ስነ-ጥበባውያን ነቦታት ምስማዕ ኣብዮም፡

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 9 янв 2025

Комментарии •

  • @neshnesh_show
    @neshnesh_show Месяц назад +400

    500 euro ሓጊዘ ኣለኩ ። ብርግጽ ክንድዚ ሓጊዘ ኣለኩ ኣይበሃልን እዩ ። ግን እቲ ተከታታሊ ናይ ቻነለይ ነቲ ናተይ ርእዩ መታን ዓቅሙ ክሕግዝ ዓቅመይ ሓጊዘ ኣለኩ። ኩላትና ዓቅምና ንሓግዝ ። ናብ ካልእ ውን ከመሓላልፎ የ ። የቐንየለይ🙏

    • @EfremGebrelul
      @EfremGebrelul Месяц назад +14

      ክብረት ዪሃብካ ንዝሊኣለም ሊዕል በል❤❤❤

    • @EfremGebrelul
      @EfremGebrelul Месяц назад +12

      ነሹ ሓወይ ብጣዕሚ ፍቲየኻ

    • @ZaraRuba
      @ZaraRuba Месяц назад +6

      Xbuk u neshinesh
      Naka riom bzuhat kem zhgzu yamn e

    • @YoditMehari-v9z
      @YoditMehari-v9z Месяц назад

      @@neshnesh_show egziabher zewxakayo ytekealka neshu kab tom sebketi memharan ena zbulus niska thaysh

    • @yohanahabtemariam2739
      @yohanahabtemariam2739 Месяц назад +5

      Neshu 50 euro eba bel eti 450 euro n shaebya eka hibkaya nebska aytetalil

  • @MerhawiSium
    @MerhawiSium 27 дней назад +8

    ናይ ብሓቂ ኣቦታተይ ኣምላክ ልቢ ልድያ ዝከፈተ ልብና ይክፈተልና ከነተግብር ኣምላክ ይሓግዘና😢😢😢 ❤❤❤❤

  • @selamdaniel3282
    @selamdaniel3282 Месяц назад +62

    ዓቢ መልእኽቲ ዩ እሞ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ልቢ ሊድያ ዝኸፈተ ልብና ይኽፈተልና 😢❤

  • @selamteamr5697
    @selamteamr5697 Месяц назад +63

    እዞም የሕዋት ንኩልና መንእሰያት ኣብ ካልእ ሃለውሎም ዘለና ነብስና ክንሓክክ ምእንቲ ኢዮም እዚ ድራማ ዝሰርሑዋ፡ኣምላክ ኣብ ውሽጥና ሓዲሩ ነብስና ክንሓክክ ይግበኣና

  • @ZEDOMAN-d4r
    @ZEDOMAN-d4r 28 дней назад +6

    ኣጆኹም ኣቦታትና ንኹሉ ኣምላኽ ባዕሉ ኣሎ ሓዊኩም ካብ ትግራይ❤

  • @abramgebrehans3331
    @abramgebrehans3331 Месяц назад +7

    አጆኩም አቦታትና ንገዳም ደብረ ቢዘን ሐገዝና ንምብርካት አብ ጎንኩም አለና ጾሎት አቦታትና ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን።

  • @Tsegabrhanyemane2769
    @Tsegabrhanyemane2769 Месяц назад +36

    ብሓቂ ክርስቲያን ተስፋ ኣይቆርጽን ኢዩ ኣምላክ ዓይነ ልቦና ይክፈተልና

    • @NegasiShishay
      @NegasiShishay Месяц назад

      ብሓቂ ክርስትያን ተስፋ ኣይቆርጽን እዩ እሞ ኣምላክ ቅዱሳን የቅንዓልኩም ኣባታትና ጸሎትኩም ኣይፈለየና

  • @SamuelMengstab-f6h
    @SamuelMengstab-f6h Месяц назад +11

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማኣልና ገዳም ደብረቢዘን ኒኩልና ዚምልከት ዩ ኣኣቅምና ነበርክት ሚአንታና ዝጺሉዩ ኣቦታት ኢዮም ሳላ ጸሎቶም ከኣ ኒካየድ ኣለና ❤❤❤ኣሕዋተይ ኣሓተይ በጃኩም ንርዲኣዮም

