You are not just a physician, but also a talented teacher Dr. Sharon. You convey your message perfectly. Thumbs 👍🏽 ሓኪም ጥራይ ኣይኮንክን፡ ተውህቦ እትውንኒ መምህር'ውን ኢይኺ። ቀጽልዮ ዶተሬሳ። ብሓቂ የቐንየልና።
Thank you Sharon, It is very very important and helpful when you write down the world's like you said example water intoxicated,I appreciate that it is informative and educational.
Dr. Sharon you're a turning point in youtubers from Eritrean community I hope our youth use their time watching your educational and health programs than other idiotic videos.
Exactly. That is my point. Many videos are wasting time reaily. This is the best educational tool. Many people should learn from her. It is so beneficial.
Beautiful , talented and well articulated Dr.!! Proud of you Dr. . Thanks for your enlighteningment, it will be helpful in our daily eritrean activities.
This is the most useful lesson ever. It is better this effectively describes lessons than listening fake political propaganda and wasting time useless.
Thanks ድር ሻሮን you'ረ ዐ turning point in youtubers from eritrean community l hope our youth use their time watching your eductanional and health progarams than other idiontinc videos
You are doing great job 👏 Doctor habtey. Last time after I saw your video about predaibetic I asked you one question AND you already answered My question "OGTT" But when I went to my primary doctor she told me "here in America we only use this kind of test "OGTT" for pregnancy. For normal people we use a1c" Is a1c enough to check predaibetic? Thanks 😊
Hi selam ane kemzi tiblo zeleka ab eritrea malet sawa keleku dem befincahy ywexani neru even dekuse keleku leit aratey dem yimelie neru wala gexey kihixeb ele afinchay tinkif entebileya dem bidem yikewin nere abzi ab israel mis mexakhu win kemau yegatmenin neru ati ab afincha zelo kifal korbey sile zilihaxe eyu.mewedata dictor zilike mus haben dhan aleku slezi bzuh ayichenek
ብታዕሚ ደስ ዘብል ትምህርቲ እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኪ ደጉተረ
ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ስልኪ ተትሰድለይ ግን ክሓተኪ ሕቶ
@@tsegayzenfo453611❤
,የቀንየልና ዶክተር ጽቡቅ ትምህርቲ ድኻምኪ ከይጸብጸብኪ ንሕበረተሰብኪ ተምህሪ እሞ ብዝርድኦ ቋንቋ ክንደይ ሐካይም ኤርትራውያን አለው በብሞዮኦም ከምዚ ናትኪ ከምህሩ ተስፋ እገብር ናትኪ እዃ ንበይና እያ GOD BLESS YOU
ብጣዕሚ ጠቃሚ ትምህርቲ ጎበዝ ክብርቲ ሓፍተይ ሓደ ነገር ክሓትኪ ተምሃርት ከለኪ ኣስፖርቲ ይዋዳደር ነይረ ጉያ ዋላ ሰርከስ ይጋማጠል ነይረ ድሕሪ ዝተወሰነ ጊዜ 1 ወርሒ ዝኣክል ኡሑ የብለኒ በቃ ኣየቃርፅን ነይረ ምንም መድሓንት ኣይተጠቀምኩን ቲ ኡሑ ገድፉኒ ሐጂ ግን ናብ ስደት ማሌተይ ሱዑዲ ዓረብ ኣለኩ ከብድ ነገር ክሰርሕ ማራ ይደክመኒ ኣብዚ ሞንጎ ኣጥባተይ ብጣዕሚ ይጉህፀኒ ፀባ ተስትየ ንእሽተይ ይገድፈኒ ረጂ ተገይረ በቃ ይቃፀል ዋላ ሓጭን ኣያሃልዮ እቲ ናይ ስራሕ ብጃማ ኣብቲ ረጂ ቀርቅረ ይሰርሕ ነብሰይ ማራ ቀጥኒ ኣብዚ ዘለክዎ ሕጋዊት ሰለዘይኮንኩ ሕክምና ኣይከድኩን ጨጎሪ ድዩ ዋይ ድካም ልቢ በጃኪ ገለበልኒ ክብርቲ ሓፍተይ
ይቀኔልና ሐፍትኖ ዶክተር ቫሮን ዘቅረብክልና ትምህርቲ
አዝጋብሄር ኣምላኽ ኤድመን ጥዕናን ይሃብኪ, ንበርልና ደክተር ሻሮን.
