መፅሓፍ ቅዱስ ኣብ ሓደ ዓመት፣ ፍሉይ መፅናዕቲ ብሉይ ኪዳን፣ ክፍሊ 1። ብመጋቤ ሓዲስ ቡሩክ ተስፋይ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 30 ноя 2024

Комментарии • 13

  • @JamelahM-w2w
    @JamelahM-w2w 10 дней назад

    ብጣዕሚ ድስ ዝብለ ትምህርቲ እግዚእብሔር እምላክ ፀጉኡ የብዝሕልኩም ክቡር መምህር መጋቤ ሃዲስ ዝስምዓናየ ዝተማሃርናየ እብ ልቦናና ይፃሕፍልና 🎉🎉

  • @gene6075
    @gene6075 9 дней назад

    ስለኹሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህርና ፀግኡን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም

  • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር ኣምላኽ❤❤❤

  • @ementseyon652
    @ementseyon652 9 дней назад

    ቃለህይወት የስመዐልና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኩም መምህርና

  • @Tነኝጓልእመብርሃን
    @Tነኝጓልእመብርሃን 9 дней назад

    ቃል ህይወት ያስመዐልና መምህርና ጸጋኡ ያብዝሐልኩም ብሓቂ❤❤❤

  • @OmegaTheology
    @OmegaTheology  9 дней назад +2

    ናብ ዘለኹሞ ግሩፓት ኹሉ ሸር ተትገብሩዎ ብዙህሕ ሰብ ክመሃረሉ ይኽእል እዩ።

  • @LeulHayelom
    @LeulHayelom 8 дней назад +1

    ጠፊእኹሙና እኮ መምህርና ናብዛ ዩቱብ እኮ ዓይንና ሕልው ኢላ

    • @OmegaTheology
      @OmegaTheology  8 дней назад +1

      ኣለኹ እየ ክቡረይ፣ደጊም ኣየቋርፅን

  • @gene6075
    @gene6075 9 дней назад

    ብሉይ ኪዳን 30 ደቒቓ
    ሓዲስ ኪዳን እውን 28 ደቒቓ ሰሚዕናዮ ነይርና 😂 ናበይ ኣጥፊእኹሞማ ለለ ከም ብሓዱሽ ጀሚርኹም ::

    • @OmegaTheology
      @OmegaTheology  9 дней назад +2

      ብዝሐሸ መንገዲ፣ኩሉ ሰብ ከይሰልቸዎ ብ10 ደቒቓ ክኸውን ስለዝወስንኩ እዩ።

  • @gene6075
    @gene6075 3 дня назад

    ግንሲ ብሉይ ኪዳን 32 ን እንተኾይኖም ክንዝርዝሮም ከለናስ 32 ምምፃእ ኣብይኒ ኣነስ 16 ነብያት መሴ ዳዊት ሰሎሚን ሳሙኤል ኢያሱ ናታን?

    • @gene6075
      @gene6075 3 дня назад

      እዝራ : ንህምያ