Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ኣነስ ይገርመኒ ኢዩ ብዝኽፈል ኣይንኸፍሊን ኢልኩም ብዙሑን ዉሑዱን ትዛረቡ ናይ ናጻ ከኣ ክጥሽይፉ ትጎዩ ቁርብ እባ ሕልና ይሃልወና ነዚ ክሰርሑ ክንደይ ድኻም ወጻኢታት ከምዝግበሮ ይሰቆርኩም
ናይ ዓሚ ኢዪ ግን ጽቡቅ መደብ ደቂ ኤረይ ❤❤🇪🇷🙏🙏
ክኽክክክክ ስሐቅ ወድእኩምና ስሐቅ ይምላእ ሂዎትኩም ❤️🇪🇷🥰❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንካዕ ኣሕብሩ ኣብፀሐና ደቂ አረ ሽኮራት ያስሓቅኩም ንበሩ ብስሓቅ ቆሰለ
ደቂ ኤረይ ሙቁራት ርሑስ በዓል ኤርትራዉነት ፍቅሪዩ ክቡር መንነትዩ ኩልኹም አብታ ትፈትዋ ሐገርኩም ክሳብ ትኸዱ ፈጣሪ ይኻልኹም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen amen thanks brother
Eitom zferiy zelewu tewasaeiti zeytemxueuwom ,tedegagami koyno eiyom tewedaderti ab qexali hadeshti knxbe eiya thanks
Amlak msakum ykun edmen tenan yhabkum bteamu xbuq medeb zeshq.
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
🇪🇷💝🇪🇷🌻🌻🌻💝🌻💝💝Chwatat jhwateyy Aseyyyy love keep it And God blessed you!!
ብምኽንያት በዓል ትንሳኤ ኢልካ ትንሳኤ ሰሙን ተሪፍዎ እንከሎ ኣብ ግዜ ሕማማት ከሚ ክትሰርሑ ጌጋ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ልዕሊ ሃይማኖትን ሕብረተሰብን ውን ንዕቀት ክንብሎ ከይንግደድ ተኣረሙሉ፡ ስለዚ ግደፉ ግደፉ፡ በዓል ትንሳኤ ምስ መጸ ዘርግሕዎ ከምዚ ዓይነት መደብ፡ ሕማማት ናይ ሓዘን ግዜና ስለዝኮነ ኣብ ግዜ ሓዘን መደብ ናይ ሰሓቅ ግደፉ።
Kkkkkkk Ata Shake meytna Eko so good job guys ❤️
Deqi Asmara Xaeda 🤗❤🙏Aweteyyyyy eway nafqotka beetiena mszom kulom mesarhta teakakibka dagmay hadishn eti zeymno sirahkum nkinreyo namlakna nxinyelkum. Edmen tienan abzelekumo 🙏❤🤗🇪🇷🌹🔥😘🙌🙌
ድሕሪ ዓወት ምድባሩ
ናይ መዓስ ደኣሉ ዓወት ደኣ ኣበይ ዲዩ ዞሎ
Nay ami
nay ami eu
ናይ ዓሚ እዩ
ጽቡቅ ብልዒ ለሚድኪ ከመይ ኢልኩም ክትምለሱ
ኣረ ይመችኩም ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
nay bhaki kem nay lomi sihiqe afeltn yehwatey natey ruhus awdeamet amete selam qsanet ygberelna
Edmen tenan yhabkum fetari deqi erey
Nic deki ereyyy shikorinatatt 🇪🇷 👏
Eway anes kfetwekum ❤❤❤❤❤
Good job guys
አረይሞችኩም❤❤❤❤❤❤❤
hakey baalkum ktxlu tdelyu alekum
Dani ጎይታ ጠባይ
Selam ema hawey kulu tekrbo medebat xbuk eyu gn ezia Media aykem ajemamran entay eyu eti xegem dhri awet moyta tebaraber eba
Moyta tray elki menfek gera kab tmewt dhri Awita
አረ ወዮ ኻብደይ ሳሓቕ መልእኹምዋ ምድር😂😂
Awet dea meas zsereho u niameta elkum serihkum xenihkum arhwoo u
❤❤❤
Btami des ktblu
😆😆😆😆😆🥰🥰🥰lov deqi ereyy
Awet tray medeb yeqrb bejakum
mebred media nay zehalefe amet eu new ena kabakum nixibe
Edman tenan yehbkom ftri
Nay 2021 mkanu kithbru nerkum
ደቂ ኤረይ መዓረይ ኣብ ዘለኹሞ ሰላምን ጥዕናን!!!ኣብ ስደት ዘለኹም ድማ ናፍቆት ስድራኹም ዘብቅዓሉ እዋን የምጻልኩም!!!ሳብስክራይብ ትበሃል ኣላ ትግጥምዋ ትኾኑ ኢኹም...ረጊጽኩምኒ ሕለፉ ኢኹም!!!
