Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ብስም ቅዱስ ምካኤል ላይክ ንግበረሉ ስለ ሓቂ ሕጊ ኣምላክ ምምስካሩ ክቡር ሓውና።
ናይ ስልጣን ሰሓቅ ዘስሕቀኩም ላይክ😂😂😂
ንሰብ ኣይትስሕቆሉን ኢኻ እንተ ኪኢልና ግን ነረድኦ
መ ስልጣን ብኹሉ ነገር ፍቱው ኢዩ።ብትምህርቱብመልክዑብፍሽኽትኡ ብክእለት ዘረብኡብኹሉ ዝተዓደለ❤❤❤
@@WeldenseaTesfay ንስልጣን ደኣ መን ኮይንና ክነረዶኦ ከረደአና እበር ሓወይ ዲካ 🤔 ስልጣን ብኩሉ ብሱል እዩ ዘይከምዕድሚኡ ንዑ ናብ ሓድነት እናበለ ንሰላም ዝሰብክ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ🕊👏👏
ኣሜን፫ ቃል ህይወት የስመዕና እግዚኣብሔር ኣምላክ ክብር መምህረይ ሓደ ሰብ ክፈርድ እሞ በየናይ ዓቅመዋ እቲ ልኡል ኣምላክና ኩሉ ኣብ ትጋዓዝው ቅዱስ እግዚኣብሔር ብዕድመን ብጸጋን ይሓልወልና ፈጣሪ❤
እንኳዕ ብሰላም መፀአካ መምህረይ ኣነሰ ገይረ ዘናድድ ላአካ ዘፅርፎ ሰባት
እቲ ኩሉ ዝኽእል ፈጣሪ ምሳኻ እዩ ሱልጡነይ ኣጀኻ ❤❤
ኩቡር ሓዉና ቃል ሂወት የስመዐልና አገልግሎት ዘመንካ ይባረክ አሜን❤❤❤🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ክቡር መምህርና በረኸት ናይ ቅዱስ ሚካኤል ይሕደረና ❤️👏
ሊቀ ሰማእት ቅዱስ ጊዮርጊስ ካብ ክፉእ ዝበለ ይሓልወልና ክቡር መምህርና ❤️👏ኣየ ንሕና ኦ ኣምላኸይ ንዛረቦ ኣይንፈልጥይ ሞ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና 😢
Amen.
ኣጆኻ ሱልጣን ሓወይ ሓቂ መራር እያ ሕልና ውን ኣይሕሱንዩ ግድንዩ ከሕምሞም ኣጆኻ እዚ ሓደ ፈተነ ክርስትያን እዩ ኣጆና ብ እግዛብሔር ትምራሕ ቤተክርስትያን ትምጻና እቲ መርገም ከኣ ካብ ኣቦታቶም ዝሰምዕዎዩ ዝገርም ኣይኮነን ብኣፎም ክኩነኑዮም ኣምላኽ ቤተክርስትያና ናብ ሓደ የምጻና 🙏
ብዕድመ ጥዕና የሃብካ መምህርይይይ ከማይ ዝፍትዎ ልስልጣን ይህልዶ ይኮን👍
ኣለና❤❤❤
*_እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ስላምካ ይብዛሕ መምህረይ እንኳዕ ብስላም መፃእካ❤_*
ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህረ ዕድመነ ጥዕናን ያሃብካ ❤🙏ፈጣሪ ከናፊሪና ቂፊሪ ይግበረሊና እንበር ሸዊሃታና ናይ ፀሪፊ እንበር ጡዑም ምዚራብ ብጣዒሚ እዩ ዘሓመና😢ሰብ ሰበብ😎
አይ ናይ ሰበ ናገር የገረመ አዩ አኳ አኳዕ አበ ኢደ ሰበ ዘየተወደቃ ፍጣሪ ጥዕም 😢❤ቃል ህይወት የሰመዕልና ክብር መምህረይ👏❤
እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመስገን ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር መምህርና እቲ ካብ ባዶ ተላዒሉ ዝራገም መርገም ንረጋሚኡ እዩ ናዓካስ ፈጣሪ ዳኣ ነዊሕ ዒድመን ጢዒናን ይሃብካ ኩቡር መምህረይ
Selten hawena you're the person speaks with dignity and and respect. Well done. Egzhabier Amlak ybarka.
ናይብሓቂ ሓቕኻ ኣይትድከም ጥበ ቡ የሕድረልካ ፈጣሪ🙏
ኣሜን
ኣምላኽ ምሕረቱ ይስደደልና ካብ ሕማቅ ዘረባ / ሕማቅ ሓሳብን ኣምላኽ ይሓልወና.
አሜን ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
እንኳዕ ብሰላም መጻካ ክቡረ መምህርና❤❤
እዚ ድንዙዝ ህዝቢ መልሓሱ ክከፍእ😢😢😢 ስልጣነይ ንዕድመ ይግበረልካ ሓወይ ንሕናስ ክንዲ ናይ ሂወት ቃል ዝመገብካና ሕማቅ ንፈድየኻ ኣለና😢😢😢😢
Do!!!😂😂😂😂😂😂
እወ😉@@Lulw31
❤ዋይ ስልጣነይ ወድነይ ንዕድመ ይግበረልካ ኣጆካ 👏 ሞትኩ ስሓቅ ስሓቅካ ኣስሒቂኒ🤣🤣😂😂 ኣቱም ደቂ ዓበይቲ ሰብስክራይብ ግበሩኒ ብቅንዕና 💗🥰😊
ኖኖ ኪትምልሰሎም እባ ይግባኣካ ምኽንያቱ ክርዱኡ ኣሎዎም ኣጆኻ ጥራሕ ቀጽሎ ብዛሓት ሰባት ክርዶኦም ተኹእሎታት ኣሎዎ ብዝኾነ እዝግኣብሄር ይሓግዝካ።
Kal hiwet yesmealna memhrey❤️🙏 amlak wetru misaka/misana yikun.