  • @helenabraha7801
    @helenabraha7801 Месяц назад +26

    ናይ ብሓቃ ማሃሪት እዝግኣቢር ኣብዚሑ ይባርኩም 🙏🏾ናይ ሓጎስ ንብዓት ነቢዐ 😢

  • @s.t3264
    @s.t3264 Месяц назад +27

    ናይ ብሓቂ እግዚኣብሄር ይቅረ ይበለልና አዕንቲ ልቦናና ይክፈተልና ከምቲ ልቢ ልድያ ዝከፈቶ እግዚኣብሄር ልብና ይክፈተልና። ኣሕዋተይ ኣዓቅምና ንሓግዝ ዋላ ሓንቲ ቅርሺ ትኩን ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ዓባይ እያ
    ያላ ደቂ ተዋህዶ ኢደይ ኢድካ ንብሃሃል መታን ናይ ዘልኣለም ሂውት ክንረክብ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    ኣቦታተይ ኣብ ጸለትኩም ዘኩሩኒ ኣነ ድክምቲ ሓፍቲኩም❤

    • @roziroza3655
      @roziroza3655 Месяц назад

      ናይዘልዓለም ሒወት ክርስቶስ ኢየሱስ በምእማንዩ እምበር ቅርሺ ወይ ካኣ ገንዘብ ስለዝሓብካ አይኮነን መጀመሪያ ጽድቁን መንግስቱን ድለዩ ይብል ቃሉ ብድሕሪኡ እንተ ክትሕብ እንተ ክውሃበካ ንሱ ባኣሉ እግዚአብሔር ይምልአልካ ናይ ዘልኣለም ሒወት ኢየሱስ ክርስቶሰ'ዩ

  • @great2894
    @great2894 Месяц назад +44

    ብጠዓሚ ጽቡቕ መደብ ኢዩ። ክንደይ ኤርትራዊ ኢዩ ኣብ ብዙሕ ብኢትዮጵያውን ዝተኸፍተ ናይ ጎፋንድ ሚ መደባት ገንዘቡ ዘፍስስ። ኩሎም ኢትዮጵያውያን መዓልታዊ ``ኤርትራውያንና ኢትዮጵያውና!`` እንዳበሉ ኢዮም ዝልምኑ። እቲ ዝበዝሐ ከኣ ኤርትራዊ የዋጽኦ። እሞ ሕጂ ኣብ ሃገርናን ገዳምናን በጺሕና ደኣ እንታይ ኢድና ሓዘና። ንሕና ውን ኣለና። ክሳብ ሎሚ ኣዝዩ ብዙሕ ሰብ ኢዩ፣ ገንዘቡ ኣብ ናይ በዓል ማስተር ኣብነት ዝተባህሉ ውልቀሰባት ባንክ ገንዘቡ ክሰድድ ጸኒሑ። ሕጂ ግን ናብ ቤትናን ደብርናን ቁሊሕ ንበል።

    • @NebiatGhebrhiwet-nr4ox
      @NebiatGhebrhiwet-nr4ox Месяц назад +1

      Xbuk aleka 🇪🇹 hagizomuna elom keman xbuk gierom tezaribom ayfeltun eyom

    • @gideyalem6475
      @gideyalem6475 Месяц назад

      ናይ ባሓቂ ኣጆና ግን ንሕና ሃብታማት ኢና ብኩሉ ክንሰርሖ ኢና።

    • @mikinguse5806
      @mikinguse5806 Месяц назад

      Nay bahaqi zereba abi seb

    • @AkhberetGebremedihn-py4ih
      @AkhberetGebremedihn-py4ih Месяц назад

      Semiena tegberti knkewn xelotkumn bereketkumn ayfeleyena abotatna🙏

    • @great2894
      @great2894 Месяц назад

      @saronberkit5938 ኣቲ ጉማማ መናፍቕ፣ ኣብ ዘይገዛኺ ጠብሎቕሎቕ ኣይትበሊ፣ ኪዲ ናብቲ እንዳጸላም ኣዳራሽኺ፣ ጎሓፍ ዋሒድ። ፈሊጠኪ ኣለኹ። ሻሕ በሊ እዚ ገዛኺ ኣይኮነን።

  • @teamehaile7097
    @teamehaile7097 Месяц назад +30

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መልእክቲ ኢዩ ኣምላክ ይቅረ ይበለልና

  • @ማርያምሆይኣማልድሽ
    @ማርያምሆይኣማልድሽ Месяц назад +10

    ብሓቂ እግዚኣብሔር ሰማዕቲ ጥራይ ከይንከውን ተግበርቲ ክንከውን ይደግፈና ብመንጽር ከምዚ ጌርካ ንምርዳእ ብምስራሕኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብ ጎንኩም ኣለና ንቤተክርስትያናን ንገዳማትናን ክንከውን ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘለኩም ስነጥባውያን ኤርትራውያን የሕዋትና ከኣ ተባረኩ ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።