ክቡራት ይሕዋተይ ዝተፈላልየ ናይ ቀደም ደርፊ ክትሰምዑ እንድሕር ደሊኹም ኣብዝያ channel ሳብስክራይብ ኽትገብሩ ብኽብሪ ይዕድመክም '
Wela nay zhalefe amet ykun but it's so funny
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ሂወትካ ሙሉእ ተሓጎስ። ምስ ስድረካ ትራከበሉ ፡ ትሕጎሰሉ ኣምላክ ይሃብካ። ሓሳብ ልብካ የስምረልካ። ቀጺለ በጃካ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ።
amen amen amen
❤❤❤❤❤❤❤❤😊
Ayyyy nay ami ayu aye rebha 🤣🤣
Hadshe yelen deki erey nmntay
Awet Dea Temelsu Dyu Nab Adisba
ሰላም ፍቅሪ ጥዕና ሩሑስ ኣዉዳኣመትን ንኩሉ ወዲ ኣዳምሰላም ሩሑስ ኣዉዳኣመት MEBRED MEDIAሰላምን ሩሑስ ኣዉዳኣመትን ዝከበርኩም ኣቅሽሽትን መእመናንሩሑስ ኣዉዳኣመት ንኩሉ ወዲ ኣዳም።ብሓባር ብሓደ ልቢ እምቢ ንጵልእን ቂምታን ዘካርዩ ሰባት ንበል:: ዝኮነ ጽልእን ቂምታን ዘካርዩ ዓይነት ሰባት ኣይንስዓቦም። ጥበብ ፍቅሪ ንምለካ። እወ ንፍቅሪ :እምቢ ንጽልኢ ንበል። ሃይማኖት መሳርሒ Politica ኣይኩን እግዛኣቢሄር ከይቁጣዕ።ንፍቅሪ ንሰላም ንሓድነት ዝኩስኩሱ ሰባት ጥራይ ንስዓብ። እወ ንፍቅሪ እምቢ ንጽልኢ ይኩን መርገጺና። ፍቅሪ እቲ ዝዓበየ እግዛኣቢሄር ዝሓርዬ ሃይማናት ስለዝኮና:ኣቱም ኩቡራት ኣቅሽሽቲ ቃል እግዛኣቢሄር ምስዚ ከም ሽንፍላ ሓጺብካ ዘይጸሪ ረሳሕ Politica ኣይትሓዉስዋ ብሽም እግዛኣቢሄር። እግዛኣቢሄርን ሰብን ኩሉ ግዜ ይዕዘቦኩም ከምዘሎ ኣስተብህሉ። ፍቅሪ ይኩን ቋንቋኩም።Politics Separates us, Religion Divides us, Race disconnects us, but being human beings connects us in a human level. ናይ ኣቦታት ሕድሪ ዝነበረ ከነግር: መሰታ ቀዳምት ናይ ዓይኒ ምስከር: ባህለይ ኢካ ሓበነይ ንኩሉ ዝሰግር።እንካብ ኣቦታተይ ተቀበልከዋ ርስቲ: ሓባሪ ታሪከይ ነባሪ ሓወልቲ: ከሕልዋ እየ ኣነ ከይጠፍእ ምእንቲ።ፍደላትካ ከይዓኑ የማን መሰረትካ: ንፍስ ከይኣትዋ ከይዓኑ መንደቅካ: ከሰርዖም የ ባዕለይ ከነድቆም ቃላትካ።ናተይ ኢካ ናይ ወለዶ ርስተይ: ታሪካዊ መጵሓፍ መንነተይ: ከመስግኖ ታሪካዊ ምያካ: ንዘልኣለም ሓበን ናተይ ኢካ።የማነ ባርያ ፈላስፋ ሙዚቃ ናይ ኤርትራ::Yemane Barya The Philosopher of Eritrean Musicእወ ንፍቅሪ!እምቢ ንጽልኢ!Dr.Zerit Teklay U . S. Aamazoxa.comሰብን እግዛኣቢሄርን ደሕጎሰላ ረዚን መልእከቲ ዘለዋ መዝሙር (ደርፊ የማነ ባርያ ባህለይ ብፍናን Adal ድተደግመት ruclips.net/video/yZ_c_0KW_mQ/видео.html
ሰላም ኣሕዋት ምስ ስድራናን ዓድናን የራክበና ሰላም ይፍጠረልና መደባተይ ሪኢኩም ሳብስክራይብ ሓግዙኒ በጃኩም የሕዋተይ
We from Tigray, we need the service. could we access it easily.