ደ/ር ሸሮን ብጣዕሚ ፀቡቅ ትምህሪቲ እዩ ቀፁሉሉ...ሕቶ ተሎ ተሎ ምሻነን ከዓ ቁሩብ እንታይ ይክዉን ደ/ር?????መልሲ
ክትምልስለይ ተስፍ ይገብር ክብርቲ ደኩተር ሳሮን ሓፍትና ናይ ማዳ ናይ ገፅ ክትታሓባበርና ብትሕትና ይሓትት ብዙሕ ክርየማት ፈቲነ ንጊዚኡ ይጠፍእ ትክርየም ተቃሪፀዮ ደሞ ይምለስ በጃኪ ሪኢኪ ከይትሓልፍኒ ኢኪ ኣብ ዘለክዩ ደሞ ሰላምን ቅሳነትን ይምነየልኪ ❤❤❤❤
ገላጽን መሃርን;ውሕልልቲይ።ዶቶረ ሻሮን። ከማኪ ይብዛሓ
Thank you Doctor❤❤❤❤❤❤
ዝከበርክን ዝተፈትክን ክብርቲ ሓፍት ኤርትራዊት ዶ/ር ሳሮን ወልዱ ብትህብዮ አስተምህሮን ፍልጠትን ምክርን ከየድነቁኪ ክሓልፍ አይደልይን እየ ቀጽልዮ እየ ዝብለኪ
ክብርቲ ሕፍቲ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ፡ዝገርመኒ እንተሎ ኖርማል ማይ ሰቲኻ ህስስ ዝበለ ብጫ ሕብሪ ትሸይን ኣልኮል ብዝያዳ ቢራ ኣብ ትሰትየሉ ዋላ 30ቢራ ስተ ኣብ ውሽጢ 8/9ሰዓታት ጹሩይ ማይ ዝመስል ትሸይን ፡ስለዝስ ጹሩይ ምኻኑ ውን ጠንቂ ጉድለት ጥዕና ምኻኑ ትሕብርና ኣለኺ።
የቐንየልና ክብርቲ ዶክተር 🙏#ሓንቲ ሕቶ ነይራትኒ ቅድሚ ምድቃስና ማይ ምስታይ ጉድኣት ኣለዎዶ? በጃኺ ተገዲስኪ መልስለይ ዶክተር !
ዶክተር ሻሮን እዚ ዝአክል ፍልጠት እንዳሃለወ አበይ ኔረ ገሪሙኒ ይቅሬታ ግበርለይ ይናሰሕ አለኩ ።ብጣዓሚ ደስ ዘብል ምህሮ መክዘን ኦእምሮና ክስፍሕ ትህብዮ ዘለኪ ።ፍልጠትኪ እዝጋብሄር የሰስነልኪ ።ድሕሪ ደጊም ዝመጸት መአድኪ ተካፋሊ ምኮነይ ቃል ይአቱ ።በቲ ፍልጠት ይረክብ ።በቲ ዝፈለጥክዎ ንካልእ የማሐላልፍ ።የመስግነኪ ዶክተር ።ቀጽሊ ጥራይ።
ክብረት ይሃበኪ ክብርቲ ሓፍተይ 🥰🥰🥰🥰
የቀንየልና ብዝርዳኣና ቓንቓ ገይርኪ ምምሃርኪ እግዚኣብሄር ይመስገን ነዓኺ ዘተንሰኣልና ኣጆኺ በርትዕልና ብዙሕ ኢና ንመሃር ዘለና ፡ እምበር ጀርመናውያንስ ማይ ስተ እንዳበሉ ቅሩንባ ኢዮም ኣትሒዞምና። ብድጋመ የቀንየልባ።
ክብረት ይሃብኪ ዶር ከም ባዓል ንስኪ ስነ ልቦናዊ ምክሪ ምሃብኪ ኣብ ስደትና ዓቢ ሓገዝ ዩ ናዓኪ ሙሉእ ጥዕና ይሃብኪ ንሕና ካኣ ጥዕና ክንረክብ ካብ ምክርኪ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ
Doctor Sharon ብሊቢ ኢና ነመስግነኪ ቅጽልዮ ኣምላክ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
❤Thanks Shikorina Haftey jgna❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽ ሻሮነይ ሓፍተይ በዛ ሕዝኽያ ዘለኽ ሙቁሉል ኣማሃህራኽን መንፋዓትኺን ተውህቦኺን ባኣኣ ቀጽእልያ ሻሮነይ ሓፍተይ ካብ ልብና የቀንየላን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ሽኮሪና ሓፍተይ❤❤❤❤❤
You are not just a physician, but also a talented teacher Dr. Sharon. You convey your message perfectly. Thumbs 👍🏽
ሓኪም ጥራይ ኣይኮንክን፡ ተውህቦ እትውንኒ መምህር'ውን ኢይኺ። ቀጽልዮ ዶተሬሳ። ብሓቂ የቐንየልና።
Hi please talk to me about bacteria medication sis👍
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዶክቶር ሻሮን ! ብሓቂ ምህርቲ ብርእሰ ተአማምነት ዘለኪ ኢኺ ቀጽልዮ!
