Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ፅባሕ እኮ ⓵ባሕቲ እዩ ብሩክ ባሕቲ ታሕሳስ ይግበረልኩም ዘይሓሰብኩሞ ሽሻይ ይፍጠረልኩም ኣሜን ዝበለ ይመሰለሉ🙏❤🎉#ደሙርኒ ናባሕቲ😊❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤🙏🙏🙏
Amen Amen Amen ❤❤❤
Amien❤❤❤
𝚊𝚖𝚎𝚗𝚗𝚗
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏♥️♥️♥️
ኣሜንን እግዚአብሔር ይመስገን ተመስገን ሰላም ስልጣን ሓወይ ናይ ኤርትራ ግዳም ንተጋሩ ይምልከትና እዩ ትኸተልቲ ክርስቶስ ስለ ዝኾና ሰላም ይሃበና ፈጣሪ❤❤❤
እንጀራ ዓለም ብልዒ ዛሐፍተይ ሐቅኺ ትክክል ገዳም ንኹሉ ኢዩ ዝምልከት ክርስቲያን ክሳብ ዝኾና❤❤❤
ትግራዋይ ይኩን ኤርትራዊ ብክርስቶስ ሓደ ኢና ሓደ ሙካና ግን ንስኩም መምሃራን ምሃሩና ንሓደነት ስበኩ። ትግራዋይ ኢሎምኒ ኢልካ ምፍልላይ ኢካ ትፈጥር ዘለካ ኣይትፈላልዩና በቲ ሓቀኛ ቃል አምላኽ ብሓድነትን ንንበር
ሐቅኻ ትክክል❤❤
አሜን በረከት እዝጋብሄር ምሳካ ይ ኩን🙏🙏🙏❤️
ስልጣነይ ጸጋኡ ያብዘሐልካ እግዚአበሔር ኣምላክ 🙏🙏❤👌
ደሙርኒ እስኪ ደቂ እመ ብርሃን ሩሕስ ባሕቲ ይግበረልና🙏🙏🙏
amen❤ ሰብ ካሊእ ይዛረብ ንስኪ ካዓ ደሙርኒ😂😂😂😂 ይሞችኪ
ኢለኪ
@@hss5966እንታይ እያማ እትገብሮ ዝያዳይ 😅😂😂
suq bel ata loqmax hasawi lokmegna.
❤ መራር ሓቂ መም ስልጣን።
ብሓቂ ስልጣን ሓውና ብሓቂ ኣብ ልቢ ኩላትና ዘሎ ኢካ ገሊጽካዮ እቲ ንሶም ዝገበርዎ ድራማ ኢዩ
ዕድመን ጢዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ክቡር መምህርና ቃለሂወት የሰመዐልና❤❤❤
ምሕረት የውርደልካ በረከት ኣቡነ ፍሊጶስን ኣቡነ ዮሐንስን ይክፈልካ
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣነይ ናይ ግዜና ሓወርያ ሓቂ ሓራ ክተውፀአኩም እያ ይብል እቲ ቁዱስ ቃል።ኣጆካ በርተዐልና ባቢየይ ፀግኡ የብዘሐልካ መምህረይ ✝️🙏🕊🥰
ስልጣን፡ሓንቲ፡መዓልቲ፡ቃል፡ኣምላኽ፡ከይመሃርካ፡ክትቋዮቕ ጥራሕ፡ቃል፡ኣምላኽ፡ክትምህር'ዶ ኣይኮንካን፡ተላኢኽካ፡ዕዮኻ፡ረሲዕካ።ካብ ሰብ ዘዝበሎ ትደግመልና፡መዓልታዊ፡ወላ፡ሓንቲ፡ቃል፡ትኹን ቃል፡ኣምላኽ ዘይትዛረበና።ትመልኮ፡ሞያ፡ሰብ ብዓቕሙ፡ዝገበሮ፡ምቅዋምን፡ምንእኣስን ጥራሕ፡ኮይኑ።
ዩቲቡ ኣቲካ ረኣዮ ብዙሕ ኣሎ ዝመሃሮ
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ቃለ ሂወት የስመዐልና ስልጣነይ ክቡር መምህርና ቅንዑን ሓቀኛን ዝፅለአሉ ግዘ የፍርሕ ብዝኮነ ኣምላክ ይሓልካ ስልጣነይ እምበር እቲ ሓቂ ዶ ጠፊእዎ
Entay gebaray eyu mseu kem chew hkeku
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ሓዉ ስልጣን ፀጋን በረከትን ናይ ልዑል ኣምላኽ ምስ ኩላህና ይኩን💞☦️🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዐልና❤❤❤❤
እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመስገን ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር መምህረይ ሓቂ ዝተዛረበ ካብ ዝፅላእ ክንደይ ዓመታት እኮ ኣቁፂርና ኢና
መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ በረኻ ግዜ ዘሕለፉ ሓያሎ ውልቀሰባት ይጠቅስ፣ ብሕትውናኦም ግን ኩሉ ግዜ ዕላማ ዘለዎን ግዝያዊን፣ ኣብ ምድላው ወይ ንተልእኾ ኣምላኽ ብንጥፈት ኣብ ምግልጋል ዘተኮረ እዩ። ዘይከም ንኻልኦት ከይሰበኹ ወይ ከየገልገሉ ተነጺሎም ኣብዚ ግዜ’ዚ ዝነብሩ መነኮሳት: እዞም እዞም ዝስዕቡ ኣብ ዕዮ ኣምላኽ ልዑል ኣበርክቶ ገይሮም እዮም፤1. **ዮሓንስ መጥምቕ** - *"በቲ ዘመን እቲ ዮሓንስ መጥምቕ ኣብ በረኻ ይሁዳ እናሰበኸ መጸ"* (ማቴ 3፡1)። ዮሃንስ ኣብ በረኻ ጥራይ እዩ ዚነብር ነይሩ፣ ኣንበጣን መዓርን ይበልዕ ነይሩ፣ ግናኸ ንንስሓ ብንጥፈት ይሰብኽን ንሰባት የጥምቕን ነበረ፣ ንኢየሱስ መገዲ የዳሉ።2. **ኤልያስ** - *"ንሱ ባዕሉ ናይ ሓደ መዓልቲ ጉዕዞ ናብ በረኻ ከደ... ብሓንሳብ መልኣኽ ተንኪፉ ‘ተንስእ እሞ ብላዕ’ በሎ"* (1ነገ 19፡4-8)። ኤልያስ ኣብ እዋን ስደት ናብ በረኻ ንድሕሪት ተመሊሱ ግን ንሓጢኣት እስራኤል ክገጥምን ናብ ኣምላኽ ክጽውዖምን ተመሊሱ።3. **የሱስ** - *"ሽዑ ኢየሱስ ብመንፈስ ናብ በረኻ ተመሪሑ ብድያብሎስ ክፍተን"* (ማቴ 4፡1-2)። ኢየሱስ 40 መዓልታት ብጾምን ጸሎትን ኣሕለፈ፣ እዚ ብሕትውና እዚ ግን ንህዝባዊ ኣገልግሎቱ ኣዳልዎ፣ ኣብኡ ድማ ንኻልኦት ብንጥፈት ይፍውስን ይምህርን የገልግልን ነበረ።ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኵነታት፡ እቲ በረኻ ከም መዳለዊ ወይ መዕቆቢ ቦታ እምበር፡ ካብ ሕብረተሰብ ንሓዋሩ ዚንሳፈፍ ኣይነበረን። እዚኣቶም ኩሎም ካብ ብሕትውና ወጺኦም ወንጌል ሰቢኾም ፣ ተነቢዮምን ተልእኾ ኣምላኽ ፈጺሞምን ኢዮም። ብኣንጻሩ ናይ ግዜና መነኮሳት ኣገልግሎት ከይተዋፈሩ ወይ ንሰባት ከየገልገሉ ንዘልኣለም ህይወቶም ዝግለሉ መነኮሳት: መጽሓፍ ቅዱስ ዘቕረቦ ኣብነት ሸለል ይብሉ ከምኡ’ውን ህይወቶም ምስ መጽሓፍ ቅዱስ ይጋጮ። ናይ ሓቂ ኣገልግሎት ብሕትውና ኣብ ዕዮ ኣምላኽ ባሕታዊ ተወፋይነትን ኣብ መንፈሳዊ ዕቤትን ሂወት ኣገልግሎትን ናይ ኣመንትን ናይ ኩሉ ህዝብን ንጡፍ ኣበርክቶን የጠቓልል።
True meaning of being a monk indeed 🙏.
Indeed
ቅዱሳን ኣቦታትና ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ናብ በረኻ እናኸዱ ምስ እግዚኣብሔር ጽምዋ ግዜ ኣሕሊፎም ንኣመንትን ዘይኣመንትን ናብ ኣምላኽ ንምምጻእ ንኸገልግሉ ክዳለዉ ክሕግዞም ንርእሶም ዘይኮነስ ንኻልኦት ሕይወቶም ይውፍዩ ነበሩ። ኣብዚ እዋን’ዚ መነኮሳት ኣብ ኤርትራ ካብ ኩሎም ገዳም ዝወጹ መነኮሳት ወንጌል ክሰብኽ ዝመጸ ርእየ ኣይፈልጥን፣ ወይ ቃል ኣምላኽ ወይ ትንቢት ክምህር ወይ ዝኾነ ናይ እግዚኣብሔር ምደባ ንሰባት ዘገልግል ስለዚ መነኮስ ምዃን እንታይ ፋይዳ ኣለዎ ኣገልጋሊ እንተዘይኮንካ ንኣምላኽ . ተልእኾ ጻውዒቶም ንርእሶም ጥራይ ክጽልዩን ከገልግሉን ድዩ? ቅዱስ ጳውሎስ ሓደ መነኮስ ከመይ ገይሩ ክኸይድ ከም ዘለዎ ዓቢ ኣብነት እዩ: ሓቀኛ ኣገልግሎት ንኣምላኽ ምስባኽን ምምሃርን ነቶም ኣብ ሓጢኣት ዘለዉ ከም ኣብ እንዳ መስተ ወይ ክለባት ምብጻሕን ከምኡ’ውን ወንጌል ናብ ዘይኣመንቲ ምብጻሕን የጠቓልል። ሞዴሎም ጳውሎስ፡ ዮሃንስ፡ ኤልያስ ወይ ኢየሱስ ክርስቶስ እንተኾይኑ ኣብ ዓለም ብኣገልግሎት ክዋፈሩ እምበር ካብኣ ክሕብኡ ንዘልኣለም ኣይኮነን።። እምነት ንምክፋል እምበር ኣብ ገዛእ ርእስኻ ክትሕዞ ከም ዘይኮነ መጽሓፍ ቅዱስ ብንጹር ይገልጽ። ኢየሱስ *“ኪድ ንዅሎም ኣህዛብ ደቀ መዛሙርቲ ግበሩ”* (**ማቴ 28፡19-20**) ኣዚዙና። እምነት ብሕትውና ምሕላው ንኻልኦት ንምምራሕ ኣብ ክንዲ ብርሃን ኣብ ትሕቲ ሳእኒ ምሕባእ እዩ (**ማቴ 5፡14-16**)። ወንጌል ምክፋልና ተሓተትቲ ኢና፣ ከምኡ ዘይምግባር ማለት ንጻውዒት ኣምላኽ ሸለል ምባል ማለት እዩ (**ህዝቅኤል 33፡8**)። እምነት ብዘይ ተግባር ሞይታ እያ (**ያእቆብ 2፡17**)-ሓቀኛ እምነት መልእኽቲ ኣምላኽ ምክፋልን ንኻልኦት ናብኡ ምምጻእን የጠቓልል። ብሕትውና ንሓደ መነኮስ ሰብ ንተግባር ከዳሉ እዩ እቲ ተልእኾ።
አይትጠራጠር ሞንጎሞንጎ አይትኹን አይትፍራሕ አይትሸበር እቲ ምሳኻ ዘሎ አምላክ ካብ ኩሉ ይዓቢ አብ ሃይማኖት ንኩሉ ክተሐጉስ አይትከልን ኢኻ እንትርፊ ንእግዚአብሔርን ንቅኑዓት ሰባትን። ነቲ መገዲ ሓቂ ሒዝካዮ አለኻ ንድሕሪት ከይተመለስካ ክሳዕ መፈሰምትኡ ኣብጸሓዮ። አምላክ ሰላሙ የብዝሓልካ አሜን።
ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓዉና ንሰማዕቲ ትግርኛ ሃይማኖትና ንክንፈልጥ ኣብዩ ኣስተዋፅኦ ዝገበርካ ኢካ እግዚኣብሔር ፀጋ በዲበ ፀጋ የዓድልካ ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላክ ካብ ክፉእ ዘበለ ትሓልዉካ❤