እንኳዕ ብሰላም መፃካ መምህረይ🥰🥰🥰🥰
ምሕረት የውርደሎም ትጽበዮም ነገር,ዩ ካብ ደገፍትይ
አምላኽ ምሲካ ዪኩነ ስልጣን ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ንዝሓትኻ ምላሽ ንማሃብ ድወ ካይትብል ስልጣን ሓወይ❤❤❤❤❤❤
❤ቓልሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓዉና😢
ዋይ ነሹ ዝረክቦ😂 ❤ብዝኮነ ቃለ ሂወት የስምዐልና መምህረይ ኣጆኻ በርትዐልና ❤❤👏👏
በቲ ሓቂ ዝኾነ ቃል ኣምላክ ገርካ ጥራይ ኣቃጽሎም እዞም መጥበውቲ ካብሕልፎም ዘይማሃሩ ተኾብኮብቲ ንዓኻ ካኣ እግዚኣብሄር የጽንዕካ 🙏🙏🙏
መርገም ንረጋሚኡ እዩ ። ብሩኽ ሓወይ ኣጆኻ ኣባኻ ኣይበጽሕን ኢዩ ። ህያው ቃል ምሳኻ ኣሎ ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንን ቃል ሂወት የስመዐልና መምህርና አግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ
ኣቱም ኣሕዋት በጃኹም ኩሉ ገዲፍና ስኒትን ፍቅርን ንግበር! ከም ፍቓድ ኣምላኽ😊ስልጣን ሓወይ ኣይትገደሰሎም ብዙሕ፡ ምስ ዝዓበደ ምዕባድ ጽቡቕ ኣይኮንን።ኣነ ናይ ሓበሻ ቻነል ብዙሕ ተኸታታላይ ኣይኮንኩን፡ከምዚ መንፈሳዊ ክሰምዕ ክደሊ ከለኹ ግን ከም ናትካ ቻነልን መዝሙር ኣምሓርኛን ይሰምዕ እየ።ግን በጃኻ ንስኻ ተረድኣና ስደትና ይኣኽለና፡ ሰላም ዝሕብ ስብከት የድልየና ኣሎ፡ እቲ እንኮ ተስፋና ሃይማኖትና እዩ።ካልእ ግን ቀቢጽኖዮ ኢና። ናብራ ስደት ከነጣጥሕ።ብዝኾነ በብዘለናዮ ኣይንሕመቕ ንመሃን ንስራሕ ብሩኻተይ!🙏
ስልጣን ሓወይ ኣምላክ ምሳካ ይኩን እበረ ለምስ ተጨኒቅና እኮ ናበይ ናበይ ኢና ነብል ዘለና
ናይ በሓቂ ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ዩ ኩቡር ሓውና ከምቲ ኣቀድመ ዝበልኩካ የ ካብ ሰብ፡ ደኣ እንታይ ክንጽበ ሚካኤል ምሳካ ይኩን፡ቀጽሎ ጥራይ በቲ ቃላትካ ይቃጸሉ ስለ ዘለዉ ዮም ምክንያቱ ቲ እኩይ ተሰቅልዎም፡ኣሎ፡ኩቡር፡ሓውና
Ajoka tirah haqi hizka MOT yhshena selten hawey 🙏🥰🥰☝️👈
ቃለ ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓወይ ነዞም ሕማቕ ዝጽሕፉን ዝራገሙን ክኣ ኣምላኽ ይመልሰሎም ኣጆኻ
ኩለናስ ሰብ ሽምና ኣቤት ኣፈላላይ ብዝኮነ ኣምላክ ይሓልካ ስልጣነይ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር መምህርና
ወደይ!!!! እቲ ህዝብና መርገምን ጸርፍን ከም ቅቡል እዩ ዝሐስቦ መስለኒ ክንዲ ምርድዳእ ሐሳብካን ርኡተካን ምቅራብ ጸርፍን መርገምን እዩ ዘቀድም ቤተ-ክርስትያን ምኻድ ክአ ከም ሀይማኖት ዘይኮነስ ከም ባህሊ እዮም መብዛሕትኦም ዝወስድዎ ዐመጽ እንዳረአኻ ክትሕሱን ክትሰርቅን እንዳነበርካ ድአ እንታይ ደሊኻ።አጆኻ አምላክ መመሊሱ ጸግኡ የብዝሐልካ🙏🏾
እግዚአብሔር ኣምላክ ካብ ክፍእ የሓልካ ስልጣን ሓወይ እቲ ዝረግም ሩጉም እዩ
Bhakiy.
