ኢዩ ኣብ ኣኽሱም ኣብተጋሩ በህግደፍን ብኣምሓሩን ዝበጽሐ ጨፍጫፍ ብፍላይ ከኣ ብዳንኤል ክብረት ንሙሴ ጽላት ካብ ኣኽሱም ናብ ባህርዳር ንምውሳድ ብዘተገብረ ኣብህዝቢ ዝበጽሐ ምንም ኣይበጽሐን ኢሉ ተጠጠሊዑ ዝተዛረበ ርጉም ሻዕቢያ ኢዩ እሞማ ሀዚ ከኣ ታሪኽ ንምስራቕ ላዕልን ታሕትን ይብል ኣሎ ኣይትስመዑዎ ሰራቒ ታሪኽ።
ኣስተዉዒልካ ተዛረብ ዓቕምኻ ፍለጥ ድርባይ መምህር ዝበልዎ ዝመሃርዎ ደጊምካ ስምዓዮ ደሓር ከኣ ሊቃዉንቲ ቤተክርስትያን ክትጸርፍ መሰል ዝሃበካ የለን ፡ ቁሩብ ክትፈልጥ ጸዓር ፡ሕጂ መምህርና ሓቆም ኢዮም ተዛሪቦም ተዘይተዋሒጥልካ ማይ ጌርካ ዉሰዶ
+++mhret yerdelka, Eritrea hagere Hamasen eya txwae kab titi tikmti 4netbi
@@asmeretberaki300 መጻሕፍትን ታሪኻትን ኣልዒሎም ኢዮም መምህር ዝዛረቡ ዘለዉ ንስኺ ከኣ መርትዖ ሒዝኪ ተዛረቢ እንበር ምሕረት ዘድልየኪ ንዓኺ ኢዪ ፡
ደብረ መዓር ናይ ጸርፍ መንፈስ እዩ ከምዚ ዘጻርፈካ ኪ ዘሎ መምህርና ብዙሕ ዓመታት ኣብ ትምህርቲ ቤት ግዚኦም ዝተጠቀሙሉ እዮም። እቲ ቅኑዕ ታሪኽ ድማ መጻሕፍቲ ብመጥቃስ ሓቁ ይነግሩና ኣለዉ ስለዚ ፈላጥ እንተሎ መጻሕፍቲ የቅርብ አምሓሩን ትግራዎትን ድማ ታሪክ ተመሃሩ ጸርፊ ግን ናይ ሕማቃት በትሪ ምኻኑ እዩ።
@@abieltesfabrhan4111 g m.A
ብጣዕሚ ደስ ዘበል ትምህርቲ አቦና እግዝኣብሄር ፀገኡ የብዘሓልኩም:: ትግረን ትግርኛን ባዕሎም እሙናት መስኻኽር ናይ ግዕዝ እዮም::
እግዝአብሄር ይመስገን ቃል ሂወት የስምአልና ፈጣሪ ንኤርትራን ህዝባን ይባርክ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መጋቤ ሓድስ ዘኣማኑኤል ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም
አሜንንን ቃል ህይወት የስምዐልና መምህር !ክብርን ምስጋናን ውዳሴን እምልኾን ንልዑል ፈጣሪ ይኹን። አሜንንን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና መምህርና መ/ር ሓዲስ ዘኣማኑኤል ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትኩም እግዚአብሔር ኣምላክ። ከማኩም የብዘሓልና እግዚአብሔር ናትናን መሰረታውን ግእዝ ቋንቊን ኣቆጻጽርኡን ክንጥቀመሉ ምስውዓሉን ጥበቡን የዓድለና።
ቅድስት ሃገር ኤርትራ ታሪኪ ዛንታኺ ሕሱማት ገዛእቲ ዘሚቶሞ ዘይናቶም ናትና 'ዩ ኢሎም።መምህር ነዊሕ ዕድመ ጥዕና ጸጋ ይሃብካ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስምዓልና መምህርናእግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩም ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ይባርከልኩም ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላክና ።ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ትምህርቲ ።
ቃለ ህይወት የማዓልና ብሓቂ ኣገዳሲ ትምህርቲ ንዝነበሩናን ንዘለውና ጥንተ ቅርስታትና ክንሑሉን ንዝጠፍኡ ክነምልስ ናይ ኩልና ዕዮ እዩ ሃብቲናን መንንነትና ስለዝኾኑ ።
Waaaaaaw btami des zbl akerarba Eritrea 🇪🇷 bzuh ztkber Tarik alewa
❤እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኤርትራን ህዝባን❤ ቃል ሂወት የስምዓልና❤
አቦና ቃለሂወት የስመአልና ፈታሪ ጥዕናን እድመ ማቱሳላህ ይሐበልና ንስኹም ብሉጻት ተኻእቲ ወለዶ ፈታሪ ይሐበና
ቅዱስ አግዛብኄር ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ይባርኽ ቃለ ሂወት የስምዓልና።
መምህር ዘኣማኑኤልስ ከምዚ እዩ ዘጸብቀልካ ቃል ሂወት የስመዓልና 😢
ቃለሂወት የስማዓልና መምህርና ።ከም ፍቓድ ኣምላኽ ብዛዕባ ቡን ዘይት ምህሩና ንምዝኽኻር እየ መምህረይ ።