ዘረባኻ ንለባም ኣምተሉ ኢኻ ጌርካዮ ፍርሃት እግዚኣብሄር ዘለዎ ሰብ ፍሉጥ ዩ ከማኻ ኣይኮነን ዳሓን ግን ዘረባኻ ,,,ሰሚዕናዮ ኣለና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
ቅድሚ ኩሉ ሰብ ሓደ ንግበሮ ዝብል ዘረባ ዝጸልእ ካልእ ሰበብ ስለ ዘለዎ ዩ ምበር ካልእ ኣይኮነን እቲ ሓቂ ግን ንሱ ዩ ሓቂ ዝጽልኣሉ ግዜ ስለ ዝኾነ ግን ብዙሕ ኣይግረምካ ቃለ ሂወት የስምዓልና ❤❤
ሰላም አምላክ የብዝሓልካ ክቡር መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መፃኢካ ❤ በዚ ሎሚ ግዜ ሓቂ ዝዛረብ ሰብ ተጸላኢ እዩ ኾይኑ ዘሎ የሕዝነካ ክትርእዮ ከሎኻ ቱ ግዜ ከይትብል ከም ቀደሙ ይወግሕ ይመሲ 😢 ቱ ሰብ ግን አጨብጫቢ ኾይኑ በቃ ዘዝነፈሰ ምንፋስ ይገርምዩ " ኣነስ መጀመሪያ አምላክ ቅዱሳን ሰላሙ ምሕረቱ የውርደልና ንኹላትና ፍጥረቱ ቀጽለ ክብሎ ዝደሊ እቶም #ትግራዋይ_ኢኻ ዝብሉ ሰባት ኣብ እምነት ሃገርን ዓዲን ይፈሊ ድዩ ማለተይ ቃል አምላክ ከይፈለጥና ከሎና ካብ ገዛእ ርእሰይ ጀምረ ይዛረብ ነይረ እየ ድሓር ግን እቲ ቅዱስ ቃሉ ክወቅሰኒ ጀምሩ ከመይ ገይረ ክዛረብ 😢 ብምቅፃል ሓደ ነገር ክብሎ ዝደለኹ በቲ ንስኻ ትምህሮን ተመሓላልፎን መንፈሳዊ ስብከት ብዙሓት ሰባት ይድሕኑን ይምለሱን ከም ዘለው ኣብ ቻናልካ መጽኦም ዝመስከሩ ከዘለው ኩልና ንፈልጦ ኢና እቶም ዘይረኣኹሞ ድማ ተመልስኩም ሪኣዩዎ ኩሉ ቪዲዮታቱ ኣነ ንገዛእ ርእሰይ ንማለቱ እየ አማንቲ ኦርቶዶክስ ዝብል ነይረ እምበር እምነተይ ፈጣሪን ፍጡርን ክፈላልዮም ዘይኽእል እየ ነይረ በዳሊት ከለኹ ከምዘይበደለኛ ዝቆጽራ ንነብሰይ 🥺 ኣብዚ ስደት ምስ መፃኢኩ መቸም ዓዲ ዓረብ ሸበካ WiFi ስለ ዝጥቀም ዩቲዩብ ኣትየ ትምህርት የዳምጽ ነይረሞ እቶም ዝሰምዖም ዝነበርኩ ናይ ኦርቶዶክስ ድዮም ኣይኮኑንሲ ብዙሕ ኣፍልጦ ስለ ዘይነበረኒ ገልኦም እናተጠራጠሪኩ የዳምጾም ንገልኦም ከዓ ሓቂ ዝመስል ግን ከዓ ድሕረ ጌጋ ምዃኖም ዝፈለጥኮም አለው 😮 ብመን እየ ክፈልጦም ክኢለ ግን ብመምህረይ ስልጣን ከሰተ ❤ ብጣዕሚየ ዝፈቲዎ ዘኽብሮ ተስፋ ዘስንቀና ብፍላይ ኣብ ስዑዲ ዘሎና ተስፋ ከይንቆርጽሞ ሓንቲ ነብሲ ንኸይትጠፍእ ዝገብሮ ፃዕሪ ልዕሊ ቃላት እዩ ካብ ውዳሴ ኮንቱ ይሰውርካ 🤲 እታ ዝመለስካኒ ትምህርት ድማ #ንጎይታ_ከም_ግሊ_መድሓኒካ_ተቀበሎ_ኢሉ_ዝሰደዳ_ቪዲዮ_ብሓውና_ቴዲሮስ_አብርሃም ዝብሃልሞ ሽዑ ኣነ ከዓ መድኃኔዓለም እናተብሃለሲ ከመይ ገይሩ ናይ ግሊ መድሓኒት ይብሃል እንዳበልኩ ከለኹ ሽዑ ንሽዑ መምህረይ ቪዲዮ ሰርሕካ ብዛዕባ እታ ናይ ግሊ መድሓኒት ገይርካ ተቀበሎ ዝበሎ ኣነ ድማ እቶም ዩቲዩብ ክምርምር ገይርካኒ እግዚአብሔር የኽብረለይ ኩሉ ግዜ ዝምስክረሉ እዩ እዙይ ሽዑ ተዘይትሰርሓ ኣይምፈለጥኩካን ግን አምላክ ፈቂዱዎ ንመጀመርያ ግዜ እምነተይ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ምዃነይ ፈጣሪን ፍጡርን ዝፈላለኹሉ ዝፈለጥኩዎ ካብ መምህረይ ስልጣን ሓወይ❤ ፖለቲካን ምፍልላይን ጥቅሚ ኾነ መንግስተ ሰማያት ከም ዘየውርስ ድማ ካብ ማሕበረይ ማሕበር ደቂቀ እስጢፋኖስ ዘምድረ አግአዚት ዝተምሃርኩሉ ። እወዳቸዋለሁ እግዚአብሔር ይመስገን ንሱ ስለ ዝፈቀደ እምበር ምስቲ ኹሉ በደለይኳ ኣይግብኣኒን ነይሩ ግን እግዚአብሔር መፍቀሪ ሓጢኣን እዩ ንሕና እንተ ቀርብናዮ ። ኣነ ክፈልጠካ ከለኹ ትግራዋይ ድኻ ኤርትራዊ ኣይፈልጥን ግን ናይ ህይወት ጉዳይ ስለ ዝኾነ ኣየማረፅኩን ቃል አምላክ ስለ ዝዓቢ እቲ ናይ ብሓቂ ድሕነት ዝደሊ ዓዲን ገለን ኣይፈልን ወላ ካብ እንስሳት ክመሃር ይደሊ እዩ ። ሕጂ ግን የሕዝን እዩ NB ' ስለዚስ ትግራዋይ ይበሉ ፖለቲካ ይበሉ እቲ ናቶም ዘረባ ንጎኒ ገድፍካ እቲ እግዚአብሔር ባህ ዘብሎ ዘረባ አቀድም ። ብዘለኻዮ እግዚአብሔር ይሓልውኻ ምስ ሙሉእ ስድራ ቤትካ ይፈቲወካ እየ ❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ
@@ፅሪቲካሕሳይ ገይረልኪ
ገዳም ደብረቢዘን ኣብ ኣስመራ ልዕሊ 100 ናይ ገዛእ ርእሶም መንበሪን ንግዳዊን ክራይ ገዛውቲ ኣለዎም ርግጸኛ እየ ኣብ ካልእ ቦታታት ከም መሬትን ካልእን እውን ኣለዎም፣ ብጣዕሚ ዘይርትዓዊ ዋጋ ንሰባት ይካረዩ ነይሮም: ኣነ ኣብ ሓንቲ ካብተን ዝካረያሉ ገዛውቲ ይካረይ ነይረ:መግቢ የብሎምን ብምባል ክኣምን ኣይክእልን እየ። ወይ ምናልባት ናይ ብሓቂ ብቑጽሪ ይውስኹ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም: ሕጂ ንጹር ክኸውን ግን ንዘመናዊ ፕሮጀክት ዲጋ ጥራይ ገንዘብ የድልዮም ኣሎ ይመስለኒ::
Yes it is true
ሓቅካ እካ እንተኮንካ፡ ብቁጽሮም ብዙሓት መነኮሳትን ተመሃሮን ምስ ምህላዎምን ዝነበረ ሕርሻዊ እቶት ብምጉዳሉን ጸገም ከምዘለዎም ቅድሚ 2 ወርሒ ኣብኡ ካብዝነበሩ ሰባት ሰሚዐዮ ኔረ
በስምአብ ወወልድ ወመንፍስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜንዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አዛ ድራማ ትብላ ዘለካ መልእክታ ኩሉ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣብ ሓደ ንምስማር ዝገበርዋ ኮይና አያ ትስማዓኒ ከምዩ አንተ ዘይኮይኑ ከኣ ኣብ ማስሜዳ ወጺካ ካብ ኩስቶ ከምዚ አሉ አልካ ምዝራብ ብዛዕባ ሓድነት ምስባክ ኣይሓይሽን
ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓውና ቀጽሎ ሓቂ ኩሉ ግዜ መራር ስለ ዝኮነት ከምዚ ርእሱ ዝተሃርመ ተመን ሓፍ ሓፍ እያ ተብሎ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
ብዝኮነ ሰላም የውርደልና ንሃገርናን ገዳምናን መምህር ሰልጣን ከኣ እድመን ጥእናን ይሃብካ ኣብ ሰደት ደለና ናብ ኣድና የእትወና ኣምላክ 🙏🙏🙏❤❤❤
አጀካ ስልጣነይ ሓቂ ስለ እትዛረብ ይመሮም እዩ ይመስለኒ እንተ ናዓካ ግን ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብር ክቡር መምህርና❤❤❤🎉🎉🎉
ሰላም ዝኸበርካ ሰልጠነ ሓወይ ካብ ቀደም ይከታተለካ እየ ጽቡቅ ትምርቲ እዩ ደለካ እንተኾነ ሕጂ ግን ኣይግድን ከምቲ ኣብ መደብካ ድበልካዮ ጽባሕ ንግሆ ሓደ ክንከውን ኢና ድበልካዮ ጽቡቅ ዘረባ ተሞርኪስካ ሓገዝካ ከተበርክት ኔርካ ደይኪኢልካ ከኣ ትምክትብል ተደይ ኮይነ ምትህልላ ኣይመድለየን ደሓር ከኣ ኣነ ዶ ገንዘብ ከይተዋጽኡ ኢለ እየ ኢልካ ንሓደ ሰብ ሕንቲኽቲኽ እንዳበልካዮ ሲሒቅካ ኢልካ ክትኩርየሉ ጽቡቅ ኣይኮነን ንስኻ ከኣ ገንዘብ ኣበይ ከምድኣቱ ኣይንፈልጥን ኢና እንዳበልካስ እንታይ ኢሎም ክህቡ እቶ ክህቡ ድደልዩ ስለዚ እዚ ትገብሮ ደለኻ ነገር ጽቡቅ ኣይኮነን ምሕደራ ደኣእንበር ናይካልእ ሽግር የብልና ስለዚ ሕጂ ኢደይ ኢድካ ንበል ጽባሕ ንግሆ እግዚኣብሄር ምሕረቱ ሊእኽልና ሓደ ምስ ኮና ንኹልና እዩ ክትብል ኔርካ እቶም ትግራዋይ ዶ ገለ ትብሉ ሰባት ከኣ ቤተክርስትያን ናይ ኩሉ እያ እንበር መሳርሒ ፖለትካ ኣይኮነትን ስለዚ ኣስፊሕና ክንሓስብ ንጀምር እግዚኣቢሄር ምሕረቱ ይልኣኸልና
Haki tezarebka hawey natey🥰
ሓቂ ተዛሪብካ ኣምላክ የሕጽረልና እምበር
ናይ በሓቂ
Haki tezaribka hawey
Seltene ke dea 😂😂😂
ዕልማኻ ኩሉ ህዝቢ ብኣሉታ ንኽርእዮ ንኸይሕግዝ እዩ፡ ብዝኾነ ግና ኩሉ ብፍቃዱ እግዚአብሔር ህዝብና ከምዝፍጽሞ ጥርጥር የለን።
ኣቤት ፍርዲ😢ንፈጣሪ ንሕደጎ
ዝገርም እንበር ናትኩም ህዝብና ጠምዩ አቦና አንጦንዮስ ይፈትሑ ፈለስቲ ድአ እንታይ ንመግብን ከብዶምን አብከዮም ሰላም ንህዝቢ መግቢ ንህጻናት ንመናእሰያት አብ ሳዋን አጎልግሎትን ብሐንቲ ንቅጽቲ ባኒ እንዳ ነበሩስ ንፈለስቲ?????ፈለስቲ ድአ ንምንታይ ዲኹም አብ ገዳም ትነብሩ ኩሉ ገዲፍኩም???? ወይ ጉድድድድ
@YordanosTsehaye-e9dናብ ካልእ ሸንኮለል ኬድኪ ክብርቲ ሓፍቲ :: ንሕና ንዛረብ ዘለና ብዛዕባ ንቅድስቲ ቤተክርስትያንና ጾር ኣይትኩና ሰላም ሃባ ደምበካ ፍለጥ ምስ ትህድሶ መናፍቃን ትዓራረኽ ጉዳይና ባዕልና ኣለናዮ ኢና ንብል ዘለና:: ንስኪ ድማ ኣርኪብክሉ ሳዋ ዶ ስዋ ዶ ትብሊ ሳዋ ጉዳይና ኣይኮነን ንኣማንን ዘይኣማንን ንክርስትያንን ሞስሊምን ሓደ ያ ትብጽሓና:: ቅድስቲ ቤተክርስትያና ግን ናይ ክርስቶስ ኢያ ::ግዳይ ቲፈዞ ሒዝኩም ከይጠፍእ ተጠንቀቁ ኣስተውዕልሉ መንገዱ ድሓር ኣውያት ከይገደኩም :: ብሩክ ምሸት::