  • @janbe7051
    @janbe7051 29 дней назад

    እዝግዮ መሓረና ክርስቶስ (3)
    ኦ ኣምላኽና ካብ መዓት ቁጠዐካ እቕረ በለልና!! (3)❤

  • @segenatobrhan1406
    @segenatobrhan1406 Месяц назад +18

    አዚ ሓገዚ አዚ ንኩልና አዩ ዝውክል አዩ ንደጋፊ ኣይብል ንተቃዋሚ አዚ ሃይምንታዊ አንበር መንግስታዊ ሕቶ ኣይኮነን

  • @meronmussie9200
    @meronmussie9200 27 дней назад

    ኣጆኩም ኣቦታትና ንገዳም ደብረ ቢዘና ሐገዝና ንምብርካት ኣብ ጎንኩም ኣሎና ጾሎት ኣቡነ ፍሊፖስ ጸሎትኩምን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን ።🙏

  • @Kehalfeleyyexeli
    @Kehalfeleyyexeli Месяц назад +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቶም ይሕደረና ኣቦታትና እግዚኣብሔር ኣምላክ ነቲ ዝሃበና ንምለሰሉ ካባና ዝረብሖ የብሉን እግዚኣብሔር እንታይ በቲ ጽቡቅ ግብሪ ግን ይሕጎስ ሓደራ ተዋህዶ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gideyalem6475
    @gideyalem6475 Месяц назад +17

    ኣምላክ ኣቦይ ብኩሉ ሓግዘና ነዚ ቁዱስ ሓሳብ ኣብ ተግባር ከነውዕሎ ብጸጋክስ ሓግዘና።

  • @Lewhatade
    @Lewhatade Месяц назад +20

    😢😢😢😢😢🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢ናይ ሓጎስ ንብዓት ነቢዐ ኦ ፈታሪ ኩሉ ኣለም ብ ዓይኒ ምሕረትካ ጠምተታ ስነጥበብ ማለት ከምዚ እዩ፥ ጹቡቅ መልእኽቲ እዩ፥ ስነጥባብዊያን ኣብ ኣዲሲ ዘለኹም ኣምላኽ ይሓግዝኩም ኣብ ከሉ የብጽሓና ፈታሪ ንኩልና ኣብ ዘለናይ ሰላም ይፍጠረልና 😢😢😢😢😢❤❤❤

  • @berekettesfamariam2486
    @berekettesfamariam2486 Месяц назад +40

    ብሓቂ ስነጥበባውያን ኣዲስ ኣበባ ትገብርዎ ዘለኩም ኣበርክቶ መግለጺ የብለይን ዘረባ ሰብ ከይሰማዕኩም ቀጽልዎ❤❤❤❤❤❤

    • @12aboy21Adey
      @12aboy21Adey Месяц назад

      ​@saronberkit5938ዋ ኣቲ ደንቆሮ ኪዲ ኣብቲ ዝለመድክዮ ኣዳራሽ ኮምኡ በሊ ዕንዛርያ​ ዋሒድ

  • @DmgZedngl
    @DmgZedngl Месяц назад +128

    እዞም ኣሕዋትና ከምዝተረደኣኒ ነቦታትና ምስማዕ ኣብዮሞም ዘይኮነ ኣብ ክንዲ ኩልና ኮይኖም ኣካይዳ ነፍስወከፍ ምእመናን እዮም ዘዘካክሩና ዘለዉ ዋላ ብቃላትና ከምዚ ዝብልዎ ዘለዉ ኣይንዛረብ ብተግባርና ግን ከምዚ ዝብልዎ ዘለዉ ኢና ....ኣቦታትና ይቅረ ግበሩልና ብጸሎትኩም ኣይትፈለዩና

  • @WediMama-l5k
    @WediMama-l5k Месяц назад +7

    ኦ አምላከይ ይቅረ በለልልና መዋጽኦ fterelna🙏🙏🙏🙏

  • @TIRHASZere
    @TIRHASZere 27 дней назад

    ልቢ ልዲያ ዝከፈተ ኣዕንተ ልቦናና ይክፈተልና
    ካብዚ ዝረዝን መልእኽቲ የለን ነቦታትና እግዚኣቢሄር ዘበን ኣገልጉሎትኩም ይባረኽ
    ንስነ ጥበባዉያንና ዲማ ጸጉ ኡ የብዝሓልኩም ኣብ ሃይማነትኩም በርቲዕኩም ከምዚ ትገብሮ ደለኩም ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም
    እግዚኣቢሄር ንሕና ኢና ንልምኖ እምበር ንሱስ ንዓና ኣይልምነናን 'ዩ
    የግዳስ ካብቲ ዎፊርናዮ ዘልና ናይዛ ረሳሕ ዓለም ክመልሰና ዩ ዝጽዉዓና ደሎ
    ኪዳና ቀዳድ ልብና ዉን ቀዳን ዳ ኣ ወኒና እምበር
    ኣብ ልብና የሕድሮ
    እግዚኣቢሄር ብኩሎም ፉጡራቱ ይኩን
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @HabenHabu-zc8mi
    @HabenHabu-zc8mi Месяц назад +6

