Ahwatey Ab Moya aytewatrwa ab bet Amlak ewn Maetebka awxika zsrah character alo eu emo nkulu b ayni merfe khalf ente zeyfetena zhashe ymesleni mknyatu abza nay hatat alem kem mhret egziabiher dea enber b gbrnan aykonan n nebr egziabiher fkri eu fkri kea aytxebaxebn eya Deki Dngl Maryam ruhs beal dagmay tnsae goytaman medhaninan eyesus krstos ms kulatkum ykun Amen 🙏🏻 Ztegagekuwa b af melaekti ytearemeley 🙏🏻
Maeteb is for Ethiopian Orthodox (when gran Mohamed came he gave them to separate from eslam not for Eritrean , please don’t mixed with orthodox religion
xbuq srah eyu gn n seb araya ktkonu do aykonkumn twexu zelekum menfesawi hiwet eko qelil aykonen tezaz amlak halika beta aqmka ka nsebat ktmhr eka twexe emo nmntay da eta gal kndzi artificial tesekima n like deykones n amlakkum kthgusu srhu bejakum msenay yqretu dislike khbekum ab zmexe yerywo😥
መራሓባኢ ኑፉዓት ይሕዋትና ሩሑሲ ኣፋሲጋ ኣዊዳኣመት ይግበረሊና 🌳💒⛪️🌳💒⛪️🌳💒🌳💒💪👈👏👏👏👏👍👍👍👍👍👍
ጽቡቅ ስራሕ እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሕ ግን ታይ ደአ ጸጉሪ ህንዲ ተሸኪምኪ ኣሕዋተይ አብ መንፈሳዊ ህይወት ኣለና እንዳበልና ኣብ ክንዲ መርእያ ንከውን ከምዝይ ዓይነት ኢ.ሃይማኖታዊ ክትርኢ የስንብድ እና ኣምላክ ዝሃበሃ ጸጉርና ንጠቀም
ብሓቂ ክብርተይ እግዚአብሔር አምላክ መስተወዐሊ ልቦና ይሃበና
ናይ ባሐቂ👍👍
ሃይማኖተይ ኢየ ዘቀድም ኢልክስ ድሓር ማዕተብ ተባሃልለኽስ ንገለ ደቃይቅ ኣዉፂአ ፀኒሐስ ዳሓር መእቶኹዎ ፋሕታ መልሲ ድዩ ዋላስ መህደሚ ኢኺ ሓሲብክያ ቅድሚ ማዕተብ ረብሓ ምቅዳምኪ ብጣዕሚ ኢዩ ዘሐዝን
ኣነ ክሳደይ ትብተኽ እምበር ንስራሕ ክብል ማዕተበይ ፍቲሐ ከቀምጥ ፉፁም ኣዉዕሎን ማዕተበይ ክሳብ ዕለተ ሞተይ 🤲
ናይ ብሓቂ አነ እውን አነስ ክይፍልጥኪ ቅድም ንአምላክይ ዝቅየምክው ይአክልኒ ክዝ ግን ከብ ማዕተብይ ከውፅእ ክስድይ ምቅራፅ ይመራፅ
Ahwatey Ab Moya aytewatrwa ab bet Amlak ewn Maetebka awxika zsrah character alo eu emo nkulu b ayni merfe khalf ente zeyfetena zhashe ymesleni mknyatu abza nay hatat alem kem mhret egziabiher dea enber b gbrnan aykonan n nebr egziabiher fkri eu fkri kea aytxebaxebn eya
Deki Dngl Maryam ruhs beal dagmay tnsae goytaman medhaninan eyesus krstos ms kulatkum ykun Amen 🙏🏻
Ztegagekuwa b af melaekti ytearemeley 🙏🏻
ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ይቅር ይበል 😢😢
@@የማርያምልጅነኝ-ቀ7አ 🙏✅✅✅
Iwe amlak fkri u gn emo xbuk gerom maletki/ ka diu bzey mateb zserhu alewu tbl zeleku. Abey alo matebkum awxikum sirhu xegem yelen zbl ???????