ሓቁ ኣሎ እበር ህዝቢ እዳ ታለልካ ዝግበር እዚኣ ውን ኣይትኮውንን😂
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና❤❤❤
ሰልጠነ ሓውና ናይ ብሓቂ ብልጽ ምቅል ኣዛርባ ናይ ክልና ዘረባ ኢዩ ከምዚ ገርኩም መልስሎም ብዝኸነ ኣይቲ ሕመቅ ቀፅሎ💙💙💙🌿🌿🙏🏾
ቃለ ሂወት የስመዓልና ፍቁር ሓውና መምህር ስልጣን ከሰተ, ልክዕ ኣለኻ ካብ ማይ ሓቂቅ ዝጸሪ ሓቂ ትዛረብ ኣለኻ ግን ደሓን ሰብ ዝበለ ይበል ንስኻ ኣይትቆጣዕ ቁጠዐ ካብ እግዚኣብሄር'ዩ ዘርሕቀካ ትምህርትኻ ብጣዕሚ' ዩ ዘጸናንዕ ዘመን ኣገልጉለትካ ባሪኹ ኣኽሊል ዓወት የጋናጽፍካ ቅዱሳን መላእክት ምሳኻ ይኹኑ🙏
ኣሜን
አሜን አሜን አሜን ❤❤❤
ኣሜን❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መምህርና ❤❤❤
*_መምህረይ ኣቦ ሓቂ ወታደር ናይ ተዋህዶና ዕንቂ💜😇🦋_*
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስልጣን ሓውና ከምዚ ከማካ ቁኑዓትን ሰብ ሕልናን እዮም ዘድልይዋ ዘለዉ ነዛ ናይ ጥንቲ ቤተ-ክርስትያንና ተባረክ ኣምላክ ምሳካ ይኩን!!!
Right 💯
ሱልጡን ንሕና ንስርዓት ህግደፍ ሳንቲም ኣይንህብን
ናይ ብሓቂ ስልጣን ሓወይ ሓቂ መራር ኢያ ሞ በዚኦም ኣይትታዓንቀፍ ኣብታ ዘለኻዮ ርገጽ
መረጋገጺ አየድልየናን: ምክንይቱ ንእግዚአብሔር ንህብ ከም ዘለና ስለ ንፈልጥ አበይ አትዩ ንዓና ዝምልከት አይኮነን:
ኣሜንኣሜንኣሜን ብሓቂ ቃልህይወት የስመዐልና መምህረይ✝️🤲
🙏🙏🙏 ስልጣን ሓወይ ሰሊጡን ከም ሽምካ እግዚአብሔር ናይ አገልጉሎት ዘመንካ ይባርከልካ ዘሓወይ ከመይ ድየ ናትካ ትምህርቲ ክሰምዕ ከለኩሲ ሩፍታ ይስመዐኒ ብፍላይ ካዓ አብ ውሽጢ 4/ ዓመት ዘነበርናዮ ጭንቀት ተመስገን ግን ብሻላ ፀሎትኩም ሓሊፍናዮ እሞ ካአ አብ ዓረብ ሃገር ኮይንካ ብጣዕሚ እዩ ከቢድ እና ናይ ሰብ አይትገደሰሎም ካብቲ ናይ መንፈሳዊ እምነትካ ንቅንቅ ከይትበል ትግራዋይ እንተበሉካ እወ በለም ትግራዎት ከምኦም ኢና ሰባት በርእያ ስላሴ ዝተፈጠርና እግዚአብሔር ምስካ ይኩን ዘሓወይ
❤ፅባሕ እኮ ⓵ባሕቲ እዩ ብሩክ ባሕቲ ታሕሳስ ይግበረልኩም ዘይሓሰብኩሞ ሽሻይ ይፍጠረልኩም ኣሜን ዝበለ ይመሰለሉ🙏❤🎉#ደሙርኒ ናባሕቲ😊❤
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓዉና መምህርና አሜን ፫ መድሃኒአለም ኣቦና ሰላምን ሓድነት ይዓድለና እሰከ ፈጣሪ ባዕሉ ኣብዛ ቅድስትን ቅንዕትን እምነትና የጽነዐና🙏🙏🙏
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ክብር ሓወና ቃል ሂወት የስመዐና❤❤
ብሓቅ ልባም ሓውና ስልጣንዋ ጸጋኡ ያብዚሐልና❤ብዛዒባ ደቅ ሰባት አይትገድስ፣ስልጣን ሓወይ ልባም
ኣሜንኣሜንኣሜንን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር ይመስገን🙏✝️🕊
ደምርኒ❤
ኣሜን 3ስልጡን ኩብር ሓው
ቡሩኽ ዝተባረኽካ ትሕትና ዝመላአካ
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን እንካዕ ብሰላም መፃእካልና ክቡር መ ምህርና❤❤❤❤❤❤❤❤ አትጥፍእና
ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ በረከቱ የብዝ ሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክብር ሓዉይ☦️☦️☦️
ስልጣን ሓወይ ቀጽእል ጥራይ ቃል ሂወት የስማዓልና
እግዝኣብሄር ሓደ ይግበረና ሰይጣን ዕላምኡ ንሱ ኢዩ ክፈላልየና ኢዩ ዝደሊ ።በሓቒ ክርስትያን እንተኮይና ግን ጸርፊ ኣየድልን ኢዩ።ምእንቲ ዘሳድ ድኩም ጸልዩ ኢዩ ዝብል መጽሓፍ ቅዱስ ስለዝ ከኣልቲ ንኩን እግዝ ኣብሄር ክኽእለና።ሰላሙ የብዝሓልና።
ዕድመን ጥዕናን ይሃንካ መምህረይ ❤❤
እዚኦም ኣሙሶሉታት ተዋሳእቶም ይኩኑ ካህናቶም ጉዶም ስለ ዝገለጽካ ባፎም ቡዙሑ ክቡሉካ እዮ እበር ብዉቪጦም ባኣካ ብሓቅነትካን ዝድስቱ ቡዘሓት እዮም።❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ ቃል ህይወት ያሰመዐልና ሰልጣነይዋ❤❤❤
እግዚኣብሔር ይመስገን ክቡር መምህረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣሜን
ሓቂ ይሃብካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍
አሜን ///3//:❤❤❤❤❤
ተጋጊኻ ንኸብዶም ኣይኮኑን በኽዮም ኣቦታትና መሲካ እምበር ከኣ ክስራሕ እዬ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤eti kulu zkiel ❤❤zelon zneberen ❤❤ኣዒንተ ልብና ይክፈተልና❤❤❤❤
ስልጡን ሓወይ እማን መምህር❤❤❤❤❤ ዕድመ ይሃብካ
ቅዱሳን ኣቦታትና ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ናብ በረኻ እናኸዱ ምስ እግዚኣብሔር ጽምዋ ግዜ ኣሕሊፎም ንኣመንትን ዘይኣመንትን ናብ ኣምላኽ ንምምጻእ ንኸገልግሉ ክዳለዉ ክሕግዞም ንርእሶም ዘይኮነስ ንኻልኦት ሕይወቶም ይውፍዩ ነበሩ። ኣብዚ እዋን’ዚ መነኮሳት ኣብ ኤርትራ ካብ ኩሎም ገዳም ዝወጹ መነኮሳት ወንጌል ክሰብኽ ዝመጸ ርእየ ኣይፈልጥን፣ ወይ ቃል ኣምላኽ ወይ ትንቢት ክምህር ወይ ዝኾነ ናይ እግዚኣብሔር ምደባ ንሰባት ዘገልግል ስለዚ መነኮስ ምዃን እንታይ ፋይዳ ኣለዎ ኣገልጋሊ እንተዘይኮንካ ንኣምላኽ . ተልእኾ ጻውዒቶም ንርእሶም ጥራይ ክጽልዩን ከገልግሉን ድዩ? ቅዱስ ጳውሎስ ሓደ መነኮስ ከመይ ገይሩ ክኸይድ ከም ዘለዎ ዓቢ ኣብነት እዩ: ሓቀኛ ኣገልግሎት ንኣምላኽ ምስባኽን ምምሃርን ነቶም ኣብ ሓጢኣት ዘለዉ ከም ኣብ እንዳ መስተ ወይ ክለባት ምብጻሕን ከምኡ’ውን ወንጌል ናብ ዘይኣመንቲ ምብጻሕን የጠቓልል። ሞዴሎም ጳውሎስ፡ ዮሃንስ፡ ኤልያስ ወይ ኢየሱስ ክርስቶስ እንተኾይኑ ኣብ ዓለም ብኣገልግሎት ክዋፈሩ እምበር ካብኣ ክሕብኡ ንዘልኣለም ኣይኮነን። እምነት ንምክፋል እምበር ኣብ ገዛእ ርእስኻ ክትሕዞ ከም ዘይኮነ መጽሓፍ ቅዱስ ብንጹር ይገልጽ። ኢየሱስ *“ኪድ ንዅሎም ኣህዛብ ደቀ መዛሙርቲ ግበሩ”* (**ማቴ 28፡19-20**) ኣዚዙና። እምነት ብሕትውና ምሕላው ንኻልኦት ንምምራሕ ኣብ ክንዲ ብርሃን ኣብ ትሕቲ ሳእኒ ምሕባእ እዩ (**ማቴ 5፡14-16**)። ወንጌል ምክፋልና ተሓተትቲ ኢና፣ ከምኡ ዘይምግባር ማለት ንጻውዒት ኣምላኽ ሸለል ምባል ማለት እዩ (**ህዝቅኤል 33፡8**)። እምነት ብዘይ ተግባር ሞይታ እያ (**ያእቆብ 2፡17**)-ሓቀኛ እምነት መልእኽቲ ኣምላኽ ምክፋልን ንኻልኦት ናብኡ ምምጻእን የጠቓልል። ብሕትውና ንሓደ መነኮስ ሰብ ንተግባር ከዳሉ እዩ እቲ ተልእኾ።
ኣጆኹም፡ኣሕዋተይ ሰናይ ሓሳብ እዩ ኣምላክ ይሓግዝኩም ዝብል ቃል ካብ ልሳንካ ክወጽእ እዩ ነይርዎ ከም መምህር ወንጌል መጠን ሓደ ሓደ እዋን ንኽብርኻ ዘጉድል ቃል፡ምዝራብ የንዕቀካ ዩ ስለዚ ነቲ ሰናይ ጠሚትካ ሰናይ ተትሓስብ ጽቡቅ ነይሩ ይቅሪታ ድኣ ደፊረ ከምዚ ምባለይ
እግዚአቢሔር ይመስገን መምህረይ🥰🤍 ዋ አነስ ሓቂ እዩ መሲሉኒ😮
_እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰላምካ ዮብዘሐዮ ክቡር መምህርና ኣነ እኾ ሓቂ መስልኒ ብጣዓሚ ሓዝነ ነይር💞💞💞_
ደምርኒ❤❤❤
እግዝአብሔር ይመስገን ክቡር መምህርና❤
ኣንባሳደር ህግደፍ እኾ ደመወዝና ካብ ሓወላ ኢዩ ኢሉና ።
እንኳዕ ሰላም መፆኻለና ስልጣን ሓወና
Qal hiwet yesmalna armen tranan yhabka memhr amen
ናይ ፈጣሪ እንበር ናይ ሰብ ብዘየገድስ እግዛቢሄር ንሓቂ ኢሉ ዩ ቀቢእካ ቀጽሎ ኣምላክ ይባርከካ
Bhaqi amlak azarebeka
ኣምላክ ይግናሕካ ዘርባካ ኩሉ ቶንኮል ዝተሓወሶ ዩ
Hji dhri aserte amet terediekum xbuk eyu 😊😊
😅😅 አይ
ኣሜን/3/ቃለህይወት የስመዕና እግዝኣብሀር ኣሜላኽ ይትዓረቀና ምትህልላኽ ኣየዲልይን ቶማስ ሓዊና ደዊልኽ ምሪዲዳእ ይበልፅ ኣብ ማእኸልና መላኣከ እግዝኣብሀር ይትሓወስ ❤❤❤