    ፈጣሪ ናብ ቤትናን ናብ ናይ መፈስ ልብናን ምለሰና ብስም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ይቅረ ቀለልና ኣባይ ማዓረይ😢🤲🙏🙏🙏

  • @TatiHope
    @TatiHope Месяц назад +1

    ኦ ኣምላኽ ን ኩልና ናብ ልብና መለሰና,,,ኣብ ክንዲ ኣብ ኣምላኽና ንጽጋዕ,,ከም ሃመማ ኣብ ሕማቕ ንዓስል ኣለና,,ኣብዘይጠቅም በልካ ለኽዓካ ክንብል ንውዕል ኣለና,,,ባዕሉ ኣምላኽ ምሕረት የውርደልና,,,ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @Frewinebokre
    @Frewinebokre Месяц назад +23

    ኣጀኩም ኣቦታትና ኣብጎነኩም ኣለና ጸለትኩምን በረከትኩን ኣይፈለየን

  • @YohanaMengs
    @YohanaMengs Месяц назад

    ኦ ኣምላከይ ኣነ ዲኪምቲ ባራካ ነዚ ብረከት ዓቅሚ ሃልኒ ዘይምሒጋዘይ መሪር ሓዘን እናተስማኒ በጃኩም ዓቅሚ ዘለኩም ኣሕዋተይ ኣዓቁሙኩም ሓጉዙ ነዚ ኪትገብሩ ኣምላክ ኣዒንተ ሊበናኩም ይክፈተልኩም ቃል ሂወት የስማልና 🙏🙏🙏🙏

  • @Aster-gg3hh
    @Aster-gg3hh Месяц назад +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እልል እልል እልልልልልልልልልል ኣለና ኣለና ኣለና እልልልልልልልልልል

  • @maharigebrehiwet1810
    @maharigebrehiwet1810 Месяц назад +1

    ኣሜንንንን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦታትና ኩልና ዓዓቅምና ንደብረ ቢዘን ንሓግዝ

  • @lunatewald4812
    @lunatewald4812 Месяц назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡራት ኣቦታትና በረከትኩም ኣይፈለየና ❤️🙏✝️🙏✝️🙏✝️❤️

  • @genettesfay2542
    @genettesfay2542 Месяц назад +6

    ኦ እግዚኣቢሄር ሓደራካ ልመናኦምን ጸሎቶም ስማዕ ቁድሳን ኣቦታተይ ብሰንኪ ሓጥያተይ ካብዚ ናይ ጾምን ስግደትን ጊዚኦምን ካብ ቁድስ ስፍራኻ ናብ ግዳም ወጹዬም ህዝበይ ሓደራኻ ኢደይ ኢድካ ንበል ናይ ዘልኣለም ሂወትን ምርቃን ቁድሳን ኣቦታት ከይ ሓልፈና እዛ ጻዊዒት ቁድሳን ኣቦታት ጻዊዒት ድሕንነት እያ ,ሞ ስለ መድሃኒኣለም, ስለ ድንግልማርያም ንሓግዞም::

  • @ጥልመትቁስሊዩክሕደትግንቅ

    መን ኢሉካ ሕዝቢ ጸሚሙ፡ ኣገልገልቲ ኣብ ሥስዐ ዓለም ኣቲና፡ ኣባጊዕና ኣጥፊእና ጥራሕ በል።

  • @nebiatghilay7725
    @nebiatghilay7725 Месяц назад +2

    Entay gedesekum Ngziabhier hizkum knserhi ena zeytbulu
    Egzeabhier eko nbietu bealu eyu ziayo ❤✝️⛪️💐