ክብርቲ ዶክተር ሻሮን ብጣዕሚ ዘንቅሕ ፡ ዝምህር ፡ ኣፍልጦ ዘዕቢ ጽቡቅ መደባትኪ ኣምላኽ ይባርኽኪ መሊሱ ኣእምሮኺ ይባረኽ
ኣገናዕ! ወይ ከኣ high five እዛ ጏለይ!
You are amazing young Doctor. We are so proud of you.
Carry on!😘
Thank you Sharon, It is very very important and helpful when you write down the world's like you said example water intoxicated,I appreciate that it is informative and educational.
Thanks Dr Sharon. You’re a blessing to our people.
Docter bzaeba lbi eba pls 👏
Btami yeke yelna Dr Sharon. Aziki nfeti tekuri seb bhaki eti agalaltsks des kbleka amlak ybarki tenan edmen yhabki, nkdey kezi kemay zey felt seb kem tenkhi rgtsegna eye kab kulu beti nrdo kanka adena mom key haweski, ete hawiski ka eda tergomki sle tegrblna btami des zbl kelet agalaltsa aleki ketslyo bruk malti.
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቀፅሉሉ ደ/ሻሮን የቀንየልና
Dr. Sharon you're a turning point in youtubers from Eritrean community I hope our youth use their time watching your educational and health programs than other idiotic videos.
ኣበይ ኢኺ እትነብሪ ግን ሽኮረይ
Thank you Doctor sharon
Exactly. That is my point. Many videos are wasting time reaily. This is the best educational tool. Many people should learn from her. It is so beneficial.
Thankyou dr.saron ኣነ ተክለ ይብሃል ሓንቲ ሕቶ ኣለትኒ ፈውሲ መርዘን ከ እንታይ ዩ ማለት ብከመይ ክትፍውሶ ይከኣል ተገዲስኪ መልስለይ ኢኪ ማለት ኣሸጊራትኒ ስለ ዘላ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዶክተር ጽቡቕ ኣገላልጻ የቀንየልና👍👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤❤❤❤✅✅💯🇪🇷
ሰላም ሰላም ብዘይ ኣፈላላይ ኣብዛ ሳዓት ሕጂ ብሓይሊ ኣምላክ ሑጉስ ዘለካ ንዘላለም ሓጎስካ ይንበር ንጭነቅ ዘለካ ከኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ራህዋ ይለውጦ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ዕድመን ጥዕናን ያበካ ቀጺለ ሳብስክራብ ሓጉዝኒ ይህዋት ኣብ ፑሮፋይለይ ኣቲኩም የቀኔለይ,..
Subscribe ለሚንካ ኣይኮነንን ዝጠቅመና ስራሕ ሽዑ ክንጥቀም ንመጽእ አንበር subscribe ጊርና ሓሳይና ተኾነ ከ
Beka ab kulu ktlmunu subscribe subscribe ab zkednayo antay aynet srah eyu ezi🤮
Giss
Heji komu elkume telmunu dehare ka sebate dey kowen kumenger dey belu da amexakume terubshuna
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትምህርቲ ቀጽልዮ ዶክተር
ግን አነ ሐንቲ ሕቶ አላትኒ አብ ዝበዘሔ ደቂ አንሰዮ ሸንቲ ኢንፈክሽነ የጥቅዔን ወላ ደኩተር አዚዝልካ አንቲቫዮቲኽ ምሰ ወዳእካዮ ንቁርብ ጊዜ ታዓጊሱ ይምለሰካ እንተ በዚሑ ታብሌት ምውሐጥ ደማ ንኩሊት ሕማም ተቃላጥፎ እዩ ይበሃል : ነዚ እታ መፈተሒ አለዎ ዶክተር ከእንታይ ትብሊ ጠንቂ ካምንታይ .እዩ
ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ ጠቀምትን ጎዳእትን ሰብነትካ ክብሪ ይሃብኪ ዶ/ ሻሮን
ሰላም ንዓኺ ዶክ ተር. ሻሮን ኣብ ህወቲክ ሙሉእ ጥዕናን. ኣብ ስራሕኪ ዓወት. ይምነየልኪ በት ትህብዮ ዘለኺ ኣስተምህሮ ብጣዕሚ ይማሃርን ይሕገዝን ኣሎ ኣጆኺ በርትዕ ቀጽልዮ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Beautiful , talented and well articulated Dr.!! Proud of you Dr. .