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ምድረ ኣግኣዚት ሃገርና ኤርትራ ካብ ራስ ቄሳር ክሳብ ራስድሜሮ እግዚኣብሄር ይሓልወልና።ብጣዕሚ ተሰቢኹ ዘይፈልጥ ዓብዩ ታሪኽ እዩ። ንኩሉና ህዝበ እግዚኣብሄር ኤርትራን ኢትዮጵያን ኦርተደክስ ተዋህዶ ብግእዝ ዝውዕል ዕለት/ መዓልቲ ንጠቀም።ዓመተ ዓለም፣- ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ዘሎ ዓመት ምስ ድኅሪ ልደተ ክርስቶስ ዘሎ ዘመን ተደሚሩ ዓመተ ዓለም ይበሃል።ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ዘሎ ዘመን፡- ዓመተ ፍዳ፣ ዘመነ ኵነኔ፣ ዘመነ ብሉይ ይበሃል። ጠቕላላ 5500 ዓመት እዩ።ድኅሪ ልደተ ክርስቶስ ዘሎ ዘመን ድማ፡- ዓመተ ምሕረት፣ ዘመነ ሥጋዌ ይበሃል።-> 5500 + 2014 = 7514÷4=18782ተረፍ ስለዚ ሒዝናዮ ዘለና ዘመን ዘመነ ማርቆስ ይብሃል።መረድኢታት1ተረፍ ዘመነ ምቴዎስ2ተረፍ ዘመነ ማርቆስ3ተረፍ ዘመነ ሉቃስ0ተረፍ ዘመነ የውሃንስ።መዓልቲ7 መዓልቲ ሓደ ሰሙን።30 መዓልቲ ሓደ ወርሒ።12 ወርሒ ሓደ ዓመት።365 መዓልቲ ሓደ ዓመት።ማለት 30×12=360+5ጳጉሜን365።ብሩኩን ቅዱስን በዐል የሃንሰ መስቀለ ይግበረልና እግዚኣብሄር።
እንቋዕ ብዳሓን መጻኻ ኩቡር ሓወይ ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣሜን 💒💒💒💒💒💒💒🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏👏👏👏👏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
Etio da abey ktgizae entay alewa bahri do wey werki Eri adey gin kula bahri kula werki 😍👑❤🇪🇷⚘💎💎💎
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መጋቤ ሃዲስ
እግዜአብሄር ዕድመ ይሃብኩም ዘሎ ሂወት ይባርከልኩም ቃለ ሂወት የስመዓልና አቦና።
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ኽቡር ኣቦናን መምህርናን ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስመዐልና ጸጋ እግዚአብሔር ኣምላኽ ይብዝሕ ዝተመሃርናዮ ኣብ ጽላት ልብና ይሕድር✝️
ቃለ ህይወት የስማዓልና መርጌታ ኣማኑኤልእግዚኣብሕር ጸጉኡ የብዘሓልኩም።
ኣሜን ኣሜን ኣሜንን ቃለ ህይወት የስምዓልና ይበል ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም
ኣሜን ኣሜን አሜን ቃል ሂወት ይስማዓና መምህርና እግዛብሄር. ኣመላኽ ጸግኦ የብዛሓልካ 🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️🍀🍀💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞
ኣሜን መምህርና ኣገዳሲ ትምህርቲ ሚሂርኩሙና ጸግኡ የብዝሓልኩም
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna qdus egziabiher amlak xega ab lieli xega yeadlkum ab lbna yhdro
Amen Amen Amen kalhwet jsmalna Amen Amen Amen kalhwet jsmalna Amen Amen Amen kalhwet jsmalna
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ኣቦና መንግስቱን ጽድቁን ይዓድለልና ኣሜን !!
ቃለ ሂወት የስምዓልና አቦና እግዛቢሄር ጽግኡ የብዝሐልኩም
BRAVO bravissimo, grazie, QETSILO, ane zihzineni ametemhret m qiyaru
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መምህርና ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጋኡ የብዝሓልኩም
amen,amen,amen kuburun brukun memhrna bhaqi qalehiwet yesmeAlna. nay lomi weledo dea ay msnfas mqddam endu koynu zelo men nnay wshti gezEu xega kbrbr elkumo Ekum. gda fetari fnote qudusan wedna knktel mefesqudus yhagzena. xegEu ybzehalkum zeAmaniel memhrna
Your right Nay gidin Nab Eritrea Kimles alewo . Kulen Hagerat Africa Awropa Ziwesedwo Kirsen Kimlesen yhata Alwa . Why not We are ?