  • @WeleyaredHaile
    @WeleyaredHaile 29 дней назад

    እግዚአብሔር ንኹሉ ብምኽንያት ይፅውዕ

  • @DrarHaile-vu8vb
    @DrarHaile-vu8vb Месяц назад

    ኦ ልኡል ፈጣሪ ዳሃይ ገዳማት ኣዱሳን ኣቦታትና እባ ግበር ኦ ኣቡነ ፍሊጶስ ገዳምካ ከይትባድም ንሕና ዉን ከይከፍኣና ጸሎትካ ናብ ፈጣሪ ኣቅርበልና ኦ ኣቡነ የሓንስ ንልምነኩም ኣለና እሞ ለምኑልና እባ ወላ ሓትያትና እንተበዘሐ ካብ ናትና ሓጥያት ግን ናትኩም ጸሎት ይዓቢ በጃኹም ናዕና ክጥዕመና ዳሃይና ግበሩ😢😢😢😢😢😢😢😢 ዳሃይና እባ ግበሩ ኣቦታተይ ሓደራ

  • @EdenGebrehiwet-t5k
    @EdenGebrehiwet-t5k Месяц назад +1

    Nezi qudus medeb knkafel, Asbi kikonena, egziabhier bxegu ydegifena, Amen 🙏 .

  • @Fsha-xg3nf
    @Fsha-xg3nf Месяц назад +2

    ኦ ጎይታ ይቅረ በለልና🙏 ንዝተፈጠርናሉ ዕላማ ንኽንርዳእ ምስትውዓል ዓድለና: ንሱ ምስ እንርዳእ ኩሉ ኣይክጽግመናን እዩ 🙏😢

  • @Amonmideaአሞንሚዲያ
    @Amonmideaአሞንሚዲያ 25 дней назад

    አሜን🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @ፀባየ
    @ፀባየ Месяц назад +3

    ፈሪሐ ፀኒሐ በኡነት ተባኢሶምዶ ኢለ ፀጋኩም የብዘሐልና ክብራት ኣቦታትና 🙏

  • @filimonandom3063
    @filimonandom3063 Месяц назад +1

    አሜን አሜን አሜን በረከቶምን ይሕደረና ኣቦታትና ንእግዚኣብሄር ኣምላክና ነቲ ዝሓበና ንምለሰሉ ካባና ዝረብሖ የብሉን ግን እግዚኣብሄር ኣምላክ በቲ ጽቡቅ ግብሪ ግን ይሕጎስ ሓደራ ህዝቢ ተዋህዶ።

  • @Aster-gg3hh
    @Aster-gg3hh Месяц назад +3

    ኣሜን ኣሜን አሜን ኣሜን ኣሜን

  • @YohannesBelay-f1b
    @YohannesBelay-f1b 28 дней назад

    ኦ ኣምልከይ ብምህረትካ ሃበና

  • @ጥልመትቁስሊዩክሕደትግንቅ

    እዚኣ ድራማ ጥራሕ እያ ክትከውን ዘለዋ፡ ገለ ዓይነት ድራማ

  • @Frehaileab
    @Frehaileab Месяц назад

    መድሃኔኣለም ኣሎ ኣጆኹም ኣቦታትና ኣምላኽ ደብረ ቢዘን ይፈልጥ 😢😢😢❤❤❤ ኩልና ደቅኺ ኣሎናልኪ ደብረቢዘን ገዳምና ❤

  • @NazretMedhanie-i8t
    @NazretMedhanie-i8t Месяц назад

    ኦ ፈጣሪ ብዓይኒ ምሕሪትካ ጠምተና ኣጆኩም ኣቦታትና ኣዲታትና ኣለናልኩም

  • @KibromBru
    @KibromBru Месяц назад +2

    Egziabher amlak bayni mhretu ytemtena tekafelti nayzi bereket knkewn fetari ydegfena Amen Amen Amen🙏🙏🙏

  • @letebrhantewelde8642
    @letebrhantewelde8642 Месяц назад +1

    እዚግዝኦ ማሓረና ክርስቶሰ ኣምላክና ንኣሕዋትና ናብ ልቦም ምለሶም ኣምላከይ በሓቂ ሰብ ንባዕሉ በረከት ንክረክብ እምበር ንሰብ ኢሎ ኣይኮነን ዝሕግዝ ንብዓት ኣቦታትና ከይዕንቅፈና ንጠንቀቅ ኣምላክ ንገዳምና ኢድ ነፋግ ይፍታሓላ በረከት ኣቡነ ፊሊዾስ ምስኩልና ይኩን እግዚኣብሔር ንኩሉ ህዝበ ክርስትያን በመንገዱ ይምርሓዮ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @HaileMehari-k6z
    @HaileMehari-k6z Месяц назад +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቁድሳንኣቦታትና ጸሎትኩም በብዘለናዮ ይምሓረና
    ሃገርና ይባርኸልና🙏🙏🙏