Ata awet dia temelisu dyu welas yidgemena eyu zelo
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰
ዋይ ሳሕቅ ምዬት ምዬት
Eway beyney sahk moyte bsenki rutan aman
Ema (scheisse) elu kabey semiewo 😂😂
እንታይ ማለት እዩ " ጽልም ዝበለ" ኢልካ ዘረባ ?
ጥዑማት ኔርኩም ነገር ግን ወግዒ ዝበሃል ኣይትፈልጡን ኢኹም ፋሲካ እና በልኩም ኣብ እዋን ሕማማት ትፍንውዎ፡ ካባኹም ብዙሕ ኢና ንጽበ ስነጥበባዊ ስራሕ ጥራይ ዘይኮነን፡ ባህልን ስነምግባርን፡ ሃይማኖታዊ ስነስርዓትን ወዘተ...... እዩ። ጠቕሊሎም እምነት ዘይብሎም ሰባት ዝገብርዎ ስነምግባር ኢኹም ትገብሩ ዘለኹም። ናትኩም እምነት ዝኾነ ይኹን ብዘየገድስ ግን ናይ ተኸታተልትኹም ክብሪ ክትሕልዉ ይግባእ ኣዩ
Entay gedfkum hagerkum ktmilesu
Weew
Ewaa every Easter belu fenuwuwo 😒
😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Kkk
Seb bi putin teshakilu Alo meas yiwilia shegiriwo alo nisikum biznez terayikum huket enial abuk hadish mesiluna kea
Ydgm eyu zelo ,nay Ami eyu
Nimitay ab haki zey tnebru gin.ezi anawnser mish USA eyu zelo nay meas ekum teriyna zelekum kemy diyu koynu negeru
ዓወት አብይ ድዩ ዘሉ ድዩ ናይ ዓሙ እዩ
Just for money, this is old program
እርተራ
ዓ ዉ ታ ም ሕ ጎ ል
boring no new just repeating what you did last time
❤❤❤❤
😅🤣🤣🤣🤣🤣🤣
❤❤❤❤❤❤❤
ኣነስ ይገርመኒ ኢዩ ብዝኽፈል ኣይንኸፍሊን ኢልኩም ብዙሑን ዉሑዱን ትዛረቡ ናይ ናጻ ከኣ ክጥሽይፉ ትጎዩ ቁርብ እባ ሕልና ይሃልወና ነዚ ክሰርሑ ክንደይ ድኻም ወጻኢታት ከምዝግበሮ ይሰቆርኩም
ናይ ዓሚ ኢዪ ግን ጽቡቅ መደብ ደቂ ኤረይ ❤❤🇪🇷🙏🙏
ክኽክክክክ ስሐቅ ወድእኩምና ስሐቅ ይምላእ ሂዎትኩም ❤️🇪🇷🥰❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንካዕ ኣሕብሩ ኣብፀሐና ደቂ አረ ሽኮራት ያስሓቅኩም ንበሩ ብስሓቅ ቆሰለ
ደቂ ኤረይ ሙቁራት ርሑስ በዓል ኤርትራዉነት ፍቅሪዩ ክቡር መንነትዩ ኩልኹም አብታ ትፈትዋ ሐገርኩም ክሳብ ትኸዱ ፈጣሪ ይኻልኹም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen amen thanks brother
Eitom zferiy zelewu tewasaeiti zeytemxueuwom ,tedegagami koyno eiyom tewedaderti ab qexali hadeshti knxbe eiya thanks
Amlak msakum ykun edmen tenan yhabkum bteamu xbuq medeb zeshq.