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሕ አሜን
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ትንታነ። ቀጽሎ።ዝይዳ ከተህፍትሞ ክኣ ፈትን።
ንቀሺ አንታ አይበሃልን ንምታይ ትዝንጥሎም❓ ከተክብሮም ይግባእ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ።
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና መምህርና
Amen amen amen kali hiwet yesmealna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማልና
ኣሜን (3) ካል ሂወት የስማእልና
Kale hiwet ysmelna abona nay bhaji bzuh zeynfelto zneberna tariknan qanqanan bahlnan semienayo. Kexlwo memhr.
Kale hiwot yesmealna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዓልና
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalina abona megabe hadish tsegue yebtsihalikum fetary.
amen amen amen kal hiwet yesmalna
Thank you Memhre kale hiwet yesmealna.
አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓና አቦና ጸጋ አብ ርእሲ ጸጋ የብዝሐልጋ እግዚአብሄር ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ሃገርና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤲🙏ይባርከልና አምላክ እዛ ቅድስቲ ዝኮነት ሃገርና ካብ ኩሉ ባሊሁ ዘመንና ይቀይረልና እቲ ተዘሚቱ ዘሎ ቁዱሳን መጻሕፍትና ብሰላም ይምለሰልና ሰላም ንሃገርና ኩሉ ዓለም ሰላምን ህዝበይ ይአክል የበለና ብዝሐለፈ ጸላእትና ይስጎጎልና አሜን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤲🕯️🤲✝️⛪
ክቡራት የህዋት ከዕብዩ ዝግበኦም መምሃራን እዮብ Sheire ብምግብር ነተበባዓዮም. ክቡር መምህርና ጸጉኡ የብዝሓልካ ኣምላክ
ብዛዕባ እቲኣ ኣማላድነት ከኣ 2ክፋል ሱደዱልና መምህረ ኣእላፍ
ቃለህወት የሰማአልና
Qalehwet yesmealna
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏🇪🇷
Amen Amanuel Hawna!
ብጣሚ ጽቡቕ ትምህርቲ እዩ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስምዓልና መምህርና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩም ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ይባርከልኩምናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ።
Amen amen amen kalehiwet yesmealna 🙏❤⛪
Amen amen🙏🙏
ቃል ሂወት የስመዐልና መምህረይ አነኮ ክፈትየኩ መዓት የ በጃኩም ነተባብዓዮም አሕዋት ሪኢኩም አይትሕለፉ
ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና፡ኣቦና
Ezgiabiher xegu yebzhalkum memhr!!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መ/ር ኣማኒኤል ሓውና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ እዚ ከምዚ ዓይነት መጽሓፍ እንተተኻኢሉ ብትግርኛ ተተርጉሙ ተዝዝርጋሕ ጽቡቕ ኔሩ ወይ ከኣ ኣበይ ክንረኽባ ንኽእል ተትሕቡሩና ጽቡቕ ኔሩ።
Kalehiwet ysmalna edmebaatgaystwet🌻🌻🌻
I don’t have any words about you Aboy Keshe. I always learned a lot from you. God bless you and your family. Please put one day special prayer for peace between Ethiopia and Tigray we all god kids 🙏🙏🙏
ሰላም አቦና ደስ ዝብል ፍልጠትዩ ግን ብከመይ ናብቲ ናትና ዝኮነ ግእዝ ክንምለስ ንክእል ቤተክርስቲያና ከ በዚ ጉዳይ እታይ ትብል ዝተጀመረ ነገር አሎዶ ❓የእግዚአብሔር ሠላም ንአኩም ይኩን አቦና 🙏💙
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና
Qal hiwet yesemealna
Wwwww Azeyu des zebl Thanks 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌹🌹🙏🏾
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስማዓልና መምህር።እዛ መጽሓፍ ኣበይ ክንረክባ ንኽእል? ዝካኣል ተኮኑ እቲ እትርከበሉን ክንረክበሉ ንክእል ቦታ ተትሕብረና ጽቡቅ ነሩ ኣገዳሲ መጽሓፍ እዩ።
አሜንንን መምህር
ቃለ ሂወት የስመኣልና
Qale hiwet yesmealna
Btami des zebl tmharti qal hiwet yesmalna memhr
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና
Kbre Negest meas texahifu????
Cahiwet yesmalna abona megabi Amaniel Edime yehabele Egizabuhir amen amen amen abotatna cahiwet yesmalna
Kale hiwet yesmana mahbere tna yhabka
btaemi des zebl mebfesawn tarikawn tmhrti edme yhabkum nemhr
Btami des zbil tmhrti abona zeynfelto buzuh afltkumna kexlwo.