    • @ZebibaJemal-uu6mo
      @ZebibaJemal-uu6mo Месяц назад

      Amen amen bereketikum yekafilena🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @حبشيه-ظ6ن
    @حبشيه-ظ6ن 22 дня назад

    እሜንን❤❤❤❤❤

  • @aygeade
    @aygeade 28 дней назад

    Amen 🙏 🙏 🙏

  • @ZemenMisgna
    @ZemenMisgna Месяц назад +2

    ኦ ኣምላክ ብ ምሕረትካ ጠምተና❤❤❤❤❤❤ ልብና ክፈተልና

  • @Tesfieguesh
    @Tesfieguesh Месяц назад +7

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦታትና ኣምላክ ምሕረት የውርደልና

  • @ኣርያምይቲብ
    @ኣርያምይቲብ 29 дней назад

    ኦ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ይቄረ በለልና😢😢😢

  • @banagebrhiwet1482
    @banagebrhiwet1482 Месяц назад

    ብከመይ ንሕግዝ

  • @AlmazKbrommhreteab
    @AlmazKbrommhreteab Месяц назад +2

    ኣሜን ኣሜን❤🥺🥺🙏🙏🙏🙏

  • @AngesomAnde-n6i
    @AngesomAnde-n6i Месяц назад +44

    በጃኹም ኣሕዋተይ ክሳብ መወዳእታ ስምዕዋ ረኣይዋ ከይትፈርዱ ኣብ መወዳእታ ከመይ ደስ ኢሉኒ ተሓጉሰ ስለዚ ኣብ ከመይ ኩነታት ከምዘለና እዮም ክነግሩና ጸኒሖም ማዕረ ክንደይ ካብ እምነት ርሒቅና ከም ዘለና እዮም ክምህሩና ጸኒሖም ስለዚ ኩልና orthodox ተዋህዶ ኣለና ንበላ ንገዳም ደብረ ቢዘን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ጥልመትቁስሊዩክሕደትግንቅ

    ክላእ ብስም እግዚ/ር ኢልኩም ስቅ ዘይትብሉ፡ ኣቡነ ፍሊጶስ፡ ኣቡነ ዮሓንስ...ከይበልኩም፡ እዋይ....

  • @shikorinashikorina2085
    @shikorinashikorina2085 29 дней назад

    ኣምላክ ዓይኒ ልባናነ ይክፈትውልና ❤❤❤❤❤

  • @MMana-bu5ee
    @MMana-bu5ee Месяц назад +5

    ኦገይታይ ማዓረይ ብዕልካ ኣፍደገ ፍጠር😢😢😢😢😢😢😢ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና

  • @SamuelGebremicheal-x7f
    @SamuelGebremicheal-x7f Месяц назад

    ኦ ፈጣሪ እግዚኣሄር ኣነስ ፈሪሐ፡ገዳም ኩሉና ንሓግዝ ዓዓቅምና ፡ሎሚ ተበጊሰ ኣለኹ ኣለኹላ ቢዘነይ፡እዞም ተሲኦን ዝኸዱ ዓቅምና ክንሕግዝ ዘይበሉ ሓደ መዓልቲ ክልምንዋ እዩ

  • @ሜርይቱብYouTube
    @ሜርይቱብYouTube Месяц назад +4

    ኣቤቱ የሰራዊት ጌታ ሆይ መስተውዐል ዓይነ ልቦና ዓድለና😢

  • @KokiMosazgi
    @KokiMosazgi Месяц назад +2

    እግዚአብሔር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ሃገርና ይሓሉን ይባርክን ኣሜን 🙏☦️💒🥰😢🕊ገዳምና ገዳም ደብረ ቢዘን ድማ ንሕና ኦርቶዶክሳውያን ደቃ ኣለና ኣምላክ ፍቅርን ሰላምን የውርደልና ❤❤❤

  • @Ggff-m5r
    @Ggff-m5r Месяц назад +2

    ዋይ በስማአም ፊልሚ ኮይኑ ተሰሚዑኒ እታይ ዓይነት ድፍረት ዩዚ ነቦታትና ረጊጾም ዝኾዱ❤😢😢

  • @ባእታ
    @ባእታ 26 дней назад

    ኣለና ኣጆኹም ኣቦታት❤❤❤🙏🙏🙏⛪️

  • @Frewinebokre
    @Frewinebokre Месяц назад +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣለና ኣብ ጎነክ ገዳምና

  • @YordanosSemere-i3i
    @YordanosSemere-i3i Месяц назад

    ኣምላክና የሓግዘና

  • @abrahameyob5720
    @abrahameyob5720 Месяц назад

    ብ'ሓቂ ክርስትያን ተስፋ ኣይቆርጽን እዩ እግዝኣብሄር ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና❤❤❤❤