Thanks for your enlighteningment, it will be helpful in our daily eritrean activities.
ዶ/ር ሻሮነ ብጣዕሚ ነመስግን
ብታዕሚ ተቃሚ ትምሕርቲ ፍልተትኪ መመሊሱ ይሰስን እግዚኣብሂር ኣምላክ ይባርክኪ
This is the most useful lesson ever. It is better this effectively describes lessons than listening fake political propaganda and wasting time useless.
Am proud of you doctor Sharon keep going we love you 😍
ብጣዕሚ ንፍዕቲ። ብቋንቋኻን ብዝርዳአካን አሞ ብህድእ ዝበለ አጋላልጻ ክትገልጽልና ከለኽስ ናይባሐቂ ዕድለኛታት እና። እናሰማዕካዮ ምልክት ጥዕናኻኸ አበይ ከምዘለኻ ዉን ኽትቋጻጾሮስ አየጸግመካን እዪ ሞ ቀጽለዮ አምላኽ ይባርኽኪ ንህዝብኺ ከምዚ ጌርኪ ከተረድእዮ ከለኺ ብቅልሉ ተረድኡ ህይወት ጥዕኑኡ ክካታተል ይኽል እዪ እሞ ቀጽልዮ ተባረኺ
Thanks Dr.sharon you are amazing,we need educationals like you who try to transfer their knowledge to rheir community
ኣዚዩ ደስ ዘብል ትምህርቲ፡ኢዩ ደ.ሻሮን ቀጺልዮ። ካብዚ ኒላዕሊ በርቲዕኪ ክትቕጽልዮ ድማ የተበባዓኪ። ከም ተወሳኪ ንኮሎም ስርዓተ ህዋሳት ብክምዚ መሰረት ፡ ምልክቶምን፡ ጠንቆምን ፡ መደሃኒቶምን አዳገበርኪ ከትዳልውልና ውን ክላወበኪ ይደሊ።
سبحان الله
الله يجزاك خير يارب
🥰💕
ሸንቲ አብ እዋን ሐደጋ መንከሰቲ ተመን አዚዪ ጠቓሚ እዩ ከም ቀዳማይ ረዲኤት ኮይኑ ክሳብ አብ ሕክምና ንበጽሕ ንጥቀም ኢና እዚኸ ብኸመይ ትርእዮ ክብርቲ ሐብትና
ዶ/ርሻሮን።
🇪🇷Thank you for this information regarding the above matter. Its very much appreciated to the community🇪🇷.
ዶ/ ሳሮን ኣንቲ ጋል ለባማት ረቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ። ከማኪ ይብዝሓ 🥰🥰🥰🥰🥰
የቀንየልና ዶክተረ ደስ ዘብል ኣስተምህሮ 🙏🙏🙏
ደስ ዘብል ስነ ፍልጠታዊ ኣስተምህሮ ዶክተር ርሻን ሓብትና ዕድመ ኣጎልጉለትኪ ኣምላክ ይባርክ።ቀጽልዮ ብዙሕ እና ንጥቀም!!!