ቃል ሂወት የስመዐና መምህር ስልጣን እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤ ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ፈጣሪ ❤❤❤❤❤🙏🙏
ኣቀዲሞም ወለደይ ሰመይ ስልጣን ኢሎም ኣዉፂኦምለይ እዮም ናይ በሓቂ ኣይተጋገዩን ስሙ ይመርሆ ለግብሩ❤❤ እግዚኣብሔር ኣምላክ ካብ ኩሉ ክፉእ ዘበለ ይሓሉካ ወላዲተ ኣምላክ ኣብ ጎንካ ትኩን
Ajoka tirah haki hizka ❤❤❤❤❤❤❤MOTi yhshena
ኣሜን ቃል ህይወት ቃለ ስናይ የስምዓልና መ ስልጣን ሓውና❤❤❤
ቃለ ሂወት የስመዓልና ፍቁር ሓዉና መምህር ስልጣን,ገባሪ ሰናይ ተጸፋዓይ ይብሉ ኣቦታትና እዚ ናትካ ከኣ መምህር ስልጣን ሓዉና ከምኡ እዩ እቶም ብጸርፊ ዝኹኑኑ ንርእሶም ከም ዝኹኖኑ ፈሊጥካ ኣብጸሎትካ ዘክሮም ነዓኻ ዉን በረከት ኢኻ ትቅበል ስልጣን ሓወይ እቲ ዝጸረፉኻ ሕማቅ ዝተዛረቡኻ ከኣ ካብ ጎይታ ጀሚርካ ኩሎም ቅዱሳን ብኡኡ እዮም ሓሊፎም ነዓኻ ከኣ ጸጉሪ ርእስኻ ዉን ኣይትንክፈካን'ዩ ስለዚ ኣጆኻ ዕድሜኻ ነዊሕ ጥዕናኻ ምሉእ ይግበረልካ ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን🙏
ዋይ ሰብ አይኻ ድያቆንይ እግዚአብሔር ምሳኻ እዩ✝️🤲🌹☝️❤❤❤❤
Tebarek memhr xbuq alekum entay emo knbl kulatna weqesti tray koyna 🙌
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስቅዱስ አሐዱ አምለክ እሜን፫
ኩቡር ሓወይ ሕማቅ ግዜ በፂሕና ፀሎት ግበረሎም ሓደራ
ደሙሩኒ ደቂ ተዋህዶ❤ቀደመይቲ ባዕለይ❤😂
ደምረኪ eye መልሲ ማዓረይ
ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ዝመርገምውን ልዕድመ ይግበረልኻ🥰
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ❤❤❤
ከምቲ ክርስትያን ማለት ሓቂ እዩ ዝበሃል፡ ኩቡር ሓውና ስልጣን ከኣ ሓቀኛ ኢካ'ሞ ኣጆካ በርትዕ ከምዚ ከማኩም እዮም ዘድልዩዋ ዘለዉ ነዛ ናይ ጥንቲ ቤተ-ክርስትያንና!!!
ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህረይ ናይ አግልግሎትካ ዘመን ይባክ 🙏🙏🙏✝️🤲
Ajoka zhawey marey
ንስካ ተባዕ ሓቀና ኢካ ቀጽል ጥራይ💙💙💙💙💙
እግዚኦ🤲😢መዕለቢና እንታይ ይኮን ናይ ዘመምንና ወለዶ ታኢና ንገብሮ😢ለቦታትና ተዘይአክቢርና ተዘይፈሪሕናስ ከመይ ኢልና ኢና ቆልዓ ልቆልዓ መንእሰይ ልመንእሰይ አነባብራና ከዐሪ አነስ ጨኒቁኒ🤔ልካህን ፀርፊ ንመምህር ፀርፊ አረ ነዛ ነብስና ንፍረሐላ በስመአብ😢🤲
እግዚኣብሔር ይመስገን መምህረይ እቲ ኹሉ ዝኽእል እግዚኣብሔር ምሳኻ ይኩን❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ቃል ህይወት ያስመዐልናመምህረይ መልአከ እግዚአብሔር አብዙርያ እቱሞ ዝፈርሕዋ ይሰፍር መዝሙር ዳዊት 34-7✅ አጀካ ፀሓይ ገፁ❤❤ሓፍትካ ዓረብ ሃገረ አለኩ ጓል ትግራይ
እግዚአብሔር ይመሰገን ሰላምካ ይብዛሕ ክብር ሓዉይ አሜን አሜን አሜን ብሓቃ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ዕድሙ ጥዕና ይሃቢካ ስልጣን ሓዉይ☦️☦️☦️☦️
ዝከበርካ ሓዉ ሱልጣን:ንሓቂ ዝዛረብን ብቃልን ተግባርን ኣብ ጎድኒ ውጹዕን ግፉዕን ደው ኢሉ ንሓቂ ቃል ኣምላክ ዝምህርን ንዝተጋገዩ ዓገብ ኢሉ ዝግስጽን ግድን እዮም ተጻረርቲ ክህልይዎ ስለዚ ጉዕዞካን ትምህርትካን ቀጽል እቶም ብንጽህና ንሰምዓካን ነተባብዓካን ወትሩ ኣብ ጎድንካ ኣለና brother✅
እዞም ኣይትመልሰሎም ዝብሉ ዘይተረድኦም ፡ ወይ ድማ ዝተሳዕሩ ወይ ድማ ልእዃት እዮም።ምኽንያቱ ክምልሱልካ ዓቕሚ ዘይ ብሎም ፡ ህዝቢ ሕዞሞ ክጠፍኡ ዝደልዩ እዮም ።በሎም ጥራይ ፡ ጥራይ ክስማዓካን ክገርመካን የብሉን ፡እንዳ ሰሓቕካ ክትዛረብ እንከለኻ ፡ ዝስምዖም ስዕረት መጠን የብሉን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Slutan hawey mearey Egziabher amlak xegue yebzehelka Ajeka kexlo gobez🙏🏻⛪️
መምሀህርና ሰለምካ ይብዛሕ❤❤❤❤❤
Kal Hiwet yesmealna zhawey Amlak wetru misaka yikun❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰
Amen(3)kal hiwet yesmealna memhrey bfetene zeythalf nebsi orthodox aykonetn memhrey ajoka bertealna edmen tenan yhabelna fetari🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ክቡር መምህርና ❤❤❤❤❤
አንድ አንድ ሰዎች ግን ስነስርዓት እናድርግ ጌታን🥺😌😡ሥልጣንየ አይዞህ ወንድሜ እግዚአብሔር አለ ሁሉ የምችል🥰❤
Amen amen amen kale hwate ysmalna wngle bzay haki news paper mrhait haymanot besinas mrhati kudus sinodos nay Eritrea rukse eyu
ሓቂ መራር ኢያ, መርራቶም.