  • @TsehaineshFessehaie
    @TsehaineshFessehaie Месяц назад

    ኡይይይይይይይይይ
    መድሃኒኣለም ይቅረ በለልና ልብና ኣረስሪስና
    በጃኩም ንመለስ ኣብ በለካ ለክዓካ ካብ ምውዓል ንቆጠብ ቤተ ክርስትያን ትጽውዓና'ላ
    ኣቤት ንበላ።

  • @NaebkeshiNaeb
    @NaebkeshiNaeb Месяц назад

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳኩም ሓሳባት ልብኩም የስምረልኩም ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @KsanetWeldat-p4d
    @KsanetWeldat-p4d Месяц назад +1

    Egziabihier yqre ybelelna ayne,lbonana ykfetelna 🙏🙏🙏🙏

  • @myhomeissweat5634
    @myhomeissweat5634 Месяц назад

    ብሓቂ ኣንቢዕኹምና እግዚአብሔር ይመስገን ነዚ ዘሕሰበኹም ጸሎት ኣቦታትና ኣይፈለየና❤

    • @SamimehariLeake
      @SamimehariLeake 21 день назад

      Film du wala haqi yu defire gen key kewen yeqrita

    • @myhomeissweat5634
      @myhomeissweat5634 21 день назад

      @SamimehariLeake drama eyu bruk hawey

  • @MiliTeumay
    @MiliTeumay Месяц назад

    Amilaki misakum yikun abotatina neana nab meniged selam yimrehana amen amen amen ❤❤❤❤❤

  • @Rushusolomon
    @Rushusolomon 29 дней назад

    Amen❤Amen❤Amen

  • @meharifilimon
    @meharifilimon Месяц назад +3

    Ajokum Egziabher amlak yehagez.

  • @BeletsomAbraham
    @BeletsomAbraham Месяц назад +3

    😢😢😢 እዛ ቅድስትን ሃውርያዊትን ቤት ኣምላክሲ ኣብዚ ወዲቃ ንሕና ብዘይ ጾም ጾሎት ኣብዛ ዓለም ኮለል ክንብል ከለና ስጋዊ ናብራ ዊሒጥና ኣምላክ ንዐኦም ሪኡ እዩ ዝገደፈና ጾሎት ቅዱሳን ምሕረት ኣምላክ ምስኩሉ ዓለም ይኹን

  • @mihretghidey4786
    @mihretghidey4786 Месяц назад +1

    Enqae selam mexakum kubrat abotatna kuburat ahwatna xebuq melekti amelak ayne libonana ykfetlna Amen

  • @سلامسلمي-ي7ف
    @سلامسلمي-ي7ف Месяц назад +1

    አሜን አሜን አሜን⛪⛪⛪💝💝💖💖💖

  • @Medrekenan
    @Medrekenan Месяц назад +1

    ኣለና ኣለና ኣነውን ኣለኩ ንገዳመይ የቀነየልና ተቐመጦ ኣዲስ ኣበባ ብፈላይ ናይዘመደብ ተሳተፍቲ

  • @ftff6573
    @ftff6573 Месяц назад

    Amen Amen Amen ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @sabasimon4736
    @sabasimon4736 Месяц назад

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @JoniIsak-yl5cw
    @JoniIsak-yl5cw Месяц назад +1

    ኣሜን (3)❤❤❤❤❤❤❤

  • @ግይጽሚድያ
    @ግይጽሚድያ Месяц назад +2

    ደብረ ቢዘን ኣብ ከምዚ ወዲቆም ክትርኢ እንኮለኻ ሞት ዩ ናዓይ😢

  • @MussieGebremichael-k2w
    @MussieGebremichael-k2w Месяц назад +2

    Amen Amen Amen egzabiher msana ykun

  • @adiammengisteab2530
    @adiammengisteab2530 Месяц назад +1

    ኣሎና ንሕና ውን ገዳም ደብረ ብዜንና

  • @hshsusuei6713
    @hshsusuei6713 29 дней назад

    እግዚአብሔር አምላክ ይቅር ይበለልና ንኽልና😢😢😢

  • @Crunchtimegoes
    @Crunchtimegoes 22 дня назад

    To Testify that None has a right to be worshipped except Allaah ☝️and to testify that Muhammad is the servant and Messenger of Allaah.