Thanks ድር ሻሮን you'ረ ዐ turning point in youtubers from eritrean community l hope our youth use their time watching your eductanional and health progarams than other idiontinc videos
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኣስተምህሮ ሻሮን ሓፍትይ ማይ ጽቡቅ እዩ ርስሓት ጸርግዎ እዩ ዝወጽእ እንዳበልና ብብዝሒ ምስ የዕሩከይ ንሰቲ ኢና ከይጸማእና ከለና ። ገለ ገለ ሰባት ከኣ ከይጸማእካ ክትሰቲ ኣለካ እንተደኣ ክሳብ ትጸምእ እንተ ጸኒሕካስ ኣይጽቡቁን እዩ ይብሉና እሞ ግዜ እንተረኪብኪ ነዚኣ ውን መብርሂ ሃብና ።ብዝተርፈ ሰሰናዩ ንዓኪ ክብርቲ ሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ።
አነ ዝብለኪ ዶ/ር ሳሮን ብጣዕሚ ተድልይኒ ነይርኪ ዘለኩዎ ዓዲ ሰላም የብሉን ብሓፈሻ ሕክምና የለን ክባሃል ይክእል እና ዋላ ዘይብለይ ፈሪሑ ይነብር አለኩ fb ተትነግርኒ ካባኪ ተስፋ ረኪበ በጃኪ በጃኪ
fb ናታ እንታይ ድዬ ዝብል በጃኩም ነገሩኒ ናዓይ ዉን ደልየያ ኣለኩ
ሰላም ዶክተር ሳሮን ንህዝብኺ እትህብዮ ብሉጽ አስተምህሮ ብጣዕሚ ጠቓሚ ሰለ ዝኾነ አዝየ እየ ዘድንቐኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ሓጎስ ካባኺ አይፈለ ምሰ ስድራኺ
You are incredible, nice, beautiful and good role model 💯👏👏👏👏
በጃኹም ነዓይ እዉን ናብቲ ዶክተር ሻሮን በፂሓቶ ዘላ ደረጃ ክተብፅሑኒ እላወዎኩም
Thank you Dr.Sharon Woldu. GBU 🙏
ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ክብርቲ ዶግተር ሻሮን ሓፍተይ ደስ ዝብል አዩ ።
I love your tactical presentation, thank you 😊
ብጣዕሚ ምሉእ ኣስተምህሮ ዶክተር ሻሮን። ከማኺ ሓቐኛ ሞያውያንን ምሁራትን ይብዙሑ ኣብ'ዚ ዩቱብ።
Long live Dr. sharon!!! Question 1. Back bone pain relation with weather
2.wisdom teeth advantages/ removal.
ኣዝዩ ሓጋዚ ዳክተር ሳሮን ❤🇪🇷🇪🇷🙏✌️⭐️⭐️⭐️
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ይቀንየለይ! ሓደ እኹል ሰብ ኣብ 24 ሰዓታት ክንደይ ዝኣክል ሊትሮ ማይ ክሰቲ ኣለዎ?
ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ የቀንየልና ክብርቲ ደኩተር ሳሮን ሓፍትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
Thank you Dr for what you do🙏🏾you are the best❤️❣️❤️
Tanks D/saran sewnet kulu geze zahli endegena kea may kemti zedle deyset
Gin sheniti may buzuh geziy desheyn
Kab mintay EU.
You are doing great job 👏 Doctor habtey. Last time after I saw your video about predaibetic I asked you one question AND you already answered My question "OGTT"
But when I went to my primary doctor she told me "here in America we only use this kind of test "OGTT" for pregnancy.
For normal people we use a1c"
Is a1c enough to check predaibetic?
Thanks 😊
የቀኔልና ዶክተር ሻሮን እዚ ናይ ቆልዑ ዝበልክዮ ብትክክል ዩ ወደይ ወዲ 4 ዓመት ዩ ኮቢነስ ይምገብ ኔሩ ግን ጠባዩ ማራ ተቀይሩ ኣነ ውን ገሪምኒ እቲ መግቢ ምስ ኣቃረጽኩሉ፡ግን ኣብቲ ናይ ቀደም ጠባዩ ተመሊሱ ስለዚ ብጣዕሚ ጠቃሚት፡ትምህርቲ ያ ሞ ኣእሙሮኪ ይባረክ ዛሓፍተይ
Many thanks Doctor, very important!