Amen qale hiwet yesmalna burukey❤
ሰብ ደኣ ስልጣን ሓወይ ጨካን እንድዩ ጨካን እንተ ዘይከውን ዶ ኣቡኦም ኣቡነ እንጠንዮስ ን16 ዓመታት ምሓየርዎም ካብኡ ዝኸፍእ ከኣ ንሓደ ኣቦ ናይ ገዳም ብካራ ምሓረድዎም ናይዚኦም ተዛሪብካ ኣይውዳእንዩ 😢 ብዝኮነ ንዕድመ ይግበረልካ ❤❤
ዕደመና ጥዕናን ይሃብካ ስልጣን ሓወይ❤❤❤❤
እግዚአብሔር ይመስገን ተመስገን ኣሜንን ቃለ ሂወት ያስምዐለይ ፈጣሪ ዕድመኻ ይንዋሕ ብደቅኻ ትሓጎስ ለምለም ርገፅ ናይ ደቅኻ ፍረ ያርኢኻ መድሃኒ ኣለም❤❤❤❤❤ ፍቕርን ሰላምን ንኹልና ስድራ ክርስቶስ ይኹን
Egzeabiher Amelake Edmen tenann yehabka zahewy ,ayyyyy Embare zetefe zelo seb wehiduna si Wey Gude
_እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰላምካ ዮብዘሐዮ መምህርና ኣየ ሰብ ለምን ዝብሎ ሰእኒ መጀመርታ ንርእሰና ንፍለጥ እምበር ምማትን ምሕዋይን ናይ ቅዱሰ እግዚኣብሔር ኣምላኽ እዩ💞💞💞💞_
Proverbs 15 ትግ - ምሳሌ1: ልኡም ምላሽ ንቝጥዓ የህድኦ፡ ተሪር ቃል ግና ኵራ የልዕል።2: ልሳን ጠቢባን ፍልጠት የንጠብጥብ፡ ኣፍ ዓያሱ ግና ዕሽነት ይፍልፍል።Proverbs 15 ትግ - ምሳሌ5: ዓሻ ንተግሳጽ ኣቦኡ ይንዕቆ፡ ዘለፋ ዚቕበል ግና ኣእምሮኛ ይኸውን።6: ኣብ ቤት ጻድቕ ብዙሕ መዝገብ ኣሎ፡ ኣብ እቶት ረሲኣን ግና ህውከት ኣሎ።Selten hawena Egzhabier Amlak ybarka.
እግዚኣብርሄር ኣምላክ ይመስገን ኡንሰዕ ብሰላም መፃካ❤❤❤
Amennnnn kale hiwet yesnealna bereket nai Feteri kulu Alem ms kulna ykun🎉🎉🎉🎉
አየ ስብ😭ሎምዶ ናልበይ ክዛረብ አነ ካብ ዓዲ ላብ ስደት እስካብ ዝመፅእ ብዛዕባ እምነተይ ምንም ዝፈልጦ ነገር አይነበረንን በቃ ታይ እዩ እምናትኪ ተተባህለ ክርስትያን እየ ዝብል ኦርተዶኩስ ምካነይ ዝፈለጦ አይነበረንን አብ ደት ምስ መፃአኩ ግን ሶሻል ምድያ ከም አጣቓቕማካ እዩ አብ ዩቱብ ዝምህሩ አቦታትና ክካታተል ጀምረ ካብአቶም ካዓ ብዕድመ ንእሽተይ ብብቓዓት ዓብዩ ዝኮነ መምህር ስልጣን ክማሃር ጀምረ እግዚአብሔር ይመስገን ዋላካ ካብቲ ዓለማዊ ዘይወፃአኩ እንተኮንኩ ንእሽተይ ግን ፈልጠ እግዚአብሔር አምላክ ፈቕድዎን ብፀሎት ወለደይን አሕዋተይን ሓደ ማዓልቲ ናብ አምላከይ ዝቐርበሉን በቲ ንሱ ዝፈቐዶ ክጋዝን ተስፍ አለኒ🙏መምህረይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡረይ💓🙏
እግዚብሔር ይመስገን ሰላም ይብዘሐልና ክብር መምህርና ጸጋኡ በረከተ ያብዘሐልኻ እግዚብሔር ኣምላክ እድመይ ጥእና ይሃብኻ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Blibom aykonum egziabher mihret yewrdelom ❤❤❤
Amntayom weilka haw natey .amlak msaka yku amen
እግዚአብሔር ይመሰገን ክብር መምህርይ
Gezabeher mesaka yekun zehawe Ajeka Nezrgmukum merqiu ezbel gezabeher mesaka yekun 🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏⛪
አሜን( 3)❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ good job ajoka
Ageka netom zigawuka EgzAbyher lubom xubug yesbom libomytekf ente nskamo hayli yhabka EgzAbyher ❤❤❤
ረቡኒ አይዞህ ወንድሜ ጌታ ኢየሱስ ይጠብቅህ😍😋
Seltna hawey qale hiwet yesmaln, ajoka etom kufe zzarbu aqlom eyom xabbwom haki marre eya
Amen amen amen 🙏 🙏 🙏 kalehiwet yesmealna
Amlak ybarkka kubur haw❤
Sultuney Hgdef eko seb mkan gedifomo eyom kabom nxbeyo eyu nska gn ajoka nayzi welodo tesfa eka bruk ❤