በስም ስላሴ ሰላም እግዚአብሔር ምስ ኹላትና ይኹን ደቅ እመ አምላክ እግዚአብሔር ይመስገን
ቃለህወት ያሰመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኽን ክብራት አሕዋተይ እንኳዕ ሓብሩ አብጸሐና 🤝🥰
ዋይይ ንምንታይ ማዓረይ ዓሰርተ ገብሮም አስላም ያሃልዩ ንምንታይ ማዕተብኽ ትፈትሕ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ እኮ ሃምዝ ይብለና አብ ቅድም ሰብ ንዝካሓደን አብ ቅድም አቦይ ክክሕዶ እየ አብ ቅድም ሰብ ንዘኽበረን አነዉን አብ ቅድም አቦይ ከኽብሮ እየ ይብለና ስለ ቅዱስ ቃሉ እግዚአብሔር አምላክ ይክበር ይመስገን አሜን እና ክብርት ሓፍተይ ትጋግኽ ሐዝለ ማዕተብኽ ታውጽእዮ የብልኽይ ማዕተብ ብምውጻእይስ ሃይማኖተይ ቀይረ አይኾነን ደብልኽ ማዕተብኽ ትፈትሕለኽኮ ትክሕድለኽ ማለት ይኡ ቅዱሳን አቦታትናኮ ማዕተብና አይንበትኽይ ሃይማኖትና አይንክሕድይ ብሎም የኦም ሰማእትነት ድኾንለዉ ይቅርታ አብዘሐልኽ ከይኾን እና አይዘና አብ እምነትና ንጸንዕ እግዚአብሔር አምላክ ያሓግዘና አሜን ፫👏ስሰና ንኹላትና
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኣምላክ ይባርኩም።
ፍትወይ ናተይ ኢዩ ኣነ ውን ናቱ ። ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ገይርኩም ክታባብዑ ዘለዎም ኣብነታውያን Artist ንፉዓት ኣሕዋት ኢዮም።
ጽቡቅ መደብ ቀጽልኦ የሕዋት
ነዘን ኣብዛ ባዕተበይ ዶ ገለ ትብላ ዘለክን ሓንቲ ሕቶ ክሓተክን ኣብ ቤተ ክርስትያና መንፈሳዊ ድራማ ይስራሕ ኢዩ ኣብዚ ትሰርሖ ስርሓት ከኣ ጽቡቅ ጠባይ ጥራይ ከምዘይንዋሃብ ንፈልጦ ኢና ንኣብነት ኣነ ከም ከሓዲ ኮይነ ክዋሳእ እንተኮይነስ ምስ ማዕተበይ ድየ ክዋሳእ ዝክእል ወላ ብዘይማዕተበይ ምስ ማዕተን እንተኮይኑ እቲ ተዓዛቢ ክምስጦ ኣይክእልን እዩ።ኣነ ንባዕለይ ብዙሕ ናይ ኣምሓርኛ ካብ ዓረብ ዝተተርጎመ ተከታቲለ ኣለኩ ከምኡን ትግርኛ ንሳቶም ኣብ ክሳዶም ግን መስቀል ዝገበረ የለን በዚ መልዕ ተዓዘብኦ እታ ናይ ኣቦና ኣባንኦብ ዝተከታተላ ከምዚ ከማይ ዘሎ እንተሎ ንማዕተብና ኢልና ንዛረብ እቶም ከሓድቲ ዝነበሩ ኔርዎም ዶ ኣይነበሮምን እዛ ሓብትና ከኣ መንፈሳዊት ኣይኮነትን ኣብ ዓለማዊ እያ ዘላ ኣብ ዓለማዊ ከኣ ኣርኣያ ሰብ ኢልካ ስለ ትዋሳእ ንዝመጻ ጥራይ ዘይኮነት ንዝፈተወቶ ገጻ ባህሪ ክትሕ ትክእል
ስለምንታኡ ኢኩም ክልኽን ምስ ማዕተብ ዝምልከት ኣብ ትህተታ ምስ ኣስላም ተታሓሕዛኦ ቅድሚ ሕጂ ዊንታ መኮነን ስልምንታይ ማዕተብ ዘይትገብሪ ኢሉ ምስ ሓተታ ሃብ ሃገርና ኣስላም ስለ ዘለው ኢየ ኢላ መሊሳ ነራ ዝገርም ኢዩ ዝኮነ ኣስላማይ ወይ ኣስላመይቲ ኸ ምእንቲ ክርስትያን ኢላ ወይ ኢሉ መስቀል ዝገበረ ርኢኩም ትፈልጡ ብጣዕሚ ዝገርም ኢዩ ኣብ ትግርኛ ዘሎ ዘባል ኣተሓሳስባ ይጎድኣና ኣሎ