የቐንየልና ዶ/ር ሻሮን እዚ ትምህርቲኺ ናይ ብሓቂ ስሓብን መሃርን እዩ እሞ ቀጽልዮ
ሰላም ዶ/ሻሮን ብቀዳምነት ኣብ ሂወትኪ ጥዕና ኣብ ስራሕኪ ኣሳልጦ ይምነየልኪ ቐጺለ ብእትገብርልና ኣስተምህሮ ከየመስገንኩኺ ክሓልፍ ኣይደልን ሓንቲ ሕቶ ነይራትኒ ናብ ሕቶይ ክኣቱ ። ኣብ ግዜ ሓሩር ክኸዉን ከሎ ኣብ ማዓልቲ ሰለስተ ግዜ ደም በፍንጫይ ይፈሰኒ ። ሓደ ሓደ ግዜ ዉን ኣብ ማዓልቲ ክሳብ ሓሙሽተ ግዜ ይፈሰኒ'ዩ ፡ ሓንሳብ ምስ ጀመረ ክሳብ 30ደቒቅ ሓንሳብ 20 ደቒቅ 5 ደቂቅ ደው ከብሎ የሸግረኒ ወላ ንላዕሊ ኣንቃዕሪረ ስፈፍቲ ገይረ ደው ከብሎ ይፍትን ግን ቁሩብ ጸኒሑ ይምለሰኒ ።
1 ካብ ምንታይ ይብገስ እንታይ እዩ እቲ ጠንቁ ???።
2 ከምዚ ከጋጥመኒ ከሎ'ኸ እንታይ ክገብር ኣለኒ ደው ንኸብሎ ????።
3 ጸገም ከ ይምጽእ ዶ ????።
ከምዚ ከማይ ዘጋጥሞም ኣይሳኣኑን እዮም እሞ ብስፍሕ ዝበለ ቪዲዮ ተትሰርሕልና ጽቡቅ ነይሩ ግዜኺ ወፊኺ ድኻኪ ከይጸብጸብኪ ብእትገብርልና ትምህርቲ ደጊመ ብጣዕሚ እየ ዘመስግን የቀንየለይ ። ሓደራኺ ኣይትረስዕኒ ኢኺ ።
Hi selam ane kemzi tiblo zeleka ab eritrea malet sawa keleku dem befincahy ywexani neru even dekuse keleku leit aratey dem yimelie neru wala gexey kihixeb ele afinchay tinkif entebileya dem bidem yikewin nere abzi ab israel mis mexakhu win kemau yegatmenin neru ati ab afincha zelo kifal korbey sile zilihaxe eyu.mewedata dictor zilike mus haben dhan aleku slezi bzuh ayichenek
Amlak yimharka
ዶኽተሬ ብጣዕሚ ደስ ዝብል አስተምህሮን መደብን ኢዩ ኻብ ልቢ ኢና ነመስግን
ናይ ግስትርይት ገለ ትብልኒ ከመይ ምስ ትሓግስኩ ኔረ
Thank you Dr Sharon.
ጽቡቕ & መሃሪ ትምህርቲ እዩ
Thank you for sharing about this topic
ሻሮን ሓብተይ ብዛዕባ( ኢሞረዲዮ
ገለ በለና
ጥንቁን ሕክምንኡን
Thank you for answer
ኣውስታ ዲኻ!
@@Hmars2018 awtista tray zhamm zeleka men eyou
ብቐዳምነት ኩሉ እተቅርብዮ መደባትኪ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኪ ።ሓንቲ ርእይቶ ኣላትኒ ብዛዕባ ጽሩይ ሽንቲ እሞ ተደጋጋሚ ሽንቲ ዝሸይን እንተ ኾይኑ ንሕማም ሽኮር ይጥርጠር ስለዚ ኣብዚኣ ኣስፍሕ ኣቢልኪ ግለጽያ ምኽንያቱ ተቐባልነትኪ ኣብዚ ሜድያ ብጣዕሚ ላዕሊ እዩ ስለዚ ኣጀኺ ኣንሲት!!!!!