ኣንባሳ ❤❤❤❤❤❤ኢለካ ኣለኩ❤❤❤❤❤
ኣሜን /3/❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ቅዱስ ሚካኤል ካብ ክፉእ ይሓሊካ❤
These Orthodox has to stop for nonsense behaviour. Many of them doing agang behavior. Shame on them. God blessed you head hawena Selten. 🙏❤️
ስልጣን ኣጆኽ እቶም ከክፍኡ ዝዛረቡኻን ዝጽሕፉልካን ርኹሳን መናፍስቲ ዘለዎም እዮ ንበቴክርስቲያን ዘይመላአሱ እዮም እምነቶም ዝኸሕዱ እዮም ደቂ ድያብሎስ እዮም ስለዚ ኣጆኻ ኣይትፍራሕ እግዚኣብሄር ምሳኻ እ ዩ
Eway egzio Egziabher fre lsana yhalwelna entay amxeo hmak mergem Egziabher mhret yewurdelna 😢
Amen Membran hawnan kab hmak qal nkoteb
Amlak ybarkka❤❤❤
ብስም ቅዱስ ምካኤል ላይክ ንግበረሉ ስለ ሓቂ ሕጊ ኣምላክ ምምስካሩ ክቡር ሓውና።
ናይ ስልጣን ሰሓቅ ዘስሕቀኩም ላይክ😂😂😂
ንሰብ ኣይትስሕቆሉን ኢኻ እንተ ኪኢልና ግን ነረድኦ
መ ስልጣን ብኹሉ ነገር ፍቱው ኢዩ።
ብትምህርቱ
ብመልክዑ
ብፍሽኽትኡ
ብክእለት ዘረብኡ
ብኹሉ ዝተዓደለ❤❤❤
@@WeldenseaTesfay ንስልጣን ደኣ መን ኮይንና ክነረዶኦ ከረደአና እበር ሓወይ ዲካ 🤔 ስልጣን ብኩሉ ብሱል እዩ ዘይከምዕድሚኡ ንዑ ናብ ሓድነት እናበለ ንሰላም ዝሰብክ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ🕊👏👏
ኣሜን፫ ቃል ህይወት የስመዕና እግዚኣብሔር ኣምላክ ክብር መምህረይ ሓደ ሰብ ክፈርድ እሞ በየናይ ዓቅመዋ እቲ ልኡል ኣምላክና ኩሉ ኣብ ትጋዓዝው ቅዱስ እግዚኣብሔር ብዕድመን ብጸጋን ይሓልወልና ፈጣሪ❤
እንኳዕ ብሰላም መፀአካ መምህረይ ኣነሰ ገይረ ዘናድድ ላአካ ዘፅርፎ ሰባት
እቲ ኩሉ ዝኽእል ፈጣሪ ምሳኻ እዩ ሱልጡነይ ኣጀኻ ❤❤
ኩቡር ሓዉና ቃል ሂወት የስመዐልና አገልግሎት ዘመንካ ይባረክ አሜን❤❤❤🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ክቡር መምህርና በረኸት ናይ ቅዱስ ሚካኤል ይሕደረና ❤️👏
ሊቀ ሰማእት ቅዱስ ጊዮርጊስ ካብ ክፉእ ዝበለ ይሓልወልና ክቡር መምህርና ❤️👏
ኣየ ንሕና ኦ ኣምላኸይ ንዛረቦ ኣይንፈልጥይ ሞ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና 😢
Amen.
ኣጆኻ ሱልጣን ሓወይ ሓቂ መራር እያ ሕልና ውን ኣይሕሱንዩ ግድንዩ ከሕምሞም ኣጆኻ እዚ ሓደ ፈተነ ክርስትያን እዩ ኣጆና ብ እግዛብሔር ትምራሕ ቤተክርስትያን ትምጻና እቲ መርገም ከኣ ካብ ኣቦታቶም ዝሰምዕዎዩ ዝገርም ኣይኮነን ብኣፎም ክኩነኑዮም ኣምላኽ ቤተክርስትያና ናብ ሓደ የምጻና 🙏
ብዕድመ ጥዕና የሃብካ መምህርይይይ ከማይ ዝፍትዎ ልስልጣን ይህልዶ ይኮን👍
ኣለና❤❤❤
*_እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ስላምካ ይብዛሕ መምህረይ እንኳዕ ብስላም መፃእካ❤_*
ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህረ ዕድመነ ጥዕናን ያሃብካ ❤🙏ፈጣሪ ከናፊሪና ቂፊሪ ይግበረሊና እንበር ሸዊሃታና ናይ ፀሪፊ እንበር ጡዑም ምዚራብ ብጣዒሚ እዩ ዘሓመና😢ሰብ ሰበብ😎
አይ ናይ ሰበ ናገር የገረመ አዩ አኳ አኳዕ አበ ኢደ ሰበ ዘየተወደቃ ፍጣሪ ጥዕም 😢❤ቃል ህይወት የሰመዕልና ክብር መምህረይ👏❤
እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመስገን ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር መምህርና እቲ ካብ ባዶ ተላዒሉ ዝራገም መርገም ንረጋሚኡ እዩ ናዓካስ ፈጣሪ ዳኣ ነዊሕ ዒድመን ጢዒናን ይሃብካ ኩቡር መምህረይ
Selten hawena you're the person speaks with dignity and and respect. Well done. Egzhabier Amlak ybarka.