Btamiy mheriy tmhirtiy xga Amlak ybzhelkum abziy tarikna nay btkrstana hkiy kidmses enrialu zelna zeman bhekiy ewanawun agdasn eyou abona
Queen saba from hamasien
God bless eritrea
ቃል ኣምላኽ ግዳ ዘይትምህር ሓቂ እንተለካ፡ካብ ቆሎ ጥጥቖ ትዛረብ ትውዕል።
ቃለ ኣምላክ ኣበይ እሞ ኢልካዮ ፡ በተክርስትያን እክ ብዘይ መስረት ኣይኮነትን መጺኣ፡ ንቤትክርስትያን ክድም ፍለጣ ድሕሪኡ ካ ከትፍቅራ ኢካ ከይፈለጥካያ ግን ክትጸልኣ ጥራይ ኢካ ኩቡር ሰብ
ቓለ ሂወት ይስማልና ኩቡር ሓው ::. ግን ናይ ግዐዝ ቃንቃ ኣብዚ ሳዓት ዝዛረብሉ ሰባት ኣሉዉ ዶ ::ወይ ወን ኮርስ ዝህብ ናይ ገአዝ ቤትምህርቲ ኣሎ ዶ?
God bless you 🙏❤🙌
ቃል ሂወት የስመዓልና
Amen.amen.amen
Enkan beslam metih memher xletkom tezekorna
ዝኸበርኩም መምህር መጀመርታ ቃለ ህይወት የስማዓልና። ቀጺለ ክብሎ ደልየ ዘለኹ ግን፥ እዛ ሕጂ ዘላ ካርታ ናይ ኤርትራ ምድረ ኣግኣዚ እያ ዝብል ግን ኣይትአረድኣንን ምኽንያቱ እዛ ካርታ እዚኣ መግዛእቲ እዩ ፈጢርዋ። ካልኣይ እቲ ቅርስታት ኣብ ግዜ ሃይለስላሴን መንግስቱን ተዘሪፉ መጽዩ ዝበልኩሞ ቅኑዕ ኣይመስለንን ምክንያቱ ኣብቲ ግዜ እቲ ሓንቲ ኢትዮጵያ ስለ ዝነበረት ናብ ዋና ከተማ ዩ ግዒዙ። ሕጂ ክምለስ ኣለዎ ዝብል ሓሳብ ግን ቅኑዕ ሓሳብዩ።
ኢሂ እንታይ ሓቢጢካ ዋላ ትማሊ ትመስረት እንታይ ጸገምካ? ኤረትራ ብኤርትራውያን እያ ተመሲሪታ ማንም ሰብ ኣኮነን መሲሪትዋ እቲ መግዛእቲ ካኣ ኣኮነን ኤረትራ እተን ቡሩቱዓት ሃገራት ኤውሮጳ ከም ባዓል ጀርመን ከይተረፈ ተገዚኤን እየን እቲ ዘገድስ ከመይ ትማሓደር እዩ ከመይ ኤረትራ ተመስሪታ ከምኡ’ውን ቅድሚ ኤረትራ መን ትባሃል ኔራ ዘገድስ
Amennn
ዝኸበርካ፡ መርጌታ፡ ወልደኣማኑኤ እዛ፡ መጽሓፍ፡ ካብይ፡ ክረክባ፡ ይኽእል? ሓበረታ፡ እባ፡ ስደደለይ፡ ሓደራኻ።ዮሐንስ
Amen 🙏🏽✝️Amen 🙏🏽✝️🌿🌿Amen 🙏🏽🤲Amen 🙏🏽🤲🌵🌵
Qal hiwet yesmalna memehir ze amnuel
በሓቃ ለሂወት የስመዓልና
ላመን ጽግእ ጽግእ ኤረትራን ኢትዮጵያ ታሪኮም ውልደቶም ይፈልጡዶ አቦና ብደንቢ አጽሪይኹ ም አምህሩ 90/100 ታሪክ ናይ ተጋሩ አገው እዩ ታሪክ ትብልዎ ዘሎ
Tadese
Kale hiwet yesmealna Abona memhrna! Gn kam nAfrica gexu du keydu? Ezi tmrti kab ztefelaleyu ztefelaley timrti eu zwehabo, ane kem zfelto kem zenbebkowo gn Kam nay beal Iran Afghanistan botata kem zkede eu! Slezi ztexareye timrti tethbuna xbuk nieru!?
ኣበየና መጽሓፍ ኢኺ ኣንቢብክዮ ደቂ ካም እኮ ብዙሓት ኢዮም ሓደ ካብኦም ከኣ ኩሽ ኢዩ። ዘርኢ ኣፍሪቃ ካብ ካም ጸሊም ኢዩ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣለኪ ንስኺኸ ካበይ ኢኺ ኣንቢብክዮ
❤❤❤🙏🙏💒💒💒✝️✝️🤲🤲
ማእምር ዘኣማኑኤል እዛ መጽሓፍ ኣበይ ክንረክባ ንኽእል
Please which part of Eritrea is from Jew .