Sltan ካልኦት ዘይገብርዎ ወንጌል ትዝርግሕ ኣለኻ። ቃል ኣምላኽ ምክፋል ቀጽል፣ ንድሕሪት ተመሊስካ ኣይትጠምት።
Nay bahaki nay lemi seb eta hanti zgbra seb ክይጸለኦ እዩ ጻዕሩ ስልጣን ሓወይ ከኣ ኣጆካ ሓቂ ሓቂ እያ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣነይ❤❤❤❤
ስልጣነይ ሓቂ ዛዓብጥ እምብር ዘዉፅእ ለሚ ተፀላኢ ዩብዘኮነ ናይስብ ነገር ኣይዉዳኢ
ክቡር ሓው ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና እቲ ሓቂ ንሱ እዩ ካብ ሓቂ ዝረሓቁ ሰባት ድላዮም ክብሉ ይኽእሉ እዮም ነገር ግን ነቂሕናሎም ኢና ብሩኽ ሓው ነዊ ዕድመ ይሃብካ ንዓና ክጥዕመና 🙏🙏🙏🙏
እግዚአብሔር ይመስገን
ሓቂ መራር ኢያ ፍሪኣ ግን ምቁር ኢዩ ይብል ቃል ኣምላኽ፡ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ፡ ዕላማ ናይ ክርስትያን ሓቂ ተዛሪብካ፡ ሰናይ ነገር ብምግባር ኣፍ ጽጉማትን ዓባሳትን ብምዃን ንእግዚኣብሄር ምስማር ኢዩ እሞ ብኸምዚታት ኣይትተዓንቀፍ..።ኣብ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያንና መራሕቲ ነገስታት መንግስትታት ኣብ ቤተክርስትያን ኢዶም ኣእትዮም ንህዝቢ ብእምነቱ ካብ ዝሕዝዎ ዘመናት ኣቕጺሩስ ኣባና ልሙድ ኮይኑ ተረኪብናዮ፡ ክርስትያን እንከሎ ካብ ንጳጳስ ንመንግስቲ ዝያዳ ይእዘዝን ክብሪ ይህብን፡ ጳጳሳት እውን እንተኾኑ ካብ ንእግዚኣብሄርን ንህዝቢምእመናንን ንመንግስትን ታሕተዎት ኣመሓደርትን ይእዘዙን፡ ንሳቶም ዝበልዎም ኣብ ክንዲ ኣይከውንን ግቡእ ኣይኮነን ዝብሉ፡ ነቲ ኣጀንዳ ኣመዓራርዮም ምስ እምነት ኣመሳሲሎም ታሪኽ ጠውዮም ብቤተ ክርስትያን ግቡእ ከምዝኮነ ኣምሲሎም ናብ ህዝቢ የሕልፍዎ።ከማኻ ዝኣመሰሉ ኣገልገልቲ ንኡስ ወለዶ ነቲ መወዳእታ ዘሎ ዕላማን፡ ክብጻሕ ተደልዩ ዘሎ ሸቶን ምስ ኣቃላዕኽሞ ግን ቀጨውጨው ይብሎም።ዘደንግጹን ዝጉዱኡን ግን እቶም ተገሪሆም ኣሚኖሞስ ክሰርሕሉ ዝብገሱ፡ ኣብ መወዳእታ ኣብ ካልእ ዕላማ ክውዕል ምስ ረኣዩ ኢዮም።ኣምላኽ ይኣኽለኩም ይበለና እምበር፡ ህዝብናስ ልቦና ከይገብር ንቤተክርስትያኑን ንመሰሉን ከይጣበቕ ኣብዩ ኢዩ።
ዘገርም እዩ ብሓቂ ስልጣን ሓውና እግዚአብሔር ጸግኡን በረከቱን የብዝሓልካ ።
እግዚአብሔር ይመስገን ክብር ሓውና እንካዕ ሰላም መፃኩም ደቂ እመብርሃነይ ደምሩኒ
ቃል ህይወት ያስመዐልና ፅጋኡ ያብዘሓልኻ ክብር ሓዉና ስልጣን
ስልጣነይ❤ለባም❤
ኣቦታትና ቐቲሎም ኣሲሮም ገንዘብና ደሊዮም እንበር ስለ ገዳምን ገዳሞዊያንን እንተዝሓስቡ ነቶም ተአሲሮም ዘለዉ ኣቦታት ደ. ቢዘን ኣፍ ምኾንዎም 😭😭😭
ስልጣነይ ኣይትግራዋይ ድካ እንተ ኢሎሙስ ሳሓቅ የ ለሞተ እና ዋ እግዚአብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክለይ ቡሩከይ ኩሉ ግዜ ሓቂ✅♥️🙏
ብሓቂ❤
ስልጣን ሓወይ ኩሉ ተሕልፎ ትምህርቲ ኣብ ሓቂ ዝተመርኮሰ እዩ❤❤❤❤
ሓቂ ሓራ ተዉጸኣኩምያ እዚ ህያዉ ቃልዩ❤ናይ ሓሶት ንብዓት ናይ ሓሶት ድጋፍ ንግዚኡዩ😊
ሳብስክራይብ ግበርለይ❤
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊
Kal hiwet yesmealina Amen burukin kudusin hawina❤
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏👏👏👏🤲🤲⛪⛪⛪
ፈጣሪ ሰላምን ሓድነት ስምረትን ይሃበና የሕዋት
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እግዝአቢሄር ፍቅርን ሰላምን ንቤተክርስትያን ንህዝቢ ደዋህዶ ኦርቶደክስ ፅባሕ ባሕቲ እዩ ባሕቲ ሓስን ተስፋን ይግበረልና አሜን ⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
አቦ ሕቂ ስልጣን ❤❤
ጽቡቅ ኣለካ ተዋሶኦ እየ ኣጀካ ተዋሶኦ ህግደፈ ተተጠዊካ ገንዘብ ምምዝማዝ ደኣ እንበር ገደማት ድኣ ባዐሎም እንድዮ ም ኣፈሪሶሞ
ባሕቲ ታሕሳስ ቋዕ አብጽሐኩም ደቂ እመብርኃነይበረኸታ ይሕደረና ጣዕማ ፍቅራ ውን ተብዝሐልና🎉❤
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣነይ ኣጆካ ልቅድሚት❤❤ናይ ዝኦም ፃዋ የቡሉይ መሕዘኒ እዩ😢😢😢
ብጣዕሚ ንፉዕ ተዛራባይ ኢኻ።"ካሜራ ስለ ዝራኣዩ እዮም ነቢዖም" እዝስ ምስ ምንታይ ይቁጸር ካልእ ዝማሃር ዘይትምሕር ወደይ። እዚ ኩሉ ፈቀዶ ገዳማት እናኸዱ ዝመልዎ ዘለዉ ብሩኻት የሕዋት ከ ኣይትሪኦን ዲኻ፧ ኣንቱም ኣሜን ጥራሕ ልምዲ ዝኾነኩም ኣሕዋት ድማ ዓገብ ምባል ውን ልመዱ። ብልክዕ ሰብ ናቱ ከተጥፋኣሉ ጽቡቅ ኣይኮነን። ስልጣን ሓውና ጽቡቅ ናይ ምዝራብን ምንባብን ልምዲ ባህርያትን ኣለዎ። እንተኾነ ግን ስብከቱ ኩሉ ምስ ኣንጻር ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ መሪሕነት ዝዓለመ እዩ። እዚ ካኣ ተቃሞ እምበር ወንጌል ኣይኮነን። መብዛሕትኡ ንነብሲ ተባሂሉ ኣይኮነን ዝሰብኮ። ንኣብነት ኣብዛ ሕጂ ዝሃባ ሓሳብ "ካሜራ ስለ ዝራኣዩ እዮም ነቢዖም" ክብል ከሎ እንታይ ማለቱ እዩ፧ ኢልኩም እስከ ሕሰቡ ወይ ሕተቱ።እዘን ልዕሊ ዕስራ ገዳማት ዝብለን ዘሎ ካሜራ ስለ ዝይራኣያ እየን ዘይነብዓ እምበር ካሜራ እንተዝመጸን ሲ ብዙሕ ንብዓት ምራኣና እኮዩ ዝብለኩም ዘሎ። እዚ ስብከት ድዩ ኣሜን ጥራሕ ትብሉ፧ በቲ ሓደ ወገን ካኣ ጥሜቶም እዩ ኣብክዎም ይብል እሞ ቛርፍ በሊዕም እዮም ዝሓድሩ ኢሉ ካኣ የፍርሶ።ናይ ባሓቂ ጥዕና ዘለዎ ሓሳብ ምስማዕ ጥዑይ እዩ ዝገብረካ።ንስኻ ድማ ናይቶም ዘይትፈትዎም መልእኽቲ ጥራሕ ኢኻ ናብዚ ሚዲያ ተምጽእ ኮንካ ምበር ኣብ ባዓል ሂሩት ትቪ እንተ ከድካ ዳርጋ ኩለን ገዳማትን ኣበዋትን ክትረኽቦም ኢኻ። ሓደራኻ ግን ነዚ ሕዝቢ በረኸት ከይካፈል ዕንቅፋት ኣይትኹኖ ጽቡቅ ኣይኮነን። ሰማዕቲ ድማ ኩሉ ዝተርከሰ ዝመስል መሬት ዘርኢ ኣይዝርኦን እዩ። ምናልባት ነቲ መሬት ዘተርከሶ ነገር ጨዋም ማይ ወይ ነዳዲ ኪኸውን ይኽእል እዩ።
ሓቁ እንዲሞ ካመራ ስለ ዝራኣዩ እዮም ነቢዖም ትደጋግማ ኣለካ ሞ፡ ብከመይ ደብረ ቢዘን ትራይ ሽግር ገጥሙዋ አልካ ከ ሓሲብካ ዶ እቲ መልሲ ግን camera ስለ ዘይከደቶም ጥራይ ዩ አምበር ኩለን ገዳማትና ብሰንኪ ዋሕዲ ገንዘብ ይሽገራ ከምዘለዋ የረዳኣና ማለት ዩ ፡ምስ ሓገዝና ክኣ ኣበይ ኣቲዩ ዘይንብል ኮይና
ላም ሲ ብኢዳ ዝቀርባ ብእግራ ትሓክክ፡ እዞም ተወሳእቲ ካብ ብሕማም ድለላ ሓሊፎም ሲ ፈለስቲ ኣምጾም።ቶባ ኦርተደክስ ፡ሕጊ ቤተክርስትያን ኽሕሎ ፡መሰል ኣገልገልቲ ክፈርስ ስለ ዘይ ኮነንዎ ዩ።
@@samsomwelday6180 ተባረክ ዝሓወይ ለባም ዘረባ::ንምፍራስ ቅ.ቤትክርስትያን ድቃስ ስኢኑ::
@@Fithawi አበይ አትዩ? አብ እግዚአብሔር አትዩ ምክንያቱ ንመን ንህብ ከም ዘለና ስለ ንፈልጥ
ፅባሕ እኮ ⓵ባሕቲ እዩ ብሩክ ባሕቲ ታሕሳስ ይግበረልኩም ዘይሓሰብኩሞ ሽሻይ ይፍጠረልኩም ኣሜን ዝበለ ይመሰለሉ🙏❤🎉#ደሙርኒ ናባሕቲ😊❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤🙏🙏🙏
Amen Amen Amen ❤❤❤
Amien❤❤❤
𝚊𝚖𝚎𝚗𝚗𝚗
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏♥️♥️♥️
ኣሜንን እግዚአብሔር ይመስገን ተመስገን ሰላም ስልጣን ሓወይ ናይ ኤርትራ ግዳም ንተጋሩ ይምልከትና እዩ ትኸተልቲ ክርስቶስ ስለ ዝኾና ሰላም ይሃበና ፈጣሪ❤❤❤
እንጀራ ዓለም ብልዒ ዛሐፍተይ ሐቅኺ ትክክል ገዳም ንኹሉ ኢዩ ዝምልከት ክርስቲያን ክሳብ ዝኾና❤❤❤
ትግራዋይ ይኩን ኤርትራዊ ብክርስቶስ ሓደ ኢና ሓደ ሙካና ግን ንስኩም መምሃራን ምሃሩና ንሓደነት ስበኩ። ትግራዋይ ኢሎምኒ ኢልካ ምፍልላይ ኢካ ትፈጥር ዘለካ ኣይትፈላልዩና በቲ ሓቀኛ ቃል አምላኽ ብሓድነትን ንንበር
ሐቅኻ ትክክል❤❤
አሜን በረከት እዝጋብሄር ምሳካ ይ ኩን🙏🙏🙏❤️
ስልጣነይ ጸጋኡ ያብዘሐልካ እግዚአበሔር ኣምላክ 🙏🙏❤👌
ደሙርኒ እስኪ ደቂ እመ ብርሃን ሩሕስ ባሕቲ ይግበረልና🙏🙏🙏
amen❤ ሰብ ካሊእ ይዛረብ ንስኪ ካዓ ደሙርኒ😂😂😂😂 ይሞችኪ
ኢለኪ
@@hss5966እንታይ እያማ እትገብሮ ዝያዳይ 😅😂😂
suq bel ata loqmax hasawi lokmegna.