ብሓቂ ዝገርም እዩ
ya bhaqi u dgerm deykewn melsi ye zblo ane
Pahaki
Bezen yeintna ayrenan bezana wn aysemanan. Natna awald wey awedat gn kndi aynfelton zblu zeykewn melsi yihibu
ጽቡቅ ስራሕ ፌቨን፡ ኣምላክ ይሓግዝኩም ስነጥበባውያን ከኣ ንእምነትኩም ኣበክቶኩም ክትገብሩ ተስፋ ይገብር፡ ኣስላመይቲ ኬንኪ ስራሕ እንተመጽይኪ ማዕተብኪ ከየውዛእኪ ውን በቲ ጨርቂ ርእስኪ ትሽፈንሉ ክትሽፍንዮ ትክእሊ ኢኪ መኣዛ፡ ኣጆክን ኣብ እምነትክን በርትዓ በርትዑ።
አነ ግን ዝገርመኒ ሓደ ሓደ እኒአናሰ እቲ ትርጉም ማዕተብ እውን ንፎልጦ አይመሰለናን እቲምንታይሲ ብመልሓሰና ጥራሕ ሃይማኖተይ ይፎቲ እየ ንብል ድሓር ከአ ንሰጋዊ ረብሓና ኽንብል ገለ ዶ እንታይ ዶ ንብል ግን ንምንታይ ወላ ሓንቲ ደቂቃ ትኹን ማዕተብና ካብ ክሳድና ኽንአልዮ ፍጽም አይፍቀድን አጋጣም መልአኸ ሞት እንተመጸና ከ ምኽንያት ዲና ክነመኽኒ!!!!
አነ ምሰ እምነተይ ክሳብ ዕለተ ሞተይ።
ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ ለዘላለም ትኑር።
ብሓቂ 🙏❤️
ልክዕ
ሰላም ሰልስም ብከመይ ክረክበካ ይክእል ሓደ ሓቂ አሎ አብዚ ሰሙን ኢዚ በጃካ
ማዕተበይ ኣውፂአ ምኣሰርክዎ ያ💔 ከመይ ኢልኪ አረ በጃኪ ማዕተበይ ክሳብ ሞተይእያ ኣነ ብዝኮነ እንኳዕ ሓቢሩ ኣብፀሐና💐💐💐
ሰላም እግዚኣብሔር አምላኽ የብዘሐልኩም
ብጣዕሚ ደሰሰሰ ዝብል እዩ
እግዚአብሔር አምላኽ ዕድመን ጥዕና ያሃብኩም ክብረት ኣሕዋተይ
አነ ግን ዝግርመኒ ዋይ እንተ ማዕተብኪ አውፅእኪ ስርሕ ስራሕ እንተ ተብህልኪስ አይትቅራያኪይ እንድ ስርሕ አብዝ ዓልም እዝአ እክ ነብርት አይኩንናን ሃግርና አብ ስማየት እዩ አባታትና ግን ማዕተብም ከይውፅእ ክስድም ይቅርፅ ነይራም ናይ ከዝ ግን ንአምላክ ንፍቅር እንተ ከይኒና ምእንተን ንክብር አምላክ እልና ዝይነጉድፍ
Nabehaq xbuqi hiyab eyu kabi gnzebi ezabehri abi gezaka kitrai kindey desi zebili yeu tanks ezihiyan zehabiki
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ግን እቲ ብዛዕባ ማዕተብ ዝብል ግን ንስጋዊ ድልየትና ክንብል ክንውፅኦ ምሕሳብና ጌጋ እዩ
ብከመይ ድኣ ሃማኖተይ የቀድም ትብሊ ልዕሊ ማዕተብክስ ስራሕኪ ከተቀድሚ
ዝበዝሕ ሰብ ወላ ሰካር ዓማጺ ሓሳዊ ዘማዊ ኩሉ ኩፉእ ዝገብር ሰብ ሃይማኖቱ የቀድም ዩ። ኣብ ተግባር ግን ምናልባት ከምዚ ከማይ ዘይንነብረሉ። ተግባር ዘይተሓወሶ ሃይማኖት ከንቱ'ዩ ግን፡ እቲ ምቅዳም ዝበሃል ነገር ግን ኩሉ ሰብ የቀድም ዩ።
Gaga kab maetebki tewsya eta Filmi tetterfeki mhashe