LORD have mercyy
Qale hiwet yesmalna abona xegakum yebzahayo fetari
ፈጺምካ ታሪኽ ኣይትፈልጥን ኢኻ::ቅድም ጽቡቕ ጌርካ ታሪኽ ተመሃር ኣንብብ::
ፈጺምካ ስለ ዘይትሰምዕ ኢኻ እምበር ካብዚ ንላዕሊ ንጹር ትምህርቲ የለን
ንዚ ሌባ ኣረጊት ጣሳ ዝመስል ስሙ ኣማኑኤል ግብሩ ሳጥናኤል ስመስል ሓማሴና ጽን ኢልኩም ትሰምዑ ተጋሩ እንተሃሊኹም ኣይትስምዓዎ እዚይ ናይ ህግደፍ ጃሱስ ኢዩ ኣብ ኣኽሱም ኣብተጋሩ በህግደፍን ብኣምሓሩን ዝበጽሐ ጨፍጫፍ ብፍላይ ከኣ ብዳንኤል ክብረት ንሙሴ ጽላት ካብ ኣኽሱም ናብ ባህርዳር ንምውሳድ ብዘተገብረ ኣብህዝቢ ዝበጽሐ ምንም ኣይበጽሐን ኢሉ ተጠጠሊዑ ዝተዛረበ ርጉም ሻዕቢያ ኢዩ እሞማ ሀዚ ከኣ ታሪኽ ንምስራቕ ላዕልን ታሕትን ይብል ኣሎ ኣይትስመዑዎ ሰራቒ ታሪኽ።
ኣስተዉዒልካ ተዛረብ ዓቕምኻ ፍለጥ ድርባይ መምህር ዝበልዎ ዝመሃርዎ ደጊምካ ስምዓዮ ደሓር ከኣ ሊቃዉንቲ ቤተክርስትያን ክትጸርፍ መሰል ዝሃበካ የለን ፡ ቁሩብ ክትፈልጥ ጸዓር ፡ሕጂ መምህርና ሓቆም ኢዮም ተዛሪቦም ተዘይተዋሒጥልካ ማይ ጌርካ ዉሰዶ
+++mhret yerdelka, Eritrea hagere Hamasen eya txwae kab titi tikmti 4netbi
@@asmeretberaki300 መጻሕፍትን ታሪኻትን ኣልዒሎም ኢዮም መምህር ዝዛረቡ ዘለዉ ንስኺ ከኣ መርትዖ ሒዝኪ ተዛረቢ እንበር ምሕረት ዘድልየኪ ንዓኺ ኢዪ ፡
ደብረ መዓር ናይ ጸርፍ መንፈስ እዩ ከምዚ ዘጻርፈካ ኪ ዘሎ መምህርና ብዙሕ ዓመታት ኣብ ትምህርቲ ቤት ግዚኦም ዝተጠቀሙሉ እዮም። እቲ ቅኑዕ ታሪኽ ድማ መጻሕፍቲ ብመጥቃስ ሓቁ ይነግሩና ኣለዉ ስለዚ ፈላጥ እንተሎ መጻሕፍቲ የቅርብ አምሓሩን ትግራዎትን ድማ ታሪክ ተመሃሩ ጸርፊ ግን ናይ ሕማቃት በትሪ ምኻኑ እዩ።
@@abieltesfabrhan4111 g m.A
ብጣዕሚ ደስ ዘበል ትምህርቲ አቦና እግዝኣብሄር ፀገኡ የብዘሓልኩም:: ትግረን ትግርኛን ባዕሎም እሙናት መስኻኽር ናይ ግዕዝ እዮም::
እግዝአብሄር ይመስገን ቃል ሂወት የስምአልና ፈጣሪ ንኤርትራን ህዝባን ይባርክ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መጋቤ ሓድስ ዘኣማኑኤል ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም
አሜንንን ቃል ህይወት የስምዐልና መምህር !
ክብርን ምስጋናን ውዳሴን እምልኾን ንልዑል ፈጣሪ ይኹን። አሜንንን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና መምህርና መ/ር ሓዲስ ዘኣማኑኤል ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትኩም እግዚአብሔር ኣምላክ። ከማኩም የብዘሓልና እግዚአብሔር ናትናን መሰረታውን ግእዝ ቋንቊን ኣቆጻጽርኡን ክንጥቀመሉ ምስውዓሉን ጥበቡን የዓድለና።
ቅድስት ሃገር ኤርትራ ታሪኪ ዛንታኺ ሕሱማት ገዛእቲ ዘሚቶሞ ዘይናቶም ናትና 'ዩ ኢሎም።
መምህር ነዊሕ ዕድመ ጥዕና ጸጋ ይሃብካ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስምዓልና መምህርና
እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩም ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ይባርከልኩም ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላክና ።ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ትምህርቲ ።
ቃለ ህይወት የማዓልና ብሓቂ ኣገዳሲ ትምህርቲ ንዝነበሩናን ንዘለውና ጥንተ ቅርስታትና ክንሑሉን ንዝጠፍኡ ክነምልስ ናይ ኩልና ዕዮ እዩ ሃብቲናን መንንነትና ስለዝኾኑ ።
Waaaaaaw btami des zbl akerarba Eritrea 🇪🇷 bzuh ztkber Tarik alewa
❤እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኤርትራን ህዝባን❤ ቃል ሂወት የስምዓልና❤
አቦና ቃለሂወት የስመአልና ፈታሪ ጥዕናን እድመ ማቱሳላህ ይሐበልና ንስኹም ብሉጻት ተኻእቲ ወለዶ ፈታሪ ይሐበና
ቅዱስ አግዛብኄር ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ይባርኽ ቃለ ሂወት የስምዓልና።
መምህር ዘኣማኑኤልስ ከምዚ እዩ ዘጸብቀልካ ቃል ሂወት የስመዓልና 😢
ቃለሂወት የስማዓልና መምህርና ።
ከም ፍቓድ ኣምላኽ ብዛዕባ ቡን ዘይት ምህሩና ንምዝኽኻር እየ መምህረይ ።
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ምድረ ኣግኣዚት ሃገርና ኤርትራ ካብ ራስ ቄሳር ክሳብ ራስድሜሮ እግዚኣብሄር ይሓልወልና።
