"ኩሉ ተዛዚሙ እዩ | ፕ/ት ክሽወም | ጌታቸው ደው ከብል | ምስ ሰራዊት ምርድዳእ ተገይሩ | ምስ ኣብይ ንምዝርራብ ቅድመ ኩነት | ርክብ ምስ ኤርትራ?

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 2 янв 2025

Комментарии •

  • @kalayuasefa1517
    @kalayuasefa1517 3 дня назад +2

    ተጋዳላይ አለም ገ/ዋህድ ጅግና ወዲ ህዝቢ ህወሃት ❤። መስመር ሓድነት ህዝቢ ይዕወት !!

  • @MezgebeGebregergs
    @MezgebeGebregergs 13 часов назад

    ንሕና ናብ ስልጣን እንተዘይተመሊስና ትግራይ ሰላም ኣይህልዋን ይብሉ ኣለው ጉጅለ ጽንተት

  • @abrahamhadgu3687
    @abrahamhadgu3687 4 дня назад +3

    ሃለዉለዉ🧑🏽‍🦯🤭

  • @sinke4259
    @sinke4259 4 дня назад +3

    ስልጣን ንናይ ለውጢ መናእሰይ ይወሃብ!!! ተማሂሩ ሃገር ናይ ምምራሕ ዓቅሚ ዘለዎ መንእሰይ ድራር ዓሳ ይኸውን ኣሎ፤ ንዕኡ ዕድል ሃብዎ፤ ንሱ ይምራሕ ንስኻትኩም ይኣኽለኩም፤ እንከይዓረፍኩም ተፈጥሮ ከይተርክበኩም፤ ዕረፉ።

  • @goitishm8450
    @goitishm8450 4 дня назад +8

    ዋና ቀላሲ ናይዚ ሕመቅ ፖለቲካ ትግራይ ቀንዲ ተጠያቂ ኣለም ገ/ዋህድ ኢኻ!

  • @HTT6892
    @HTT6892 4 дня назад

    Keep it up!

  • @danielfekadu3507
    @danielfekadu3507 3 дня назад

    ❤❤❤❤

  • @sesawha9301
    @sesawha9301 4 дня назад

    ዋይ መሕፈርቲ ለይስማዕ የለይ!!!

  • @Welday-x2w
    @Welday-x2w 3 дня назад

    Belaey seb

  • @danaitadam3107
    @danaitadam3107 4 дня назад +2

    It's a big lei

  • @kelebetmussie6192
    @kelebetmussie6192 4 дня назад +2

    እዚ ሰብ ኣብ ስልጣን ምስ ደየባ ትግራይ ናብ መዓሙቖ ጥሒላ

  • @belayhabtu7032
    @belayhabtu7032 4 дня назад +3

    ቓታሊ ትግራዋይን ትግራይ ን

  • @tedrosabai4589
    @tedrosabai4589 4 дня назад +2

    How dare him do this in front of people with lying

  • @NatnaelAndeberhan
    @NatnaelAndeberhan 3 дня назад

    One word repeating a hundred 💯 times as you are new in a leadership. No 👎 one is on the side of the tigray people. Every leadership in tigray now is for his own business.

  • @WoldeM-jf9yc
    @WoldeM-jf9yc 4 дня назад +4

    For how long this guy is lying?

  • @yonasteklay4807
    @yonasteklay4807 4 дня назад +2

    ናይዚ ኩሉ ታሓታቲ ንስኻ ኢኻ ማንም ትግረዋይ ይፈላጥ እዩ

  • @breybrey-o6t
    @breybrey-o6t 4 дня назад +4

    ኣለም ገብረዋህድ ማለት ስርቂ ጉሕለት ብድዐ ክሕደት ሓሶት ምትላል ሓሰት ሰታይ ደም ንፁሃን 1000 ዓመት ዝነብር ዝመስሎ ጠላም ህዝቢ ትግራይ

  • @Matebkom
    @Matebkom 4 дня назад +1

    አታ እዚ ዝእከብ ዘሎ በብ መዓልቲ ዝእከቡ ዘለው ተጋሩ ድዮም ?ሕዝቢ ብጥሜት እንሞተ ኩልሻእ ንሹመት ጥራይ ይዛተው አለው ትግራይ ሎሚ ዘመን ኢኺ ተቃልእኺ ተሕዝኒ

  • @goitishm8450
    @goitishm8450 4 дня назад +3

    ንስኻ በቲ ትገብሮ ዘለኻ ክትእሰር እዩ ዝግበኣካ!