😍😍😍👌🙏👍
ዝከበርኪ ዶክተር ብዛዕባ ማይ ኣሰታትያ ዓቀን ኣይሓበርክና ጉዳኣቱ ጽራይ ኢኺ ተዛሪብኪ ርሞ ስጋብ ክንደይ ሊትሮ ክንሰቲ ከም ዘለና ሓብርና።
ብመጀመርያ ከመስግነኪ ይፈቱ ስለትገብርዮ ኣስተምህሮኪ ምሉእ ኣሳልጦ ይምነየልኪ ብምቅጻል ሓደ ሰብ ኣብ ምዓልቲ ክንደይ ሊትሮ ማይ ክሰቲ ኣለዎ የቀኔለይ
ክልተ ሊትሮ ወይ 6ተ ቡርጩቆ
ይቀንየልና ክብርቲ ዶክተር ሓፍትና ስለ ዝሃብክና ኣስተምህሮ ጀርመናውያን ደኣ ብዝሒ ማይ ስተ ጥራይ ስተ ዝብሉ
ጽቡቅ ኣሎካ ብርሃነ ጀርመናውያን ጥራይ ዘይኮኑ ቡዙሓት ሓካይም ውን ቡዙሕ ማይ ስተ ዮም ዝብሉ ግን ካብ ግዜ ናብ ግዜ ተመራመርቲ ሓድሽ መጽናዕቲ ስለ ዝወስዱ ዝተፈላለየ ሓበሬታ ዩ ዝመጽእ ሎሚ ቡን ጠቃሚ ይብሉካ ጽባሕ ሳዕቤን ኣለዎ ይብሉካ ድሓር ዝኮነ ዝጠቅመና መድሃኒት ካልእን ናቱ ሳይድ ኢፈክት ኣለዎ ስለዚ ኣብ ነብስኻ ምፍታን ጥራዩ ዝሓይሽ ተተሰማማዓካ ጽቡቅ ተዘይተሰማማዓካ ድማ ምግዳፍ ይሓይሽ ብዓቅመይ ዶክቶር ደኣ ኮይነልካ እምበር
መልክዓን አስተምሮአን 👍🏾
Thank you D.r Sharon "Bless you "👏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ጽቡቕ ጽቡቕ ትገልጺ ።ሓንቲ ወሳኺ ርእይቶ ኣላትኒ ።ብብዝሒማይ ዝመጽእ ሕማም ኣብ ቆራሪ ቦታ ሃገርና ኣሎ ቁርምባ ድማ ይባሃል።
Wow. That's good to know
የቀንየልና ደኩተረይ እ፡ር ፀግኡ የብዘሓልኪ ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ ዛሓፍተይ ቀፅልሉ
Dr. Sharon ኣጆኺ ንፍዕቲን ክብርትን ❤❤❤❤
ቀጽልዮ ንፍቲ ሃፍተይ ፍልጠትኪ ምክፋልኪ ከኣ የቀንየልና።
Waww Dr Sharon Niski Awra nay hizbna eki,amlak tsegu yebzehalki.
ናይ እግዚኣብሄር ሰላም ይብዛሐልኪ ሐፍተይ ሻሎን ቤተሰብ ኩሉ ሰላም ክህልው ይምበ ንጥዕናኺ ጹቡቅ ንስራሕኺ ቀሳልጢ ክህበኪ ይምነ
ብትህብዮ ብዛዕባ ጥዕና ወድሰብ እትህብዮ አስተምህሮ ዝፍቶ ዘይትፈልጦ ክትፈልጥ ካብቶም ንዓና ዝጎድኡና ንበልዖም ንሰትዮም ክንቁጠብ እይይ ዝገብረና ስለዚ አብ ቀጻሊ ሕቶ እንተለኒ ክሐትት እየ
ሰላም የሱስ ክርስቶስ ይብዛሐልኪ ሰላም ቅንያት
ሓፍተይ ናተይ ብመጅመርተ ሰላም ክትህልዊ ተስፍ የግብር ። ቅጽለ ኣብ ኩነታት ጥዕናይ ዝግጥምንይ ማለተይ'ሲ ናይ ሸንቲ ጽጋም አዩ ፥ ኩሉ ግዜ ዓፈራ የሸየን ከምእውን ብጫ የሸየን ግን ማለተይ'ሲ ቅድሚ ሕጅ ቲቢ ኩሎዝ ማለተ ዓብዪ ሳዓሊ ሓሚመ ነይረ ክልት ዓመተ ይሓልፍ መድሃኒ ካብ ዘገድፎ still እቲ ሺንቲ ግን ዋላ ከይትቀየረ ።
Thanks you a lot
Edmen tinane yhabiki fatiri kilu alem D. r sharon 🙏🙏🙏
ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ክብርቲ ዶር.ሃፍተይ ንሳ ከኣ ስፖርት ክዕሶ አግሪ ክጻወት ከለኩ ማራ ይደክም ብዙሕ የተንፍስ ተወሳኪ ከኣ የስዕለኒ አዩ ኣብ ትገብርለይ መልሲ የመስግን የቐኔለይ 🌾🌾🌾🍇🍇🍇
Doctor Sharon thank u kulu tgebryo zeleki.kalie khateki delye zeleku,ane shintey ente aqureyo Qanza ygebreley koynu entay kgebr aleni