ብጣዕሚ ተሰቢኹ ዘይፈልጥ ዓብዩ ታሪኽ እዩ። ንኩሉና ህዝበ እግዚኣብሄር ኤርትራን ኢትዮጵያን ኦርተደክስ ተዋህዶ ብግእዝ ዝውዕል ዕለት/ መዓልቲ ንጠቀም።
ዓመተ ዓለም፣- ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ዘሎ ዓመት ምስ ድኅሪ ልደተ ክርስቶስ ዘሎ ዘመን ተደሚሩ ዓመተ ዓለም ይበሃል።
ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ዘሎ ዘመን፡- ዓመተ ፍዳ፣ ዘመነ ኵነኔ፣ ዘመነ ብሉይ ይበሃል። ጠቕላላ 5500 ዓመት እዩ።
ድኅሪ ልደተ ክርስቶስ ዘሎ ዘመን ድማ፡- ዓመተ ምሕረት፣ ዘመነ ሥጋዌ ይበሃል።
-> 5500 + 2014 = 7514÷4=1878
2ተረፍ ስለዚ ሒዝናዮ ዘለና ዘመን ዘመነ ማርቆስ ይብሃል።
መረድኢታት
1ተረፍ ዘመነ ምቴዎስ
2ተረፍ ዘመነ ማርቆስ
3ተረፍ ዘመነ ሉቃስ
0ተረፍ ዘመነ የውሃንስ።
መዓልቲ
7 መዓልቲ ሓደ ሰሙን።
30 መዓልቲ ሓደ ወርሒ።
12 ወርሒ ሓደ ዓመት።
365 መዓልቲ ሓደ ዓመት።
ማለት 30×12=360+5ጳጉሜን365።
ብሩኩን ቅዱስን በዐል የሃንሰ መስቀለ ይግበረልና እግዚኣብሄር።
እንቋዕ ብዳሓን መጻኻ ኩቡር ሓወይ ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣሜን 💒💒💒💒💒💒💒🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏👏👏👏👏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
Etio da abey ktgizae entay alewa bahri do wey werki
Eri adey gin kula bahri kula werki 😍👑❤🇪🇷⚘💎💎💎
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መጋቤ ሃዲስ
እግዜአብሄር ዕድመ ይሃብኩም ዘሎ ሂወት ይባርከልኩም ቃለ ሂወት የስመዓልና አቦና።
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ኽቡር ኣቦናን መምህርናን ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስመዐልና ጸጋ እግዚአብሔር ኣምላኽ ይብዝሕ ዝተመሃርናዮ ኣብ ጽላት ልብና ይሕድር✝️
ቃለ ህይወት የስማዓልና መርጌታ ኣማኑኤል
እግዚኣብሕር ጸጉኡ የብዘሓልኩም።
ኣሜን ኣሜን ኣሜንን ቃለ ህይወት የስምዓልና ይበል ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም
ኣሜን ኣሜን አሜን ቃል ሂወት ይስማዓና መምህርና እግዛብሄር. ኣመላኽ ጸግኦ የብዛሓልካ 🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️🍀🍀💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞
ኣሜን መምህርና ኣገዳሲ ትምህርቲ ሚሂርኩሙና ጸግኡ የብዝሓልኩም
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna qdus egziabiher amlak xega ab lieli xega yeadlkum ab lbna yhdro
Amen Amen Amen kalhwet jsmalna Amen Amen Amen kalhwet jsmalna Amen Amen Amen kalhwet jsmalna
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ኣቦና መንግስቱን ጽድቁን ይዓድለልና ኣሜን !!
ቃለ ሂወት የስምዓልና አቦና እግዛቢሄር ጽግኡ የብዝሐልኩም
BRAVO bravissimo, grazie, QETSILO, ane zihzineni ametemhret m qiyaru
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መምህርና ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጋኡ የብዝሓልኩም
amen,amen,amen kuburun brukun memhrna bhaqi qalehiwet yesmeAlna. nay lomi weledo dea ay msnfas mqddam endu koynu zelo men nnay wshti gezEu xega kbrbr elkumo Ekum. gda fetari fnote qudusan wedna knktel mefesqudus yhagzena. xegEu ybzehalkum zeAmaniel memhrna
Your right Nay gidin Nab Eritrea Kimles alewo . Kulen Hagerat Africa Awropa Ziwesedwo Kirsen Kimlesen yhata Alwa . Why not We are ?