ምብርታዕኩም ፅቡቅአንድዩ ግን ማዕተበይሰ ሓንሳብ ወላ መውፃአከወያ ገራሚት ብዝኮነ ኣሸካይ ንፍልሚሰ ኢለሰ ኣብ ዓዲ ኣህዛብ ኮይና ከማን ኣውፅኡኡ ወይ ኣንውሕኡ ተይለን ኣይሰምዐንን አየ ምክንያቱ ማዕተበይ ሂወተይ ሰለ ዝኮነ ብዝኮነ መሰተውዓሉ ይሃበና ኣምላክ
Sik elen yen bal Ezia turgm haymanot yeblenn
Amen Amen tebarka yhewatey ❤🙏🙏
ማኣዛ ሓፍተይ እሞ ንምንታ ሃይማኖትኽ ካብ ጥቕም ወጻእ ገይሪኽዮ ኣለኽ ማለት እዩ ኖኖኖ ኣብ ዝኾነ ይኹን ማዕተብና ክንብጥስ ቤተክርስትያና ኣይፈቕደናን ምድር ብሙላኣ ናይ እግዝኣብሄሪ እያ እዝ ማለት እምነትና ኣብ እግዝኣብሄር ገይረና ክንሰርሕ እዩ ዝግበአና
ካላኣይ ካኣስ መዕተብ ክርስትያን ስቕ እልና ኣይኮናን እናኣስሮ ቀዳማይ ሰይጣን ካባና ዝርሕቀሉ ካላኣይ ናይ ጎይታናን ኣምላኽናን መዳሃንናን እዮሱስ ክርስቶስ መከራኡን ስቕያቱን እንዝክረሉ💒🙏ክብር ንእግዝኣብሄሪ ይኹን ንኹልና ኻኣ ይቕረ ይበለና😥😥😥
Wowwww xbuk video zhaftey May God bless you plsss keep it up ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ግብሪ ሃዋ 4 (Acts)
12፤ ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።
Wawwwww nay agolgulot zemenkum ybarek deki kdsti dngl mariam fkrkum kem huxa bahri ybzah
Wawwwwwwwwwwwwwwww
Assey gele aynet amlak edmen tenane yhabkum deki dengley
Rhus dagmay tnsaie ygberelna 🤲🙏🙏 nhaftna kea egziabiher zewtxeto ytekala ktxbk nhaftna ngerley ane wela kenie delye 😁😁 egziabiher txegu yebzhalkum kulkum ahwat 🥰❤👏
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Bitaemi abi hiyab 🙏🙏🙏
ማኣዚየይሽኮር❤❤❤❤
ሰላም ኣምላክ ምሳክን ይኩም ፍትዋት ይሕዋተይ ብሃይማኖትኩም ኣራያ ናይ ኩሉ ህዝበ ክርስትያን ምካንኩም ጽቡቅ ዩ ። ምዓተበይ ኣውጺኣ ተመሊሰ ምኣሰርክዎ ግን ጌጋ ።ምክንያቱ ሃንቲ ፊልም ብሰንኪ ምዓተብ ምክሳርኪ ምት የብልክን እካ ድኣ ጽድቂ ምእንቲ ፊልም ኢልኪ ምዓተብኪ ምስ ተውጽኢ ግን ሞት ዩ ፍርዱ እሞ በጃኩም ንሰይጣን ክፍትነኩም ዲል ኣይትሃብዎ ። ሓታቲት ሓፍትና ውን መውጻክዎ ንዝበሉ ከተባራትዕዮም ኣይግብእን ። ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ቀጽልዎ ይሕዋት።
ጽቡቃት ደቂ ኤረይ ጽቡቅ መደብ 💖💖💖
Aseyy❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም ሰላም ደቂ ሪመይ ከመይ ኣለኹም ርሑስ በዓል ፋሲካ ይግበረልና ንመላእ ኣመንቲ ክርስትና!!!