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
🇪🇷💝🇪🇷🌻🌻🌻💝🌻💝💝
Chwatat jhwateyy Aseyyyy love keep it
And God blessed you!!
ብምኽንያት በዓል ትንሳኤ ኢልካ ትንሳኤ ሰሙን ተሪፍዎ እንከሎ ኣብ ግዜ ሕማማት ከሚ ክትሰርሑ ጌጋ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ልዕሊ ሃይማኖትን ሕብረተሰብን ውን ንዕቀት ክንብሎ ከይንግደድ ተኣረሙሉ፡ ስለዚ ግደፉ ግደፉ፡ በዓል ትንሳኤ ምስ መጸ ዘርግሕዎ ከምዚ ዓይነት መደብ፡ ሕማማት ናይ ሓዘን ግዜና ስለዝኮነ ኣብ ግዜ ሓዘን መደብ ናይ ሰሓቅ ግደፉ።
Kkkkkkk Ata Shake meytna Eko so good job guys ❤️
Deqi Asmara Xaeda 🤗❤🙏Aweteyyyyy eway nafqotka beetiena mszom kulom mesarhta teakakibka dagmay hadishn eti zeymno sirahkum nkinreyo namlakna nxinyelkum. Edmen tienan abzelekumo 🙏❤🤗🇪🇷🌹🔥😘🙌🙌
ድሕሪ ዓወት ምድባሩ
ናይ መዓስ ደኣሉ ዓወት ደኣ ኣበይ ዲዩ ዞሎ
Nay ami
nay ami eu
ናይ ዓሚ እዩ
ጽቡቅ ብልዒ ለሚድኪ ከመይ ኢልኩም ክትምለሱ
ኣረ ይመችኩም ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
nay bhaki kem nay lomi sihiqe afeltn yehwatey natey ruhus awdeamet amete selam qsanet ygberelna
Edmen tenan yhabkum fetari deqi erey
Nic deki ereyyy shikorinatatt 🇪🇷 👏
Eway anes kfetwekum ❤❤❤❤❤
Good job guys
አረይሞችኩም❤❤❤❤❤❤❤
hakey baalkum ktxlu tdelyu alekum
Dani ጎይታ ጠባይ
Selam ema hawey kulu tekrbo medebat xbuk eyu gn ezia Media aykem ajemamran entay eyu eti xegem dhri awet moyta tebaraber eba
Moyta tray elki menfek gera kab tmewt dhri Awita
አረ ወዮ ኻብደይ ሳሓቕ መልእኹምዋ ምድር😂😂
Awet dea meas zsereho u niameta elkum serihkum xenihkum arhwoo u
❤❤❤
Btami des ktblu
😆😆😆😆😆🥰🥰🥰lov deqi ereyy
Awet tray medeb yeqrb bejakum
mebred media nay zehalefe amet eu new ena kabakum nixibe
Edman tenan yehbkom ftri
Nay 2021 mkanu kithbru nerkum
ደቂ ኤረይ መዓረይ ኣብ ዘለኹሞ ሰላምን ጥዕናን!!!ኣብ ስደት ዘለኹም ድማ ናፍቆት ስድራኹም ዘብቅዓሉ እዋን የምጻልኩም!!!ሳብስክራይብ ትበሃል ኣላ ትግጥምዋ ትኾኑ ኢኹም...ረጊጽኩምኒ ሕለፉ ኢኹም!!!