❤ መራር ሓቂ መም ስልጣን።
ብሓቂ ስልጣን ሓውና ብሓቂ ኣብ ልቢ ኩላትና ዘሎ ኢካ ገሊጽካዮ እቲ ንሶም ዝገበርዎ ድራማ ኢዩ
ዕድመን ጢዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ክቡር መምህርና ቃለሂወት የሰመዐልና❤❤❤
ምሕረት የውርደልካ በረከት ኣቡነ ፍሊጶስን ኣቡነ ዮሐንስን ይክፈልካ
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣነይ ናይ ግዜና ሓወርያ ሓቂ ሓራ ክተውፀአኩም እያ ይብል እቲ ቁዱስ ቃል።ኣጆካ በርተዐልና ባቢየይ ፀግኡ የብዘሐልካ መምህረይ ✝️🙏🕊🥰
ስልጣን፡ሓንቲ፡መዓልቲ፡ቃል፡ኣምላኽ፡ከይመሃርካ፡ክትቋዮቕ ጥራሕ፡ቃል፡ኣምላኽ፡ክትምህር'ዶ ኣይኮንካን፡ተላኢኽካ፡ዕዮኻ፡ረሲዕካ።ካብ ሰብ ዘዝበሎ ትደግመልና፡መዓልታዊ፡ወላ፡ሓንቲ፡ቃል፡ትኹን ቃል፡ኣምላኽ ዘይትዛረበና።ትመልኮ፡ሞያ፡ሰብ ብዓቕሙ፡ዝገበሮ፡ምቅዋምን፡ምንእኣስን ጥራሕ፡ኮይኑ።
ዩቲቡ ኣቲካ ረኣዮ ብዙሕ ኣሎ ዝመሃሮ
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ቃለ ሂወት የስመዐልና ስልጣነይ ክቡር መምህርና ቅንዑን ሓቀኛን ዝፅለአሉ ግዘ የፍርሕ ብዝኮነ ኣምላክ ይሓልካ ስልጣነይ እምበር እቲ ሓቂ ዶ ጠፊእዎ
Entay gebaray eyu mseu kem chew hkeku
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ሓዉ ስልጣን ፀጋን በረከትን ናይ ልዑል ኣምላኽ ምስ ኩላህና ይኩን💞☦️🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዐልና❤❤❤❤
እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመስገን ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር መምህረይ ሓቂ ዝተዛረበ ካብ ዝፅላእ ክንደይ ዓመታት እኮ ኣቁፂርና ኢና
መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ በረኻ ግዜ ዘሕለፉ ሓያሎ ውልቀሰባት ይጠቅስ፣ ብሕትውናኦም ግን ኩሉ ግዜ ዕላማ ዘለዎን ግዝያዊን፣ ኣብ ምድላው ወይ ንተልእኾ ኣምላኽ ብንጥፈት ኣብ ምግልጋል ዘተኮረ እዩ። ዘይከም ንኻልኦት ከይሰበኹ ወይ ከየገልገሉ ተነጺሎም ኣብዚ ግዜ’ዚ ዝነብሩ መነኮሳት: እዞም እዞም ዝስዕቡ ኣብ ዕዮ ኣምላኽ ልዑል ኣበርክቶ ገይሮም እዮም፤
1. **ዮሓንስ መጥምቕ**
- *"በቲ ዘመን እቲ ዮሓንስ መጥምቕ ኣብ በረኻ ይሁዳ እናሰበኸ መጸ"* (ማቴ 3፡1)።
ዮሃንስ ኣብ በረኻ ጥራይ እዩ ዚነብር ነይሩ፣ ኣንበጣን መዓርን ይበልዕ ነይሩ፣ ግናኸ ንንስሓ ብንጥፈት ይሰብኽን ንሰባት የጥምቕን ነበረ፣ ንኢየሱስ መገዲ የዳሉ።
2. **ኤልያስ**
- *"ንሱ ባዕሉ ናይ ሓደ መዓልቲ ጉዕዞ ናብ በረኻ ከደ... ብሓንሳብ መልኣኽ ተንኪፉ ‘ተንስእ እሞ ብላዕ’ በሎ"* (1ነገ 19፡4-8)።
ኤልያስ ኣብ እዋን ስደት ናብ በረኻ ንድሕሪት ተመሊሱ ግን ንሓጢኣት እስራኤል ክገጥምን ናብ ኣምላኽ ክጽውዖምን ተመሊሱ።
3. **የሱስ**
- *"ሽዑ ኢየሱስ ብመንፈስ ናብ በረኻ ተመሪሑ ብድያብሎስ ክፍተን"* (ማቴ 4፡1-2)።
ኢየሱስ 40 መዓልታት ብጾምን ጸሎትን ኣሕለፈ፣ እዚ ብሕትውና እዚ ግን ንህዝባዊ ኣገልግሎቱ ኣዳልዎ፣ ኣብኡ ድማ ንኻልኦት ብንጥፈት ይፍውስን ይምህርን የገልግልን ነበረ።
ኣብ ነፍሲ ወከፍ ኵነታት፡ እቲ በረኻ ከም መዳለዊ ወይ መዕቆቢ ቦታ እምበር፡ ካብ ሕብረተሰብ ንሓዋሩ ዚንሳፈፍ ኣይነበረን። እዚኣቶም ኩሎም ካብ ብሕትውና ወጺኦም ወንጌል ሰቢኾም ፣ ተነቢዮምን ተልእኾ ኣምላኽ ፈጺሞምን ኢዮም። ብኣንጻሩ ናይ ግዜና መነኮሳት ኣገልግሎት ከይተዋፈሩ ወይ ንሰባት ከየገልገሉ ንዘልኣለም ህይወቶም ዝግለሉ መነኮሳት: መጽሓፍ ቅዱስ ዘቕረቦ ኣብነት ሸለል ይብሉ ከምኡ’ውን ህይወቶም ምስ መጽሓፍ ቅዱስ ይጋጮ።
ናይ ሓቂ ኣገልግሎት ብሕትውና ኣብ ዕዮ ኣምላኽ ባሕታዊ ተወፋይነትን ኣብ መንፈሳዊ ዕቤትን ሂወት ኣገልግሎትን ናይ ኣመንትን ናይ ኩሉ ህዝብን ንጡፍ ኣበርክቶን የጠቓልል።
True meaning of being a monk indeed 🙏.