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሕ አሜን
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ትንታነ። ቀጽሎ።ዝይዳ ከተህፍትሞ ክኣ ፈትን።
ንቀሺ አንታ አይበሃልን ንምታይ ትዝንጥሎም❓ ከተክብሮም ይግባእ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ።
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና መምህርና
Amen amen amen kali hiwet yesmealna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማልና
ኣሜን (3) ካል ሂወት የስማእልና
Kale hiwet ysmelna abona nay bhaji bzuh zeynfelto zneberna tariknan qanqanan bahlnan semienayo. Kexlwo memhr.
Kale hiwot yesmealna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዓልና
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalina abona megabe hadish tsegue yebtsihalikum fetary.
amen amen amen kal hiwet yesmalna
Thank you Memhre kale hiwet yesmealna.
አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓና አቦና ጸጋ አብ ርእሲ ጸጋ የብዝሐልጋ እግዚአብሄር ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ሃገርና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤲🙏ይባርከልና አምላክ እዛ ቅድስቲ ዝኮነት ሃገርና ካብ ኩሉ ባሊሁ ዘመንና ይቀይረልና እቲ ተዘሚቱ ዘሎ ቁዱሳን መጻሕፍትና ብሰላም ይምለሰልና ሰላም ንሃገርና ኩሉ ዓለም ሰላምን ህዝበይ ይአክል የበለና ብዝሐለፈ ጸላእትና ይስጎጎልና አሜን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤲🕯️🤲✝️⛪
ክቡራት የህዋት ከዕብዩ ዝግበኦም መምሃራን እዮብ Sheire ብምግብር ነተበባዓዮም. ክቡር መምህርና ጸጉኡ የብዝሓልካ ኣምላክ
ብዛዕባ እቲኣ ኣማላድነት ከኣ 2ክፋል ሱደዱልና መምህረ ኣእላፍ
ቃለህወት የሰማአልና
Qalehwet yesmealna
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏🇪🇷
Amen Amanuel Hawna!
ብጣሚ ጽቡቕ ትምህርቲ እዩ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስምዓልና መምህርና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩም ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ይባርከልኩምናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ።
Amen amen amen kalehiwet yesmealna 🙏❤⛪
Amen amen🙏🙏
ቃል ሂወት የስመዐልና መምህረይ አነኮ ክፈትየኩ መዓት የ በጃኩም ነተባብዓዮም አሕዋት ሪኢኩም አይትሕለፉ
ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና፡ኣቦና
Ezgiabiher xegu yebzhalkum memhr!!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መ/ር ኣማኒኤል ሓውና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ እዚ ከምዚ ዓይነት መጽሓፍ እንተተኻኢሉ ብትግርኛ ተተርጉሙ ተዝዝርጋሕ ጽቡቕ ኔሩ ወይ ከኣ ኣበይ ክንረኽባ ንኽእል ተትሕቡሩና ጽቡቕ ኔሩ።
Kalehiwet ysmalna edmebaatgaystwet🌻🌻🌻
I don’t have any words about you Aboy Keshe. I always learned a lot from you. God bless you and your family. Please put one day special prayer for peace between Ethiopia and Tigray we all god kids 🙏🙏🙏
ሰላም አቦና ደስ ዝብል ፍልጠትዩ ግን ብከመይ ናብቲ ናትና ዝኮነ ግእዝ ክንምለስ ንክእል ቤተክርስቲያና ከ በዚ ጉዳይ እታይ ትብል ዝተጀመረ ነገር አሎዶ ❓የእግዚአብሔር ሠላም ንአኩም ይኩን አቦና 🙏💙
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና
Qal hiwet yesemealna
Wwwww Azeyu des zebl Thanks 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌹🌹🙏🏾
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስማዓልና መምህር።እዛ መጽሓፍ ኣበይ ክንረክባ ንኽእል? ዝካኣል ተኮኑ እቲ እትርከበሉን ክንረክበሉ ንክእል ቦታ ተትሕብረና ጽቡቅ ነሩ ኣገዳሲ መጽሓፍ እዩ።
አሜንንን መምህር
ቃለ ሂወት የስመኣልና
Qale hiwet yesmealna
Btami des zebl tmharti qal hiwet yesmalna memhr
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና
Kbre Negest meas texahifu????
Cahiwet yesmalna abona megabi Amaniel Edime yehabele Egizabuhir amen amen amen abotatna cahiwet yesmalna
Kale hiwet yesmana mahbere tna yhabka
btaemi des zebl mebfesawn tarikawn tmhrti edme yhabkum nemhr
Btami des zbil tmhrti abona zeynfelto buzuh afltkumna kexlwo.