ክቡራት ይሕዋተይ ዝተፈላልየ ናይ ቀደም ደርፊ ክትሰምዑ እንድሕር ደሊኹም ኣብዝያ channel ሳብስክራይብ ኽትገብሩ ብኽብሪ ይዕድመክም '
Wela nay zhalefe amet ykun but it's so funny
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ሂወትካ ሙሉእ ተሓጎስ። ምስ ስድረካ ትራከበሉ ፡ ትሕጎሰሉ ኣምላክ ይሃብካ። ሓሳብ ልብካ የስምረልካ። ቀጺለ በጃካ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ።
amen amen amen
❤❤❤❤❤❤❤❤😊
Ayyyy nay ami ayu aye rebha 🤣🤣
Hadshe yelen deki erey nmntay
Awet Dea Temelsu Dyu Nab Adisba
ሰላም ፍቅሪ ጥዕና ሩሑስ ኣዉዳኣመትን ንኩሉ ወዲ ኣዳም
ሰላም ሩሑስ ኣዉዳኣመት MEBRED MEDIA
ሰላምን ሩሑስ ኣዉዳኣመትን ዝከበርኩም ኣቅሽሽትን መእመናን
ሩሑስ ኣዉዳኣመት ንኩሉ ወዲ ኣዳም።
ብሓባር ብሓደ ልቢ እምቢ ንጵልእን ቂምታን ዘካርዩ ሰባት ንበል::
ዝኮነ ጽልእን ቂምታን ዘካርዩ ዓይነት ሰባት ኣይንስዓቦም። ጥበብ ፍቅሪ ንምለካ። እወ ንፍቅሪ :እምቢ ንጽልኢ ንበል። ሃይማኖት መሳርሒ Politica ኣይኩን እግዛኣቢሄር ከይቁጣዕ።
ንፍቅሪ ንሰላም ንሓድነት ዝኩስኩሱ ሰባት ጥራይ ንስዓብ። እወ ንፍቅሪ እምቢ ንጽልኢ ይኩን መርገጺና። ፍቅሪ እቲ ዝዓበየ እግዛኣቢሄር ዝሓርዬ ሃይማናት ስለዝኮና:ኣቱም ኩቡራት ኣቅሽሽቲ ቃል እግዛኣቢሄር ምስዚ ከም ሽንፍላ ሓጺብካ ዘይጸሪ ረሳሕ Politica ኣይትሓዉስዋ ብሽም እግዛኣቢሄር። እግዛኣቢሄርን ሰብን ኩሉ ግዜ ይዕዘቦኩም ከምዘሎ ኣስተብህሉ። ፍቅሪ ይኩን ቋንቋኩም።
Politics Separates us, Religion Divides us, Race disconnects us, but being human beings connects us in a human level.
ናይ ኣቦታት ሕድሪ ዝነበረ ከነግር:
መሰታ ቀዳምት ናይ ዓይኒ ምስከር:
ባህለይ ኢካ ሓበነይ ንኩሉ ዝሰግር።
እንካብ ኣቦታተይ ተቀበልከዋ ርስቲ:
ሓባሪ ታሪከይ ነባሪ ሓወልቲ:
ከሕልዋ እየ ኣነ ከይጠፍእ ምእንቲ።
ፍደላትካ ከይዓኑ የማን መሰረትካ:
ንፍስ ከይኣትዋ ከይዓኑ መንደቅካ:
ከሰርዖም የ ባዕለይ ከነድቆም ቃላትካ።
ናተይ ኢካ ናይ ወለዶ ርስተይ: ታሪካዊ መጵሓፍ መንነተይ: ከመስግኖ ታሪካዊ ምያካ: ንዘልኣለም ሓበን ናተይ ኢካ።
የማነ ባርያ ፈላስፋ ሙዚቃ ናይ ኤርትራ::
Yemane Barya The Philosopher of Eritrean Music
እወ ንፍቅሪ!
እምቢ ንጽልኢ!
Dr.Zerit Teklay
U . S. A
amazoxa.com
ሰብን እግዛኣቢሄርን ደሕጎሰላ ረዚን መልእከቲ ዘለዋ መዝሙር (ደርፊ የማነ ባርያ
ባህለይ ብፍናን Adal ድተደግመት ruclips.net/video/yZ_c_0KW_mQ/видео.html