ናይብሓቂ ሓቕኻ ኣይትድከም ጥበ ቡ የሕድረልካ ፈጣሪ🙏
ኣሜን
ኣምላኽ ምሕረቱ ይስደደልና ካብ ሕማቅ ዘረባ / ሕማቅ ሓሳብን ኣምላኽ ይሓልወና.
አሜን ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
እንኳዕ ብሰላም መጻካ ክቡረ መምህርና❤❤
እዚ ድንዙዝ ህዝቢ መልሓሱ ክከፍእ😢😢😢 ስልጣነይ ንዕድመ ይግበረልካ ሓወይ ንሕናስ ክንዲ ናይ ሂወት ቃል ዝመገብካና ሕማቅ ንፈድየኻ ኣለና😢😢😢😢
Do!!!😂😂😂😂😂😂
እወ😉@@Lulw31
❤ዋይ ስልጣነይ ወድነይ ንዕድመ ይግበረልካ ኣጆካ 👏 ሞትኩ ስሓቅ ስሓቅካ ኣስሒቂኒ🤣🤣😂😂 ኣቱም ደቂ ዓበይቲ ሰብስክራይብ ግበሩኒ ብቅንዕና 💗🥰😊
ኖኖ ኪትምልሰሎም እባ ይግባኣካ ምኽንያቱ ክርዱኡ ኣሎዎም ኣጆኻ ጥራሕ ቀጽሎ ብዛሓት ሰባት ክርዶኦም ተኹእሎታት ኣሎዎ ብዝኾነ እዝግኣብሄር ይሓግዝካ።
Kal hiwet yesmealna memhrey❤️🙏 amlak wetru misaka/misana yikun.
እንኳዕ ብሰላም መፃካ መምህረይ🥰🥰🥰🥰
ምሕረት የውርደሎም ትጽበዮም ነገር,ዩ ካብ ደገፍትይ
አምላኽ ምሲካ ዪኩነ ስልጣን ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ንዝሓትኻ ምላሽ ንማሃብ ድወ ካይትብል ስልጣን ሓወይ❤❤❤❤❤❤
❤ቓልሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓዉና😢
ዋይ ነሹ ዝረክቦ😂 ❤ብዝኮነ ቃለ ሂወት የስምዐልና መምህረይ ኣጆኻ በርትዐልና ❤❤👏👏
በቲ ሓቂ ዝኾነ ቃል ኣምላክ ገርካ ጥራይ ኣቃጽሎም እዞም መጥበውቲ ካብሕልፎም ዘይማሃሩ ተኾብኮብቲ ንዓኻ ካኣ እግዚኣብሄር የጽንዕካ 🙏🙏🙏
መርገም ንረጋሚኡ እዩ ። ብሩኽ ሓወይ ኣጆኻ ኣባኻ ኣይበጽሕን ኢዩ ። ህያው ቃል ምሳኻ ኣሎ ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንን ቃል ሂወት የስመዐልና መምህርና አግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ
ኣቱም ኣሕዋት በጃኹም ኩሉ ገዲፍና ስኒትን ፍቅርን ንግበር! ከም ፍቓድ ኣምላኽ😊
ስልጣን ሓወይ ኣይትገደሰሎም ብዙሕ፡ ምስ ዝዓበደ ምዕባድ ጽቡቕ ኣይኮንን።
ኣነ ናይ ሓበሻ ቻነል ብዙሕ ተኸታታላይ ኣይኮንኩን፡
ከምዚ መንፈሳዊ ክሰምዕ ክደሊ ከለኹ ግን ከም ናትካ ቻነልን መዝሙር ኣምሓርኛን ይሰምዕ እየ።
ግን በጃኻ ንስኻ ተረድኣና ስደትና ይኣኽለና፡ ሰላም ዝሕብ ስብከት የድልየና ኣሎ፡ እቲ እንኮ ተስፋና ሃይማኖትና እዩ።
ካልእ ግን ቀቢጽኖዮ ኢና። ናብራ ስደት ከነጣጥሕ።
ብዝኾነ በብዘለናዮ ኣይንሕመቕ ንመሃን ንስራሕ ብሩኻተይ!🙏
ስልጣን ሓወይ ኣምላክ ምሳካ ይኩን እበረ ለምስ ተጨኒቅና እኮ ናበይ ናበይ ኢና ነብል ዘለና
ናይ በሓቂ ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ዩ ኩቡር ሓውና ከምቲ ኣቀድመ ዝበልኩካ የ ካብ ሰብ፡ ደኣ እንታይ ክንጽበ ሚካኤል ምሳካ ይኩን፡ቀጽሎ ጥራይ በቲ ቃላትካ ይቃጸሉ ስለ ዘለዉ ዮም ምክንያቱ ቲ እኩይ ተሰቅልዎም፡ኣሎ፡ኩቡር፡ሓውና
Ajoka tirah haqi hizka MOT yhshena selten hawey 🙏🥰🥰☝️👈
ቃለ ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓወይ ነዞም ሕማቕ ዝጽሕፉን ዝራገሙን ክኣ ኣምላኽ ይመልሰሎም ኣጆኻ
ኩለናስ ሰብ ሽምና ኣቤት ኣፈላላይ ብዝኮነ ኣምላክ ይሓልካ ስልጣነይ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር መምህርና
ወደይ!!!! እቲ ህዝብና መርገምን ጸርፍን ከም ቅቡል እዩ ዝሐስቦ መስለኒ ክንዲ ምርድዳእ ሐሳብካን ርኡተካን ምቅራብ ጸርፍን መርገምን እዩ ዘቀድም ቤተ-ክርስትያን ምኻድ ክአ ከም ሀይማኖት ዘይኮነስ ከም ባህሊ እዮም መብዛሕትኦም ዝወስድዎ ዐመጽ እንዳረአኻ ክትሕሱን ክትሰርቅን እንዳነበርካ ድአ እንታይ ደሊኻ።አጆኻ አምላክ መመሊሱ ጸግኡ የብዝሐልካ🙏🏾
እግዚአብሔር ኣምላክ ካብ ክፍእ የሓልካ ስልጣን ሓወይ
እቲ ዝረግም ሩጉም እዩ
Bhakiy.