ኣብዛ ጌሴራ ቻነል ኣቲኹም ትሕዝቶኣ ርኢኹም 1000 ሳብስክራይብ ንምብጻሕ ተሓባበሩና ነዓና ዓቢይ ሓገዝ ኢዩ በጃኹም!! ኣምላከ ሰላም ምስ ኩልና ይኹን ደቂ ሪመይ
እሺ ንዳማመር ጌሴራ
ኣቢዛኣ ግን ሓቢትና ተጋግኪ መሲሊሚ ግን ኪሪሲትያን ኮይኑ ኣይዋሳእንዩ ንሚንታይ ግን ንሲኪ መሲሊሚ ከይንኪ ኪትዋሲኢ ደሊኪ ግጋኢዩ
ሞስሊም ክርስትያን ኮይኑ ደኣ እንታይ ኮይኑ ዘይዋሳእ?
ብዙሓት ክኣ እንበር ኣለዉ ፡ ብቀሊሉስ ኣብ ማጨሎ ዘለዉ ከም ጆሲ ሓዋ ንቲቲ ከም ብርሃነ ኣብ እንዳ ዝማም ከም ተተ ዋላ ኣማን ባድሻን ካልኦትን ሞስሊም ዘይኮኑን ። ስቅ ኢልኩም ብ ሃውሪ ኣይትሃውትቱ
@@teslil1822 ደቂ ኣንስትዮ እዮ ግልባበን ቀሊዐን ክርስትያን ኮይነን ይሰርሓ ኣንሕና ደኣ እንበር ንስን ንዓና ኣይመስላን ዒድ ሞብሩብ ትብል ነይራ ጌጋ እዝይ እኮ መንፈሳዊ ቻነል እዩ
Meaza habtey ykreta gbereley wela kem Moslium koynki entesarahki matebki gin kre aykieln eu meknyatu teshefinen eyen zserha ksaden aykfetin eu
Slezi Moslium kem memekneyta aytitekemalu bejakin
ብጣዕሚ ጽቡቕ ሕያብ። ሰላም ንኹሉኹም ኤርትራውያን አብ ዘዘለኹሞ።
ንምንታይ ግን እቲ ሰእሊ ተቀይሩ ዋ ጸጉኡ ይብዘሐልክን ክቡራተይ
Wawww zeblxa hiyab fetri kemzi niamta yebxhna gota
ዳሓር ክኣ ነጸላ ግበራ ናይ ኣምላክ ሕቶ ክሕተት ኮሎ
Wawwww
🙏🙏🙏🙏
👍👍👍👍🥰🥰🥰🥰
Aseey 🥰🥰🥰
❤🙏🇪🇷
🥰🥰🥰🥰🥰
Meazi shikor
nhna bezi seli zeykonanas beti slena eilu ztesekele kurustos eina nebsna trege mesakin tedengtsu
Wwwww amlak break yeblki fabu
💒💒➕️🙏🙏
wwwwwww 🎉❤
እቲ መእተዊ classical ደርፊ ዓለማዊ ኣይኩን መዝሙር ግበርዩ በጃኪ በጃኪ መኽንያቱ እቲ ሕቶ ትሓትዩ ናይ ኣምላክ እዩ ጽቡቅ ቀጽልዩ ግን ናይ ኣምላክን ናይ ዓለምን ይፈላለ እዩ classical ናይ ደርፊ ማለተይ እየ ስለዚ ውን ኣካል ደርፈ እዩ ሞ መእተዊ መዝሙር ግበርዩ
Asey xbukt edmen tanan yehuda amlak
ኣሰይይ ደቂ ኤረይ ሰስኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ በብዘሎናዮ ሰላምን ጥዕናን ይሃበና ፈጣሪ
ካብ ታኒካ ምሰላሞሲ ኢቲ ዙሪያ ጨረቂ ግዲፈኪንሲ 4ግራሞ ውረቂ እንት ተጎዘኦኦ ምሓሸ
ታይ ዳኣ ትስእሊ ተቆሩፁ ትሓንቲ ?