  • @fqaduAbrhaley-vy6ou
    @fqaduAbrhaley-vy6ou Месяц назад +1

    ካብ ንብዓት ክዛረብ ዓቅሚ የብለይን ህዝበይ ናይ እዩ ኣንፈትና ኢደይ ኢድካ ኢልና ኣጆኽኩም ንበሎም 😢😢😢ትት

  • @YaredBerihu-g1g
    @YaredBerihu-g1g Месяц назад +2

    amen amne amen🙏

  • @selamsemere4006
    @selamsemere4006 Месяц назад

    አለና

  • @DanielYacob-ki5dm
    @DanielYacob-ki5dm Месяц назад

    Ajokum kburat abotatna kulu amenti tewahdo orthodox ab gonukum alena xeletkum tray ayfeleyena nkuluna nay lomi weledo fetari b ayni mhretu ytemtena yqre ybelelna ayni lbonana ykfetelna🙏🙏🙏

  • @KeshimelakeAzeze-fu8gi
    @KeshimelakeAzeze-fu8gi Месяц назад +1

    ኩቡራት ኣቦታት ኣሕዋት ስነ ጥበባዉያን ብገዳም ብእምነት ድራማ ይትረፍ ደው ይበል ህዝብና እቲ እካ ከም ዘየለ ዝህብን ዝገብርን ህዝቢ እንተ ሃልዩ ኤርትራዊ እዩ። ኩሉ ግዜ ሃባ ኣይብሃልን እዩ ክህብ ከሎ እቲ ዝሃቦ ብግብሪ ከተርእይዎ ይግባእ
    ተወሳኪ ደብረ ቢዘን ማለት መግለጺ ዘይብሉ እቲ ንምክሓሉ ሓደን ጥንታዉን ገዳም እንተ ሃልዩ ደብረ ቢዘን እዩ። ስለዚ ኣበይ ከይዱ እቲ ዘይውዳእ ጸገኣ ኣበይ ከይዱ ገዳም ኣይኮንን ሃገር ሙሉእ ከስርሕ ዝክእል ሃብቲ ደብረ ቢዘን ናበይ ከይዱ
    ሕጂ ከኣ እቲ ህልው ገንዘብ ናይዚ ዓቢ ገዳም ኣበይ ኣሎ ክንደይ ይኣክል ተሪፉ ዘሎ ክንደይ እዩ። ነዚ ገዳም መህነጺ ክዉዕል ተሓሲቡ ዘሎ ክንደይ እዩ ብልክዕ ይቅረብ፡ ህዝብና ከኣ ንቢዘን ዘይከዉን ኣይኮነንን

  • @AbrahamOkubay-j1l
    @AbrahamOkubay-j1l Месяц назад

    🙏🙏🙏amlak aboy ezi gedam zburktel enjeran admen habon zrkeboln gberelna

  • @letishmengstu479
    @letishmengstu479 Месяц назад

    Amen amen amen kalhiwet yesmealna

  • @DenaitSemerab
    @DenaitSemerab Месяц назад +1

    Amlak yhagz🙏🙏🙏🤲🤲

  • @wegahtabereket4994
    @wegahtabereket4994 Месяц назад

    ኣጆኹም ኣቦታትና ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @AkliluYohannesHagos
    @AkliluYohannesHagos Месяц назад

    Eti hagez mare kndiu diyu kab genzeb wexae ezia ms semaeku mare kndey lbey tesebire anhna knhgzo nkil tehalewe kab genzeb wexae ab adis abeba entelo eba ngeruna aqmna gele keneberkit yehwat ....tewahdo nzelalem tnber

  • @mcheay9457
    @mcheay9457 Месяц назад +1

    ናይ ዲምያና ኣበይ በጽሐ ሕጂ ኸ፡ናይ በሓቂ፡ንገዳም ደብረቢዘን ድዩ ሓገዝ ተደልዩ? መራሒ ጳጳስ ኣቡነ እንጦንዮስ፡ኮ፡ካብቲ ገዳም እቲ ዮም ኔሮም እሞ፡ንዕኦም ኣቅቲልካ ሕጂ ከም ጻድቃናት ምሳብ ግቡእ ድዩ?

  • @SemharGebremedhn-v7u
    @SemharGebremedhn-v7u Месяц назад +2

    ኣቦታት እግዚአብሔር ኣገልግሎትኩም የጽንዓዮ የሕዋትና ከኣ በረከት ኣቦታትኩም ኣይፈለየኩም

  • @Pisonnnnn
    @Pisonnnnn Месяц назад +3

    ናይ ብሓቂ ብክያት መጺኒ ማራ ሕማቅ ተሰሚዕኒ

  • @AdhanomHabte-i8l
    @AdhanomHabte-i8l Месяц назад

    Amen Amen Amen kiale hewate yesmalna