ቃል ሂወት የስመዐና መምህር ስልጣን እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤ ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ፈጣሪ ❤❤❤❤❤🙏🙏
ኣቀዲሞም ወለደይ ሰመይ ስልጣን ኢሎም ኣዉፂኦምለይ እዮም ናይ በሓቂ ኣይተጋገዩን ስሙ ይመርሆ ለግብሩ❤❤ እግዚኣብሔር ኣምላክ ካብ ኩሉ ክፉእ ዘበለ ይሓሉካ ወላዲተ ኣምላክ ኣብ ጎንካ ትኩን
Ajoka tirah haki hizka ❤❤❤❤❤❤❤MOTi yhshena
ኣሜን ቃል ህይወት ቃለ ስናይ የስምዓልና መ ስልጣን ሓውና❤❤❤
ቃለ ሂወት የስመዓልና ፍቁር ሓዉና መምህር ስልጣን,ገባሪ ሰናይ ተጸፋዓይ ይብሉ ኣቦታትና እዚ ናትካ ከኣ መምህር ስልጣን ሓዉና ከምኡ እዩ እቶም ብጸርፊ ዝኹኑኑ ንርእሶም ከም ዝኹኖኑ ፈሊጥካ ኣብጸሎትካ ዘክሮም ነዓኻ ዉን በረከት ኢኻ ትቅበል ስልጣን ሓወይ እቲ ዝጸረፉኻ ሕማቅ ዝተዛረቡኻ ከኣ ካብ ጎይታ ጀሚርካ ኩሎም ቅዱሳን ብኡኡ እዮም ሓሊፎም ነዓኻ ከኣ ጸጉሪ ርእስኻ ዉን ኣይትንክፈካን'ዩ ስለዚ ኣጆኻ ዕድሜኻ ነዊሕ ጥዕናኻ ምሉእ ይግበረልካ ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን🙏
ዋይ ሰብ አይኻ ድያቆንይ እግዚአብሔር ምሳኻ እዩ✝️🤲🌹☝️❤❤❤❤
Tebarek memhr xbuq alekum entay emo knbl kulatna weqesti tray koyna 🙌
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስቅዱስ አሐዱ አምለክ እሜን፫
ኩቡር ሓወይ ሕማቅ ግዜ በፂሕና ፀሎት ግበረሎም ሓደራ
ደሙሩኒ ደቂ ተዋህዶ❤
ቀደመይቲ ባዕለይ❤😂
ደምረኪ eye መልሲ ማዓረይ
ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ዝመርገምውን ልዕድመ ይግበረልኻ🥰
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ❤❤❤
ከምቲ ክርስትያን ማለት ሓቂ እዩ ዝበሃል፡ ኩቡር ሓውና ስልጣን ከኣ ሓቀኛ ኢካ'ሞ ኣጆካ በርትዕ ከምዚ ከማኩም እዮም ዘድልዩዋ ዘለዉ ነዛ ናይ ጥንቲ ቤተ-ክርስትያንና!!!
ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህረይ ናይ አግልግሎትካ ዘመን ይባክ 🙏🙏🙏✝️🤲
Ajoka zhawey marey
ንስካ ተባዕ ሓቀና ኢካ ቀጽል ጥራይ💙💙💙💙💙
እግዚኦ🤲😢መዕለቢና እንታይ ይኮን ናይ ዘመምንና ወለዶ ታኢና ንገብሮ😢ለቦታትና ተዘይአክቢርና ተዘይፈሪሕናስ ከመይ ኢልና ኢና ቆልዓ ልቆልዓ መንእሰይ ልመንእሰይ አነባብራና ከዐሪ አነስ ጨኒቁኒ🤔ልካህን ፀርፊ ንመምህር ፀርፊ አረ ነዛ ነብስና ንፍረሐላ በስመአብ😢🤲
እግዚኣብሔር ይመስገን መምህረይ እቲ ኹሉ ዝኽእል እግዚኣብሔር ምሳኻ ይኩን❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ቃል ህይወት ያስመዐልና
መምህረይ
መልአከ እግዚአብሔር አብዙርያ እቱሞ ዝፈርሕዋ ይሰፍር መዝሙር ዳዊት 34-7✅ አጀካ ፀሓይ ገፁ❤❤
ሓፍትካ ዓረብ ሃገረ አለኩ ጓል ትግራይ
እግዚአብሔር ይመሰገን ሰላምካ ይብዛሕ ክብር ሓዉይ አሜን አሜን አሜን ብሓቃ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ዕድሙ ጥዕና ይሃቢካ ስልጣን ሓዉይ☦️☦️☦️☦️
ዝከበርካ ሓዉ ሱልጣን:ንሓቂ ዝዛረብን ብቃልን ተግባርን ኣብ ጎድኒ ውጹዕን ግፉዕን ደው ኢሉ ንሓቂ ቃል ኣምላክ ዝምህርን ንዝተጋገዩ ዓገብ ኢሉ ዝግስጽን ግድን እዮም ተጻረርቲ ክህልይዎ ስለዚ ጉዕዞካን ትምህርትካን ቀጽል እቶም ብንጽህና ንሰምዓካን ነተባብዓካን ወትሩ ኣብ ጎድንካ ኣለና brother✅
እዞም ኣይትመልሰሎም ዝብሉ ዘይተረድኦም ፡ ወይ ድማ ዝተሳዕሩ ወይ ድማ ልእዃት እዮም።ምኽንያቱ ክምልሱልካ ዓቕሚ ዘይ ብሎም ፡ ህዝቢ ሕዞሞ ክጠፍኡ ዝደልዩ እዮም ።
በሎም ጥራይ ፡ ጥራይ ክስማዓካን ክገርመካን የብሉን ፡እንዳ ሰሓቕካ ክትዛረብ እንከለኻ ፡ ዝስምዖም ስዕረት መጠን የብሉን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Slutan hawey mearey Egziabher amlak xegue yebzehelka Ajeka kexlo gobez🙏🏻⛪️
መምሀህርና ሰለምካ ይብዛሕ❤❤❤❤❤
Kal Hiwet yesmealna zhawey
Amlak wetru misaka yikun❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰
Amen(3)kal hiwet yesmealna memhrey bfetene zeythalf nebsi orthodox aykonetn memhrey ajoka bertealna edmen tenan yhabelna fetari🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ክቡር መምህርና ❤❤❤❤❤
አንድ አንድ ሰዎች ግን ስነስርዓት እናድርግ ጌታን🥺😌😡ሥልጣንየ አይዞህ ወንድሜ እግዚአብሔር አለ ሁሉ የምችል🥰❤
Amen amen amen kale hwate ysmalna wngle bzay haki news paper mrhait haymanot besinas mrhati kudus sinodos nay Eritrea rukse eyu
ሓቂ መራር ኢያ, መርራቶም.
Amen qale hiwet yesmalna burukey❤
ሰብ ደኣ ስልጣን ሓወይ ጨካን እንድዩ ጨካን እንተ ዘይከውን ዶ ኣቡኦም ኣቡነ እንጠንዮስ ን16 ዓመታት ምሓየርዎም ካብኡ ዝኸፍእ ከኣ ንሓደ ኣቦ ናይ ገዳም ብካራ ምሓረድዎም ናይዚኦም ተዛሪብካ ኣይውዳእንዩ 😢 ብዝኮነ ንዕድመ ይግበረልካ ❤❤
ዕደመና ጥዕናን ይሃብካ ስልጣን ሓወይ❤❤❤❤
እግዚአብሔር ይመስገን ተመስገን ኣሜንን ቃለ ሂወት ያስምዐለይ ፈጣሪ ዕድመኻ ይንዋሕ ብደቅኻ ትሓጎስ ለምለም ርገፅ ናይ ደቅኻ ፍረ ያርኢኻ መድሃኒ ኣለም❤❤❤❤❤ ፍቕርን ሰላምን ንኹልና ስድራ ክርስቶስ ይኹን
Egzeabiher Amelake Edmen tenann yehabka zahewy ,ayyyyy Embare zetefe zelo seb wehiduna si Wey Gude
_እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰላምካ ዮብዘሐዮ መምህርና ኣየ ሰብ ለምን ዝብሎ ሰእኒ መጀመርታ ንርእሰና ንፍለጥ እምበር ምማትን ምሕዋይን ናይ ቅዱሰ እግዚኣብሔር ኣምላኽ እዩ💞💞💞💞_
Proverbs 15 ትግ - ምሳሌ
1: ልኡም ምላሽ ንቝጥዓ የህድኦ፡ ተሪር ቃል ግና ኵራ የልዕል።
2: ልሳን ጠቢባን ፍልጠት የንጠብጥብ፡ ኣፍ ዓያሱ ግና ዕሽነት ይፍልፍል።
Proverbs 15 ትግ - ምሳሌ
5: ዓሻ ንተግሳጽ ኣቦኡ ይንዕቆ፡ ዘለፋ ዚቕበል ግና ኣእምሮኛ ይኸውን።
6: ኣብ ቤት ጻድቕ ብዙሕ መዝገብ ኣሎ፡ ኣብ እቶት ረሲኣን ግና ህውከት ኣሎ።
Selten hawena Egzhabier Amlak ybarka.