docter ሳሮን ብታዕሚ ደስ ዘበል ትምህርቲ ተሕልፍልና ኣለኪ ምታዕሚ ነምስግነኪ ቅጺለ ኣነ ገን ክረብኪ ምካልኩ ዝኮነ ሕቶ ነርኒ ብዝዕባ ጥዕና ምክሪ ካኣ ብሃብክኒ ብከመይ ክረክብኪ ይከል ዋላ 2 ደቂቅ ካብ ግዚየኪ ወፍይለይ thanks
ዶክተር ብዛዕባ ኦሞረዲዮ ገለ በልና ጠንቅታቱ
❤Kberty haftey bety kulu astewaxeo nhzbna azeye yemesgen👍👍❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻
🙏🙏🙏ብጣዓሚ ጹቡቅ ትምህርቲ
ሐንቲ ሕቶ አላትኒ ብዝዓባ ለምጺ ጻዓዳ ሕማም ብኸመይ ይመጽእ እንታይ ከ መፍቲሑኡ ክሳብ ምንጻል ሰብ ይጋጥም መብሪሂ ሃብና
ሰላም ዎሰናይ ደክተር ሻሮን ፡ብሓቂ ብእተብዮ ሃናጺ ትምህርትኪ ከየመስገንኩኪ ክሓልፍ ኣይደልን ። እግዚኣቢሐር ዕድመን ትዕናን ይሃብኪ ቀጽልዮ ክብል እደሊ፡ ሕቶ ፡ብዛዕባ ሽንቲ ብፍላይ ኣብ ሕብረተሰብና ከም ባህላዊ ፈውሲ ፡ንውአስዶም ኢና ከም (ወይቦ ፡ተመን እብተ ነኪሱካ ውን )ካልእን ብብዝሒ ንጥቀመሎም ኢና ።ብልክዕ ሽንቲ ኣሲድ ኢዩ ስለዚ ክበዝሕ የብሉን እምበር ጥቅሚ ኣሎዎ ክበሃል ከኣ ይሰምዕ ኣብዚኣ ኩሩብ ኣብርህ ኣብልልና ኢኪ የመስግነኪ።
Tsbuq mkritat eyu kulu thbiyo tmhrttat Amlak ybarkki 🙏🙏🙏
Btaemi des zibil agelalixa u doctor sharon btgebrilna timirti enda amesgenku btaemi tedegagami shinti mishan bflay zahli kikewn kelo emo bzuh gize kab zijmreni newih u geru hikmna keydelu ayfeltin ye gn kali welahanti ab nebsey zisimani Neger yelen kab mintay ykewn btihtina tegediski melsiley doctor🙏
Tbareki Dokter Sharon❤🙏
ዶክተር ሻሮን ብጣሚ ጽቡቅ ኣስተምህሮ ግን ኢቲ ኣስማት ብኢንግልዝ ኮይኑ ኣብ ምርዳኢ ጽገም ኣሎ ብትግርኛ ኢንተዝኮዉን
የቐንየልና ዶክተር ። ብጣዕሚ መሃሪ እዩ።
Btami xbuk ..Dr. sharon bzaba hmam shikor mklkalun mknkanun ente temxlna xbuk neru
❤❤❤❤❤❤❤ goodblees you ጸግኡ የበዝሓልኪ
ሰላም ኣምላኽ ምሳኺ ይብዛሕ ዶ/ሻሮን መጀመርታ እዚ ኩሉ ትህብና ኣስተምህሮ ከየመስገንኩኺ ክሓልፍ ኣይደልን፣ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኢዩ ቀጽልዮ፣ ሓንቲ ሕቶ ኔራትኒ፧
ሳሕቲ ግዜ በዚ ናይ ቅድሚት ርእሰይ ልዕሊ ሸፋሽፍቲ ናይ ዓይነይ ዘሎ ቃንዛ ይስመዓኒ ኢዩ፣ ከምኡ ኸኣ ኣብ ጸጋማይ ኣፍ ልበይ፣ እዚ ካብ ምንታይ ይኸውን፣
ንስለ ኩሉ ነገር ኣቀዲመ የመስግን ክብረት ይሃበልና ዶክቶር ሻሮን ሓፍትና፣
Mnalbash nay lbi tsegem keykewn .lbna enteda hamima ala eti kedamay Symptome tsegamay aflbka eka kanza zgebrelka .nay lbi mermera entetgebri wey entetgebr bwegeney tsbuk koynu ysmani .