Indeed
ቅዱሳን ኣቦታትና ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ናብ በረኻ እናኸዱ ምስ እግዚኣብሔር ጽምዋ ግዜ ኣሕሊፎም ንኣመንትን ዘይኣመንትን ናብ ኣምላኽ ንምምጻእ ንኸገልግሉ ክዳለዉ ክሕግዞም ንርእሶም ዘይኮነስ ንኻልኦት ሕይወቶም ይውፍዩ ነበሩ። ኣብዚ እዋን’ዚ መነኮሳት ኣብ ኤርትራ ካብ ኩሎም ገዳም ዝወጹ መነኮሳት ወንጌል ክሰብኽ ዝመጸ ርእየ ኣይፈልጥን፣ ወይ ቃል ኣምላኽ ወይ ትንቢት ክምህር ወይ ዝኾነ ናይ እግዚኣብሔር ምደባ ንሰባት ዘገልግል ስለዚ መነኮስ ምዃን እንታይ ፋይዳ ኣለዎ ኣገልጋሊ እንተዘይኮንካ ንኣምላኽ . ተልእኾ ጻውዒቶም ንርእሶም ጥራይ ክጽልዩን ከገልግሉን ድዩ? ቅዱስ ጳውሎስ ሓደ መነኮስ ከመይ ገይሩ ክኸይድ ከም ዘለዎ ዓቢ ኣብነት እዩ: ሓቀኛ ኣገልግሎት ንኣምላኽ ምስባኽን ምምሃርን ነቶም ኣብ ሓጢኣት ዘለዉ ከም ኣብ እንዳ መስተ ወይ ክለባት ምብጻሕን ከምኡ’ውን ወንጌል ናብ ዘይኣመንቲ ምብጻሕን የጠቓልል። ሞዴሎም ጳውሎስ፡ ዮሃንስ፡ ኤልያስ ወይ ኢየሱስ ክርስቶስ እንተኾይኑ ኣብ ዓለም ብኣገልግሎት ክዋፈሩ እምበር ካብኣ ክሕብኡ ንዘልኣለም ኣይኮነን።። እምነት ንምክፋል እምበር ኣብ ገዛእ ርእስኻ ክትሕዞ ከም ዘይኮነ መጽሓፍ ቅዱስ ብንጹር ይገልጽ። ኢየሱስ *“ኪድ ንዅሎም ኣህዛብ ደቀ መዛሙርቲ ግበሩ”* (**ማቴ 28፡19-20**) ኣዚዙና። እምነት ብሕትውና ምሕላው ንኻልኦት ንምምራሕ ኣብ ክንዲ ብርሃን ኣብ ትሕቲ ሳእኒ ምሕባእ እዩ (**ማቴ 5፡14-16**)። ወንጌል ምክፋልና ተሓተትቲ ኢና፣ ከምኡ ዘይምግባር ማለት ንጻውዒት ኣምላኽ ሸለል ምባል ማለት እዩ (**ህዝቅኤል 33፡8**)። እምነት ብዘይ ተግባር ሞይታ እያ (**ያእቆብ 2፡17**)-ሓቀኛ እምነት መልእኽቲ ኣምላኽ ምክፋልን ንኻልኦት ናብኡ ምምጻእን የጠቓልል። ብሕትውና ንሓደ መነኮስ ሰብ ንተግባር ከዳሉ እዩ እቲ ተልእኾ።
አይትጠራጠር ሞንጎሞንጎ አይትኹን አይትፍራሕ አይትሸበር እቲ ምሳኻ ዘሎ አምላክ ካብ ኩሉ ይዓቢ አብ ሃይማኖት ንኩሉ ክተሐጉስ አይትከልን ኢኻ እንትርፊ ንእግዚአብሔርን ንቅኑዓት ሰባትን። ነቲ መገዲ ሓቂ ሒዝካዮ አለኻ ንድሕሪት ከይተመለስካ ክሳዕ መፈሰምትኡ ኣብጸሓዮ። አምላክ ሰላሙ የብዝሓልካ አሜን።
ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓዉና ንሰማዕቲ ትግርኛ ሃይማኖትና ንክንፈልጥ ኣብዩ ኣስተዋፅኦ ዝገበርካ ኢካ እግዚኣብሔር ፀጋ በዲበ ፀጋ የዓድልካ ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላክ ካብ ክፉእ ዘበለ ትሓልዉካ❤
ዘረባኻ ንለባም ኣምተሉ ኢኻ ጌርካዮ ፍርሃት እግዚኣብሄር ዘለዎ ሰብ ፍሉጥ ዩ ከማኻ ኣይኮነን ዳሓን ግን ዘረባኻ ,,,ሰሚዕናዮ ኣለና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
ቅድሚ ኩሉ ሰብ ሓደ ንግበሮ ዝብል ዘረባ ዝጸልእ ካልእ ሰበብ ስለ ዘለዎ ዩ ምበር ካልእ ኣይኮነን እቲ ሓቂ ግን ንሱ ዩ ሓቂ ዝጽልኣሉ ግዜ ስለ ዝኾነ ግን ብዙሕ ኣይግረምካ ቃለ ሂወት የስምዓልና ❤❤
ሰላም አምላክ የብዝሓልካ ክቡር መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መፃኢካ ❤ በዚ ሎሚ ግዜ ሓቂ ዝዛረብ ሰብ ተጸላኢ እዩ ኾይኑ ዘሎ የሕዝነካ ክትርእዮ ከሎኻ ቱ ግዜ ከይትብል ከም ቀደሙ ይወግሕ ይመሲ 😢 ቱ ሰብ ግን አጨብጫቢ ኾይኑ በቃ ዘዝነፈሰ ምንፋስ ይገርምዩ " ኣነስ መጀመሪያ አምላክ ቅዱሳን ሰላሙ ምሕረቱ የውርደልና ንኹላትና ፍጥረቱ ቀጽለ ክብሎ ዝደሊ እቶም #ትግራዋይ_ኢኻ ዝብሉ ሰባት ኣብ እምነት ሃገርን ዓዲን ይፈሊ ድዩ ማለተይ ቃል አምላክ ከይፈለጥና ከሎና ካብ ገዛእ ርእሰይ ጀምረ ይዛረብ ነይረ እየ ድሓር ግን እቲ ቅዱስ ቃሉ ክወቅሰኒ ጀምሩ ከመይ ገይረ ክዛረብ 😢 ብምቅፃል ሓደ ነገር ክብሎ ዝደለኹ በቲ ንስኻ ትምህሮን ተመሓላልፎን መንፈሳዊ ስብከት ብዙሓት ሰባት ይድሕኑን ይምለሱን ከም ዘለው ኣብ ቻናልካ መጽኦም ዝመስከሩ ከዘለው ኩልና ንፈልጦ ኢና እቶም ዘይረኣኹሞ ድማ ተመልስኩም ሪኣዩዎ ኩሉ ቪዲዮታቱ
ኣነ ንገዛእ ርእሰይ ንማለቱ እየ አማንቲ ኦርቶዶክስ ዝብል ነይረ እምበር እምነተይ ፈጣሪን ፍጡርን ክፈላልዮም ዘይኽእል እየ ነይረ በዳሊት ከለኹ ከምዘይበደለኛ ዝቆጽራ ንነብሰይ 🥺 ኣብዚ ስደት ምስ መፃኢኩ መቸም ዓዲ ዓረብ ሸበካ WiFi ስለ ዝጥቀም ዩቲዩብ ኣትየ ትምህርት የዳምጽ ነይረሞ እቶም ዝሰምዖም ዝነበርኩ ናይ ኦርቶዶክስ ድዮም ኣይኮኑንሲ ብዙሕ ኣፍልጦ ስለ ዘይነበረኒ ገልኦም እናተጠራጠሪኩ የዳምጾም ንገልኦም ከዓ ሓቂ ዝመስል ግን ከዓ ድሕረ ጌጋ ምዃኖም ዝፈለጥኮም አለው 😮 ብመን እየ ክፈልጦም ክኢለ ግን ብመምህረይ ስልጣን ከሰተ ❤ ብጣዕሚየ ዝፈቲዎ ዘኽብሮ ተስፋ ዘስንቀና ብፍላይ ኣብ ስዑዲ ዘሎና ተስፋ ከይንቆርጽሞ ሓንቲ ነብሲ ንኸይትጠፍእ ዝገብሮ ፃዕሪ ልዕሊ ቃላት እዩ ካብ ውዳሴ ኮንቱ ይሰውርካ 🤲 እታ ዝመለስካኒ ትምህርት ድማ #ንጎይታ_ከም_ግሊ_መድሓኒካ_ተቀበሎ_ኢሉ_ዝሰደዳ_ቪዲዮ_ብሓውና_ቴዲሮስ_አብርሃም ዝብሃልሞ ሽዑ ኣነ ከዓ መድኃኔዓለም እናተብሃለሲ ከመይ ገይሩ ናይ ግሊ መድሓኒት ይብሃል እንዳበልኩ ከለኹ ሽዑ ንሽዑ መምህረይ ቪዲዮ ሰርሕካ ብዛዕባ እታ ናይ ግሊ መድሓኒት ገይርካ ተቀበሎ ዝበሎ ኣነ ድማ እቶም ዩቲዩብ ክምርምር ገይርካኒ እግዚአብሔር የኽብረለይ ኩሉ ግዜ ዝምስክረሉ እዩ እዙይ ሽዑ ተዘይትሰርሓ ኣይምፈለጥኩካን ግን አምላክ ፈቂዱዎ
ንመጀመርያ ግዜ እምነተይ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ምዃነይ ፈጣሪን ፍጡርን ዝፈላለኹሉ
ዝፈለጥኩዎ ካብ መምህረይ ስልጣን ሓወይ❤ ፖለቲካን ምፍልላይን ጥቅሚ ኾነ መንግስተ ሰማያት ከም ዘየውርስ ድማ ካብ ማሕበረይ ማሕበር ደቂቀ እስጢፋኖስ ዘምድረ አግአዚት ዝተምሃርኩሉ ። እወዳቸዋለሁ
እግዚአብሔር ይመስገን ንሱ ስለ ዝፈቀደ እምበር ምስቲ ኹሉ በደለይኳ ኣይግብኣኒን ነይሩ ግን እግዚአብሔር መፍቀሪ ሓጢኣን እዩ ንሕና እንተ ቀርብናዮ ።
ኣነ ክፈልጠካ ከለኹ ትግራዋይ ድኻ ኤርትራዊ ኣይፈልጥን ግን ናይ ህይወት ጉዳይ ስለ ዝኾነ ኣየማረፅኩን ቃል አምላክ ስለ ዝዓቢ
እቲ ናይ ብሓቂ ድሕነት ዝደሊ ዓዲን ገለን ኣይፈልን ወላ ካብ እንስሳት ክመሃር ይደሊ እዩ ። ሕጂ ግን የሕዝን እዩ
NB ' ስለዚስ ትግራዋይ ይበሉ ፖለቲካ ይበሉ እቲ ናቶም ዘረባ ንጎኒ ገድፍካ እቲ እግዚአብሔር ባህ ዘብሎ ዘረባ አቀድም ።
ብዘለኻዮ እግዚአብሔር ይሓልውኻ ምስ ሙሉእ ስድራ ቤትካ ይፈቲወካ እየ ❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ
@@ፅሪቲካሕሳይ ገይረልኪ
ገዳም ደብረቢዘን ኣብ ኣስመራ ልዕሊ 100 ናይ ገዛእ ርእሶም መንበሪን ንግዳዊን ክራይ ገዛውቲ ኣለዎም ርግጸኛ እየ ኣብ ካልእ ቦታታት ከም መሬትን ካልእን እውን ኣለዎም፣ ብጣዕሚ ዘይርትዓዊ ዋጋ ንሰባት ይካረዩ ነይሮም: ኣነ ኣብ ሓንቲ ካብተን ዝካረያሉ ገዛውቲ ይካረይ ነይረ:መግቢ የብሎምን ብምባል ክኣምን ኣይክእልን እየ። ወይ ምናልባት ናይ ብሓቂ ብቑጽሪ ይውስኹ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም: ሕጂ ንጹር ክኸውን ግን ንዘመናዊ ፕሮጀክት ዲጋ ጥራይ ገንዘብ የድልዮም ኣሎ ይመስለኒ::
Yes it is true
ሓቅካ እካ እንተኮንካ፡ ብቁጽሮም ብዙሓት መነኮሳትን ተመሃሮን ምስ ምህላዎምን ዝነበረ ሕርሻዊ እቶት ብምጉዳሉን ጸገም ከምዘለዎም ቅድሚ 2 ወርሒ ኣብኡ ካብዝነበሩ ሰባት ሰሚዐዮ ኔረ
በስምአብ ወወልድ ወመንፍስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አዛ ድራማ ትብላ ዘለካ መልእክታ ኩሉ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣብ ሓደ ንምስማር ዝገበርዋ ኮይና አያ ትስማዓኒ ከምዩ አንተ ዘይኮይኑ ከኣ ኣብ ማስሜዳ ወጺካ ካብ ኩስቶ ከምዚ አሉ አልካ ምዝራብ ብዛዕባ ሓድነት ምስባክ ኣይሓይሽን
ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓውና ቀጽሎ ሓቂ ኩሉ ግዜ መራር ስለ ዝኮነት ከምዚ ርእሱ ዝተሃርመ ተመን ሓፍ ሓፍ እያ ተብሎ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
ብዝኮነ ሰላም የውርደልና ንሃገርናን ገዳምናን መምህር ሰልጣን ከኣ እድመን ጥእናን ይሃብካ ኣብ ሰደት ደለና ናብ ኣድና የእትወና ኣምላክ 🙏🙏🙏❤❤❤