  • @TigrayCommunityRefugees
    @TigrayCommunityRefugees 4 дня назад +5

    ጉጅለ ኣደመ (ህወሓት) ስልጣን ምበር ብዛዕባ ህዝቢ ሓሲቦም ኣይፈልጡን ክሓስቡ እዮም ኢልና ውን ተስፋ ኣይንገብርን

  • @AaAa-nm2ot
    @AaAa-nm2ot 3 дня назад +3

    ኣለም ንስካ ተረድኦ ወይ ትምህሮ ሰብ የለን ኩሉ ሰብ ኣብ ዚ ሰዓት ዘዋጽኦ ዝፈልጥ ዩ ዓጀውጀው ይትረፍካ

  • @NomarBegala
    @NomarBegala 4 дня назад +4

    ዘይ ስልጣን ካልእ ሕልሚ ዘይረኣዮም ካድረታት ዓበይቲ ኣዛብእ

    • @WoldeM-jf9yc
      @WoldeM-jf9yc 4 дня назад +2

      For our people the only Seytan or Devil is Debretsion, the guy who spoke and the lady I forgot her name

    • @TimmyTurner5-l5z
      @TimmyTurner5-l5z 3 дня назад

      ​@@WoldeM-jf9yc
      Fetilework or monjorino.

  • @Matebkom
    @Matebkom 4 дня назад +1

    ሰራዊት ምስ ሕዝቢ ትግራይ ሓደ እዩ ምስ ውድብ ህወሓት እንተተፀጊኡ ፀገም ክባራእ እዩ
    እዞም ደንቆሮታት ን45 ዓመት ብብሔር ሽም ብትግራይ ሕዝቢ ሽም
    ሰራዊት ልጋብ ህወሓት ድዩ አይተ ዓለም

    • @Matebkom
      @Matebkom 4 дня назад +2

      ምእላይ ምቅንፃል ምርሻን ናትኩም ናይዚ ጉጅለ ምዃኑ ዝፀንሓ ስራሕኹም እዩ ክንርእይ ኢና ሓፈት እንተይልኩም

  • @Selampeace111
    @Selampeace111 4 дня назад +2

    ቅራቅንቦ dictatorship

  • @danaitadam3107
    @danaitadam3107 4 дня назад +1

    ቀንዲ ተሓታቲ ናይዝፅንተት ተሓታቲ ጉጅለ ህዋሓት እዩ እካባኻ ጀሚሩ!!!

  • @kidanen99
    @kidanen99 4 дня назад +1

    ጌታቸው ኮነ ፃድቃን ከምኡ እውን ስዓብቶምን ወይ ካብ ትግራይ ክነባርሮም ኣለና ወይ ድማ ክንኣስሮም ኣለና
    ክምኡ እውን ንህዝቢ ትግራይ ማእኽል ኮይኑ ዝመርሕ ካብ ኩሎም ነፃ ዝኾነ ገለልተኛ ሲቢል ፕረዝዳንት የድሊየና ኣሎ😮

  • @Welse1965
    @Welse1965 4 дня назад

    በተኮል ብሴራ እድመኳ ወደካ ወድ ባዳ ትግራይ አደ ብክኵም ውላዳ ሲኢና

  • @gebremedhinhadera4652
    @gebremedhinhadera4652 4 дня назад +2

    ሐሸዉቲ ኢኹም ደጊም ብዘይካ እቶም ተኸተልኩኹም ዝአምነኩም ሕዝቢ የለን

  • @saidaman6424
    @saidaman6424 3 дня назад

    Hot air. Still demanding from Tegaru youth to save TPLF’s leadership as part of their strategies. One million is not enough.

  • @danaitadam3107
    @danaitadam3107 4 дня назад

    You are layer

  • @WedimhreyDire
    @WedimhreyDire 4 дня назад +3

    Meeting can't bring a solution and will never bring a change we need a change and no more TPLF

  • @WedimhreyDire
    @WedimhreyDire 4 дня назад +1

    Is that all what your agenda ? Do you never feel shame staying in leadership for more than 32 years thinking of your leadership only ? Who gave you Tigray as a private company ?Is Tigraway mean Adwa and TPLF Only ?