Btamiy mheriy tmhirtiy xga Amlak ybzhelkum abziy tarikna nay btkrstana hkiy kidmses enrialu zelna zeman bhekiy ewanawun agdasn eyou abona
Queen saba from hamasien
God bless eritrea
ቃል ኣምላኽ ግዳ ዘይትምህር ሓቂ እንተለካ፡ካብ ቆሎ ጥጥቖ ትዛረብ ትውዕል።
ቃለ ኣምላክ ኣበይ እሞ ኢልካዮ ፡ በተክርስትያን እክ ብዘይ መስረት ኣይኮነትን መጺኣ፡ ንቤትክርስትያን ክድም ፍለጣ ድሕሪኡ ካ ከትፍቅራ ኢካ ከይፈለጥካያ ግን ክትጸልኣ ጥራይ ኢካ ኩቡር ሰብ
ቓለ ሂወት ይስማልና ኩቡር ሓው ::. ግን ናይ ግዐዝ ቃንቃ ኣብዚ ሳዓት ዝዛረብሉ ሰባት ኣሉዉ ዶ ::ወይ ወን ኮርስ ዝህብ ናይ ገአዝ ቤትምህርቲ ኣሎ ዶ?
God bless you 🙏❤🙌
ቃል ሂወት የስመዓልና
Amen.amen.amen
Enkan beslam metih memher xletkom tezekorna
ዝኸበርኩም መምህር መጀመርታ ቃለ ህይወት የስማዓልና። ቀጺለ ክብሎ ደልየ ዘለኹ ግን፥ እዛ ሕጂ ዘላ ካርታ ናይ ኤርትራ ምድረ ኣግኣዚ እያ ዝብል ግን ኣይትአረድኣንን ምኽንያቱ እዛ ካርታ እዚኣ መግዛእቲ እዩ ፈጢርዋ። ካልኣይ እቲ ቅርስታት ኣብ ግዜ ሃይለስላሴን መንግስቱን ተዘሪፉ መጽዩ ዝበልኩሞ ቅኑዕ ኣይመስለንን ምክንያቱ ኣብቲ ግዜ እቲ ሓንቲ ኢትዮጵያ ስለ ዝነበረት ናብ ዋና ከተማ ዩ ግዒዙ። ሕጂ ክምለስ ኣለዎ ዝብል ሓሳብ ግን ቅኑዕ ሓሳብዩ።
ኢሂ እንታይ ሓቢጢካ ዋላ ትማሊ ትመስረት እንታይ ጸገምካ? ኤረትራ ብኤርትራውያን እያ ተመሲሪታ ማንም ሰብ ኣኮነን መሲሪትዋ እቲ መግዛእቲ ካኣ ኣኮነን ኤረትራ እተን ቡሩቱዓት ሃገራት ኤውሮጳ ከም ባዓል ጀርመን ከይተረፈ ተገዚኤን እየን እቲ ዘገድስ ከመይ ትማሓደር እዩ ከመይ ኤረትራ ተመስሪታ ከምኡ’ውን ቅድሚ ኤረትራ መን ትባሃል ኔራ ዘገድስ
Amennn
ዝኸበርካ፡ መርጌታ፡ ወልደኣማኑኤ እዛ፡ መጽሓፍ፡ ካብይ፡ ክረክባ፡ ይኽእል?
ሓበረታ፡ እባ፡ ስደደለይ፡ ሓደራኻ።
ዮሐንስ
Amen 🙏🏽✝️Amen 🙏🏽✝️🌿🌿Amen 🙏🏽🤲Amen 🙏🏽🤲🌵🌵
Qal hiwet yesmalna memehir ze amnuel
በሓቃ ለሂወት የስመዓልና
ላመን ጽግእ ጽግእ ኤረትራን ኢትዮጵያ ታሪኮም ውልደቶም ይፈልጡዶ አቦና ብደንቢ አጽሪይኹ ም አምህሩ 90/100 ታሪክ ናይ ተጋሩ አገው እዩ ታሪክ ትብልዎ ዘሎ
Tadese
Kale hiwet yesmealna Abona memhrna! Gn kam nAfrica gexu du keydu? Ezi tmrti kab ztefelaleyu ztefelaley timrti eu zwehabo, ane kem zfelto kem zenbebkowo gn Kam nay beal Iran Afghanistan botata kem zkede eu! Slezi ztexareye timrti tethbuna xbuk nieru!?
ኣበየና መጽሓፍ ኢኺ ኣንቢብክዮ ደቂ ካም እኮ ብዙሓት ኢዮም ሓደ ካብኦም ከኣ ኩሽ ኢዩ። ዘርኢ ኣፍሪቃ ካብ ካም ጸሊም ኢዩ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣለኪ ንስኺኸ ካበይ ኢኺ ኣንቢብክዮ
❤❤❤🙏🙏💒💒💒✝️✝️🤲🤲
ማእምር ዘኣማኑኤል እዛ መጽሓፍ ኣበይ ክንረክባ ንኽእል
Please which part of Eritrea is from Jew .
LORD have mercyy
Qale hiwet yesmalna abona xegakum yebzahayo fetari
ፈጺምካ ታሪኽ ኣይትፈልጥን ኢኻ::
ቅድም ጽቡቕ ጌርካ ታሪኽ ተመሃር ኣንብብ::