አጀካ ስልጣነይ ሓቂ ስለ እትዛረብ ይመሮም እዩ ይመስለኒ እንተ ናዓካ ግን ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብር ክቡር መምህርና❤❤❤🎉🎉🎉
ሰላም ዝኸበርካ ሰልጠነ ሓወይ ካብ ቀደም ይከታተለካ እየ ጽቡቅ ትምርቲ እዩ ደለካ እንተኾነ ሕጂ ግን ኣይግድን ከምቲ ኣብ መደብካ ድበልካዮ ጽባሕ ንግሆ ሓደ ክንከውን ኢና ድበልካዮ ጽቡቅ ዘረባ ተሞርኪስካ ሓገዝካ ከተበርክት ኔርካ ደይኪኢልካ ከኣ ትምክትብል ተደይ ኮይነ ምትህልላ ኣይመድለየን ደሓር ከኣ ኣነ ዶ ገንዘብ ከይተዋጽኡ ኢለ እየ ኢልካ ንሓደ ሰብ ሕንቲኽቲኽ እንዳበልካዮ ሲሒቅካ ኢልካ ክትኩርየሉ ጽቡቅ ኣይኮነን ንስኻ ከኣ ገንዘብ ኣበይ ከምድኣቱ ኣይንፈልጥን ኢና እንዳበልካስ እንታይ ኢሎም ክህቡ እቶ ክህቡ ድደልዩ ስለዚ እዚ ትገብሮ ደለኻ ነገር ጽቡቅ ኣይኮነን ምሕደራ ደኣእንበር ናይካልእ ሽግር የብልና ስለዚ ሕጂ ኢደይ ኢድካ ንበል ጽባሕ ንግሆ እግዚኣብሄር ምሕረቱ ሊእኽልና ሓደ ምስ ኮና ንኹልና እዩ ክትብል ኔርካ
እቶም ትግራዋይ ዶ ገለ ትብሉ ሰባት ከኣ ቤተክርስትያን ናይ ኩሉ እያ እንበር መሳርሒ ፖለትካ ኣይኮነትን ስለዚ ኣስፊሕና ክንሓስብ ንጀምር እግዚኣቢሄር ምሕረቱ ይልኣኸልና
Haki tezarebka hawey natey🥰
ሓቂ ተዛሪብካ ኣምላክ የሕጽረልና እምበር
ናይ በሓቂ
Haki tezaribka hawey
Seltene ke dea 😂😂😂
ዕልማኻ ኩሉ ህዝቢ ብኣሉታ ንኽርእዮ ንኸይሕግዝ እዩ፡ ብዝኾነ ግና ኩሉ ብፍቃዱ እግዚአብሔር ህዝብና ከምዝፍጽሞ ጥርጥር የለን።
ኣቤት ፍርዲ😢ንፈጣሪ ንሕደጎ
ዝገርም እንበር ናትኩም ህዝብና ጠምዩ አቦና አንጦንዮስ ይፈትሑ ፈለስቲ ድአ እንታይ ንመግብን ከብዶምን አብከዮም ሰላም ንህዝቢ መግቢ ንህጻናት ንመናእሰያት አብ ሳዋን አጎልግሎትን ብሐንቲ ንቅጽቲ ባኒ እንዳ ነበሩስ ንፈለስቲ?????ፈለስቲ ድአ ንምንታይ ዲኹም አብ ገዳም ትነብሩ ኩሉ ገዲፍኩም???? ወይ ጉድድድድ
ዝገርም እንበር ናትኩም ህዝብና ጠምዩ አቦና አንጦንዮስ ይፈትሑ ፈለስቲ ድአ እንታይ ንመግብን ከብዶምን አብከዮም ሰላም ንህዝቢ መግቢ ንህጻናት ንመናእሰያት አብ ሳዋን አጎልግሎትን ብሐንቲ ንቅጽቲ ባኒ እንዳ ነበሩስ ንፈለስቲ?????ፈለስቲ ድአ ንምንታይ ዲኹም አብ ገዳም ትነብሩ ኩሉ ገዲፍኩም???? ወይ ጉድድድድ
@YordanosTsehaye-e9dናብ ካልእ ሸንኮለል ኬድኪ ክብርቲ ሓፍቲ :: ንሕና ንዛረብ ዘለና ብዛዕባ ንቅድስቲ ቤተክርስትያንና ጾር ኣይትኩና ሰላም ሃባ ደምበካ ፍለጥ ምስ ትህድሶ መናፍቃን ትዓራረኽ ጉዳይና ባዕልና ኣለናዮ ኢና ንብል ዘለና:: ንስኪ ድማ ኣርኪብክሉ ሳዋ ዶ ስዋ ዶ ትብሊ ሳዋ ጉዳይና ኣይኮነን ንኣማንን ዘይኣማንን ንክርስትያንን ሞስሊምን ሓደ ያ ትብጽሓና:: ቅድስቲ ቤተክርስትያና ግን ናይ ክርስቶስ ኢያ ::ግዳይ ቲፈዞ ሒዝኩም ከይጠፍእ ተጠንቀቁ ኣስተውዕልሉ መንገዱ ድሓር ኣውያት ከይገደኩም :: ብሩክ ምሸት::
ሓቁ ኣሎ እበር ህዝቢ እዳ ታለልካ ዝግበር እዚኣ ውን ኣይትኮውንን😂
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና❤❤❤
ሰልጠነ ሓውና ናይ ብሓቂ ብልጽ ምቅል ኣዛርባ ናይ ክልና ዘረባ ኢዩ ከምዚ ገርኩም መልስሎም ብዝኸነ ኣይቲ ሕመቅ ቀፅሎ💙💙💙🌿🌿🙏🏾
ቃለ ሂወት የስመዓልና ፍቁር ሓውና መምህር ስልጣን ከሰተ, ልክዕ ኣለኻ ካብ ማይ ሓቂቅ ዝጸሪ ሓቂ ትዛረብ ኣለኻ ግን ደሓን ሰብ ዝበለ ይበል ንስኻ ኣይትቆጣዕ ቁጠዐ ካብ እግዚኣብሄር'ዩ ዘርሕቀካ ትምህርትኻ ብጣዕሚ' ዩ ዘጸናንዕ ዘመን ኣገልጉለትካ ባሪኹ ኣኽሊል ዓወት የጋናጽፍካ ቅዱሳን መላእክት ምሳኻ ይኹኑ🙏
ኣሜን
አሜን አሜን አሜን ❤❤❤
ኣሜን❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መምህርና ❤❤❤
*_መምህረይ ኣቦ ሓቂ ወታደር ናይ ተዋህዶና ዕንቂ💜😇🦋_*
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስልጣን ሓውና ከምዚ ከማካ ቁኑዓትን ሰብ ሕልናን እዮም ዘድልይዋ ዘለዉ ነዛ ናይ ጥንቲ ቤተ-ክርስትያንና ተባረክ ኣምላክ ምሳካ ይኩን!!!
Right 💯
ሱልጡን ንሕና ንስርዓት ህግደፍ ሳንቲም ኣይንህብን
ናይ ብሓቂ ስልጣን ሓወይ ሓቂ መራር ኢያ ሞ በዚኦም ኣይትታዓንቀፍ ኣብታ ዘለኻዮ ርገጽ
መረጋገጺ አየድልየናን: ምክንይቱ ንእግዚአብሔር ንህብ ከም ዘለና ስለ ንፈልጥ አበይ አትዩ ንዓና ዝምልከት አይኮነን:
ኣሜንኣሜንኣሜን ብሓቂ ቃልህይወት የስመዐልና መምህረይ✝️🤲
🙏🙏🙏 ስልጣን ሓወይ ሰሊጡን ከም ሽምካ እግዚአብሔር ናይ አገልጉሎት ዘመንካ ይባርከልካ ዘሓወይ ከመይ ድየ ናትካ ትምህርቲ ክሰምዕ ከለኩሲ ሩፍታ ይስመዐኒ ብፍላይ ካዓ አብ ውሽጢ 4/ ዓመት ዘነበርናዮ ጭንቀት ተመስገን ግን ብሻላ ፀሎትኩም ሓሊፍናዮ እሞ ካአ አብ ዓረብ ሃገር ኮይንካ ብጣዕሚ እዩ ከቢድ እና ናይ ሰብ አይትገደሰሎም ካብቲ ናይ መንፈሳዊ እምነትካ ንቅንቅ ከይትበል ትግራዋይ እንተበሉካ እወ በለም ትግራዎት ከምኦም ኢና ሰባት በርእያ ስላሴ ዝተፈጠርና እግዚአብሔር ምስካ ይኩን ዘሓወይ
❤ፅባሕ እኮ ⓵ባሕቲ እዩ ብሩክ ባሕቲ ታሕሳስ ይግበረልኩም ዘይሓሰብኩሞ ሽሻይ ይፍጠረልኩም ኣሜን ዝበለ ይመሰለሉ🙏❤🎉#ደሙርኒ ናባሕቲ😊❤
ኣሜን
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓዉና መምህርና አሜን ፫ መድሃኒአለም ኣቦና ሰላምን ሓድነት ይዓድለና እሰከ ፈጣሪ ባዕሉ ኣብዛ ቅድስትን ቅንዕትን እምነትና የጽነዐና🙏🙏🙏
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ክብር ሓወና ቃል ሂወት የስመዐና❤❤
ብሓቅ ልባም ሓውና ስልጣንዋ ጸጋኡ ያብዚሐልና❤
ብዛዒባ ደቅ ሰባት አይትገድስ፣ስልጣን ሓወይ ልባም
ኣሜንኣሜንኣሜንን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር ይመስገን🙏✝️🕊
ደምርኒ❤
ኣሜን 3
ስልጡን ኩብር ሓው
ቡሩኽ ዝተባረኽካ ትሕትና ዝመላአካ
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን እንካዕ ብሰላም መፃእካልና ክቡር መ ምህርና❤❤❤❤❤❤❤❤ አትጥፍእና
ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ በረከቱ የብዝ ሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክብር ሓዉይ☦️☦️☦️
ስልጣን ሓወይ ቀጽእል ጥራይ ቃል ሂወት የስማዓልና
እግዝኣብሄር ሓደ ይግበረና ሰይጣን ዕላምኡ ንሱ ኢዩ ክፈላልየና ኢዩ ዝደሊ ።በሓቒ ክርስትያን እንተኮይና ግን ጸርፊ ኣየድልን ኢዩ።ምእንቲ ዘሳድ ድኩም ጸልዩ ኢዩ ዝብል መጽሓፍ ቅዱስ ስለዝ ከኣልቲ ንኩን እግዝ ኣብሄር ክኽእለና።ሰላሙ የብዝሓልና።
ዕድመን ጥዕናን ይሃንካ መምህረይ ❤❤
እዚኦም ኣሙሶሉታት ተዋሳእቶም ይኩኑ ካህናቶም ጉዶም ስለ ዝገለጽካ ባፎም ቡዙሑ ክቡሉካ እዮ እበር ብዉቪጦም ባኣካ ብሓቅነትካን ዝድስቱ ቡዘሓት እዮም።❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ ቃል ህይወት ያሰመዐልና ሰልጣነይዋ❤❤❤
እግዚኣብሔር ይመስገን ክቡር መምህረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣሜን
ሓቂ ይሃብካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍
አሜን ///3//:❤❤❤❤❤
ተጋጊኻ ንኸብዶም ኣይኮኑን በኽዮም ኣቦታትና መሲካ እምበር ከኣ ክስራሕ እዬ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤eti kulu zkiel ❤❤zelon zneberen ❤❤ኣዒንተ ልብና ይክፈተልና❤❤❤❤
ስልጡን ሓወይ እማን መምህር❤❤❤❤❤ ዕድመ ይሃብካ