፨
🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
🌻🌺 መልካም 🌺🌻
🌻🌻 በዓል! 🌻🌻
🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
Hiii entay aynet zereba tezarebi aleki nehaymanotey eye zeqedm endabelki maetebki tefethi dea neski entay aynet meswaeti eki ketkefli maetebka fetihka aslameyti kab mkan zeabi khdet yelen zh aftey mearey kesab heji dhan enteliki ma etebki aytefthi amlak mesaki ykun amein
ናይ አማንኤል እንታይ ከይነ ጥፍእ ግን
abey metshaf kudus alo maeteb keytewutseu wey gberu zbel ኦርቶዶክስ ሲ ነዚ ህዝቢ መርገምን ቁጣአ ተምትጽሉ ዘለኩም ፎ
Wawww des deble
ማእዚ ሽኮር ቀጽልዮ
Maeteb is for Ethiopian Orthodox (when gran Mohamed came he gave them to separate from eslam not for Eritrean , please don’t mixed with orthodox religion
Mejemrya eti senayen mederen zefetre amlak yekber yemsgen segab ezi seat zetsenhana kemuwen nezi medeb kiwen kekwen zesearkum misgana yegbeakum hanti neger kibela zedeli nimeaza gen bezeba maeteb zeblto meaza habtey nihaymanotey yekber elki neyerki gen melsi benay sega hasb airship wala moslim weklki entserahki eku kilu hizb wala esatom kirstian mukanki yefltuki eyom tselzi menti flim kitbels maeteb kids tebtki mihlaweki ayestewalkin tebtki entkonki eyom ab libya zethardu yehwatena eku menti maetbom eyom tehardom ember kemzi natki mebal eku aytfomen emnetna ab libena alo entzeblu medhanu neyrom gen esom kal amlak akbrom ab kidemi seb zeteameneni ab kidmi aboy kemeno eye elu kirstos zekehado kea kemu tselzi nekale haymanot ketkbri haymanotki aythseri hiseblu enezeyasetewelki
xbuq srah eyu gn n seb araya ktkonu do aykonkumn twexu zelekum menfesawi hiwet eko qelil aykonen tezaz amlak halika beta aqmka ka nsebat ktmhr eka twexe emo nmntay da eta gal kndzi artificial tesekima n like deykones n amlakkum kthgusu srhu bejakum msenay yqretu dislike khbekum ab zmexe yerywo😥
Ere bejakum mdhan b maeteb mhlawen zeymhlawen aykonen mdhan b yesuse krestose tray u.
ግብሪ ሃዋ 4 (Acts)
12፤ ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።
Hiwet b yesuse krestose tray uuuuuuuuuuuuuuuuuuuuuuuuuuuuuuu
Orthodox mexhaf kedus anbbu hiwet abu u zelo
Bjakum selen mslen mleket nay taot u egzabher bseln b mslen aymlekn u
B hakn b mnfesen u
ዮሃንስ 4 (John)
23-24፤ ኣምላኽ መንፈስ እዩ፡ እቶም ዚሰግድሉ ድማ ብመንፈስን ብሓቅን ኪሰግዱሉ ይግባኦም። ኣቦ ኸምዚ ዝበሉ ሰገድቲ እዩ ዚደሊ እሞ፡ እቶም ናይ ሓቂ ሰገድቲ ነቦ ብመንፈስን ብሓቅን ዚሰግዱሉ ሰዓት ክትመጽእ እያ፡ ንሳ ኸኣ ሕጂ እያ።
Ab taotat aytsgedu
Bsmey zsebku bzuhat kmetsu yom eti ksab mewedaeta zeges gn kdhn u zbl