ቅዱሳን ኣቦታትና ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ናብ በረኻ እናኸዱ ምስ እግዚኣብሔር ጽምዋ ግዜ ኣሕሊፎም ንኣመንትን ዘይኣመንትን ናብ ኣምላኽ ንምምጻእ ንኸገልግሉ ክዳለዉ ክሕግዞም ንርእሶም ዘይኮነስ ንኻልኦት ሕይወቶም ይውፍዩ ነበሩ። ኣብዚ እዋን’ዚ መነኮሳት ኣብ ኤርትራ ካብ ኩሎም ገዳም ዝወጹ መነኮሳት ወንጌል ክሰብኽ ዝመጸ ርእየ ኣይፈልጥን፣ ወይ ቃል ኣምላኽ ወይ ትንቢት ክምህር ወይ ዝኾነ ናይ እግዚኣብሔር ምደባ ንሰባት ዘገልግል ስለዚ መነኮስ ምዃን እንታይ ፋይዳ ኣለዎ ኣገልጋሊ እንተዘይኮንካ ንኣምላኽ . ተልእኾ ጻውዒቶም ንርእሶም ጥራይ ክጽልዩን ከገልግሉን ድዩ? ቅዱስ ጳውሎስ ሓደ መነኮስ ከመይ ገይሩ ክኸይድ ከም ዘለዎ ዓቢ ኣብነት እዩ: ሓቀኛ ኣገልግሎት ንኣምላኽ ምስባኽን ምምሃርን ነቶም ኣብ ሓጢኣት ዘለዉ ከም ኣብ እንዳ መስተ ወይ ክለባት ምብጻሕን ከምኡ’ውን ወንጌል ናብ ዘይኣመንቲ ምብጻሕን የጠቓልል። ሞዴሎም ጳውሎስ፡ ዮሃንስ፡ ኤልያስ ወይ ኢየሱስ ክርስቶስ እንተኾይኑ ኣብ ዓለም ብኣገልግሎት ክዋፈሩ እምበር ካብኣ ክሕብኡ ንዘልኣለም ኣይኮነን። እምነት ንምክፋል እምበር ኣብ ገዛእ ርእስኻ ክትሕዞ ከም ዘይኮነ መጽሓፍ ቅዱስ ብንጹር ይገልጽ። ኢየሱስ *“ኪድ ንዅሎም ኣህዛብ ደቀ መዛሙርቲ ግበሩ”* (**ማቴ 28፡19-20**) ኣዚዙና። እምነት ብሕትውና ምሕላው ንኻልኦት ንምምራሕ ኣብ ክንዲ ብርሃን ኣብ ትሕቲ ሳእኒ ምሕባእ እዩ (**ማቴ 5፡14-16**)። ወንጌል ምክፋልና ተሓተትቲ ኢና፣ ከምኡ ዘይምግባር ማለት ንጻውዒት ኣምላኽ ሸለል ምባል ማለት እዩ (**ህዝቅኤል 33፡8**)። እምነት ብዘይ ተግባር ሞይታ እያ (**ያእቆብ 2፡17**)-ሓቀኛ እምነት መልእኽቲ ኣምላኽ ምክፋልን ንኻልኦት ናብኡ ምምጻእን የጠቓልል። ብሕትውና ንሓደ መነኮስ ሰብ ንተግባር ከዳሉ እዩ እቲ ተልእኾ።
ኣጆኹም፡ኣሕዋተይ ሰናይ ሓሳብ እዩ ኣምላክ ይሓግዝኩም ዝብል ቃል ካብ ልሳንካ ክወጽእ እዩ ነይርዎ ከም መምህር ወንጌል መጠን
ሓደ ሓደ እዋን ንኽብርኻ ዘጉድል ቃል፡ምዝራብ የንዕቀካ ዩ ስለዚ ነቲ ሰናይ ጠሚትካ ሰናይ ተትሓስብ ጽቡቅ ነይሩ ይቅሪታ ድኣ ደፊረ ከምዚ ምባለይ
እግዚአቢሔር ይመስገን መምህረይ🥰🤍 ዋ አነስ ሓቂ እዩ መሲሉኒ😮
_እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰላምካ ዮብዘሐዮ ክቡር መምህርና ኣነ እኾ ሓቂ መስልኒ ብጣዓሚ ሓዝነ ነይር💞💞💞_
ደምርኒ❤❤❤
እግዝአብሔር ይመስገን ክቡር መምህርና❤
ኣሜን
ኣንባሳደር ህግደፍ እኾ ደመወዝና ካብ ሓወላ ኢዩ ኢሉና ።
እንኳዕ ሰላም መፆኻለና ስልጣን ሓወና
Qal hiwet yesmalna armen tranan yhabka memhr amen
ናይ ፈጣሪ እንበር ናይ ሰብ ብዘየገድስ እግዛቢሄር ንሓቂ ኢሉ ዩ ቀቢእካ ቀጽሎ ኣምላክ ይባርከካ
Bhaqi amlak azarebeka
ኣምላክ ይግናሕካ ዘርባካ ኩሉ ቶንኮል ዝተሓወሶ ዩ
Hji dhri aserte amet terediekum xbuk eyu 😊😊
😅😅 አይ
ኣሜን/3/ቃለህይወት የስመዕና እግዝኣብሀር ኣሜላኽ ይትዓረቀና ምትህልላኽ ኣየዲልይን ቶማስ ሓዊና ደዊልኽ ምሪዲዳእ ይበልፅ ኣብ ማእኸልና መላኣከ እግዝኣብሀር ይትሓወስ ❤❤❤
ኣሜን❤❤❤
Sltan ካልኦት ዘይገብርዎ ወንጌል ትዝርግሕ ኣለኻ። ቃል ኣምላኽ ምክፋል ቀጽል፣ ንድሕሪት ተመሊስካ ኣይትጠምት።
Nay bahaki nay lemi seb eta hanti zgbra seb ክይጸለኦ እዩ ጻዕሩ ስልጣን ሓወይ ከኣ ኣጆካ ሓቂ ሓቂ እያ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣነይ❤❤❤❤
ስልጣነይ ሓቂ ዛዓብጥ እምብር ዘዉፅእ ለሚ ተፀላኢ ዩብዘኮነ ናይስብ ነገር ኣይዉዳኢ
ክቡር ሓው ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና እቲ ሓቂ ንሱ እዩ ካብ ሓቂ ዝረሓቁ ሰባት ድላዮም ክብሉ ይኽእሉ እዮም ነገር ግን ነቂሕናሎም ኢና ብሩኽ ሓው ነዊ ዕድመ ይሃብካ ንዓና ክጥዕመና 🙏🙏🙏🙏
እግዚአብሔር ይመስገን
ሓቂ መራር ኢያ ፍሪኣ ግን ምቁር ኢዩ ይብል ቃል ኣምላኽ፡ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ፡ ዕላማ ናይ ክርስትያን ሓቂ ተዛሪብካ፡ ሰናይ ነገር ብምግባር ኣፍ ጽጉማትን ዓባሳትን ብምዃን ንእግዚኣብሄር ምስማር ኢዩ እሞ ብኸምዚታት ኣይትተዓንቀፍ..።
ኣብ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያንና መራሕቲ ነገስታት መንግስትታት ኣብ ቤተክርስትያን ኢዶም ኣእትዮም ንህዝቢ ብእምነቱ ካብ ዝሕዝዎ ዘመናት ኣቕጺሩስ ኣባና ልሙድ ኮይኑ ተረኪብናዮ፡
ክርስትያን እንከሎ ካብ ንጳጳስ ንመንግስቲ ዝያዳ ይእዘዝን ክብሪ ይህብን፡
ጳጳሳት እውን እንተኾኑ ካብ ንእግዚኣብሄርን ንህዝቢምእመናንን ንመንግስትን ታሕተዎት ኣመሓደርትን ይእዘዙን፡ ንሳቶም ዝበልዎም ኣብ ክንዲ ኣይከውንን ግቡእ ኣይኮነን ዝብሉ፡ ነቲ ኣጀንዳ ኣመዓራርዮም ምስ እምነት ኣመሳሲሎም ታሪኽ ጠውዮም ብቤተ ክርስትያን ግቡእ ከምዝኮነ ኣምሲሎም ናብ ህዝቢ የሕልፍዎ።
ከማኻ ዝኣመሰሉ ኣገልገልቲ ንኡስ ወለዶ ነቲ መወዳእታ ዘሎ ዕላማን፡ ክብጻሕ ተደልዩ ዘሎ ሸቶን ምስ ኣቃላዕኽሞ ግን ቀጨውጨው ይብሎም።
ዘደንግጹን ዝጉዱኡን ግን እቶም ተገሪሆም ኣሚኖሞስ ክሰርሕሉ ዝብገሱ፡ ኣብ መወዳእታ ኣብ ካልእ ዕላማ ክውዕል ምስ ረኣዩ ኢዮም።
ኣምላኽ ይኣኽለኩም ይበለና እምበር፡ ህዝብናስ ልቦና ከይገብር ንቤተክርስትያኑን ንመሰሉን ከይጣበቕ ኣብዩ ኢዩ።
ዘገርም እዩ ብሓቂ ስልጣን ሓውና እግዚአብሔር ጸግኡን በረከቱን የብዝሓልካ ።
እግዚአብሔር ይመስገን ክብር ሓውና እንካዕ ሰላም መፃኩም ደቂ እመብርሃነይ ደምሩኒ
ቃል ህይወት ያስመዐልና ፅጋኡ ያብዘሓልኻ ክብር ሓዉና ስልጣን
ስልጣነይ❤ለባም❤
ኣቦታትና ቐቲሎም ኣሲሮም ገንዘብና ደሊዮም እንበር ስለ ገዳምን ገዳሞዊያንን እንተዝሓስቡ ነቶም ተአሲሮም ዘለዉ ኣቦታት ደ. ቢዘን ኣፍ ምኾንዎም 😭😭😭
ስልጣነይ ኣይትግራዋይ ድካ እንተ ኢሎሙስ ሳሓቅ የ ለሞተ እና ዋ እግዚአብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክለይ ቡሩከይ ኩሉ ግዜ ሓቂ✅♥️🙏
ብሓቂ❤
ስልጣን ሓወይ ኩሉ ተሕልፎ ትምህርቲ ኣብ ሓቂ ዝተመርኮሰ እዩ❤❤❤❤
ሓቂ ሓራ ተዉጸኣኩምያ እዚ ህያዉ ቃልዩ❤
ናይ ሓሶት ንብዓት ናይ ሓሶት ድጋፍ ንግዚኡዩ😊
ሳብስክራይብ ግበርለይ❤
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊
Kal hiwet yesmealina Amen burukin kudusin hawina❤
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏👏👏👏🤲🤲⛪⛪⛪
ፈጣሪ ሰላምን ሓድነት ስምረትን ይሃበና የሕዋት
ኣሜን❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እግዝአቢሄር ፍቅርን ሰላምን ንቤተክርስትያን ንህዝቢ ደዋህዶ ኦርቶደክስ ፅባሕ ባሕቲ እዩ ባሕቲ ሓስን ተስፋን ይግበረልና አሜን ⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
አቦ ሕቂ ስልጣን ❤❤
ጽቡቅ ኣለካ ተዋሶኦ እየ ኣጀካ ተዋሶኦ ህግደፈ ተተጠዊካ ገንዘብ ምምዝማዝ ደኣ እንበር ገደማት ድኣ ባዐሎም እንድዮ ም ኣፈሪሶሞ
ባሕቲ ታሕሳስ ቋዕ አብጽሐኩም ደቂ እመብርኃነይ
በረኸታ ይሕደረና ጣዕማ ፍቅራ ውን ተብዝሐልና🎉❤
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣነይ ኣጆካ ልቅድሚት❤❤ናይ ዝኦም ፃዋ የቡሉይ መሕዘኒ እዩ😢😢😢
ብጣዕሚ ንፉዕ ተዛራባይ ኢኻ።
"ካሜራ ስለ ዝራኣዩ እዮም ነቢዖም" እዝስ ምስ ምንታይ ይቁጸር ካልእ ዝማሃር ዘይትምሕር ወደይ። እዚ ኩሉ ፈቀዶ ገዳማት እናኸዱ ዝመልዎ ዘለዉ ብሩኻት የሕዋት ከ ኣይትሪኦን ዲኻ፧
ኣንቱም ኣሜን ጥራሕ ልምዲ ዝኾነኩም ኣሕዋት ድማ ዓገብ ምባል ውን ልመዱ። ብልክዕ ሰብ ናቱ ከተጥፋኣሉ ጽቡቅ ኣይኮነን። ስልጣን ሓውና ጽቡቅ ናይ ምዝራብን ምንባብን ልምዲ ባህርያትን ኣለዎ። እንተኾነ ግን ስብከቱ ኩሉ ምስ ኣንጻር ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ መሪሕነት ዝዓለመ እዩ። እዚ ካኣ ተቃሞ እምበር ወንጌል ኣይኮነን። መብዛሕትኡ ንነብሲ ተባሂሉ ኣይኮነን ዝሰብኮ። ንኣብነት ኣብዛ ሕጂ ዝሃባ ሓሳብ "ካሜራ ስለ ዝራኣዩ እዮም ነቢዖም" ክብል ከሎ እንታይ ማለቱ እዩ፧ ኢልኩም እስከ ሕሰቡ ወይ ሕተቱ።
እዘን ልዕሊ ዕስራ ገዳማት ዝብለን ዘሎ ካሜራ ስለ ዝይራኣያ እየን ዘይነብዓ እምበር ካሜራ እንተዝመጸን ሲ ብዙሕ ንብዓት ምራኣና እኮዩ ዝብለኩም ዘሎ። እዚ ስብከት ድዩ ኣሜን ጥራሕ ትብሉ፧ በቲ ሓደ ወገን ካኣ ጥሜቶም እዩ ኣብክዎም ይብል እሞ ቛርፍ በሊዕም እዮም ዝሓድሩ ኢሉ ካኣ የፍርሶ።
ናይ ባሓቂ ጥዕና ዘለዎ ሓሳብ ምስማዕ ጥዑይ እዩ ዝገብረካ።
ንስኻ ድማ ናይቶም ዘይትፈትዎም መልእኽቲ ጥራሕ ኢኻ ናብዚ ሚዲያ ተምጽእ ኮንካ ምበር ኣብ ባዓል ሂሩት ትቪ እንተ ከድካ ዳርጋ ኩለን ገዳማትን ኣበዋትን ክትረኽቦም ኢኻ።
ሓደራኻ ግን ነዚ ሕዝቢ በረኸት ከይካፈል ዕንቅፋት ኣይትኹኖ ጽቡቅ ኣይኮነን። ሰማዕቲ ድማ ኩሉ ዝተርከሰ ዝመስል መሬት ዘርኢ ኣይዝርኦን እዩ። ምናልባት ነቲ መሬት ዘተርከሶ ነገር ጨዋም ማይ ወይ ነዳዲ ኪኸውን ይኽእል እዩ።